ATV: ህግደፍ ኣብ ሕክምና ንዝሞቱ ግዳያት ጠንቂ ሞቶም ኮቪድ ይኹን ኣይኹን ብዘየገድስ ሬሳ ምሃብ ይኽልክሎም ስለዘሎ ህዝቢ ኣብ ርእሱ ሓዘኑ ሓዘን ይውሰኾ`ሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ส.ค. 2024
  • Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
    PayPal: www.paypal.com...
    GoFundMe: www.gofundme.c...
    Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
    Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
    Twitter: / atvasena
    Facebook: / assenna-2110272969199739
    Facebook: / amanuel.eyasu.94
    email:aseye.asena@gmail.com
    Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.

ความคิดเห็น • 121

  • @user-nc1hi6fx9r
    @user-nc1hi6fx9r 2 ปีที่แล้ว +31

    ዋይ ህዝቡ ኤርትራን ህዝቡ ትግራይ አምላክ ይኹን አጂኹም ከሓልፍ አዩ 💔💔💔😭😭😭ብፃሎት 🙏🙏አይንህመቅ🙏🙏

  • @tdf9455
    @tdf9455 2 ปีที่แล้ว +17

    ኣይ ዙሩኩስ ጋንየን ዓዲ ሃሎ ማዓልቱ ይሕጸር ኣሜን🙏

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k 2 ปีที่แล้ว +17

    ሸፍቱ ሻዕብያ ምስ ሬሳ ከምዝበኣሱ ድኣ ናይ ናይዝጊ ክፍሉ ምስክር እዩ ::

    • @user-jo8jb1uu6c
      @user-jo8jb1uu6c 2 ปีที่แล้ว +6

      ኣጆኹም ዘይሓልፍ የለን😓😓👏👏👏

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 2 ปีที่แล้ว +10

    Our hero, Amanuel! God bless you!!!
    keep up your excellent work.

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 2 ปีที่แล้ว +15

    ዝገርም ጭካነ በስምኣብ

  • @fikrteame6769
    @fikrteame6769 2 ปีที่แล้ว +6

    Egzioooo meharena kristos

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 2 ปีที่แล้ว +8

    በስማአም እንታይ ዝበሉ ጨካናት
    መራሕቲ እዮም 😢😢😢

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k 2 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ አታ አምላክ ምሕረትኻ አውርድና እንታይ እዩ ክገብሮ እቲ ሬሳኸ

    • @1NatureIsUnique
      @1NatureIsUnique 2 ปีที่แล้ว +1

      Kulalitomn lbomn awtsiou ksheto delyu ykewn, resa mklae intay amxeo

  • @user-sl4tz1jw7d
    @user-sl4tz1jw7d 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣቱም ኤርትራወያን ዝተረፈ ክተርፍ ዝሞተ ኩሞትስ ሆሆሆ ኢልኩም ኣደባባይ ውፁ

    • @abelharnet8610
      @abelharnet8610 2 ปีที่แล้ว

      ኣንታዴኹም ይምልከተኩም ናይ ኤርትራ ረስሓት ማህጸን

  • @user-xi8sg7ie1w
    @user-xi8sg7ie1w 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላክ ይርድኣና

  • @getachewhaileselassie9389
    @getachewhaileselassie9389 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰና ሚዲያ ብሓቂ ልሳን ውጽዕ ህዝቢ

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰና ከይሰምዕ ህዝቢ መብራህቲ ኣጥፊኡ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 ปีที่แล้ว +5

    Welcome assenna

  • @user-dy3ur1jn7w
    @user-dy3ur1jn7w 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣቢሄር ኣምላክ ንውፁዕ ህዝቢ ዓለም ሰላምን ፍትሕን የውርደሉ 🤲🤲🤲💒✝️🙏🙏🙏😥☝️

  • @habtomzewldi6176
    @habtomzewldi6176 2 ปีที่แล้ว +11

    ንይዋ? ክኣን ዶ መወድኣታ ዓለም ኮይናታ ንይ ኤርትረአ! ረስሳኻ ክትስን ኣብ ማኸል ዓድኻ? 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 ปีที่แล้ว +20

    ኤማ ወዲ ህዝቢ ንስኻ ዳአ እውይ በለሉ ንህዝብና እምበር ህግደፋውያን ፁቡቅ አሎ ይበልዕ ይስቲ እሎ እንዳበሉ ህልቀትን ሞትን ናይ ህዝቢና እዬም ዘሳስዩ ዘለው ፣😭😭😭😭😭😭

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 ปีที่แล้ว +9

    ውፁዕ ህዝቢ ንዝኾነ እግዝአቢሄር እዙ አረጊት ኢሳያስ የጥፍአዮ

  • @user-fn1xy6rv2i
    @user-fn1xy6rv2i 2 ปีที่แล้ว +6

    አንታይ ዝበለ ጸበባ ዩ ታ ሻዕብያ መስጣ ህዝቢና የውርደልኩም ኣሕ

  • @n.k3901
    @n.k3901 2 ปีที่แล้ว +6

    ኦርጋን ናይዝሞቱ ወሲዱ ይሸጦ ይህሉ እዚ ሽፍታ ህግደፍ 😈

  • @user-iu9oh9hs4f
    @user-iu9oh9hs4f 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ይገርም ኣምላክ ቶሎ ናዓ 💔😢ገንዘብ እናሃሎው ቤተስብካን ህዝብካን ብጥሜት ክሳቀን ክጭነቅን ምስማዕ ማለት ዝሕዝንን ዝብክን ነገር እዩ ካብዚ ብላዕልስ ዕብይ ግፍዒ የለን ብከብዲ ወደ ስብ ማሓዝ ይሕዝኒ 💔😢እግዛኣብሔር ኣምላክ ስቃይኩምን መከራኩምን ያኣከሎኩም ይበለና ንባዓት ኣዴታትን ህፃውንትን ሽማግለ ኣቦታት ይፍረድ ☝

  • @rising1786
    @rising1786 2 ปีที่แล้ว +18

    Wow. The saddest part is all these Higdefawian who do not care about their own people. Rather than feeding their own people, they are more focused on starving the people of Tigray. What an evil regime? When will Eris wake up??

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว +7

    Kulit kshetu jemirom kemamelom

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ህብና ሕደጉባ ሓቢርና ነእውየሎም 😭

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666 2 ปีที่แล้ว +9

    ኩሊት ይሸጡ ነይሮም። ሕጂ ድማ ብኣካሉ ንሰራዊት ኤርትራ ንኣብይ ብ20 ሽሕ ዶላር ይሸጥዎ ኣለው። ዝጸመመን ዝደንቆረን ከም ህዝቢ ኤርትራ ይህሉዶ?

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 2 ปีที่แล้ว

      hzbi tgray eka alo

    • @segenm950
      @segenm950 2 ปีที่แล้ว

      Yelen natena ferhi beynu iyou

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia5956 2 ปีที่แล้ว +6

    SoO saad😥

  • @senaitbereket9530
    @senaitbereket9530 2 ปีที่แล้ว +4

    ኤርትራውያን አብ ስደት ዘለና ንውጻእ ድምጺ ንኩኖ ነዚ ህዝብና ካብዚ ዝከፈእ እንታይ ከይመጾ
    እቶም ውዱባት ጸውኡና

  • @yonaseyhalaley795
    @yonaseyhalaley795 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ኢንታይ ኢናሞ ንገብሮ ኢዳህግደፍ ዓለም ውን ኣፍቅዳትሉ ኢያ፡

  • @yonaseyhalaley795
    @yonaseyhalaley795 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ዝኦም ግዝኣትስ ንበይኑ ኢዩ ኣታ ኢዛ ኢመርካ ዘይትገዛኣና ወደይ

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 2 ปีที่แล้ว +4

    Antum hizbi gele endo nigber

  • @user-vm5ln7qe8l
    @user-vm5ln7qe8l 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ህዘብ ኤርትራን ትግራይን ረኽብናዮ ዘለና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልና

  • @alganeshbahre8598
    @alganeshbahre8598 2 ปีที่แล้ว +3

    I am not surprise

  • @atebsahlu352
    @atebsahlu352 2 ปีที่แล้ว +3

    ኪሊት ወድ ኩሊት ምውሳድ ጀሚረን አለዋ ማለት ኢዩ ሬሳ ምሓብ ካብ ከልከሉ

  • @user-jo8jb1uu6c
    @user-jo8jb1uu6c 2 ปีที่แล้ว +5

    ምሕረት የዉርደሎም 😭😭😭😭ልትግራይ ንፀንትለና ኢሎም ዝሕጎሱ ዘለዉ ይገርመንሎ ህዝቦም ከምዝፀገሞከ ይፈልጡዶ ይኾኑ ??😓😓😓

    • @asterkidane2328
      @asterkidane2328 2 ปีที่แล้ว

      ንሰኪ ዘይትፈልጢ አዚኩሉ ተሰዲዱ ዘሎ ኤርትራውያን ካግይጽ አይኮንን አብፈቀድኡ ዘመውት ዘሎ ርጉም ዳብሎስ ወዲ መድህነ በራድ ኮፍ ከልእዎም 30 ዓመት

    • @user-jo8jb1uu6c
      @user-jo8jb1uu6c 2 ปีที่แล้ว

      @@asterkidane2328 መሕዘኒ እዩ ማርያም ሃገሩ ረብሹ ዘይጠቀሞ ናበና ሸጊሩ ኣሎ እምበር መዓዝ ንዕዖም ጥራሕ ኾይኑ😥😥😥😥😥ብዝኾነ ልሰብ ሕማቅ ኣይንምነን ነቶም ደለይቲ ፍትሒ ደለይቲ ነፃነት ፍትሒ ነፃነት ይፍጠረሎም👏👏👏💒💒💒💒🔓

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 2 ปีที่แล้ว +5

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻😭😭😭😭

  • @user-cp9tx2zf5d
    @user-cp9tx2zf5d 2 ปีที่แล้ว +3

    የሕዝን እዚ ኣረጊት ግን ኣበይ እዩ ከኣቱ ብሰንኩ ልዕሊ 200'000 ጠፊኡ ኣሎ ካብታ ንገድሊ ኤረትራ ዝሕወሳ ኣትሒዙ፡ ኣብ ፈቀዶ ኲናት እናእተወ ደብ ኣሽሓት ኣፍሲሱ'ዩ

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰየየየየ ኣሰናናናና ሓቂ ትሕዝ ኣላ ታ ሃገርና

  • @sabahayle4136
    @sabahayle4136 2 ปีที่แล้ว +4

    😢😢😢😢

  • @Pkxdl
    @Pkxdl 2 ปีที่แล้ว +4

    Eiway wrdet hzbey ajoka kulu khalf eiyu ajoka bhayli khalf eiyu

  • @MrJohnabel
    @MrJohnabel 2 ปีที่แล้ว +4

    ህደፍን ኣተሓሳስብኡን እንከሎ እዚ ገና ሕጸ እዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና

  • @victorfreedom1967
    @victorfreedom1967 2 ปีที่แล้ว +4

    When is this suffering come to an end? When are we going to start meaningful resistance?
    We are witnessing our slow and silent extermination. So sad!!

  • @mnsmne6691
    @mnsmne6691 2 ปีที่แล้ว +2

    ኦ አምላክ ሓደፍቲሒ አውርደልና

  • @raheltesfamichel399
    @raheltesfamichel399 2 ปีที่แล้ว +4

    Waye amlka zetirkana Sela etome htawwnti

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 2 ปีที่แล้ว +2

    Sebna rekibwo zelo nay Amoy tbtshani kab ayerpor coron aleki eilom melisoma ab salsta kea tegodia eilomuna, ksab hji kea riesa mhab keliomuna alewu 😭😭😭🙏

  • @negiatmohamed2510
    @negiatmohamed2510 2 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ውን ክንደይ ሰባት ኮሮነ አለኩም ኢሎም ኩሊቶም እንዳ ወሰዱ አብ ሆስፒታል ንስድራኣ አይንህበኩምን ኢነ ሬሳ ብኮረነ ስለ ዝሞተ ኢሎም የታልልወም አለው በጃኩም ንስድራኣ አጠንቅቁ

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว +3

    Ab halibet hospital kulit zewxe neru eko hji konka kthasbo nayti mengsti leuk eu zkewn

  • @arefaynesolomon
    @arefaynesolomon 2 ปีที่แล้ว

    ይገርመካ'ዩ።እዚ ኾይኑ ከሎ እቲ ሓቂ ኣብ'ዚ ስደት ኾይኖም እንጌራ ልማኖ በሊዖም ጸጊቦም ክዕንድሩን ህዝብና ጽቡቕ ኣሎ ክብሉን ኣንጻር ህዝቦም ክሙግቱ ከለዉ የሕዝነካ'ዩ።ኣምላኽ ንህዝብና ካብ'ቲ ዕጽዋ ይፍታሓሉ።ካባናስ ተሪፉ'ዩ።

  • @bitwededjigna6028
    @bitwededjigna6028 2 ปีที่แล้ว +2

    ገና ኢሰያስ ድያብሎስ ስጋብ ዝጠፍእ ገለ ክንሰምዕ ኢና። ኤህ ደኣ ህግደፍ !!!!

  • @marykenashnefnadenahajj41
    @marykenashnefnadenahajj41 2 ปีที่แล้ว +2

    እቱ ገንዘብ ናበይ እዩ ልወስዶ ኢሳያስ?????

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 2 ปีที่แล้ว +2

    ህግደፍ ምስ ሬሳ ዘለዎ ምትህልላኽ ኣመሉ እዩ:: ኪሎ ሽኮር ንሳውን ብኹቦን ደኣ ከመይ ኣቢላ ሻሂ ንጋሻ ከተስቲ

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 2 ปีที่แล้ว

    አዚ ሰይጣናዊ ፥ኣረመናዊ ፥ዉሁድ፥ ጉጂለ፥ ዘይገብሮን፥ዘይሰርሆን፥ክፋአ፥ የሎን፥ኢልካ፥ ክህሰብ ፥ኣይካኣልን ፥ አክብካብ፥ኣጋንንቲ ፥መረትና ፥ኣብ ዝረገጽሉ፥አዋን፥ነቲ ኣብ ጽምዋ፥በርካ፥ኣብ ርአሲ፥ተጋደልትን፥ህዝብን፥ብገዘሞ ፥ከይተረፍ፥ዘህለቅዎ፥አኩይ፥ተግባር፥ኣዲ፥ምስ ኣተዉ አውን ነቲ አኩይ ተግባሮም፥ብጋህኒ፥ብጽሃይ፥ብራቅ፥ኢዮም፥ቀጺሎሞ፥ህጂ ውን፥ረሳ ህዝቢ ካብ ሆስፒታል ምክልካል፥መን ፥ይፈልጥ፥ከምቲ፥ምስ ራሻይዳን፥በደዊን፥ተሻሪኩ፥ንደቂ ስዋኣት ከይገደፈ፥ኮላሊት፥መንአሰያት ኣሪትራ ናብ አስራኣል ከምዝሺየጥ፥ዝገበረ፥ኣረመናዊ፥መካቢላዊ፥ጨካን፥ስርኣት፥ከምዚ፥ዝገብሮ፥ዘሎ፥ረሳ ህዝቢ ናይ ምክልካል፥ናይ ሎሚ ባህሪኡ፥ኣይኮነን፥አዚ ኣረመናዊ ህግደፋዊ ስርኣት ኣብ ኣሪትራ ሳአሪሩ ኣብ መወዳአታ ሰብ ፥ዘይብሉ፥ብኢኮኖሚ፥ምንም ዘይብላ፥ገሩ፣ምስቶም፣ጠንቆልቲ፥ኣምሃራ፥ክቆርየና፥ ወይ ውን ኣሪትራ ነብሳ፥ዘይትክአል፥ሃገር፥ተቆጺሩ ብድልየት፥ሃደር፥ከማሃድር፥ይትረፍ

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቱም ሰባት እቲ ረሳ ከ ንምታይ ዩ ዝከሎኦም

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 2 ปีที่แล้ว +2

      Entay emo felitna nay Amoy corona aleki eilom kab ayerpor melisoma dhr salsti kea tegodia eilomuna riesa keliomuna 😭😭😭🙏

    • @user-jo8jb1uu6c
      @user-jo8jb1uu6c 2 ปีที่แล้ว

      @@galqadi-qalaseraye6561 ኣጆኻ/ኺ መዓረይ ፍርዲ ካብ ፈጣሪ እዩ ፅንዓት ይሃብኺ😥😥😭😭😭👏👏👏👏💒💒💒💒🔓

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 2 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭😭🤔

  • @truemedia4008
    @truemedia4008 2 ปีที่แล้ว +2

    Away gud knsema ena

  • @alulayohanes1918
    @alulayohanes1918 2 ปีที่แล้ว +1

    Dengue is better than Isayas believe or not...

  • @1NatureIsUnique
    @1NatureIsUnique 2 ปีที่แล้ว +1

    Ezi zeygebro entay alewo kulalitomn lbomn awtsiou ysheto ykewn, ouf.

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 2 ปีที่แล้ว +1

    Gud eka koynu hekmna aynekyedn ina endablona

  • @hdfjhfhdffh5832
    @hdfjhfhdffh5832 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭☝☝☝

  • @DefaultName-dp4cu
    @DefaultName-dp4cu 2 ปีที่แล้ว +1

    ደምቢያ ግን ደጋፊም ይቕጽል።

  • @user-jq9ix8mz4m
    @user-jq9ix8mz4m 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔

  • @semiragualraya1041
    @semiragualraya1041 2 ปีที่แล้ว

    Once upon a time Eritreans used to be resilient and brave. Now they are like a programmed robots who are enslaved to their dear leader. Sad to see people who have no will to fight for their freedom. Sad to see the people give up on their dreams and hopes for a better future. Learn from your Tegaru brothers and sisters and fight back. Stop running away from your country because you can only liberate your people by fighting from within not being a diaspora.

  • @belalilula6909
    @belalilula6909 2 ปีที่แล้ว

    🙉💔Anta eta sina nab eritra dya tgelbita

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 2 ปีที่แล้ว

    ሓሳዊ ነፋጥ

  • @ghenet8759
    @ghenet8759 2 ปีที่แล้ว

    Endless seafaring what happened to those strong 💪 people 👫, so sad 😭 😭😭😭😭

  • @sosweet6192
    @sosweet6192 2 ปีที่แล้ว

    Feger hassawi

  • @rahmamami3581
    @rahmamami3581 2 ปีที่แล้ว

    እግደፍ መደፍኤርትራዊያንንትግራይን ረቢይሰዶ

  • @pogbabeckham361
    @pogbabeckham361 2 ปีที่แล้ว

    Wedza antsfa kuletsh hasawi terewai junta ne selam zemer

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 2 ปีที่แล้ว

      Hasawi nska eika Ama haqu eyu nay Amoy tegodia riesa mhab keliomuna 😭😭😭

    • @yoseffsahatsion3742
      @yoseffsahatsion3742 2 ปีที่แล้ว

      Awan libi teliyka hebelu duhul tay kefaika denkoro seb ana mete ab zkodo hakika taomka nska

  • @genetasefa8268
    @genetasefa8268 2 ปีที่แล้ว +2

    Kurae endatederefe

  • @ya-fl5bt
    @ya-fl5bt 2 ปีที่แล้ว

    Ema gedefo ezi hazbi megzati zefetu hazbi gudam hazbi

  • @bfeb2343
    @bfeb2343 2 ปีที่แล้ว

    ውልቀ መላኺ
    ኣይሰብንዩ
    ነቲ ሬሳታትድኣ
    ነቲ ኣብ ዓዲ ሃሎ
    ዝርከብ ጀራዲኑ
    ዱኽዒ ይገብሮ
    ኮኡኑ?

  • @samsonkidane7131
    @samsonkidane7131 2 ปีที่แล้ว +1

    Hizbna wun bi tselaeu eyu tetsiyu zelo.

  • @natnael75
    @natnael75 2 ปีที่แล้ว

    ንህዝቢ ትግራይ ባሕሪ ህዝቡ ክዕንግለሉ ዝኽእል እንተ ኾይኑ እሞ ኸኣ ንህዝቢ ኤርትራ ሓንቲ ራህዎ ክትመጾ ትኽእል ብትግራይ እንተ ኣቲኻ ተኾይኑ እሞ ኸኣ በተሓሳስባኹም ንትግራይ መሳርሒ ጥራይ ክትጥቀሙሎም ትሓስቡ ተሃሊኹም ብሱዳን ፈትኑ እቲ ባሕሪ ባሕሪ ዓረብ ግበርዎ ትግረ ንሱዳን ተጎስጉሶም ኩለን የዕራብ ብሃንጎፍታ ተቀቢሎም ትግራዋይ በምሓሩን በቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓዉን ተዳኺሙ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ድማ በዚ ሓይሉ ዓቂቡ ዘሎ ኣብ ፖርት ሱዳንን ከሰላን መሬት ሱዳንን ዘሎ ልዕሊ 3000000 ትግረን የሕዋቱ ሱዳንን መዋስብቱ ተበሊዑ ክተርፍዩ ጥራይ strategy ተጸበዩ በዚ ዕንደራ ንኸዶ ዘለና ክንሃልቅ ኢና ( ዓወት ንድንቁርናና)

  • @samuelghebreghiorgis5603
    @samuelghebreghiorgis5603 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜሪካውነት ክቡር መንነት። ብሪቲሽ ክቡር መንነት። እስራኤላውነት ክቡር መንነት።😂
    የመናውነት.....መንነት
    ኣፍጋኒስታናውነት.....
    ሱሪያውነት......
    ኢትዮጲያውነት......
    ኤርትራውነት.....መንነት
    ሶማላውነት.......መንነት😂✌

  • @ed.2990
    @ed.2990 2 ปีที่แล้ว

    Hasoti abey nebesika tigemtilka

  • @shishayshishay8702
    @shishayshishay8702 2 ปีที่แล้ว +2

    ስርዓት ህግደፍ ነቲ ሬሳ ናብ ሰራዊት የካፋፍሎ ከይህሉ ሓዱሽ ሳርድን እዳበለ 😭😭

  • @user-pg1nl1mg4v
    @user-pg1nl1mg4v 2 ปีที่แล้ว

    It’s true unfortunately don’t worry about Eritrea 🇪🇷.at this moment you are again Eritrea and nationality Eritrean

  • @reshadahmed3489
    @reshadahmed3489 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሞኑን በተሰራጨ ዜና 300ሺህ የትግራይ ወጣቶች ከኢትዮጵያ ጋር በተደረገ ጦርነት አልቀዋል ተብሉዋል።ይህ ዜና እውነት ነው ወይ? አጣሩ። there is a news that 300 thousend tigrian youth have been killed fighting with ethiopian troops.is it true.

    • @ihsan2356
      @ihsan2356 2 ปีที่แล้ว +2

      Amharu like this kinds of talks but as an Eritrean I am really oppressed with each & single life harmed in Tigray or Eritrea.

  • @tirhasmengsteab7006
    @tirhasmengsteab7006 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓሳዊ ሌቅማጽ ጅንታ

  • @akberetkahsay384
    @akberetkahsay384 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkk anita hasawi lequmaxe

    • @ihsan2356
      @ihsan2356 2 ปีที่แล้ว +2

      Ok why dont you go & live in Asmera??

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 2 ปีที่แล้ว +1

      Hasawit nski eiki Ama haqu eyu nay Amoy tegodiatni nmengesha ktmetsa eila corona aleki eilom melisoma dhr salsti tegodia eilomuna riesa mhab keliomuna 😭😭😭

    • @yoseffsahatsion3742
      @yoseffsahatsion3742 2 ปีที่แล้ว

      Nski aki hasawit awan hanglki asrhiyo bsenkukum ana nwared zelena shermuta bdbid

  • @mhreteababay1410
    @mhreteababay1410 2 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ኤማ ካልእ ብዙሕ ዝባሃል እንዳሃልወስ እዚ ቆሎ ጥጥቖ ዜና ዘይትገድፎ ኢካ።

  • @rahbotbereket5764
    @rahbotbereket5764 2 ปีที่แล้ว

    Hasawi

  • @ghirmatsionandemichael2856
    @ghirmatsionandemichael2856 2 ปีที่แล้ว

    HesWi

  • @fnanhaile7947
    @fnanhaile7947 2 ปีที่แล้ว +1

    Hasewti komalat Agame 😂

  • @lilytony3299
    @lilytony3299 2 ปีที่แล้ว

    Leba hasawi eka nska

    • @ihsan2356
      @ihsan2356 2 ปีที่แล้ว +4

      Ok Why don't you go & live in Asmera??

    • @lilytony3299
      @lilytony3299 2 ปีที่แล้ว

      @@ihsan2356 i have so stop blackmailing 🇪🇷

  • @hebonhayleabhebon2169
    @hebonhayleabhebon2169 2 ปีที่แล้ว

    ሓሱዊ ዑሱብ

  • @kibrommana3643
    @kibrommana3643 2 ปีที่แล้ว

    Poww kulu giz tihsu eka emo gin aykem lomin. The best falser of 2021

    • @kokikoki8862
      @kokikoki8862 2 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራ ዛይትፈልጣ።

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 2 ปีที่แล้ว +1

      Haqu eyu 😭😭😭

    • @eleyefey5790
      @eleyefey5790 2 ปีที่แล้ว

      ይገርመካ ዩ ናይዚ ዕሱብ ሎቅማጽ ሲ

    • @kibrommana3643
      @kibrommana3643 2 ปีที่แล้ว +1

      @@kokikoki8862 th-cam.com/video/e3bFgjkHXHw/w-d-xo.html

    • @kokikoki8862
      @kokikoki8862 2 ปีที่แล้ว

      @@eleyefey5790 ን ኤርትራና ናብ ሓምኹሽቲ ቀይርኩማ።

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว

    አዋይ ሐሶት ከመይ ተከበል ሎቁማስ ካድር ወያነ

    • @ihsan2356
      @ihsan2356 2 ปีที่แล้ว +3

      Ok Why don't you go & live in Asmera

    • @alikkidane242
      @alikkidane242 2 ปีที่แล้ว +2

      Hasot aykonenn weye da hakn hasot aytfolutun ekum ember ane abzi amet ezi eye kab eritrea wexie hzbi eritrea eti zkefe hiwet eyu zhlf zolo.pease seb nukun weledna xubuk alena ente boluna ztaamom kaymeslena

  • @habtomzewldi6176
    @habtomzewldi6176 2 ปีที่แล้ว +9

    ንይዋ? ክኣን ዶ መወድኣታ ዓለም ኮይናታ ንይ ኤርትረአ! ረስሳኻ ክትስን ኣብ ማኸል ዓድኻ? 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭