//ስድራይ ጠፊኦም// ዝኸዶ ገዛ ( ስድራ ) የብለይን - ንትግራይ ክልተ ብርሃን ዓይነይ ከፊለ _ ተ/ጋ ገ/ሂወት
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
- ንተጋዳላይ ገ/ሂወት (ሰላሊዓ) ንምሕጋዝ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0911433776 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
#ገድሊ_ፕላስ #ገዛ_ተጋሩ #ላዛ_ትግርኛ #ላዛ_ሪከርድስ#ሰማይ #tegaru #TDF #Desta_show #ደስታ ሸው #Wez_tube #WEZ_TUBE #ወያናይ_ቲቪ #Weyanay_tv #ወያናይ
#GEDLI_PLUS #Gedli_Plus #gedli_plus
ንተጋዳላይ ገ/ሂወት (ሰላሊዓ) ንምሕጋዝ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0911433776 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
akimena kenhegezo ena kab Eritrea 🇪🇷 ey ab Germany 🇩🇪 ykemet aze tekawemti wedebat, zesenkelu tegadelti selemawi selfi zegebrewo ,ne Tplf mexeraf abze heje seat gega koynu ysemeani Abiy ahmed Ali bekokum mezmezu temazabelti nab boteom keymelesu ab parliament nay Ethiopia 🇪🇹 bota kem zeybelkum gerkum astewealu
@@saron-si5ym ሐሳዊ ቀጣፊ መታለሊ!! ብሽም ኤርትራዊ ክትሕግዝ ዶ ክትሽቅጥ? ቅልውላው መንነት ዘለካ ወይ መሳርሕቲ ሰልጠነን ብርጌድ ንኸብዱ ክትከውን ኣለካ።
Hawey 😢😢😢 aykalkun
ኩሉ ትግረዋይ ንዙይ ውፉይን ሓርበኛን ወዲ ህዝቢ ናይ ምሕብሓብን ምሕካምን ህዝባዊ ሓደራ አለና ????? ሓድጊ ዘርኢ እዃ ክገድፍ ሓላፍነት አለና !!!✍️🤝💪✌️
አየ አዚስ ልበይኑ ዪ ጅግና ኣይገልፆን
መድሃኒኣለም ዓይንካ የብረሀልካ 🙏😓😥
መዐንጣ ከብድካ ይቀርፅ አጆኩም ጅግና እግዝአብሄር አሎ መልሲ ክህብ ኢዩ
መድሀኒዓለም ብርሀንካ ይመልሰልካ ጀግና ሓወይ ኣጆና ጀግና ኢኻ ብሓቂ
You are a hiro.very resnble
እግዜአቢሄር አምላክ ምሳካ ይኩን ብርሃን ዓይንካ ይመልሰልካ 😢 ማዓንጣካ የሓርር ልብካ የድሚ💔😢
ጅግንነት ተጋሩ ተዘርቡ አይውዳእን ብዙሕ ልብ ዝሰብርን ምዝራብ ዝከብድ ዛንታ እዩ እንተሃለወ እንቓዕ ብህይወት ተረፈካ ❤
ተጋሩ ጀጋኑ ኔርኩም እንታይ እሞ ሕውሓት እንዶ ቁማር በሊዕኩም😢😢😢
ዋይ ሀወይ 😢😢
ናይ ትግራይ መግለፂ (መርኣያ)።
❤❤❤❤❤❤
When will Tigray people have a true and trustworthy leader who will tell you the unbiased clear truth and guide you to live in harmony with all your neighbors? No truth comes out of that area.
ጂግናቅ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ገሬ
አጆካ ጀግና
❤❤😭😭😭😭😥😥😥
አብየት ናይ ተጋሩ ሓቦን ፅንዓትን !!! እዚኣስ ካልኤቲ ኦፔረሽን አግኣዛ እያ !!✍️🤝💪✌️✌️✌️
እዚ ውግእ እዚ ሓንቲ ዕላማን ትርጉም ዘይብሉ ጥፍእት ህልቅት እዩ ክጅመር ዘይኮነስ ክሕሰብ አነበሮን አብሕጂ ኮንካ ካብ ዝጥቀሙ እቶም ዘይጠቅሙ መራሕቲ ሕውሓት እዮም ብግብሪ ትርእዎ እኔኹም
😭😭😭😭😭😥😥😥😥
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ገሬ ጅግና❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛
Iway nay kidim hiji sihtet aytmaharun? Gena selam zeyle mustir tewxu Santim kitaryu
Jegna bisay hawna enqae bi hiwet terefka gin still bi selaeti tekebibna ena lelena silelikone ezuy aynet tarik ab midea limintay temehalalifiwo elekum gega Sirah eyu koynu gin fetari yihaliw .
WELCOME
Aye eda malelit temsha zeytdrer kurdid
ata fesawi sidetegna Ezi jigna nimeselu waga kefilu kemaka hadami aykonen. dhul fesawi.@@michealbokray2628
Ajoka Jigna hawey💔♥️♥️♥️
ህዋሓት ረሳሕ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ከፅንት ዝተፈጠረ ቫይረስ።
ሳላ ሕዋሐት ንክትነብሪ ኪኢልካ ጎሐፍ
@@SabaGebremariam-q8m ህዋሓት ንዝኾነ ትግራዋይ አድሒኑ አይፈልጥን። ትግራዋይ ብህዋሓት ተዋሪዱ። ንስኺ አእሙሮኺ ብጉጅለ ህዋሓት ስለዝተገሰሰ ካብዙይ ንላዕሊ ክትሓስቢ አይፅበን። because you are already burden of this century . You can't think more than your capacity. Rubbish !!!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Ajoka jigna gereTDF!!!
Nhzbkum elkum ezi mswaeti zkefelkum kbrn mogesn nzelealem. Ayozoqa jegna hawun.
Km haberata hizi ewun bzuhat belaeti tegaru alewu emo shim aytzarebu. Hibuat tekalestna keyiketlulna.
❤️💛❤️💛❤️💛🙏
❤️❤️❤️👍
Egziabher Amlak Menfes kudus sedidu yexenankum
Ehe balege junta sew aregefew eko 🇪🇹
So sad,
ተጋሩ ነስተውዕል ። ሕያዎት ኣይንኹን። ንፀላኢና ÷ ፀላኢና ኢልና ንፀወዓዮ ። እቲ ከከባብር ዝኽእል እንኮ መገዲ ዚ ዩ ። ኤርትራውያን ጀነራላት " ምስ ተጋሩ ቅድሚ ሽሕ ዓመት ጀሚሩ ዩ ፅልኢ ኔሩና እንዳበሉ ይዛረቡ ኣለው " ። መሊሶም ውን " ንስዩም መስፍን ፀፊዖዮ ኔረ " ኢሉ ሓደ ጀነራል ክዛረብ ተሰሚዑ ዩ ። ስለዚ ካብ ኤርትራዊ ንላዕሊ ፀላኢ የብልናን 44።
👌👌👌🙏
ረስዕኻዮ ዲኻ ኦሮሞ ኣሎ በሎ እምሓራይ ኣሎ በሎ ዓፋር ኣሎ በሎ እናበልኩም ሕዝብና ዝወዳእኹሞ።ኣብ ኢትዮጲያ ዝነበረ ህዝብና ሃብቱ ዘሪፍኩሞ ብግፍዒ ሶጊኩሞም ነገሊ ኦም ረሽኩሞም ነዚ ኣይንርስዖን ኢና
Agame wukarya ,eskum tblwo ,aytstwulun ekum guhafat fxrat mxagmti
🙏🙏🙏❤❤❤
ኡፍፍፍፍፍ 😭😭😭
😭😭😭
Tigrayns must stop giving wrong information to the people of Tigray and you should stop talking About Eritrea 🇪🇷?? I don’t know Why is making. Fols Statement to people (only in Tigrinya speaking fighting against each other for nothing Love ❤️ not war????🇨🇦🇪🇷❤thanks 😊
ሓውና ሕቶኻ ኹሉ ናይ ሓደ ብቁዕ ጀናራልስት (ጋዝጠኛ) ኾይኑ ትዕዝብተይ ይገልፅ
ህዝብና ግና ልቢ ክገብር ንምዕድ ኹሉ ግዜ ነእምቲ ህዝቢ ናተባሃለ ነእምቲ ወልቀ ግለሰባት ዘይባሃል ብዝፈጥሩዎኹናትን ህውኸትን ናብዝ ደረጃ ሞትን ስንኽልናን ኸብፁሑዎ ነሓዝን።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ናብ ወያናይ ትቪ ናይ ገበረሂወት (ሰላሊዓ) ናይ ባንኪ ሂሳብ ቁፅሩ እባ ለጢፍኩም ንገሩና ? 🤝✍️💪✌️
Aft nay መጀመሪያ ናይ comment አሎ ስልኩ ናይ ባአሉ ተባረኩ አቅሚ ዘለኩም ሓግዝዎ ዞም ይህዋተይ 🙏❤️❤️❤️
❤❤❤❤😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛
I’m telling you his not injured in his eyes it’s all liesssss wake up tegaru
Tsegab, Tsegab lead to disastrous Aqmun Awqo menoer talaq chilota keew.
ይሕሱ ኣሎ እዚ ዕዉር 😂😂😂
ቅርሺ ከፊልና ካብ ቤት-ማእሰርቲ 😂
ብረት ሰሪቅና ወጽእና 😂
ፓትሮል ደፊና ወሲድናየን 😂
...... ወዘተ ብዙሕ እዩ 😂😂 ሓሳዊ እዩ
🥰🥰🥰🥰🌹🥰🌹🥰🌹🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
As to me, You should have been with exposed face/ without an eyeglass. Otherwise, .....
ግስም በል፡ ንመራሕቲ ወያነ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ኣይኮንካን ኣካላትካ ጎዲልካ፡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዘመን እምኒ ተመሊሱ ኩዕንቲ ኣርዩ ይበልዕ ኣሎ።
ኣንታ ብደው ዝሞተ ሬሳ ቅድሚኡ ጋሕ የብልካ ኣሬሜናት ፍጥረት ሰብ ዘይብልኩም መፂኩም ዳኣ ታይ ክገብር ከማካ ከይመስለካ ምእንታና ሂወቶም ዝከፈሉልና ሰማእታት እዮም ኣካሎም ዝሃቡና ውን ኣዚና ነክብሮም ንህዝብካን ሃገርካን መስዋእቲ ምክፋል ግቡእ እዩ ዘካሪ ዘይብሎም ጀሪካንን ማንካን ክሰርቁን ሰብ ከፅንቱ ዝመፁ ፍቃድኡ ትግራይ፣ ዓፋር፣ ኣምሓራ ዝሞቱ ቀባሪ ዘይብሎም ኣሕዋትካ እዮም ከንቱታት መንሞ ክዝክሮም እቶም ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑና tdf ግን ንሰዓታት ከማን ካብ ሕልናና ኣይንፈልዮምን
@@tsegagaltgray ትግራይ ኣትዮም ንወያነ ምስ ኣንስቲ ከምትውዕል ገሩዋ፡ ሚሳይላትን ዝተፈላለየ ኣጽዋርን መንዚዑ ዕጥቁ ገሩዎ እቲ ጅግና።
Resah shaebia bzaeba kbri hizbi zifelt eyu zfelto seraki jerikan nezuy ayfelton sereki
Gere miss bitsoto nhzbi kab tsintet nadu dima bjegnnet tewadkom eyom nekbrom dima mientana eyom ezi kulu kefilom TDF
@@LiAa400 ጃሪካን ዝሰርቅ ደኣ ትግራዋይ ድየ፡ ኤርትራዊ እኮ ሚሳይል፡ ታንኪ፡ ድሩዓት መካይንን ቢኤም 24 እዩ መንጢሉ።
ለምን የእስር ቤት ምስጢር ታወጣላችው ገና ስንት ይኖረል የታሰሩ
፦ ዓብይ ስሕተት ቃለ ምሕተት እዩ። ዘይሱሩጋት ጋዜጠኛታት ኢኹም። ተሰኒዱ ፀኒኹ ግዜሓልዩ ክንገር ዝነበሮ እዩ። ሐዚውን እኮ ብአሻሓት እሰሪቤት አለው። ንእሽተይ አይትሓስቡን።
It’s so funny how they try script like why would shabia kill your mum and sister this way funny . Shabia was protecting your ppl
ምልማን ሕብሪ ቀይራ ኣብ ትግራይ ፡ሻዕውያ ዓይነይ ኣጥፊኦማ ትብል፡ስድራይ ሓብተይ ደፊሮማ ክክክክ ጉዳም ዩ ።ሓዊ ወሊዕካ ኣንዲድኩምና ዝብል ለኽባጥ ክልል።መብሰሊ እንጀራኹም ኣይትግበርዎ ግዳ እቲ ደገ ዘሎ መጣቕዒ ትግራዋይ ውን ሃዳምን ጅግናን ኣይፈሊ ዩ ።እምበር ውጉኣት ከለዉ ንውሑዳት ሓጺን ዝሰርቁ ከጣቕዕ ምውዓለ ።ኢዶዶዶዶዶ
..... ena ......? Himaqat amHaru!
ጋዜጠኛ ካብቲ ቃለ መሕተት ዝገብር ንላዕሊ ትዛረብ ኮንካ ንቕድሚት ምምሕያሽ ግበረሉ እንተዘይኮይኑ መሰልቸዊ እዩ ዝኸዉን
ንመን እዩ እዚ ኹሉ ሞት ንሓለፍቲ ዓድዋን ህውሓትን ፎእእእእ : እዚ እዩ ኩናት ውጽኢቱ ተማሂርኩም ክትኮኑ ተስፍ ንገብር ::
በጃ ዓድዋ ጋሕ በሊ/ል
ከከከከከከከ አንታ ተረፍ ናይ ጋላ ድሮን ሻእዊያ ከከከከከ አብ ዝባንካ አላ
❤❤❤❤❤❤❤