ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
👍👍👍
እቶም ንትግራይ ናይ 50 ዐመታት ጆናሳይር ዐንጓራት መረሕቲ ሕዋሐት ናብ ፍርዲ ክቀርቡን ዋጋኦም ክረኽቡ አለዎም
ከሓዲ ብሕገ ደምቢ ውድብ ዘይግዛእ ጌታቸው ኣልዒልካ ምድርባይ መንግስቲ ምፍንቃል ኣይኮነን ። ጌታቸው ብደም ህዝቢ ትግራይ ዝቀለደ ብዕሉግ እዩ ።
ውዱብ ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ውዱብ እዩ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ህወሓት እዩ ታሪኽ ህወሓት ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ እዩ።ናይ ህዝቢ ውዱብ ብሰንክ ጸይቂ ሰረቅት ንነብሰይ ይጥዓመኒ ናይ ህዝቢ ዘይግድሶም ኣብ ስልጣን ቶኾይጦም ብስም ህወሓት ገድሊ ህዝቢ ትግራይ ዝሽቅጡ ገጋታት ውድብ ኣይጽልምን ኣይሕመን ኣይጽረፊን ኣይካሓድን ህዝቢ ነብሱ ክሓቲት ኣለዎ ህወሓት ካብዞ ንሕና እና መራሕት ህወሓት ንሕና እና ህወሓት ዝብሉ በለጸኛታት ብጅግንኔት ብንቅሓት ብእምነት ብሓልዮት ህዝቢ ነዛ ዓለም ማንካ ዘየልዓሉላ መንእሰያት ጽባሕ ህዝቢ ትግራይ ከብሩ ሰላም ረኽቡ ካብ ድኽነት ወጽዩ ራህዋ ዝሪአላ ትግራይ ክትህሉ ዝሓለፉ ደቂ ህዝቢ ስለምንታይ ተረስዖም በዞም ብልችዋት ንዓይ ይጥዓመኒ ገጋ ኣብ ርእሲ ገጋ ዝፈጸምዎ ውድብ ህዝቢ ዝኾነ ህወሓት ይጽረፍ ይካሓድ ገጋ ህወሓት ወረስት ናይቶም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዝሓለፉ ክትምራሕ ነዞም ቆራዲድ ምእላይ ናይ ህዝቢ ሓላፊነት እዩ ከምኡ ዘይምግባር ውድብ ምጽራፍ ካብ ሓቂ ምህዳም እዩ ህወሓት ናይ ህዝቢ እዩ ናይ ውልቀሰባት ክኸውን ዝገበረ ድኽመት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ።እንተ ገታቸው ኣብ ታሪኽ ህወሓት የለን ህወሓት ኣይትፈልጦን እያ ኣብቭታሪኹ የላን እንተ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኣሎ ህወሓት ካኣ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ኣላ ጌታቸው ዳኣ መንኮይኑ እዩ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ የለን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኽ ጌታቸው የለን እዚሰብ ጋና እዩ ንቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ግን ብመራሕት ህወሓት እና ዝብሉ ቶቆጽሩ ዝሰሪሕ ዝነበረ እዩ ተኣልዩ መን ኮይኑ ዳኣ ሕጅ ምስ ህወሓት ፈንፊና ዝጋሓፈቶም ተበልጽት ዘረፍት በዓል ጻድቃን ተኾልክሉ ንጅግና ህዝቢ ትግራይ ልዕሉ ህወሓት መድሕን ኮይኑ ፈቆዶ ዓድን ከተማን ኮይኑ ዘደናግር እቲ ህዝቢኸ ነዚ ኣብ ግዜ ቃልሱ ዘይነበረ ኣብግዜ ጽልማት ዘይነበረ ታርኽ ገድልን መስገደልን ዘይብሉ መድሓንኡ ሪእዩ ዝቅበሎ ወይስ ስውኣቱ ክሕዱ ኩሉ ታሪኽ ቃልሱ ደምስሱ ክስዕቦ ከምኡ እንተኾይኑ ምጥፋኡ ተበሪህዎ ኣሎ ማለት እዩ።
ጌታቸው ህርፋን ሰልጣን የብሉን ስልጣን ንሐድሽ ወለዶ ትግራይ ንሀቡ ኢዩ ዝብል ዘሎ
ተጋሩ ህወሓት ገድሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ ቃልስን መስዋእትን ተጋሩ ዝተሃንጸ ዓንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ተበለጽት መራሕት ገጋ ህወሓት ኣይጽልምን ኣይጽረፊን ብ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝተሃንጸ ነባሪ እዩ ተበለጽት ብ ህወሓት ዝሽቅጡን ዝነግዱን መራሕት ህዝቢ ኣለልዩ ካኣልዮም ይግባእ እዚ ናይ ህዝቢ ውዱብ ኣይጽረፍ ኣይካሓድ ኣብ ውሽጡ ነዛ ዓለም ማንካ ዘይልዓሉ ክነብር ዘይበሉ ንህዝቢ ትግራይ ጽባሕ ክጥዕሞ ሰላም ረኽቡ ከብሩ ክነብር ዝሓለፉ ስውኣት ዝሓቅፈ እዩ ብ ደብረጼን ብ ጻድቃን ብ ወዲ ወረደ ዝምሰል ኣይኮኔን ነዝኦም ብጅግንኔት ብፊልጠት በተወፋይነት ብእምነት ዝበልጽዎም ኣብ በረኻ ህዝቢ ኣሚኖም ሓልፎም እዮም ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ናብ ሰውራዊ መትከላ ናይ ውጹዓት ዋሕስ ክትኸውን ከተድሕና ካብዞም ጎሓላሉ ኣትሪፋ።እንተ ጌታቸውን ህወሓትን ኣይፋለጡን ጌታቸው ዝተቆጽረ ሰራሕተኛ ናይ ህወሓት መራሕትና ዝብሉ እዩ ህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ወክሉ ክዛረብ ኣይክእልን መሰልውን የብሉን በየናይ ሞራልን ታሪኽን በየን በየን ዳኣ ንህዝቢ ትግራይ ዝውክል ጋና እካ እዩ ን ውዱብ ህወሓት ኣብ ታሪኽ ይወሓት ዘየለ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ዘየለ ዘይነበረ ንህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኮይኑ ክመጾም ዘይከውን ህዝቢ ትግራይ እካ ህወሓት እዩ ኣሎ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ከምኡውን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኣሎ ጌታቸው ኣበይ እዩ ዘሎ ኣበይ ኮይኑ እዩ ህወሕት ክኸውን።
Good afternoon
መን ኢኺ ጋዜጠኛ፣ 'ምባል" ኣብ ዝብል " ባ" ፊደል ፈዂሰ እዩ ዝንበብ ተምሃሪ።
Dr. Dabratsiyon jagina
Entay eyu nay banda derfy ati geyast
👍👍👍
እቶም ንትግራይ ናይ 50 ዐመታት ጆናሳይር ዐንጓራት መረሕቲ ሕዋሐት ናብ ፍርዲ ክቀርቡን ዋጋኦም ክረኽቡ አለዎም
ከሓዲ ብሕገ ደምቢ ውድብ ዘይግዛእ ጌታቸው ኣልዒልካ ምድርባይ መንግስቲ ምፍንቃል ኣይኮነን ።
ጌታቸው ብደም ህዝቢ ትግራይ ዝቀለደ ብዕሉግ እዩ ።
ውዱብ ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ውዱብ እዩ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ህወሓት እዩ ታሪኽ ህወሓት ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ እዩ።
ናይ ህዝቢ ውዱብ ብሰንክ ጸይቂ ሰረቅት ንነብሰይ ይጥዓመኒ ናይ ህዝቢ ዘይግድሶም ኣብ ስልጣን ቶኾይጦም ብስም ህወሓት ገድሊ ህዝቢ ትግራይ ዝሽቅጡ ገጋታት ውድብ ኣይጽልምን ኣይሕመን ኣይጽረፊን ኣይካሓድን ህዝቢ ነብሱ ክሓቲት ኣለዎ ህወሓት ካብዞ ንሕና እና መራሕት ህወሓት ንሕና እና ህወሓት ዝብሉ በለጸኛታት ብጅግንኔት ብንቅሓት ብእምነት ብሓልዮት ህዝቢ ነዛ ዓለም ማንካ ዘየልዓሉላ መንእሰያት ጽባሕ ህዝቢ ትግራይ ከብሩ ሰላም ረኽቡ ካብ ድኽነት ወጽዩ ራህዋ ዝሪአላ ትግራይ ክትህሉ ዝሓለፉ ደቂ ህዝቢ ስለምንታይ ተረስዖም በዞም ብልችዋት ንዓይ ይጥዓመኒ ገጋ ኣብ ርእሲ ገጋ ዝፈጸምዎ ውድብ ህዝቢ ዝኾነ ህወሓት ይጽረፍ ይካሓድ ገጋ ህወሓት ወረስት ናይቶም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዝሓለፉ ክትምራሕ ነዞም ቆራዲድ ምእላይ ናይ ህዝቢ ሓላፊነት እዩ ከምኡ ዘይምግባር ውድብ ምጽራፍ ካብ ሓቂ ምህዳም እዩ ህወሓት ናይ ህዝቢ እዩ ናይ ውልቀሰባት ክኸውን ዝገበረ ድኽመት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ።
እንተ ገታቸው ኣብ ታሪኽ ህወሓት የለን ህወሓት ኣይትፈልጦን እያ ኣብቭታሪኹ የላን እንተ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኣሎ ህወሓት ካኣ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ኣላ ጌታቸው ዳኣ መንኮይኑ እዩ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ የለን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኽ ጌታቸው የለን እዚሰብ ጋና እዩ ንቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ግን ብመራሕት ህወሓት እና ዝብሉ ቶቆጽሩ ዝሰሪሕ ዝነበረ እዩ ተኣልዩ መን ኮይኑ ዳኣ ሕጅ ምስ ህወሓት ፈንፊና ዝጋሓፈቶም ተበልጽት ዘረፍት በዓል ጻድቃን ተኾልክሉ ንጅግና ህዝቢ ትግራይ ልዕሉ ህወሓት መድሕን ኮይኑ ፈቆዶ ዓድን ከተማን ኮይኑ ዘደናግር እቲ ህዝቢኸ ነዚ ኣብ ግዜ ቃልሱ ዘይነበረ ኣብግዜ ጽልማት ዘይነበረ ታርኽ ገድልን መስገደልን ዘይብሉ መድሓንኡ ሪእዩ ዝቅበሎ ወይስ ስውኣቱ ክሕዱ ኩሉ ታሪኽ ቃልሱ ደምስሱ ክስዕቦ ከምኡ እንተኾይኑ ምጥፋኡ ተበሪህዎ ኣሎ ማለት እዩ።
ጌታቸው ህርፋን ሰልጣን የብሉን ስልጣን ንሐድሽ ወለዶ ትግራይ ንሀቡ ኢዩ ዝብል ዘሎ
ተጋሩ ህወሓት ገድሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ ቃልስን መስዋእትን ተጋሩ ዝተሃንጸ ዓንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ተበለጽት መራሕት ገጋ ህወሓት ኣይጽልምን ኣይጽረፊን ብ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝተሃንጸ ነባሪ እዩ ተበለጽት ብ ህወሓት ዝሽቅጡን ዝነግዱን መራሕት ህዝቢ ኣለልዩ ካኣልዮም ይግባእ እዚ ናይ ህዝቢ ውዱብ ኣይጽረፍ ኣይካሓድ ኣብ ውሽጡ ነዛ ዓለም ማንካ ዘይልዓሉ ክነብር ዘይበሉ ንህዝቢ ትግራይ ጽባሕ ክጥዕሞ ሰላም ረኽቡ ከብሩ ክነብር ዝሓለፉ ስውኣት ዝሓቅፈ እዩ ብ ደብረጼን ብ ጻድቃን ብ ወዲ ወረደ ዝምሰል ኣይኮኔን ነዝኦም ብጅግንኔት ብፊልጠት በተወፋይነት ብእምነት ዝበልጽዎም ኣብ በረኻ ህዝቢ ኣሚኖም ሓልፎም እዮም ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ናብ ሰውራዊ መትከላ ናይ ውጹዓት ዋሕስ ክትኸውን ከተድሕና ካብዞም ጎሓላሉ ኣትሪፋ።
እንተ ጌታቸውን ህወሓትን ኣይፋለጡን ጌታቸው ዝተቆጽረ ሰራሕተኛ ናይ ህወሓት መራሕትና ዝብሉ እዩ ህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ወክሉ ክዛረብ ኣይክእልን መሰልውን የብሉን በየናይ ሞራልን ታሪኽን በየን በየን ዳኣ ንህዝቢ ትግራይ ዝውክል ጋና እካ እዩ ን ውዱብ ህወሓት ኣብ ታሪኽ ይወሓት ዘየለ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ዘየለ ዘይነበረ ንህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኮይኑ ክመጾም ዘይከውን ህዝቢ ትግራይ እካ ህወሓት እዩ ኣሎ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ከምኡውን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኣሎ ጌታቸው ኣበይ እዩ ዘሎ ኣበይ ኮይኑ እዩ ህወሕት ክኸውን።
Good afternoon
መን ኢኺ ጋዜጠኛ፣ 'ምባል" ኣብ ዝብል " ባ" ፊደል ፈዂሰ እዩ ዝንበብ ተምሃሪ።
Dr. Dabratsiyon jagina
Entay eyu nay banda derfy ati geyast