Part 126

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
  • ነቶም አብ ብሉይ ጥንታዊ ታሪኾም፡ ቅርሳዊ ውርስታቶም፡ ክቡር ትግራዋይ መንነቶም ብምእማን ዝግደሱ ደቂ ሀገረይን፡ እቶም ብኅልሊና ድግማ፡ አብ ዝፍነዉ አስተእምራታተይ ተገዲሳቶም ዝከታተሉ ክቡራትን ክቡራን አክካላት ፡ ኁልቍን አጽናፍን ዘይብሉ ምስጋና እፍንው። In this video we show the pre-historic development of language of the letter ፈ in Tigray and Eritrea

ความคิดเห็น • 27

  • @aziebgebrehiwet9209
    @aziebgebrehiwet9209 ปีที่แล้ว +4

    ክብረ ሰላምታ መምህር 🙏🏾

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle1705 ปีที่แล้ว +2

    Thanks Abona ❤❤❤

  • @eri-fortune
    @eri-fortune ปีที่แล้ว +5

    እንቋዕ ብሰላም መጹ ማእምርና ማእምር ቦኽረ ። ኣባኹም ዘለና ክብሪ ልዑል ኢዩ ። ስለቲ ደኺመ ከይበልኩም እትእምሩና ኣእምሮት ክብረት ይሃበልና ። እዚ ሓደ ካብቲ ከም ሕዝቢ ናብቲ ንቡር ህይወት ኣቦታትና ክንምለስ ዝገብር ናይ ስነኣእምሮ ፈውሲ ኢዩ ።

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 ปีที่แล้ว +5

    was prof. Bokre you r the most genius. We r proud of u. No one is like u

  • @mengsteabhabtemaryam2540
    @mengsteabhabtemaryam2540 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ክብሪ ሰላምታ ንዐኹም ማእምር ቦክረ

  • @teamemerhawi7731
    @teamemerhawi7731 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ዕድመ ይሃብልና።❤❤

  • @tirhasmezgebe-fx1pe
    @tirhasmezgebe-fx1pe ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መእምረይ❤

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏

  • @shadu6984
    @shadu6984 ปีที่แล้ว +2

    we are gratefully to have a teacher like you Meamer Boke only few can do what you are doing.
    thank you

  • @FaluqMorrony
    @FaluqMorrony ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ያፈት [ምሚዝዝዝዝስስስዝነዚ ሐቂዚ
    ክድምስሱኳዮም ዘረረባረቡና ዘለዉ🙏

  • @Sebrigum
    @Sebrigum ปีที่แล้ว +3

    Selam memihir bokre ❤❤❤

  • @desalegebrehiwetgebrehiwet8114
    @desalegebrehiwetgebrehiwet8114 ปีที่แล้ว +1

    እንኻዕ ዳሓን መጹ መእምረይ!

  • @mengsgubsa9973
    @mengsgubsa9973 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብድሓን መፃእካ መ/ ም ቦክረ ።
    አቦ - ኩሉ - ሓበሻ ። ኢዚ ኩሉ አብ ስደት ንርከብ ሓበሻ * ንዓካ ዘርክብ ሙሁር * የለን
    [ የሁዳውያን ፣ ኢሳትልን እንታይ ኢሉ ይብልዎ " ሓደ ክልተ ግዜ ፡መፍትሒ ሽግር እልካ ዘምፃካዮ እንተዘይሰሪሑ " ክትገብሮ ዘለካ * ብሓድሽ - ሓሳብ - ገርካ - ኢካ - ትፈትሖ * ] ። ኢታ ኩሉ ሰብ " ዝምስላ ክአ ካብዚ ዝተፀምቆት ኢያ ። ሓደ እምኒ ሓንሳብ ይዕንቅፈካ ፥ ክልአይ ይዕንቅፈካ ፥ ሳልሳይ እንተ ዓቅንፉካ ግን ( ንስካ ኢካ ኢሚኒ ) ። እንታይ ክብል ደልየ ኢየ " ንሕና ሓበሻ ቡዙሕ ግዜ ኢና ትዓንቅፍና " ። ኢቲ ሽግር መሰረቱ* ታሪካና *ዘይምፍላጥ ኢዩ ።

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር መምህር ናይ ማማ ህራን ኩቡር ኣቦና መእምር ቦኽረ

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ቦክረ ክብረትና ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክሕሸና❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 ปีที่แล้ว +1

    በርታ ዉደደንም ጣላንም አጋዚያን የሽንፋል

  • @tdf214
    @tdf214 ปีที่แล้ว

    beyzakum aboy sle ashenda eritrea ahwatnan nay tegarun bhafesha tahgaryan hadnetun mistrun nimntay yikber bzaeba koxili ashendan qunano welednan akedadna & halewti koliu ashenda menaeseyn ngeruna beyzakum aboye

  • @FaluqMorrony
    @FaluqMorrony ปีที่แล้ว +2

    ምዕርባዉያ ኢሉሚናቲ ፊደል ለ ካባና ሰሪቖም ኣብኩሉ ምልክታት ኣስፊሮሞ ይርከቡ:: ንመረዳእታ ኩለን ማካይን ዓለም ምልክት 3 ምኣዝን ለ ኣለወን::

  • @Chgano
    @Chgano 4 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍

  • @TeklemikaelHailu
    @TeklemikaelHailu ปีที่แล้ว +1

    ፊደል "ፈ" ትርጉሙ ከንፈር ወይ ዘረባ ኢዩ ብትግርይና።

  • @abelteame6382
    @abelteame6382 ปีที่แล้ว

    🎉🎉🎉🎉Respect

  • @habtomberhe9915
    @habtomberhe9915 ปีที่แล้ว +1

    ብዛዕባ ቁኖ ናየዴታትና እንታይ ትርጉም ኣለዎ ተትነግሩና ውን ጹቡቅ ኔሩ

  • @habtomberhe9915
    @habtomberhe9915 ปีที่แล้ว +1

    መእምር ቦክረ እዚ ትምህርትኹም ግን መታታን ህዝብና ጹቡቅ ጌሩ ኩሉ ክማሃሮ ኣብ ተለቪጅን ከም ዝማሓላለፍ ዘይትገብርዎ።

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 11 หลายเดือนก่อน

    መእምር ቦክረ
    ቦክሪ ኣተንሳኢ መንነትና ኢኹም'ሞ ንበሩልና❤

  • @KingEzanaLogisticsLLC
    @KingEzanaLogisticsLLC ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤