ጉዕዞ ናብ ኣስመራ - ተሳፈርቲ ፕራንክ ተጌሮም 😂 [ ምስ ቤቲ ሃይላይን መረሳን ]

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ส.ค. 2023
  • ተሳፈርቲ ፕራንክ ተጌሮም - ምስ ቤቲ ሃይላይን ዓወትን ጉዕዞ ናብ ሽረ-እንዳስላሰ
    ‪@gereemunentertainment‬
    ‪@yadaprank‬
    #tigray #eritrea
    @gereemunentertainment
    @neshnesh_show
    @DimtsiWeyaneTV
    @LazaRecords
    @ATAMediaProduction
    @LihamMelody
    @maggyshow
    @eri-tv
    @zomaychannel
    @DadiMami
    @HDMONANEBARIT
    @StarEntertainmentEthioEri
    @meadimedia
    @zaramedianetwork
    @tefetawitalkshow
    @Gedli_plus
    @Gereemunmedia
    @EriOneTouchEntertainment
    ፕራንክ ቪዲዮ,eritrean movie,tigrgna music,new eritrean music,tigrgna comedy,gere emun,tegaru,yonas minus,comedian eyob,funny video,tigrgna interview,mezengie camera

ความคิดเห็น • 377

  • @weyniissac2053

    ሽረ ጽብቅቲ ከተማ ኢያ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ግን ኣብ ዓድና ኸምዚ ናጽነት ዘየብልና ብምካኑ ይሓዝን😢😢😢

  • @user-up3rc4ke5v

    ተዓዲልኩም ያዳዋይ 🥺🥲🙋‍♀️

  • @binyam1578

    ጹቡቅ ትምኒት አሰይ🎉🌻👏🕊🥰🕊🕊🕊🕊✌🏻

  • @lloveeritrea960

    Bro ተስፋካ ጸቡክ እዬ።

  • @kidigaltgray3392

    😍😍😍😍😍😍😍

  • @letshgeremariam9258

    🥰🥰🥰🥰😂😂😂

  • @user-du3so7wh8v

    ❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @GgFf-hm7eq

    አረ እንጀሪ ናዓድና ናፍቅና❤❤❤❤❤❤

  • @NahomBirhane-zd3vg

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️👍🏆

  • @user-th9id7jn5z

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-hy6uq8cv7v

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @DjJh-qm2er

    ክመይ ዶ ትኳኑ ቤተክርስቲያን ትናፈቁ 🥺🥺🥺 ሰደት ኩፍእ😢 ፈጣሪ ኣቦይ ላብ ደገ ስላምካ ኣብቅዕኒ🥺🥺

  • @user-bu7ev7he9o

    ካብ ትግራይ ናብ ኣስመራ ትማላለስ ናይ ሰላም ክትርኡ ትደልዩ እስካ ልቢ ሃብኒ🎉🎉❤❤ ኣጀኽም ደማ ክሰምር እዩ❤❤❤

  • @uyth8675
    @uyth8675  +24

    ከምዚ ከመይ ቤተክርስቲያን ዝናፎቆ😢አብ ዓዲ ተለኩ ምንም ዘይመስለኒ ድነበረ አብ ስደት ምስ መፃእኩ ግን ሕማም ናይ ቤተክርስቲያን አለኒ እግዚአብሔር አምላክ ሰደትና የሕፅረልና ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና አሜን🙏

  • @zaidkuhlay2106

    እዋይይይይ ኣስመራ ምስ ራኣኹስ ሰላም ዶ ኮይንልና ኢዩ ኢለስ ብታሕጋስ ሞይተ ኔረ ኣሕ እስኪ ፈተዉቲ ሰላም ሰላም የስምዓና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @letslasehayle5044

    ህዝበይ ማዓረይ የዋህ 🥺🥺🥺🥰🥰🥰💞💞💞💞አነስ ደስ ዝበለኒ ቤተ ክርስትያን ትሳለሙ ተለኹም ብእውነት አነ ብጣዕሚ እየ ከብ ልቢ ናፈቀ ዘለኹ 🥺🥺አምላኽ አቦይ ሓደራኻ ስደተይ አሕፂርካ ናብ ደገ አፍካ አብቅዐኒ ናይ ወትሩ ፀሎተይ እያ ብእውነት ላብ ንስሃ ሞት አብቅዐና🤲🤲🤲🤲🥰🥰🥰💞💞💞

  • @KisanetGhebre-wz2sd

    ኤርትራዊት ኢየ ምስ ተጋሩማሕበራዊ ፍቅሪ ግን ደስ ይብለና

  • @user-ue5ng6eg4g

    አጆኻ መዓልቲ ክመፅእ ከምዝኸውን አይተራጠር ሕዝቢ ትግራይ ምስ ሕዝቢ ኤሬትራ ከም ጎረቤት ብቃንቃ ብባሕሊ ተዋልዲና ስለዝኾነ ደባኡሱና ምርሕነት ምስጠፍኡ ርሑቅ አይኮኑን ኢዩ አሕዋት ክራኸቡ ምኻኖም አይትጠራጠሩ አምላኽ ይከኣሎ ስለዝኾነ ሰላምን ንሕዝብታት አሕዋት ሕዝቢ ኤሬትራን ሕዝቢ ትግራይ ።🙏🙏🙏

  • @dawit5485

    ጽቡቅ ትምኒት ኢዩ ኩላትኩም መንአሰያት ንሰላም ዘምሩ ❤❤

  • @merigaltewahdo1460

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ልብል ብቤተ ክርስቲያን ጀሚርኩምዎ❤