ካብ ኦርቶዶክስ ዘይምለሰሉ ምኽንያተይ ገለ ነጥብታት ክገልጽ ምሳይ ጽንሑ ክሳብ መወዳእታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 32

  • @awetbariagaber
    @awetbariagaber 10 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks moge hawey! Praise Lord i may God bless you abundantly ❤️🙏

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሞጌ ሐወይ ጎይታ ይባርካ። ከማካ የማሰለና እዚ ትገብሮ ዘለካ ዋጋ ዘከፍል እዩ እሞ አጆካ ልብኩም አይሸበር ብአምላከ እመኑ። 🙏🏾💕

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 9 วันที่ผ่านมา

    It is true, very true.
    God bless you.
    Hallelujah❤❤❤🎉🎉🎉👏👏👏🙌🙌🙌

  • @HEAVENMEZM
    @HEAVENMEZM 10 วันที่ผ่านมา

    Wediqka ALOKA brother SEYTAN nab poletica yetiwu yfetwtneka alo ,kabzi NAY poletica wexika wengiel sibek. Blessed

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 9 วันที่ผ่านมา

    Amen. Amen. Ame.❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😆😍🥰🥰🙌🙌🙌🙌👏👏👏👏

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ኣታ ሞጌ ሓወይ ካብዚ ብሩኽን ሰናይን ጎይታ የሱስ ናበይ ጀማርን ደምዳምን ኣልፋን ኦሜጋን ሃይማኖት የድሕንዩ ስለዝይትጻሕፈ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤Mark 16 ትግ - ማርቆስ
    15: በሎም ድማ፥ ናብ ኵላ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ከኣ ወንጌል ስበኹሉ።
    16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላኽ ይመስገን ሞጌ ሓወይ ጎይታ ይባርክካ❤🎉❤🎉❤

  • @mhretzeywde4677
    @mhretzeywde4677 10 วันที่ผ่านมา

    Mogos hawey Egzabher memelisu ybarka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา +1

    Luke 22 ትግ - ሉቃስ
    19: እንጌራ ኣልዒሉ ድማ ኣመስጊኑ ቘሪሱ፥ እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ዘሎ ስጋይ እዩ፡ እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ፡ ኢሉ ሃቦም።
    20: ከምኡ ድማ ድሕሪ ድራር ነታ ጽዋእ ኣልዒሉ፥ እዛ ጽዋእ እዚኣ እቲ ምእንታኹም ብዚፈስስ ዘሎ ደመይ እተገብረ ሓድሽ ኪዳን እያ።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @KibretBokretsion
    @KibretBokretsion 10 วันที่ผ่านมา

    👍🙏❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤Hebrews 1 ትግ - እብራውያን
    1: ኣምላኽ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገድን ቀደም ነቦታትና ብነብያት ገይሩ ምስ ተዛረቦም፡
    2: ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንኣና በቲ ወራስ ኵሉ ዝገበሮ ብእኡውን ዓለም ዝፈጠረ ወዱ ገይሩ ተዛረበና፡❤🎉❤🎉❤🎉

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 10 วันที่ผ่านมา

    Ajoka amlak yehagzeka Mogos

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา +1

    1 Corinthians 1 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
    23: ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድን መዓንቀፊ፡ ነህዛብን ዕሽነት ዝዀነ እተሰቕለ ክርስቶስ ንሰብኽ ኣሎና።

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @asliruessom5607
    @asliruessom5607 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም፡ናኻ፡ምጌ፡ቡዛት፡ኒዲሒትኪሚሎስ፡ኢዮም፡፡ደዲሒር፡፡ኪሲቡ፡ኢዩም፡፡ኒቶዉሀዶ፡ከተሊኽ፡ከኒሻ፡፡መኒፈስቁዱስ፡ዘይአሙኑ፡፡ክማይን፡መኒመሲን፡ዘይተወለደ፡መጊሲታአምላኽ፡አይአቱን፡አይኒምለሲን፡፡አሲማት፡ሀይማኖት፡ዘይኮነ፡ሲመሰረት፡ኩሩሲቶስ፡ኢዩ፡የማንክነ፡ጸጋም፡አተጊሊስ፡፡መገዲኻ፡ኪቀኒዐካ፡ኢዩ፡፡አምላኽ፡ኢያሱ፡፡❤😂😢

  • @kibreabtesfamaryam5149
    @kibreabtesfamaryam5149 11 วันที่ผ่านมา +1

    Megos hawey atigagi yesus amalidi akenen amilaki ayu

  • @Issac232
    @Issac232 11 วันที่ผ่านมา +1

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤Hebrews 8 ትግ - እብራውያን
    11-12: ዓመጻኦም ክምሕር እየ እሞ፡ ንሓጢኣቶምውን ድሕርዚ ኣይክዝክሮን እየ፡ ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ዚፈልጡኒ ስለ ዝዀኑ፡ ነፍሲ ወከፍ ንወዲ ዓዱን ነፍሲ ወከፍ ንሓውን፡ ንእዝጊ ፍለጦ፡ ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ።❤🎉❤🎉❤🎉

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉Ephesians 2 ትግ - ኤፌሶን
    8-9: ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን።❤🎉❤🎉❤

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา

    Hebrews 7 ትግ - እብራውያን
    25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 10 วันที่ผ่านมา

    Ane Zgrmeni Gn,
    Gebel Temn Eti Ztergme Ftret Eyu.
    Slemntay Eyu Nabune Auneargawi Gebe Teskimu kabti Gobo
    Abti Lali Abxhwom?
    Melakti Nay Abrham Israel Amlak Ke Abykydom.

  • @akhbertmakele3058
    @akhbertmakele3058 10 วันที่ผ่านมา

    Dem yesus tekefululna eyu

  • @fesahamuhur2500
    @fesahamuhur2500 10 วันที่ผ่านมา

    ሕሶት ኣይ ትዛረብ ብሩክ

  • @Borntowin-s4v
    @Borntowin-s4v 10 วันที่ผ่านมา

    Jesus himself didn't teach about religion he teaches truth

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 11 วันที่ผ่านมา

    ሃይማኖት ተዋሕዶ መሰረታዊ እምነትና ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ቅዋምና ጸሎት ሃይማኖት ኢዩ ኣንብቦ መድሕን ብጀካ ኢየሱስ ክርስቶስ ካልእ የለን ብካልእ መጽሓፍ ኣበው ምስ ነንብብ ብጀካ ኢየሱስ ካልእ የለን ይብል። መድሓን ብጸጋ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ እምነት ብዘይ ግብሪ ዋጋ የብሉን ኣብ እዋን ፍርዲ ስለምንታይ ጠምየ ኣየብላዕካንን ሓሚመ ኣይበጻሕካንን ይብል መልሲ ሃበኒ ስለዚ እምነት ወሳኒ ዝኸውን ግብሪ ጽድቂ ምስ ዝስነ ኢዩ ናይ ጾም ነገር ትዕግስቲ ኢዩ ብዘይ ፍቅሪ ወዘተ ጾም የለን : ቆልዓ ኣይጠመቅ ዝብል የለን ካልእ ጻዕዳ እናበልካ ቁሩብ ሸተት ትብል ኣለኻ ገለ ባህሊ ዘምጽኦ ጉዳይ ኣይትሓውሶ ዘረባ በዚሑ ብ zoom መደብ ግበር ፍትንፊት ኽንዛተ

    • @AbedomBerhane-wk8qm
      @AbedomBerhane-wk8qm 10 วันที่ผ่านมา

      ራህዋ ንዒ ምሳይ ፊት ንፊት ተዘራረቢ ተደሊኺ ንደዋወል ብዋሳፕ ንክትዕ ክርክር ዘይኮነስ ስለዚ ሂወት ዝኾነ ቃል ኣምላኽ ክነዕልል? ሃይማኖት ተዋህዶ መሰረትታ ጎይታ ኣይኮነን ቅድሚኡኡ ዝስርዑ ብዝሓት ኣለዉ። ጎይታ ተሸፊኑ ናብ ካሎኦት ናብ ሃለውለው ከይድኩም ምናልባት ኖ ክትብሊ ትኽእሊ ኢኺ ግን ብርሃን በሪሁልና ዩ ዝታለል ሰብ የለን እንዳ ተክሊየ።

  • @futsumbrhankahsai8384
    @futsumbrhankahsai8384 9 วันที่ผ่านมา

    ንጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ፈራዲ እንኮሎስ ኣማላዲ ።መንግስተ ሰማያት ብቡዝሕ ጻዕርን መከራን እያ እቲእቶ።ሓሚመ በጻሕኩምኒ ጠምየ ኣብልዕኩምኒ ጎይታ ዝሓቶ ናበይ ከተብሎ ።ሞጎስ ናትካ ትምህርት ብመሰረቱ ሓሶት እዩ ጎይታ ስለምንታይ ጾመ ክጸውም ተገቢእዎ እዩ ኣይኮነን ንዓና ኣብነት ክከውን እዩ ።ሞጎስ ናትክ ኣስተምህር ብመሰርቱ ግጉይ እዩ

  • @Borntowin-s4v
    @Borntowin-s4v 10 วันที่ผ่านมา

    Its not about religion why u guys speaking about orthodox protestant 😢😢so sad. Pente sle zkonka heaven ayteatun eika haymanot aykonen megedi krstos eyu.krstos kulu zemlko

  • @weynits571
    @weynits571 11 วันที่ผ่านมา

    Ephesians 2 ትግ - ኤፌሶን
    5: ንኣና፡ ብበደልና ምዉታት ከሎናስ፡ ምስ ክርስቶስ ህያዋን ገበረና፡ ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡

  • @Misganit
    @Misganit 2 วันที่ผ่านมา

    Very liar