ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thank you excellent interview.
good insight!💪
ብጣዕሚ ጽቡቕ መሓርን እዋንውን መደብ ጋዜጠኛ ሽሻይ፣ የቐንየልና። ቀጽልዎ በርትዑ። ከምኡ ሓውና ህርኩት መንእሰይ ስዒድ። በርትዕ ኣጆኻ።
Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chird
Thank you sisay and seid.
Baravo sead tewekel
Thank radio Erena interesting topic and Seid Terkel good analysis.
❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም እዞም ደቀይ ብሩካት ዋው ስዒድ ተወከል ጽቡቕ ትንተና ኣድኒቐካ ብርትዕ ሸሻይውን ንፉዕ ጋዜጠኛ ተስፋ ኣለዋ እዛ ሃገር በርትዑ፡ ህግድፍ ዝምጻእልና ሽገር ምበር ሰላምን ራህዋን ኣሎ ዝብሉ ኣዝዮም ባህርያት ተንኮላት ኢሳያስ ዘይምፍላጥ'ዩ።ንፍትሒ ምስ ሰማያዊ ማዕበል ኪትህብትምዎ ኪትቃለሱ ንህግድፍ ከተልግሱ እላወበኩም።እዚ ወለዶ ተቃሊሱ ነቒሑ ብሕግን ፍትሕን ንምህናጽ ቀንዲ ዕላማን ራእን ኮይኑ፡ ናብ ዝሓሸ መስመር ከተትሕዝዎምሉእ ምትሕብባር ምድጋጋፍ ልባዊ ተብግሶ ከትርእዩ ኣለኩም ተውዲኡ ዝምጽእ ጉዳይ የልቦን።ኣካላዊ ኣእሙራዊ ሞራላዊ ሕልና ካብ ኩሉ ሰብ ዕጫ ኤርትራውያን ተሳታፍነት ኣገዳሲ ምካኑ ዶብ ከይጣስና ኤርትራዊ መንነት ዜግነትን ምህናጽ ክጅመር ኣለዎ።ብርጌድ ንሓመዱ ጽቡቕ ተብግሶ'ዩ።ናይ ህግድፍ ድንበርበር ንልዕላውነት ኤርትራ ምጥባቕ ገዲፉ ኣብ ናይ ውልቀ ሰልጣን ኢሳያስ ንምሕላው ዘቐድም ብምካኑ ካብዚ ዘለዎ ከገደደ ክከይድ ክፋኖ ኣለዎ።
ፈገር ሺፍታ ክማቐል ከሎ እዩ ዝበኣስ።... እቶም "ዓረብ ኢና ፡ ካባና ንላዕሊ ንእስላማዊ ሸሪዓ ዘፈልጦ የለን" ፡ ዝብሉ ዝነበሩ ከደምቲ ናይ ግብጺ ልሂቃን ሰሜን ሱዳን ሎሚ ተተኮስቲ ቦምባን ሮኬትን ኣብ ከተማታቶም ኣብ በዓል ካርቱምን ዑምዱርማኒን ክዘንቦም ምርኣይ ዘገርም እዩ። እዞም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ምስሉያት ነቶም ደቂ ኣፍሪቃውያን ኣስላም ዳርፉር ኑብያ ናይልደልታ ደቡብ ሱዳን ብንዕቀት ፥ "ዓቢድ ባራዩ! ፣ ኢንዓልዲነክ ! ፣ ደቂ ሸራሙጥ ! "፡ እናበሉ የንዲድዎም የሳቕይዎም ኔሮም እዮም። ብሚልዮናት ኣህዛብ ኣብ ዳርፉር ሱዳን ክሳቐን ክቕዘፍን እንከሎ ኩላ ኣስላመ ዓረብ ሓንቲ ቃል ውን ብሒም ኣይበለትን። ሎሚ ኣውያትን ስቓይን ኣብ ገዝኣ መጺእዋ ኣሎ። ስለዚ ጎረቤትና ፣ ሓውና ሓብትና ክሳቐ እንከሎ ኣዋያቱ ክንሰምዕን ክንረድኦን ይግባኣናን ሓላፍነት ናይ ኩልናን እዩ።
Mashallah seidey allah yafizak
ደናቁር መን ከይስዕበኩም መንእሰይ ነቂሑ እዩ ጸወታ ተወዲኡ እዩ
ለንቀነ ዝረሳዕኩሞ ናይ ቢቢሲ ዜና። ኣብ ሓደ ናይ ተለቪጅን ድራማ ብዛዕባ ናይታ ጥንቲ ግብጻዊት ንግስቲ ክሎዮፓትራ ወኪላ እተዋሰአት ሓንቲ ጸላም እንግሊዛዊት ሰበይቲ እዩ። እቲ ዘገርም ጋዜጣታት ናይ ግብጽን ሓደ ናይ ግብጺ ሚኒስተር ናይ ባህልን ቱሩዝምን ከይተረፈ ንክልዮፓትራ ያኢ ጸላም ሰበይቲ ኣይትውክላን እያ ኢሎም ፡ ብዓውታ ክቁዝሙ ቀንዮም። ካብ ዓረብ ንላዕሊ ንጸሊም ሕብሪ ቆርበትን ንመንነት ናይ ጸለምትን ዝፍንፍንኒን ዝጸልእን የልቦን። በቃ ተጸዮንም ፈንፊኖሞ። እቲ ዘሕዝን እቶም ደንቁር ኣብ ገለ ናይ ኣፍሪቃ ዘለዉ ንነብሶም ታሪኾም ቋንቋታቶም ቤጃ ትግረ ትግርኛ ኣምሓርኛ ሶማሊ ኑብያ ፈንፊኖም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ክኾኑ ዝፍትኑ ሙሽሙሻት ከደምቲ ናይ ዓረብ እዩ። እዚ ዝኸውን እቲ ዓረብ እናፈንፈኖም እንከሎ ብነብሰ ምትሓት ስለ ዝሳቐዩ ፡ ካብቲ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኮይኖም እረኣዩ ንኹሉ ቋንቋ ታሪኽ መንነት ውርሻ ናይ ገዛእ ርእሶም ይጸልኡ። ናብ ርሑቕ ከይከድና ፡ ኤርትራውያን ኢና እናበሉ ቋንቋታት ኤርትራ ጥንታዊ ታሪኽ መንነት ውርሻ ኣይተስምዑና ፡ ኣይተርእዩና ፡ ዝብሉ ብዙሓት ደናቑር ኣጋጢሞምኹም ይፈልጡ ይኾኑ እዮም።Egyptians complain over Netflix depiction of Cleopatra as blackPublished 3 days ago, BBCAfrican Queens: Queen Cleopatra features British actress Adele James as the Egyptian rulerBy David GrittenBBC NewsA Netflix docudrama series that depicts Queen Cleopatra VII as a black African has sparked controversy in Egypt.A lawyer has filed a complaint that accuses African Queens: Queen Cleopatra of violating media laws and aiming to "erase the Egyptian identity".A top archaeologist insisted Cleopatra was "light-skinned, not black".But the producer said "her heritage is highly debated" and the actress playing her told critics: "If you don't like the casting, don't watch the show."
Miskin! Intay kholel abeleka silie nay Muslim aloka Kam kulom zhalefu ayetatka. Quanqa Kab meredadie halifu kalie turgum yebilun. Mis qorbet wey alet zerakib yebilun. Seb Arab yizareb English ztheqmo quanqa ymerits, slezi b quanqatat Tigre dyu Tigrigna aytesheqith. Tick ilka kamtom ayetatka Agazian wey weyane aghidka tezarebi.
@@NMra.2023 ሓደ ሰብ ንዝደለዮ ቋንቋ ሽወደን ይኹን ኮርያ ክዛረብን ክመሃርን መሰሉ እዩ። ኣነ ዝበልኩ ብዛዕባቶም ነቲ ናቶም ናይ ኣዲኦም ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ቢለን ፈንፊኖም ወረ ብሓዊ ኣንዲዶም ብናይ እንዳማቶም ወደኽደኽ ዝብሉ ፡ ፈቐድኡ ንዝኾነ ዓረብ ከም ጣኦት ዘምልኹ ፈሽኳላት ወይ ከዛባት እየ እተዘረብኩ። ካብቶም ንመንነቶም ዘኽብሩ እንተኾንካ ኣይምልከትካን እዩ።
ቋንቋ መረዳድኢ ጥራይ ኣይኮነን። ቋንቋ ምልክት ሓበን ኩርዓት መንነት ናይ ሓደ ኵሩዕ ህዝቢ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፍንፍን ዝንዕቅ ከንቱ ናይ ከንቱ እዩ። እቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ሱዳን ናይ ህዝቢ ኣስላም ናይ ኮርዶፋን ዳርፉር ኑብያ ... ቋንቋታትን መንነትን ከብርሱ ብዙሕ ፈቲኖም እዮም። ሎሚ ሓዊ ኣትይዎም ንባዕሎም ይባልዑ ኣለዉ። ከምኡውን እቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ኢራቕ ናይ ብሄረ ኩርዲ ቋንቋታት መንነት ክብርሱ ብዙሕ ፈቲኖም እዮም። ስለዚ ቋንቋ መረዳድኢ እናበልካ ንናይ ካለኦት ኣህዛብ መንነት ምብራስ ደው ይበል። እንተዘይኮይኑ እዚ ደሞክራሲ ፍትሒ ትብልዎ ንኣምሰሉ ሓሶት እዩ።
@@NMra.2023 Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chird
Denbe Eniyniy
ሽሻይ ገብረየውሀንስ ኸዳዕ ካብ ኢሳያስን ሳባ ሀይሉን ዘይትሓይሽ ነዚ ጅሀድ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ኢሉ ዝሰብክ ቀቢላ ሓሳቡ ክገልጽ ዕድል ሂብኽሞ ንስካን ቢንያምን ግን ምዓልትኹም ተጸበዩብሀገር ጸወታ የለን ።
መንእሰይ ወለዱ ተጋዲሎም ዘምጽእሉ ሀገር ይሕልዋ እዩ ዘሎ ፡ብተቓውሞ ሽፋን ወያነን አሜሪካንከ???ብሽም ዲሞክራሲ ሊብያ ወይ ሱዳን ዘላቶ ክትከውን ? መንእሰይ ሀገሩ እዩ ዝሕሉ ዘሎ ☝️☝️☝️☝️☝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣበይ ኣሎ ዓሌታዊ ሰራቒ ኢልኩም ነዚ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሞስሊም ጥራሕ ኢዩ ኢሉ ዝዛረብ ጠፋሽ ነቓዕ ርእሲ ከም ጋሻ ገርኩም ምምጻኹም ብጣዕሚ ተሕዝኑ ደረጃኹም ዉን ኣፍሊጥኩም ራድዮ ኤሪና።
Girimba nebsika ab dege kof ilka nikalie kimotelka
Sleep it if You are living in a Dream Are you sure you are Eritrian Please Game Over Go Help Sudan Telam Khadijah Adu Ena Nesikan Chfracan Let Eritrea to Be Peace With out you 😂😂😂😂😂😂😂😂
Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chirs
ጋዜጠኛ ዜሮ ፡ ተወከል ውን ሓደ ጸቢብን ኣኽራርን ኢዩ ፡ ቀይሕባሪ ናይ ኣስላም ጥራይ ኡዩ ዝብል ሓደ ዓሌታዊ ኢዪ
NsEka.zero.Gazetna.beli.nay.bulixat.Ei
@@alinasirsalih9443 ክላእ ንስኻ ዳኣ በየን ክርድኣካ
ሞሻሙሽ ሰቡኡት ክትመስሉ ኸኣ ብድሕሪ ናይ ኮምፓቶር ተሓቢኢኹም ዓዘፍዘፍ 🤤🤤🤤🤤🤤🤤ጥራሕ ስራሕኹም ዓዛፋት ተነቂሒልኩም ኢዮ ኣቀዲምኩም ትግራይ ትስዕር ሕጂ ድማ ኣልቡርሃንይስዕር 😂😂😂😂😂😂😂 እስኪ በጃኹም ኣይተስሑቁና 😅😅😅😅😅😅😅
ሕቶ፦ ስለምንታይ ኢኻ ቐይሕ ባሕሪ ናይ ሞስሊም ኢዩ ኢልካ ሕተቶ ሓቀኛ ጋዤጠኛ እንተኾንካ ሽሻይ?
መልሲ ቐሊል እዩ። ኣብቲ ከምኡ ዝበለሉ ግዜ ብወገን ገለ ኣመንቲ ክርስትና ቐይሕ ባሕሪ ናይ ተጋሩን ኣብ ከበሳ ዘሎ ተዛራቢ ትግርኛ እዩ ዝብል ኣዘራርባ ስለ ዝነበረ ንዐኦም ካብ ሃገራውነት ወጺእና ናተይ ናትካ ክንብል ተኮይና መሬት ናይ ደቒ መሬት እዩ ኣብ ገምገም ባሕሪ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝነብር ኣስላይ ስለዝኮነ ናይ ተጋሩ ዘይኮነስ ናይ ኣስላም እዩ ክከውን ንምባል ዝተጠቐመሉ ቓል እዩ። እዚ ከኣ ነቶም ኤርትራ ትበሃል ሃገር የላን ባሕሪ ናትና እዩ ዝብሉ ሰባት ቅኑዕ መልሲ እዩ።
Amber ke ab keybahri tisa rstn gultn zelowo amani krstna alo du
ሓቂ እንድዩ። ኣብ ጎቦታት ዝቕመጥ ክስታናይ እንታይ ባሕሪ ኣለዎ።
Nay aslam silezikone ::
Intay ateweka guday tigrayka gber. Nihna baelina alenayo bzaeba bahrina.
❤❤❤❤❤
Thank you excellent interview.
good insight!
💪
ብጣዕሚ ጽቡቕ መሓርን እዋንውን መደብ ጋዜጠኛ ሽሻይ፣ የቐንየልና። ቀጽልዎ በርትዑ። ከምኡ ሓውና ህርኩት መንእሰይ ስዒድ። በርትዕ ኣጆኻ።
Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chird
Thank you sisay and seid.
Baravo sead tewekel
Thank radio Erena interesting topic and Seid Terkel good analysis.
Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chird
❤❤❤❤❤❤❤
Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chird
ሰላም እዞም ደቀይ ብሩካት ዋው ስዒድ ተወከል ጽቡቕ ትንተና ኣድኒቐካ ብርትዕ ሸሻይውን ንፉዕ ጋዜጠኛ
ተስፋ ኣለዋ እዛ ሃገር በርትዑ፡ ህግድፍ ዝምጻእልና ሽገር ምበር ሰላምን ራህዋን ኣሎ ዝብሉ ኣዝዮም ባህርያት ተንኮላት ኢሳያስ ዘይምፍላጥ'ዩ።
ንፍትሒ ምስ ሰማያዊ ማዕበል ኪትህብትምዎ ኪትቃለሱ ንህግድፍ ከተልግሱ እላወበኩም።
እዚ ወለዶ ተቃሊሱ ነቒሑ ብሕግን ፍትሕን ንምህናጽ ቀንዲ ዕላማን ራእን ኮይኑ፡ ናብ ዝሓሸ መስመር ከተትሕዝዎ
ምሉእ ምትሕብባር ምድጋጋፍ ልባዊ ተብግሶ ከትርእዩ ኣለኩም ተውዲኡ ዝምጽእ ጉዳይ የልቦን።
ኣካላዊ ኣእሙራዊ ሞራላዊ ሕልና ካብ ኩሉ ሰብ ዕጫ ኤርትራውያን ተሳታፍነት ኣገዳሲ ምካኑ ዶብ ከይጣስና ኤርትራዊ መንነት ዜግነትን ምህናጽ ክጅመር ኣለዎ።
ብርጌድ ንሓመዱ ጽቡቕ ተብግሶ'ዩ።
ናይ ህግድፍ ድንበርበር ንልዕላውነት ኤርትራ ምጥባቕ ገዲፉ ኣብ ናይ ውልቀ ሰልጣን ኢሳያስ ንምሕላው ዘቐድም ብምካኑ ካብዚ ዘለዎ ከገደደ ክከይድ ክፋኖ ኣለዎ።
ፈገር ሺፍታ ክማቐል ከሎ እዩ ዝበኣስ።... እቶም "ዓረብ ኢና ፡ ካባና ንላዕሊ ንእስላማዊ ሸሪዓ ዘፈልጦ የለን" ፡ ዝብሉ ዝነበሩ ከደምቲ ናይ ግብጺ ልሂቃን ሰሜን ሱዳን ሎሚ ተተኮስቲ ቦምባን ሮኬትን ኣብ ከተማታቶም ኣብ በዓል ካርቱምን ዑምዱርማኒን ክዘንቦም ምርኣይ ዘገርም እዩ። እዞም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ምስሉያት ነቶም ደቂ ኣፍሪቃውያን ኣስላም ዳርፉር ኑብያ ናይልደልታ ደቡብ ሱዳን ብንዕቀት ፥ "ዓቢድ ባራዩ! ፣ ኢንዓልዲነክ ! ፣ ደቂ ሸራሙጥ ! "፡ እናበሉ የንዲድዎም የሳቕይዎም ኔሮም እዮም። ብሚልዮናት ኣህዛብ ኣብ ዳርፉር ሱዳን ክሳቐን ክቕዘፍን እንከሎ ኩላ ኣስላመ ዓረብ ሓንቲ ቃል ውን ብሒም ኣይበለትን። ሎሚ ኣውያትን ስቓይን ኣብ ገዝኣ መጺእዋ ኣሎ። ስለዚ ጎረቤትና ፣ ሓውና ሓብትና ክሳቐ እንከሎ ኣዋያቱ ክንሰምዕን ክንረድኦን ይግባኣናን ሓላፍነት ናይ ኩልናን እዩ።
Mashallah seidey allah yafizak
ደናቁር መን ከይስዕበኩም መንእሰይ ነቂሑ እዩ ጸወታ ተወዲኡ እዩ
ለንቀነ ዝረሳዕኩሞ ናይ ቢቢሲ ዜና። ኣብ ሓደ ናይ ተለቪጅን ድራማ ብዛዕባ ናይታ ጥንቲ ግብጻዊት ንግስቲ ክሎዮፓትራ ወኪላ እተዋሰአት ሓንቲ ጸላም እንግሊዛዊት ሰበይቲ እዩ። እቲ ዘገርም ጋዜጣታት ናይ ግብጽን ሓደ ናይ ግብጺ ሚኒስተር ናይ ባህልን ቱሩዝምን ከይተረፈ ንክልዮፓትራ ያኢ ጸላም ሰበይቲ ኣይትውክላን እያ ኢሎም ፡ ብዓውታ ክቁዝሙ ቀንዮም።
ካብ ዓረብ ንላዕሊ ንጸሊም ሕብሪ ቆርበትን ንመንነት ናይ ጸለምትን ዝፍንፍንኒን ዝጸልእን የልቦን። በቃ ተጸዮንም ፈንፊኖሞ።
እቲ ዘሕዝን እቶም ደንቁር ኣብ ገለ ናይ ኣፍሪቃ ዘለዉ ንነብሶም ታሪኾም ቋንቋታቶም ቤጃ ትግረ ትግርኛ ኣምሓርኛ ሶማሊ ኑብያ ፈንፊኖም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ክኾኑ ዝፍትኑ ሙሽሙሻት ከደምቲ ናይ ዓረብ እዩ።
እዚ ዝኸውን እቲ ዓረብ እናፈንፈኖም እንከሎ ብነብሰ ምትሓት ስለ ዝሳቐዩ ፡ ካብቲ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኮይኖም እረኣዩ ንኹሉ ቋንቋ ታሪኽ መንነት ውርሻ ናይ ገዛእ ርእሶም ይጸልኡ። ናብ ርሑቕ ከይከድና ፡ ኤርትራውያን ኢና እናበሉ ቋንቋታት ኤርትራ ጥንታዊ ታሪኽ መንነት ውርሻ ኣይተስምዑና ፡ ኣይተርእዩና ፡ ዝብሉ ብዙሓት ደናቑር ኣጋጢሞምኹም ይፈልጡ ይኾኑ እዮም።
Egyptians complain over Netflix depiction of Cleopatra as black
Published 3 days ago, BBC
African Queens: Queen Cleopatra features British actress Adele James as the Egyptian ruler
By David Gritten
BBC News
A Netflix docudrama series that depicts Queen Cleopatra VII as a black African has sparked controversy in Egypt.
A lawyer has filed a complaint that accuses African Queens: Queen Cleopatra of violating media laws and aiming to "erase the Egyptian identity".
A top archaeologist insisted Cleopatra was "light-skinned, not black".
But the producer said "her heritage is highly debated" and the actress playing her told critics: "If you don't like the casting, don't watch the show."
Miskin! Intay kholel abeleka silie nay Muslim aloka Kam kulom zhalefu ayetatka. Quanqa Kab meredadie halifu kalie turgum yebilun. Mis qorbet wey alet zerakib yebilun. Seb Arab yizareb English ztheqmo quanqa ymerits, slezi b quanqatat Tigre dyu Tigrigna aytesheqith. Tick ilka kamtom ayetatka Agazian wey weyane aghidka tezarebi.
Miskin! Intay kholel abeleka silie nay Muslim aloka Kam kulom zhalefu ayetatka. Quanqa Kab meredadie halifu kalie turgum yebilun. Mis qorbet wey alet zerakib yebilun. Seb Arab yizareb English ztheqmo quanqa ymerits, slezi b quanqatat Tigre dyu Tigrigna aytesheqith. Tick ilka kamtom ayetatka Agazian wey weyane aghidka tezarebi.
@@NMra.2023 ሓደ ሰብ ንዝደለዮ ቋንቋ ሽወደን ይኹን ኮርያ ክዛረብን ክመሃርን መሰሉ እዩ።
ኣነ ዝበልኩ ብዛዕባቶም ነቲ ናቶም ናይ ኣዲኦም ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ቢለን ፈንፊኖም ወረ ብሓዊ ኣንዲዶም
ብናይ እንዳማቶም ወደኽደኽ ዝብሉ ፡ ፈቐድኡ ንዝኾነ ዓረብ ከም ጣኦት ዘምልኹ ፈሽኳላት ወይ ከዛባት እየ እተዘረብኩ።
ካብቶም ንመንነቶም ዘኽብሩ እንተኾንካ ኣይምልከትካን እዩ።
ቋንቋ መረዳድኢ ጥራይ ኣይኮነን። ቋንቋ ምልክት ሓበን ኩርዓት መንነት ናይ ሓደ ኵሩዕ ህዝቢ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፍንፍን ዝንዕቅ ከንቱ ናይ ከንቱ እዩ። እቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ሱዳን ናይ ህዝቢ ኣስላም ናይ ኮርዶፋን ዳርፉር ኑብያ ... ቋንቋታትን መንነትን ከብርሱ ብዙሕ ፈቲኖም እዮም። ሎሚ ሓዊ ኣትይዎም ንባዕሎም ይባልዑ ኣለዉ። ከምኡውን እቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ኢራቕ ናይ ብሄረ ኩርዲ ቋንቋታት መንነት ክብርሱ ብዙሕ ፈቲኖም እዮም።
ስለዚ ቋንቋ መረዳድኢ እናበልካ ንናይ ካለኦት ኣህዛብ መንነት ምብራስ ደው ይበል። እንተዘይኮይኑ እዚ ደሞክራሲ ፍትሒ ትብልዎ ንኣምሰሉ ሓሶት እዩ።
@@NMra.2023 Mot nflstiyem awet NEsrael Esrael lki kem Esu beal haba axmi mkana feltom alewu ezom wejabat Eĺll Elll sey Sey nay tahgas wiski nseti alena Flstyem exwan kban kakkk chird
Denbe Eniyniy
ሽሻይ ገብረየውሀንስ ኸዳዕ ካብ
ኢሳያስን ሳባ ሀይሉን ዘይትሓይሽ ነዚ ጅሀድ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ኢሉ ዝሰብክ ቀቢላ ሓሳቡ
ክገልጽ ዕድል ሂብኽሞ ንስካን
ቢንያምን ግን ምዓልትኹም ተጸበዩ
ብሀገር ጸወታ የለን ።