ጋዜጠኛ ተስፋልደት ቶፖ ሾው ነርወይ ኢዱ ሂቡ/ ወዲ ጣባ ምስ ኣወል/ ሱዚኒኖ ሜድያ/ ክፍሉ ንዳዊት ሞጎስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024
  • ጋዜጠኛ ተስፋልደት ቶፖ ሾው ነርወይ ኢዱ ሂቡ/ ወዲ ጣባ ምስ ኣወል/ ሱዚኒኖ ሜድያ/ ክፍሉ ንዳዊት ሞጎስ

ความคิดเห็น • 285

  • @Justbsxg1358hk.
    @Justbsxg1358hk. 14 วันที่ผ่านมา +28

    ነሹ ናይ ቶፖ ቁሩብ ዘጠራጥረካ ከምቲ ዝበልካዮ ብሕክምና ክኸዉን ይኽእል እዩ ነገር ግን ን ቢንያም ኣብ ኤርትራ ምስ ተመልሰ interview ክገብረሉ እንዳ ተጸበኹ ብ online ጌርሉ ከም ናተይ ግምት ዝተረፈ እዩ ዝመስል ብዝኾነ በቲ ኾይኑ በቲ ኤርትራ ንኹሉ ሲኦል እያ።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา +4

      ✅✅✅

    • @bereteklom916
      @bereteklom916 14 วันที่ผ่านมา +1

      Sorryy dea mber 🇪🇷eritrea siol aykonetn ayngage sreat entelka yhaysh ok do amlak keyqexeana.

    • @Tsigeredab
      @Tsigeredab 14 วันที่ผ่านมา +2

      @@bereteklom916ናይ ምድሪ ሲኦል እንበር ኾይናትና ንዓና ኤርትራውያን ምክንያቱ ሰይጣን ይመርሕ ሰለ ደሎ ኣብ ሃገርና100% ።

    • @bereteklom916
      @bereteklom916 14 วันที่ผ่านมา

      @@Tsigeredab rieska u mdri siol koynu zelo sorryyy.

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 14 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@bereteklom916ንሕጂ ሲኦል ኮይና ኣላ ኣብ ዝመጽእ ግን ስተሰለመት ኤርትራ ክትከውን ያ ስለዚ ብሓፈሻ ኢኻ ክትዛረብ ዘለካ ንሳ ንሶም ኢልካ ነብስና ኣይነተዓሻሹ ትርጉም ውን የብሉን።

  • @ZnabMedia
    @ZnabMedia 14 วันที่ผ่านมา +2

    ጸማማት ኣይባሃልን ዩ ነሹ ❤ናይ እዝኒ ጸግም ዘለዎም ትትኣረም😊😊😊

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      ጽቡቅ መአረምታ

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 14 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Nesh Zibuk Gelizikayo Aleka Kulu

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 14 วันที่ผ่านมา +4

    ኣስማዓኒ እስከ ጥዑም ዜና ነሹ❤😂

  • @merhawiwldeslasie6857
    @merhawiwldeslasie6857 13 วันที่ผ่านมา

    በላዒናኮ ኤርትራዊዩ ስቅ ኢልና ትግረዋይ ንብል 💙💙💙😫😫

  • @afewerkiaregai2869
    @afewerkiaregai2869 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብዙሓት ናይ ማሕበራዊ ሜድያ ኣቅረብቲ ሓደ ሓደ ግዜ ንዘሕልፍዎ ጉጉይ ሓበሬታ ክሕተቱ ቅሩባት ዲዮም ወይ ይቕሬታ ክሐቱ ኣይረአይን ሕግን ኣጠቓቕማን ማሕበራዊ ሜድያ ይኸውን ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጌጋ ምፍጻም ሓበሬታይ ዝንቡዕ ይኹን ጥራይ እንጀራይ ይብሰል ዝበሉ እዮም ዝመስሉ ድሕሪ ጌጋ ትቕረ ንልመድ

  • @zlove8820
    @zlove8820 14 วันที่ผ่านมา +6

    ነሹ ሎሚ ጉድ ሪኤ ኣብ Kosta Entertainment ጉዳይ ወድ ጀበሊ በጃካ እስከ ኣብ ቻነልካ ብዙሕ ሰብ ስለዝከታተሎ ጸገሙ ክሪኢሊ ኣብ ሕምብርቲ ኣስመራ ብዚንጎ ገዛን ሉቸ ዘይብሉ ንሽሙ ከማን ሉቸ ኣብ ኩሉ የላን ግን 😢😢 ናቱ ፍልይ ይብል ኮይኑ plz ነሹ ሓውና😢!

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      Eshi 🙏

    • @selamissak9133
      @selamissak9133 14 วันที่ผ่านมา

      Ewe bhaki wedi Jebeli msknay kemu zeymesl ,Neshu hawey gele belelu ab chanelka!

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 12 วันที่ผ่านมา

      ሸርሒ ናይ ህግዲፍ ዩ

  • @lchyeynateysolomon6074
    @lchyeynateysolomon6074 14 วันที่ผ่านมา +6

    ነሹ ብድንግላ ረኪበያ ሎሚ ኮመንቲ yes yes yea q❤❤❤❤❤

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 14 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢😢😢😢Ahhhh Dawit😢😢😢 kulom Esurat Ahwatna 💔💔💔💔💔💔

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 14 วันที่ผ่านมา +7

    ወድ ሽዋ ሰራቒ ፈሲ ደርሆ ሳይኮለጂ ተማሂረ ኢሉስ ንመን ኢዩ ከታልል።ከዳዕ ዘፍትወላ ሃገር ወድ ጣባን ወድ ማጆር ሓወልቲ ኤርትራን ማዕረ ትሰርዕ ህግደፋዊት ጉጅል።ተስፋልደት እንቋዕ ሓጎሰካ።

    • @tesfaluulmichael9222
      @tesfaluulmichael9222 14 วันที่ผ่านมา +2

      ናይ ብሐቂ። ከዳዕን፤ሰራቕን፤ ሐሳውን ዝኸብረላ ዐዲ ኾይና።😢

  • @mebratabraham5201
    @mebratabraham5201 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @TesfagabrNegassi
    @TesfagabrNegassi 14 วันที่ผ่านมา +4

    እንታይ እሞ ባዓል ቶፖ ዳኣ ኣብኡ ምሓሾም ኣይጋደል ኣየገልግል ኣብ መንበር ኮፍ ኢሉ ምስ ምስ ህዝቡ ይሓይሽ ስደት ዳኣ ታይ ትርጉም ኣለዎ

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 14 วันที่ผ่านมา

      Nsu hakka gn si nay deku mexaei ke sebey nsu wun tenefiau eabzi dege kabi ykel eyu sebey

    • @gwualasmara3141
      @gwualasmara3141 14 วันที่ผ่านมา +1

      Haway emo kedem neska temeles n Eritra jemerelna

  • @ShewitBerehane-ml1gf
    @ShewitBerehane-ml1gf 14 วันที่ผ่านมา +1

    Neshnesh lahsi kerekbelka eu naka ka mkan ka ab derejaka weridu xbuk aykonen

  • @faligali6690
    @faligali6690 14 วันที่ผ่านมา +3

    ኣየ ህግድፍ ብዓል ተስፋልደት ቶፖ ኣጥፊኦምሲ ብዓል ወዲ ጣባ ወዲ ባሻይ ምእካብ ኮይኑ።

  • @Senay379
    @Senay379 14 วันที่ผ่านมา +1

    I feel sad for Dawit, I wish we will see him again

  • @ALLYOURSECRETSALLYOURSECRETS
    @ALLYOURSECRETSALLYOURSECRETS 14 วันที่ผ่านมา +2

    ፓራ ኦሎምፒክ ኣብ ፈረንሳ ይካየድ ኣሎ ዘሳተፉ ኤርትራ ኣትሊታት ክኣ ኣለው ቶፖ ክኣ ነዚ ከምሓላልፍ አዩ ጸኒሑ

  • @hazelgetready
    @hazelgetready 12 วันที่ผ่านมา

    Eway adey

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 12 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh Bro wedi afewerqi wn edu khb eyu

  • @gm5215
    @gm5215 14 วันที่ผ่านมา +1

    እዝበይ እስያስዶ ሀዲሙ ክይድ ዩ እዚ ጸወታ ህግደፍ ክኸውን ይኽእልዩ ስለዚ ዘይምህዋኽ

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @henimyloveyou7301
    @henimyloveyou7301 14 วันที่ผ่านมา

    All Eritrea people crazy neshnesh good please you 🙏

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 14 วันที่ผ่านมา

    ውረ ኣይብልካን ድኻ ኣብ አሪትራ ጸማማት ይበዝሑ ኣልሎዎ፥፥ sign language ኣድላይ ኮይኑ

  • @HabenHaylu-jy4mi
    @HabenHaylu-jy4mi 14 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ኣነ ንወዲ ጀበሊ ሕማቅ ኣሎ በጃካ ኣብ ናትካ ኣምጻዮ ዝሕገዝ ሰብ እዩ በብዘለና ክንሕግዞ

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 12 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ጀበሊ ሓንቲ አይኮነን ህግዲፍ ክነግደሎ ስለዝደለየ ጥራይዩ

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 14 วันที่ผ่านมา

    Neshomey welelo 💙💙💙💙

  • @SaliemSolomon
    @SaliemSolomon 14 วันที่ผ่านมา

    Neshu plz nay wedi jeblie akerboo sabe kehgzo metian...plzzz

  • @DawitWeldu-se3xs
    @DawitWeldu-se3xs 14 วันที่ผ่านมา

    Nwedi shuwa neshu baelika Interview zytegbro 🙏🙏🙏

  • @user-yw6tj3oj7t
    @user-yw6tj3oj7t 14 วันที่ผ่านมา +2

    እወ ናይ አወልሲ ብሓቂ ብሓቂ ቅጭዩ ዘምጽእ። በጃኻ አይተምጻአልና

    • @rahwayem5494
      @rahwayem5494 14 วันที่ผ่านมา

      ya hakka niew belo suk elu bogogegog

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i 14 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይ ኢኺም ሰራየ ኣብ ስራሕ ጃሱስነት:ሓሶት ተዋፊርኩም:ዓሌት ድዩ??

  • @zemedhin7091
    @zemedhin7091 14 วันที่ผ่านมา

    Yahooo neshnesh ❤❤

  • @hermonandemiceal2475
    @hermonandemiceal2475 14 วันที่ผ่านมา

    Nesnesh fara hagereseb ab riesika eye zeleku kihardeka mikaney filet gena aletka kiniketilom eye wedi gahaf

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 14 วันที่ผ่านมา +1

    Kid kondafe agame abziya ketbeli ika lokmaxe lehasi kid hexab Egru aytbxhen ika

  • @Michaelhabtemichael
    @Michaelhabtemichael 14 วันที่ผ่านมา

    nay asna hasot y natka da asmana neshu🎉🎉🎉🎉

  • @AfeAsrat
    @AfeAsrat 14 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh menkeshkesk medebka mizanawi ykun

  • @erichanell
    @erichanell 14 วันที่ผ่านมา

    Wedi shawl ketin kiros

  • @ruftagere393
    @ruftagere393 14 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ዓይነይ❤❤❤

  • @mihretabyemane8847
    @mihretabyemane8847 14 วันที่ผ่านมา +1

    Aye agame tgebru ok hray ykunelkum eske qqqqqq

  • @aexum1597
    @aexum1597 14 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu hawey 🙏🏾

  • @jonjon9469
    @jonjon9469 14 วันที่ผ่านมา

    ነሽነሽ ስብኣይ ሓብቲ ❤❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️

  • @berlin7404
    @berlin7404 14 วันที่ผ่านมา

    Respect 🙏 neshu

  • @Merimeri-w8z
    @Merimeri-w8z 14 วันที่ผ่านมา

    neshu neshu yake💙💙💙💙

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 14 วันที่ผ่านมา

    Bravo neshu ayney ezom tekawemti elna nblom never a kulom undercover nay hgdef yom nerom

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 14 วันที่ผ่านมา +2

    Awel sied lekbat kabaka ni laeli bi hasot zwds alo du😂😂

  • @bingo8314
    @bingo8314 14 วันที่ผ่านมา

    Tilyan terguamit dyu rekibu Awel

  • @josieg.2881
    @josieg.2881 14 วันที่ผ่านมา

    neshu hawey hakka eka eske kemzi Korixka amxalna emebr ane nay kemziom sebat beal awel aysemon eye

  • @Iyassu-k8d
    @Iyassu-k8d 14 วันที่ผ่านมา

    Neshu, eta nai Israel church kara gozemo habia nera elka tezaribka nerka. Ni church ziakil bi abi nai hasot wengel miksaska aziu gega + abi geben eyu. Yikreta kithatelu yigibae. Askitka. Ni Solo Media tiwingilo nerka. Abey dea alo eti democracy tiblo???? Anes aziu yigermeni!

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሓሞቱ ዝፈሰሶ ሰብዪ እቲ ጠንቂ ድክታቶርዩ ክብል አይካአለን

  • @Surbana15
    @Surbana15 14 วันที่ผ่านมา +1

    ይምለስ ከኣ ንሃገሩ ከም ሰቡ,ከም በዓል ወዲ ጣባ,ወዲ ባሻይ ኣይትገረም መንከሽከሽ እዚ ከምዚ ዜና ናይ ገናዞ ቀደም ተነቒሕሉ እዩ, ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ደስ ዝበሎ ጊዜ ንሃገሩ ክምለስ well come✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ::

    • @zemenzemen9268
      @zemenzemen9268 14 วันที่ผ่านมา

      ስለምንታይ ዓዱ ገዲፉ ኢልካ ኸ ትሓስብ ዶ?

    • @Surbana15
      @Surbana15 14 วันที่ผ่านมา

      @@zemenzemen9268 ልክዕ ከማኻ

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom7154 14 วันที่ผ่านมา

    Nay asena tekoynas feshla kterf eya😂
    Lomi Tv neshnesh eya eta haqeya zela lomi

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 14 วันที่ผ่านมา

    ነሽነሽ ፀማማት ኣይባሃልን
    ምስማዕ ዝተሳእኖም እዩ ዝባሃል ትግርኛኻ ኣስተኻኽል እዩ ዝባሃል

  • @user-jh8dc6jb8q
    @user-jh8dc6jb8q 14 วันที่ผ่านมา

    ከዳዓት ዝነብሩላ ሃገር ወላ ገደል ትእቶ ኣነ ዝገርመኒ ጊን ናብ ሃገርካ ምምላስ ኣየናይ ዓቢ ነገር ኮይኑ ዩ የሕዋትና ኣብ ኪናት የእትዮም ኣጥፍእ ኣቢሎሞም ደቂሶም ሓታቲ ዘይብሎም ኤርትራ ጊን ሱዳን ኮይና ክርኢ ይደሊ ኣለኹ ምኽንያቱ ከዳዓት ጥራሕ እዮም ዝነብሩላ ንመሰልካ እንተ ተዛረብካ ሰማዒ የብልካ ኣብ ትግራይ ኣትዮም መስዋእቶም ከማን ኣይተነግረን ቡዙሓት የሕዋትና ዳሃይ ዘይብሎም ኣለዉ እዞም ደቂ ኣስመራ ካኣ ላሓስሓስ እንዳ በሉ ሃገርን ህዝብን ፋሕፋሕ ኣቢሎሞ እሰያስ እንዳ በሉ ደቂ መበለት ደቂ ሓሰማ

  • @AlexSandro-r3r
    @AlexSandro-r3r 14 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh serving the truth nay Topo neak eye kexbe xenhie and haqei diyu welas hasot metrtarka ka adineqeka caz kem kalot defirka eyu aytbeln eika xebahe kale kekwen meatn

  • @abisolomasfha3131
    @abisolomasfha3131 14 วันที่ผ่านมา +1

    Kab neshnesh zbluka weshwash zeybluka msti nay hasot srahka mstesaneye neyru

  • @YM-py8oo
    @YM-py8oo 14 วันที่ผ่านมา

    Wedi dmu kem qedemu ezom Gazitegnatat wela hadimom lewti Yeblomn neshu.example Kibreab.Babahalib.Amanuel alazar.Hayelom bereqe and Others

  • @HabenHaylu-jy4mi
    @HabenHaylu-jy4mi 14 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ❤❤❤❤❤

  • @Yewhansaman
    @Yewhansaman 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brhanehabte7757
    @brhanehabte7757 13 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ሓሳዊ የሎን ሎቑማጽ ፎእ

  • @eastAfricashow2
    @eastAfricashow2 14 วันที่ผ่านมา

    Neshu gen lukat kkownu ykelu eyu

  • @AsmeretFsshaye-il1vu
    @AsmeretFsshaye-il1vu 14 วันที่ผ่านมา

    Anta neshinesh eritreanwi tray du libya zjeyd

  • @eastAfricashow2
    @eastAfricashow2 14 วันที่ผ่านมา

    ATA ziom wela tlaikom ykonu bla tepo

  • @WarsaiyMehreteab
    @WarsaiyMehreteab 10 วันที่ผ่านมา

    Neshnsh aythasu knday sab adu kayatu tklkilo alka zkona sab atyu bselam ymlas alo nska gn thsw alka

  • @zak-o3k
    @zak-o3k 14 วันที่ผ่านมา +3

    ድርባይ ኣብ ትግራይካ ጥራይ እዩ ስንኩል ዝድርበ እምበር ኣብ ኤራትራ የለን።

    • @natihabte5266
      @natihabte5266 14 วันที่ผ่านมา

      no problem because you’re not here you don’t know nothing about your country

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      ተጋጊካ ኣለካ

    • @user-jh8dc6jb8q
      @user-jh8dc6jb8q 14 วันที่ผ่านมา

      ኣንታ ተዛሪበ ኢልካ ዲኻ ኣበይ ኣለዉ እስኪ ናብ ትግራይ ተገዲዶም ዛኣተዉ ዳሃዮም ኣለካ ዶ እስኪ ንገረኒ ወዲ ላሓሲ ርኹስ ብጽብጽ

  • @SamuelAraya-y5t
    @SamuelAraya-y5t 14 วันที่ผ่านมา

    Hasena bel

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 14 วันที่ผ่านมา

    Neshu abesa 💙💙🫶🏽

  • @fthi3585
    @fthi3585 14 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ህግደፋውያን ዓጀወጆወ ብስንኪ ስርዓት እስያስ ድያብሎስ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን መርገም ሱንቁ ዘይትብል ሱዳን መፂእናዬም እምበር መፂኦምና ዲዬም ሐቂ ኽይትዛረቡ ምስ ድያብሎስ ቃል ኺዳን አቲኹም

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 14 วันที่ผ่านมา

      ክላእ ርሙሳት ለቅለቅቲ ዓጋመ

  • @bereketweldu1640
    @bereketweldu1640 14 วันที่ผ่านมา

    Wodiy Amharay

  • @rahwayem5494
    @rahwayem5494 14 วันที่ผ่านมา

    srah alo du wala teseded eyu zbl srah srah abzihu Awel dea tetsruhuna do dea seb tesedidu way hatewtew

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 14 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ኣመንቲ ኣመንቲ ትብሉ ዝብሉ ኣስላም ተዋህዶ ፖሮተስታንት ካልአ ኣመንቲ ንሓደ አግዚኣቢሀር አንድዮም ንዓይ ጠለምቲ ናይ ኣቦኦምን ኣደኦምን ሃይማኖትዮም ነቲ ዝወረስዎ ሃይማኖት ከማዕብልዎ ካብ ግአዝ ናብ ትግርጛ ተርጉሞም ክሰርሕሉዩ ነሩዎም አዚ ጠለምቲ ኣየብሎምንዶ? ? ? ?

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 14 วันที่ผ่านมา +3

    እዋይ የሕዋተይ ተደንግጹ፡ ቶፖ ተከደዐ ከማኩም ተራ ሰብ አኮዩ ጀነራል ዋላ ፕረሲደንት ዝከደዐ ጌርኩሞ ንሱድዩ ኮይኑ ዓቅምኩም

    • @TeklebrhanKiflmariam
      @TeklebrhanKiflmariam 14 วันที่ผ่านมา +2

      ድርባይ ኮንካ ኢምበር ቀደም ሲ ኣይኮነን ሰብ ጠል ኢንተ ጥፊኣትና ውን ብስድራና ኢና ኪንደልያ ንወፍር ኔርና ሎሚ ግን በራዩ በዝሕኩም ኣቃሊልካ ሪኢካዮ

    • @tsegatesfamariam5548
      @tsegatesfamariam5548 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@TeklebrhanKiflmariamemo fateu eu kaydu kam sebu normal eu Politika kitekamlu da dalikum enber

    • @TeklebrhanKiflmariam
      @TeklebrhanKiflmariam 14 วันที่ผ่านมา +1

      @@tsegatesfamariam5548 ኢንታይ ፖሎቲካ ህዝቢ በብሓደ ይጸኒት ኣሎ ሰይጣን ኣቲዋ ዓድና ኢንዳ ረኣናያ ህዝብና ይበታተን ኣሎ ይርደኣካ ዲዩ

    • @tsegatesfamariam5548
      @tsegatesfamariam5548 14 วันที่ผ่านมา

      @@TeklebrhanKiflmariam abkulu eu nihina da memarereti koyna enber wala xeadu habtamat eyom zisedadu

    • @TeklebrhanKiflmariam
      @TeklebrhanKiflmariam 14 วันที่ผ่านมา

      @@tsegatesfamariam5548 ኢንታይ ትቢል ወደይ ብባሕሪን ሳህራን ብብረቲን ኢንዳ መተ ዝስደድ ብዘይካ ኤርትራዊ ኣሎ ዲዩ

  • @myhomeissweat5634
    @myhomeissweat5634 14 วันที่ผ่านมา

    ተስፋ ልደት ከምዝሓደመ ሕጂ ሰሚዕካ ፈሽፈሽ😂😂😂

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka1848 14 วันที่ผ่านมา

    Aye beal Wedi Shiwa, enkilil! Sik zeyblu keytezarebu, zereba entezeykielomo?!

  • @MerhawiKidane-zx3dc
    @MerhawiKidane-zx3dc 14 วันที่ผ่านมา

    ኣይትገደሰሎም ነሹ ህግደፍ ኮምኡ እንድዩ ስርሓ

  • @selam0mahari388
    @selam0mahari388 14 วันที่ผ่านมา

    ነሹ

  • @user-sh2su1lm9p
    @user-sh2su1lm9p 14 วันที่ผ่านมา

    9:08 ነሹ ኣታ ጊደፍ ኣይትሕርረኒ 😂😂😂 ወዲ ሓውቦይ ያ😅😅

  • @SofiaKeren
    @SofiaKeren 14 วันที่ผ่านมา

    ነሽ መንከሽክሽ ሰብ ዓዱ ያኣቱ ኣሎ 😂

  • @mxm8763
    @mxm8763 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዘዉደደለ ዝፊተወላ ዐዲ ኮናትና ነዚኦም ከምዚኦም ዝአመሰሉ ጀጋኑ ብጣዕሚ የሕዚኑካ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 14 วันที่ผ่านมา

    Neniseniseka
    Merekebeka😂
    Teteieylala😂😮😊

  • @AblelOkbay
    @AblelOkbay 14 วันที่ผ่านมา

    Neshu wedi selamn tienan abzelekayo
    Gn nay ztekmun zeyteqmun gze aytnwh
    Qrx enda abelka

  • @Eritreamassawaredsea
    @Eritreamassawaredsea 14 วันที่ผ่านมา

    Neshinesh kamsin sawa bihasotin tebahalen zikieleka yelen Topo teterefe minalbat hikimina eyu zikewin Dehar melhaska keytihayk

  • @mekonnentesfamariam6291
    @mekonnentesfamariam6291 14 วันที่ผ่านมา

    Ata entay genernas SEB dika Sienas ezi gawna awel tmsalna Ab Hawi yto

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i 14 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ሽዋ ሎቑማጽ ሓሳዊ:እታ ናይ ኤርትራ ግፋ ድኣ እንታይ ኮንካ ዘየልዓልካዪ:ግፍዕን እስርቤትን ኣብ ኤርትራ ዘሎኸ ብኸመይ ክሽፈን ይኽእል:ሸፊንካ ዘይሽፈን እዩ ናይ ኤርትራ ጉዳይ:

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 14 วันที่ผ่านมา

    ባሕሪ ልዕሊ እሰያስ ሐርገጽ የለን

  • @gebrusium7702
    @gebrusium7702 14 วันที่ผ่านมา

    Kemzi kemaka hasawi lahasi sheyat hageri gna ayaetun eu adu wala yqreta tahatete lekbat usub nay genzeb

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl 14 วันที่ผ่านมา +6

    Ane dea Top n Bini interview kigebrelu ms denguye endiye dhri France Olompic kemzeytemelse felite😂

  • @ErIHageri
    @ErIHageri 14 วันที่ผ่านมา

    PLS TALK ABOUT TIGRAY THEY NEED YOU. HELP THEM BE THE VOICE FOR VOICELESS MEANS TIGRAY YOU NEVER TALK GOOD ABOUT ERITREA PLS STAY AWAY FROM ERITREA. ERITREA FOR ERITREAN. THANKYOU

  • @erishikor8227
    @erishikor8227 14 วันที่ผ่านมา +1

    It's to bad to have Agamie blood

    • @Starlove-fl2yg
      @Starlove-fl2yg 14 วันที่ผ่านมา

      ሕጂ ደሞ ነብስካ ፈሪሳ ትግራዋይ ኮይነ ክላ መጻወቲ ህግደፍ ኩን ወዲ ሓወቦይ

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p 14 วันที่ผ่านมา

    ሱቅ በል ዝኮነ ዘረባ ፓለቲካ ገርኩም ንሕዝቢ አተሕምዎ ቆልዓ ኩሉ አብ ዓለም ዘሎ ጽቡቅ ሰለክርእዩ ዝደልዩ እዮም አነ እዝአ ፖለቲካ አይኮነን እቲ ጎደሎ ዘሎ እነተኢልኩም ክቅበለኩም ይክእል ገሊአ ገዝአ ክትሕግዝ ወጺአ ፖለቲካ አይትግበርዎ

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 14 วันที่ผ่านมา

    ነሽ ነሽ ወደይ እቲ እንዳኣዘናግዐ ዝምህርን ሓቀኛ ኩነታት ህዝብና ዝሕብርን መደባትካ ወትሩ ኢየ ዝከታተሎ። ናይ በዓል ኣወል ስዒድን ወዲጣባን ዝኣመሰሉ ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል ባህርያት ጽቡቕ ጌርካ ፈሊጥካዮም ኣለኻ:: ጠባያቶም ከገርመካ የብሉን። ምኽንያቱ:
    1, ኣብ ህግደፍ ካብ 30 ዓመት ዘገልገለ $30 ዶላር ዘበርከተ ይምረጽ።
    2, ህግደፍ ኣብ ወግዓዊ ማዕከናት ዜና ንጽሙማን ሓገዝ ዝህብ ተርጓሚ ዘይገበረ ነዚ ሓሜን ንኣወል ስዒድ ተርጓሚ ምምዳቡ ዘገርም ኢዩ። ኣወል ዘይወግዓዊ ሚኒስተር ዜናን ኣፈኛን ህግደፍ ኢዩ።
    ኣነ ካብቶም ብዕድመ ኣቦታትካ ዝኸውን ጋዜጠኛ ኮይነ: ቅናት: ብርሃን ኣብ ጸልማት ከምኡ እውን መምሃሪ ቋንቋ ትግርኛ መጻሕፍቲ ዝደረስኩ ኢየ። ሓንቲ ካበ መጻሕፍተይ ክሰደልካ ደልየ። ኣድራሻ ወይ ብኸመይ ከምዝረኸብካ ሓብረኒ።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      ብልቢ የመስግን ተገዲስካ ምጽሓፍካ ። ብ Instagram እባ neshnesh show ትብል ወይ ብፈይስቡክ ጽሓፈለይ

  • @abibabraham8763
    @abibabraham8763 10 วันที่ผ่านมา

    ኣሰና ሓሳዊ ክንቲት ዕሱብ

  • @CjFi-i6g
    @CjFi-i6g 14 วันที่ผ่านมา +1

    .

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 14 วันที่ผ่านมา

    ጋሻ የቢሎምን።ጋዜጠኛ ተሲፋሊደት ኒወዲ ግብ ይቂበሎ።❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  14 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

    • @user-ku8dd2hu9e
      @user-ku8dd2hu9e 14 วันที่ผ่านมา

      ተስፋልደት 😂😂😂😂😂😂

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 14 วันที่ผ่านมา

    በቃ እዝኣ ያ ታርእሲ ኣየ ወዲ ኣስመራ ሎቅማጽ

  • @genettesfay9873
    @genettesfay9873 14 วันที่ผ่านมา

    Mesakin beal nshum

  • @wedilete3217
    @wedilete3217 14 วันที่ผ่านมา

    Ate zbzha lunar twga tegdlay Wde major ybhal

  • @AdmasawiTv
    @AdmasawiTv 14 วันที่ผ่านมา +1

    ነሽ ነሽ ሓሻዊ ተትኣቱ ማይ በላ ጨናዊ።

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 14 วันที่ผ่านมา

    Neshu gdefom eziom tebeat aykonun

  • @melawit9956
    @melawit9956 14 วันที่ผ่านมา

    ብዛዕባ ኤርትራስ ንዓኻ እንታይ ይምልከተካ ኣፉካሓዝ ከንደይ መንእሰይ እናለፉለፉካ ሂወቶም ኣጥፊካዮም ኣለኻ ህዝቢ ብደቆም ክሓትኻ ኢዮም

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p 14 วันที่ผ่านมา

    አንታ ነሽነሽ ዝቃወሙ ዝነበሩ ይኸዱ አለዉ ዘይኮነ አይትዛረብ ዓጀዱ ዝአተወ ከዳዕ ይብሀል

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 14 วันที่ผ่านมา

    እዛ ሓሳዊት ከትማ ንክፍኣት"ያ ትዕልል

  • @Fili_brgidawi
    @Fili_brgidawi 14 วันที่ผ่านมา +3

    🥇First me like 💙🌿✊

  • @samsonelias2971
    @samsonelias2971 14 วันที่ผ่านมา

    እቱም ሰባት እዚ ንደቂ ኤርትራ ነሓድሕዱ ንምብላዕ ትገብርዎ ዘለኹም ዋጋ ተኽፍልዎ ዘለኹም መዓልትኹም ተጸበዩ፡፡ ዓዲዃላ ኤርትራዊ ኣትሒዝዎ ኢልካ ከሙ በሊ ኢልካ ኣብዘይትፈላትጦ ጉዳይ፡ ሰብ ተዘይፈራሕኩም ኣምላኽ እባ ፍርሑ፡፡ ክላእ ሓሳዊ ንስኻን ከምዚኸማኻን ጽልኢ ዘሪእካ ዝርከብ ገንዘብ ደም ሰብ ከምስታይ እዩ፡፡