ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣታ ፍናን ድምጺ ንኹና ትብል ሞኒካ ተራ ሰብያ ኣቡነ እንጠንኦስ እኮ ዓቢ ኣቦ ክንሶም ዘይሰምዑስ ን ሞኒካ ሕጂ ኣብ ነብሶም ምስ መጾም ድዩ ናይ ዓድና እሱርበት ሓድሽዎም ዘሎ መቸም ኣምላኽ ን ውጹእ ሰብ ርእዩ ይተኣረቀና ሰላም የውርደልና 🙏❤️
ኣታ ፍናን ሓዉና ተቃዳዲምካ ከም ሓቂ ገርካ ኣይትዛረብ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ሓሳብካ ግን በዓል ወዲ ሓጂ ኣሚንካ ከም ሓቂ ገርካ ኣይተውርዶ ዓድካ እንተ ከድካ ከኣ ስድራካ ክትርኢ እንበር መንግስቲ ደጊፍካ ኣይኮንካን ትከይድ ጸቢብ ሓሳብ ኣይትሓዙ ንስኻ ንባዕልካ ኣዲስ ኣባባ ከይድካ ስድራካ ሪኢካ ኣደካን ኣቦካን ኢካ ሪኢካ እንበር ኣብ ኤርትራ ዘለዉ የሕዋትካ ግን ኣይራካን ንምንታይ እቲ ዘይ ከዉን ሃተፍተፍ ስለ ትብሉ ማለት ኢዩ ፍናን ካብ ኩሉ ንስካ መዕለቢ ትከዉን ሓንሳብ ተቃዋሚ ትከዉን ሓንሳብ ኣነ ኣብቲ የለኩ ኣብቲ የለኩን ደላዪ ሰላም አየ እንዳ በልካ መልሓስካ ኣይትቀይር ደላዪ ሰላም ዲካ ንሰላም ጎስጉስ ንረብሓኩም ኣይተውርድዎ ጭብጢ ከይሓዝኩም ኣይትዛረቡ
Bravo 👍nay Monica hasot yigbetela
Exactly true Addis yimelales nearu, hasawi ms tegaru lihishis endabele. Hiji hakenaga kimesil( Ezom Ni Eritrea 🇪🇷 ) tikedu kitzaweru sdrakum kitrieu Ember . ( Neta Hager sigab lomi keyearefe, efoy keybele zihlu zelo Jigna mikillal kibrin Mogosin
ብዓል ለማጭ መልሓስ ሙኻኑ ኣይትፈልጥን ኢኺ ክሳብ ሕጂ
@@FtsumTeweldebrhan-un2kzDENGUYU.ANE HANTI MEALTI SEB MIS TEZAREBE? ABEU KELEKHU EYE ZFELTO.N MUKHUANU ERITRAWI DYU?
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz ምፍላጥ ዳኣ ይፈልጦ ክንቲት ደርሆ እንድዩ ቅድሚ ሕጂ ተኣሲራ ኢሉ ኣውሪድዎ ነይሩ ብድሕርዩ ሓሶት ኮይኑ ቅድምሕጂ ተጋግየ ሕጂከ እንታይ ክብል ዘይብል ኮይኑ እቲ ሓሶት ናተይ ኢሉ ሒዝዎ ለመጭ ዝኮነ ወዲ ክንደይ ጽጉም ኤርትራዊ እንድዩ ዳኣ ዘሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሱ ግን ምስቶም ተጋሩ ለሓስሓስ ይብል ነይሩ መግቢ መስተ የብልዖም ነይሩ ምስታ ኣምሓረይቲ ዉሽምኡ ፍናን ፈገር ኩሉ ሰብ ፎ ኢልዎ እንበር ክንድዚ ሳብስክራይብ ሒዙ ዳኣ ጥዑይ እንተ ዝሰርሕ ኣብ ሰዓት ክንደይ ላይክ ቪዊስ ምተራየሉ ደንቆሮ
እንካዕ ብሰላም መጻኻ ፋኒ❤❤
ጥስጡስ ሰበይታይ ትዛረቦ ዘይትፈልጥ ፍጥረት።
Tistus tray eilkum
Wellcome fnaney marey ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ስቅ በል ለክባጥ መደናገሪ መናቆቲ ጽልእን ራዕድን ንምዝራእ ኢዩ ዕላማካ ሓቅነታ የውጽኣ
ነዚ ሎቁማጽ ኣምሓራይ ኣሚንኩም ኣይትዛረቡ
ግርም ድማ ሰብ ዓዱ ክኸይድ ይዳሎን ይኣቱን ነይሩ እዩ ሞኒካ ኣሲሮማ መን እዩ ደፊሩ ክኸይድ ተጋግዮም
Kulu dilayu geru tezaribu atiyu ab monica besihom ahminuwum zehzin eyu ezi kulu ab tselmat tetew kemzeybelet
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኣብ ስደት ኮይኖም ዓድኹም ኣይትኣውን ኢኹም ክትእሰሩ ኢኹም ኢሎም ዝፍክሩ እዩ
I am 200% sure she is not arrested
እንተ ኬድካ ዳኣ ትጸግባ ፍናን ካኣ ሲቕ ኢልካ መትከልካ ዘይፍለጥ። መርገጺኻ ኣፍልጥ ኣነ ናትካ ነገር ኣይርዳኣንን ዩ።
Afkan Edkan Enteakebka Zasreka Manm Yelen Xeruey Eritrawi Kitkewin Aleka Zeykeyd birger Nkebduen Xelaeti higdefin eyu ok do teasira teasira zgebereto entelewa teser eko higdef nzelelem timber edme nmerahina esuy❤❤❤❤❤❤❤❤
❤💛❤💛
ፋኒ ሓወይ ጋላ ምስ ተዛረበት ነራ
If she doesn't know politica she shouldn't start, if you make problem you have 2 pay, what you think who you are ....
ከይትኩም ኣይከይትኩም ተምጽእዎ ለውጢ የለን፡ሓንቲ ጭብጢ ዘይብልኩም ስቕ እልኩም በሮቕሮቕ ኣይትበሉ ።
Wowww ኣምሰሉ ማለት... ተውሁቦ ድዩ ተማሂርካዮ
ናይ ቢሓቅ ጹቢቃት ኣሕዋተይ ንሳማማዕ ንቁሩብ ግዜና ኣይኮናን ነበርቲ ❤❤❤ ቢመጀመርታ ሙንካ ተኣስራ ኢንተዳ ኮይና ማዋጾ ዪፍጥረላ ቢሓፈሻ ግና ዋዲ ሓጂ አሉ ኢልኩም ዘረባ ከይቲ ደግሙ አዚ ቢመሰረቱ ሓሳዊ ሰለዞኾነ ሎሚ ዝተዛረበ ጽባሕ ዘይደግም ራሳሕ ሰብ ስለዞኾነ ኢቲ ዝገሪም ግና ጭብጥ ኢልኩም ቅድሚ ሚዚርጋሕኩም ጭብጥ ኣይ ታሓቱን ዲኹም
ሞኒካ ሓፍተይ ብሰላም ተመለሲ ተጋግዮም እዮም ባዓል ወዲ ባሻይ ወዲ ጣባ ሸየጥቲ ኤርትራ ዘይተኣሰሩስ ሞኒካ የሕዝን እዩ
እዚ ዓንጃል እዚ ገሊኦ እዮም ዝጻወቱሉ ሓቂ ይመስሎ እሞ ንወረ ይህወኽ። ካብ ኣብ እሰክሪ ተደፊእካ ትውዕል ኣብ ቁምነገር ዘይተጥፍኦ ግዜኻ። ጠነሰት ሓረሰት ሞተ ሓመመ ክትብ ከተርድእ ካብ ትውዕል።
ክሳብ ዝረጋገጽ ዜና ኣይትሕልፉ
👍👍👍👍
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ኣይተኣስረትን ገዲፍና ንሓንሳብ ከም ወዲ ሓጂ ጹሉል ከተምስል ንሓንሳብ ፈሊጠ ኢልካ ኣፍካ ዝሃበካ ዓወንወን ክትብል ኣብኣ ኣላ።
ቤርጌድ ንሀመዱ ንህዝቦም ዝቃለሱ ዘለው አእምሮ ሰለዘለዎም ነክብሮም
Esukum dea ketelti seb ( kondafat )
ገባሪት እንታይ እያ ሓንቲ ነገር ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ደጋፊ የ ገለ መለ ኣይስርሕን ዩ ኩሉ ኣብ ደገ ዘሎ ዜጋ ብዝይሓዊ ኣገባብ ስለዝወጻእና ኩላትና ገበንኛታት ኢና ብ ዓይኒ እቲ ዲክታቱር ።
ኣንታ ዘይርሽኑዋኸ ካብ መን በሊጻ እያ ክንድዚ ጫቕጫቕ ዘይትርስዑዋ ማዕረ ክንድዚ ክብረት ታይ ኣምጽኦ፧
ካብቲ ናይቶም ካልእ ንላዕሊ እንታይ ገበን ጌራ ኣሲሮማ
ፍናን ሐወይ, ንስካ ብሓቂ ፍትሓውይ. ለዋህ ሰብ ኢኻ. ግን ሞኒካ ዘይተኣስረት መን ከእሰር አንተሓሰብካዮ. ሞኒካ ቸካን ሰብ. ኣሻ ያ, ሞ አምላክ እሽነታ ሪኡ ይምሓራ.
Ata Kndey BeraeBerse Tbl Zeleka Xbsh MelhSka Kthyk Eka Hasawi Zeysemaeksyo Zeyraakayo Knfixi Tlflf Hasawi Bmntsy Kem Ztetefet Aytfeltn Eka ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዘይተጻረየ ነገራት እንዳምጻእኩም መንእሰያት ኣይትረብሹ ጽባሕ ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ።
መጻወቲ ባዓል ኣወል ኮይና ሃገር😳😳
Wellcome
በርኔንተ ይፍክረላ ኔሩ ማራናታ ድማ ሞኒካ ምስከደት ድሕሪ ነዊሕ ዓመት ከይዳ ኣርኪባታ ምስ ኣወል ድማ ትራኸብ ኔራ እዚኦም ፍሉያት እዮም
ዳዲ:ማሚ ናይታ ካብ ማህጸነ መሬት ክትጸባ ዝወለደትካ ኣደን ናይቲ ጅግና ወላዲኻን :ኮታ ክልቲኦም ሓርበኛታት ወለድኻ ዝደኸምሉን ዝደመይሉን ሃገር ኢኻ ትኽሕድን ትሕጭጨሉን ዘለኻ :ንምዃኑ ብጭቡጥ'ዶ ይፈልጡ ይኾኑ እቶም ሓርበኛታት ወለድኻ? ነዚ ትኸዶ ዘለኻ ጥልመት:ኣይመስለንን።ዝፈልጥሉ ግዜ ግን ርሑቕ ኣይክኸዉንን ኢዩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
የሕዝን እዩ ነዚ መንእሰይ ዓዱ ከምዘይኣቱ ጌሮሞ
Ufffff farattttt Kazbtttttt
Ata leba medenageri!! Monika kaa serawit kemen tenkifa iya. Higi yetzariwo yihiluwu imber kitwezi iya tikown.
ፁሉላት እኮ እዬም ተአትያ ኢካ ብኡ ምዝራቡ እዮ
አብ ኤርትራ ቤት መእሰርቲ ዘለው ጋዜጠኛታት ሚኒሰተራት ጀነራላት አቃይሽ ቤት ፋርዲ ተቀሪባ ሪኬርድ ሰይራ ማለት እዮ
Gezysweee. Mengesterr dembyaaa hamaseeen mexineteeee hizbeee
ግን ካብቲ መንግስቲ እቲ ዉልቀ ሰብ እዩ ዝገደካ
Monika l miss you ❤❤
ካብ ማራናታ ዝኸፍእ ገበን ኣይገበረትን ግን ንሞኒካ ኣሲሮማ ንማራናታ ሰዲዶሞ
ሹጉርቲ ጻዕዳ ሓባበልዕኻያ ሽታ ኩሎበልዕኻያ ሽታ ኣፍኩም ሓዙ ብሃገር ላግጺ የለን
Ezaya Shrmota Monika Gonder Amharety Endehr Aserom Tsabuk Eyu Gonder Shrmota Monika Kalbey Game Over Agme Kamalat Kondafat Lemanatey Seraktey Gagat Degalat Funfen Hezib Kabe Alem Agme Eyome Nesaka Sarakey Madanageray Teafa
ከመይ ዝበልዎም ሃገር እዮም ወይ ንኹሎም ዝበደሉ ዘይኣስርዎም ን ሞኒካ በይና ዝኣስርዋ
Mesfer kfuiee zemen Awel Kuntaro 1,10 Mergem U.
ምእሳራ እካ ጽቡቅ ተዘይ ኮነ ንውሕስነት ነዚ ኣብ ስደት ዘሎ መንእሰይ ግን እንተዘየላ ኢዩ ዝሓይሽ ቀይዲ በተኽ ዝኾነት ሰብ ናይ ክንደይ ሰብ ሂወት ኣባላሽያን ዘሪጋን ኢያ እንታይ እሞ ክትገብረልና ኢላ ኢያ ስርዓት ዘይብላ ሰብ ስርዓት ጌራ ትወጽእ ከኣ ደይ ኣብ ማእከል ዓዳ ኢያ ዘላ 44።
Gefah seb ketfrd mesl yeblqumen buda gen buda eu hasad
@@RobelTekia እተን ክፉእ ዝገብራ ኣእዳውካ ሓሊፈን ከም ዝጸንሓኻ ጥራይ ተረዳእ ኣንታ ዕቡድ ዝኾንካ ህዝቢ 44። ስሌኣ ዘይኮነ ዝሓስብ ስለ እዚ ኣብ ዓዱ ቅሳነት ስኢኑ ንስደት ዝወጸ እሞ ከም በዓል እዚኣ ኣብ ስደት ቅሳነት ዝኸልእኦም ንኡሳተይ መዛኖይ ኢየ ዝሓስብ❤️😅😅😅 እቶም ሎሚ ትበኽዩ ጽባሕ ክትስሕቁ ኢኹም እቶም ሎሚ ዝሰሓቅኩም ጽባሕ ክትበኽዩ ኢኹም ኢሉና ፈጣሪና።
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቅ ገበሩ
ተጋግዮም
Eritrawi tmhrti ykoneka
መጻወቲ ባዓል ከዳዓት ወዲ ባሻይ እባ ኮይና ሃገር
ሞኒ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን
Ab Eritra bzuhat amait ayatatnan yehwatnan abotatnan ab Frdi keyqerebu 10 20 30 ametat ab biet maeserti yisaqeyu alewu, n gele sebat gn hiji Monika msteasret ab Eritra higin mesel nay mzrabn kemzeyele zteredoom koynu ysmaani, n Monika dmxi nkuna kblu nsemoom alena. Izi akayida nay hgdef gn b Monika zjemere aykonen kab qedem znebere iyu.
Abet hasot Monika bimot nay adia eya keyda ay teaseretin.
Mis dembyaaa hamaseen semimieee yeleeenDembyaaaa xegeeeeem
ሓሳዊ ሰብ ኣብ ዝኸዶ ኣይጥዕሞን
ኣታ ገልዳም ፍናን ሳሕሳሕ ሎቁማጽ ፡በደል ዝገበረ ክእሰር ይግባእ ኢዩ፡
Wadi intay tefelit rasah, man keamneka hassawi
መን.ከ.ደሊኩም.ሰረቅቲ.ጐሐፈት.ሐሰዉቲ..
who told you
ኣታ ግደፉ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር ኣብ tiktok ኮንኩም ሓፍ በሮቅ ኣይትበሉ።ኣይትኺዱ
ሚኒካ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ
ኣንበሳ።
ሓሳዳት ረኺቦማ
ተጋግዪም ክኣስርዋ ኣይነበሮምን
ዋይ ሓፍተይ ሕማቅ ረኪባ ሓቂ እተኮኑ
እቲ ዘዋረደትካ ስ ባ ንፍቕሪ ጌሩልካ
ከዛብ እንታይ ትፈልጦም በርጌድ ንሓመዱ ዲሁል ጀጋኑ ኢዩም በርገድ ንሓመዱ
የስ ማራናታ ምስ ኣወል እዮም የእሲሮማ
አታ ሎቅማጽ ሐሳዊ፤ ዓዲና ከም ኪፍና ሞኒካ እንተዘይ ትአስረት ጥራሕ እዬ ዝገርመካ። ክትእሰር አለዋ #Eritreafirst ኢላ ጉሩብ ዝመስረት እንዲያ።
ካብ ዘገልገለ ዘዉደልደለ ዝነብረላ ሃገር
ኣታ ዘረባ ወዲ ሓጂ ሰሚዕካስ መደብ ትሰርሕ። ሰልጠነ ቆጺርዎ ይኸውን
ዓባይ ትምርቲ እያ እዚኣ
Wedi haje aytimnwo
ባዓል ወዲ ባሻይ ይዕንድሩ ሞኒካ ድማ ትእሰር
ካብ ናይ ካልኦት ዝኸፍእ እንታይ ገበን ጌራ በይና ፈልዮም ይኣስርዋ
ደናቁር ክትአቱ ከላ ኤርትራዊ ፓስፖርት ታሴራ ሒዛ አትያ ዘውጽአ የለን አይትደንቁር
ሞኒካ ብምእሳሮም ዓቢ ክሳራ ከሲሮም ኣለዉ መን ኪኸዶም ሕጂ ድኣ
እንታይ ክሳራ ኣለዎም፧
ኩሉኩም እራይ ምራይ አብ ሰደት ኮይንኩም ሀገር ተሜጹላ ለዉጢ የለን።ጀጃዋት
ERITRA? BY ERITREANS IN ERITREA 🇪🇷 TO ERITREANS IN ERITREA 🇪🇷::
ፋኒዋይ ለባመይ ❤❤❤
ሞኒካ ብዙሕ ትቃለሰሎም ኔራ ግን እቲ ምእሳር ብኣኣ ጀሚሮሞ
እዚ ሕጂ ብዓል ወዲ ሓጂ መትከል ኣልቦ ተዛሪቦሞ ኢልካ ነቲ ሰብ ራዕዲ ንምፍጣር ድዩ
Monica is not arrested
❤❤❤❤❤fnaney ata bruk taum afu
Monika 🇪🇷 fthi
Dembyaaaa hamesssen firdeeee ayfeltuin eyomeeee
ሞሲባ እዩ
ሞንካ በዳን ድያ የሕዝናትኩም ጨነውቲ ምስሉያት
Wedi haje haswi
ፍናን ኤርትራ ዘይትከይድ ንጹህ እንዲኻ
ባዓል ወዲ ባሻይ ዘይተኣሰሩስ ሞኒካ ክትእሰር
Very Sad Sad Monika Well done fnan bless ❤.
ብስም የሱስ ክንደይ ይጭክኑ ካብ ዉላዳ ይፈልይዋ
ጉዳም እዩም እንታይ ሕልፊ ሰባ ገበን ጌራ
Ab Eritrea 🇪🇷 Demokerase Alo Diu? Mewateo Yefterela🎉🎉🎉.
Haswe
ፋንዋየ ጽሩይ😇😇😇😍😍😍😍😍😍😍
ኣብ ስደት ኮይኑስ ይፍክር ኣሎ ዋይ ጉድ
ኣታ ፍናን ድምጺ ንኹና ትብል ሞኒካ ተራ ሰብያ ኣቡነ እንጠንኦስ እኮ ዓቢ ኣቦ ክንሶም ዘይሰምዑስ ን ሞኒካ ሕጂ ኣብ ነብሶም ምስ መጾም ድዩ ናይ ዓድና እሱርበት ሓድሽዎም ዘሎ መቸም ኣምላኽ ን ውጹእ ሰብ ርእዩ ይተኣረቀና ሰላም የውርደልና 🙏❤️
ኣታ ፍናን ሓዉና ተቃዳዲምካ ከም ሓቂ ገርካ ኣይትዛረብ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ሓሳብካ ግን በዓል ወዲ ሓጂ ኣሚንካ ከም ሓቂ ገርካ ኣይተውርዶ ዓድካ እንተ ከድካ ከኣ ስድራካ ክትርኢ እንበር መንግስቲ ደጊፍካ ኣይኮንካን ትከይድ ጸቢብ ሓሳብ ኣይትሓዙ ንስኻ ንባዕልካ ኣዲስ ኣባባ ከይድካ ስድራካ ሪኢካ ኣደካን ኣቦካን ኢካ ሪኢካ እንበር ኣብ ኤርትራ ዘለዉ የሕዋትካ ግን ኣይራካን ንምንታይ እቲ ዘይ ከዉን ሃተፍተፍ ስለ ትብሉ ማለት ኢዩ ፍናን ካብ ኩሉ ንስካ መዕለቢ ትከዉን ሓንሳብ ተቃዋሚ ትከዉን ሓንሳብ ኣነ ኣብቲ የለኩ ኣብቲ የለኩን ደላዪ ሰላም አየ እንዳ በልካ መልሓስካ ኣይትቀይር ደላዪ ሰላም ዲካ ንሰላም ጎስጉስ ንረብሓኩም ኣይተውርድዎ ጭብጢ ከይሓዝኩም ኣይትዛረቡ
Bravo 👍nay Monica hasot yigbetela
Exactly true Addis yimelales nearu, hasawi ms tegaru lihishis endabele. Hiji hakenaga kimesil( Ezom Ni Eritrea 🇪🇷 ) tikedu kitzaweru sdrakum kitrieu Ember . ( Neta Hager sigab lomi keyearefe, efoy keybele zihlu zelo Jigna mikillal kibrin Mogosin
ብዓል ለማጭ መልሓስ ሙኻኑ ኣይትፈልጥን ኢኺ ክሳብ ሕጂ
@@FtsumTeweldebrhan-un2kzDENGUYU.
ANE HANTI MEALTI SEB MIS TEZAREBE? ABEU KELEKHU EYE ZFELTO.
N MUKHUANU ERITRAWI DYU?
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz ምፍላጥ ዳኣ ይፈልጦ ክንቲት ደርሆ እንድዩ ቅድሚ ሕጂ ተኣሲራ ኢሉ ኣውሪድዎ ነይሩ ብድሕርዩ ሓሶት ኮይኑ ቅድምሕጂ ተጋግየ ሕጂከ እንታይ ክብል ዘይብል ኮይኑ እቲ ሓሶት ናተይ ኢሉ ሒዝዎ ለመጭ ዝኮነ ወዲ ክንደይ ጽጉም ኤርትራዊ እንድዩ ዳኣ ዘሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሱ ግን ምስቶም ተጋሩ ለሓስሓስ ይብል ነይሩ መግቢ መስተ የብልዖም ነይሩ ምስታ ኣምሓረይቲ ዉሽምኡ ፍናን ፈገር ኩሉ ሰብ ፎ ኢልዎ እንበር ክንድዚ ሳብስክራይብ ሒዙ ዳኣ ጥዑይ እንተ ዝሰርሕ ኣብ ሰዓት ክንደይ ላይክ ቪዊስ ምተራየሉ ደንቆሮ
እንካዕ ብሰላም መጻኻ ፋኒ❤❤
ጥስጡስ ሰበይታይ ትዛረቦ ዘይትፈልጥ ፍጥረት።
Tistus tray eilkum
Wellcome fnaney marey ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ስቅ በል ለክባጥ መደናገሪ መናቆቲ ጽልእን ራዕድን ንምዝራእ ኢዩ ዕላማካ ሓቅነታ የውጽኣ
ነዚ ሎቁማጽ ኣምሓራይ ኣሚንኩም ኣይትዛረቡ
ግርም ድማ ሰብ ዓዱ ክኸይድ ይዳሎን ይኣቱን ነይሩ እዩ ሞኒካ ኣሲሮማ መን እዩ ደፊሩ ክኸይድ ተጋግዮም
Kulu dilayu geru tezaribu atiyu ab monica besihom ahminuwum zehzin eyu ezi kulu ab tselmat tetew kemzeybelet
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኣብ ስደት ኮይኖም ዓድኹም ኣይትኣውን ኢኹም ክትእሰሩ ኢኹም ኢሎም ዝፍክሩ እዩ
I am 200% sure she is not arrested
እንተ ኬድካ ዳኣ ትጸግባ ፍናን ካኣ ሲቕ ኢልካ መትከልካ ዘይፍለጥ። መርገጺኻ ኣፍልጥ ኣነ ናትካ ነገር ኣይርዳኣንን ዩ።
Afkan Edkan Enteakebka Zasreka Manm Yelen Xeruey Eritrawi Kitkewin Aleka Zeykeyd birger Nkebduen Xelaeti higdefin eyu ok do teasira teasira zgebereto entelewa teser eko
higdef nzelelem timber edme nmerahina esuy❤❤❤❤❤❤❤❤
❤💛❤💛
ፋኒ ሓወይ ጋላ ምስ ተዛረበት ነራ
If she doesn't know politica she shouldn't start, if you make problem you have 2 pay, what you think who you are ....
ከይትኩም ኣይከይትኩም ተምጽእዎ ለውጢ የለን፡ሓንቲ ጭብጢ ዘይብልኩም ስቕ እልኩም በሮቕሮቕ ኣይትበሉ ።
Wowww ኣምሰሉ ማለት... ተውሁቦ ድዩ ተማሂርካዮ
ናይ ቢሓቅ ጹቢቃት ኣሕዋተይ ንሳማማዕ ንቁሩብ ግዜና ኣይኮናን ነበርቲ ❤❤❤ ቢመጀመርታ ሙንካ ተኣስራ ኢንተዳ ኮይና ማዋጾ ዪፍጥረላ ቢሓፈሻ ግና ዋዲ ሓጂ አሉ ኢልኩም ዘረባ ከይቲ ደግሙ አዚ ቢመሰረቱ ሓሳዊ ሰለዞኾነ ሎሚ ዝተዛረበ ጽባሕ ዘይደግም ራሳሕ ሰብ ስለዞኾነ ኢቲ ዝገሪም ግና ጭብጥ ኢልኩም ቅድሚ ሚዚርጋሕኩም ጭብጥ ኣይ ታሓቱን ዲኹም
ሞኒካ ሓፍተይ ብሰላም ተመለሲ ተጋግዮም እዮም ባዓል ወዲ ባሻይ ወዲ ጣባ ሸየጥቲ ኤርትራ ዘይተኣሰሩስ ሞኒካ የሕዝን እዩ
እዚ ዓንጃል እዚ ገሊኦ እዮም ዝጻወቱሉ ሓቂ ይመስሎ እሞ ንወረ ይህወኽ። ካብ ኣብ እሰክሪ ተደፊእካ ትውዕል ኣብ ቁምነገር ዘይተጥፍኦ ግዜኻ። ጠነሰት ሓረሰት ሞተ ሓመመ ክትብ ከተርድእ ካብ ትውዕል።
ክሳብ ዝረጋገጽ ዜና ኣይትሕልፉ
👍👍👍👍
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ኣይተኣስረትን ገዲፍና ንሓንሳብ ከም ወዲ ሓጂ ጹሉል ከተምስል ንሓንሳብ ፈሊጠ ኢልካ ኣፍካ ዝሃበካ ዓወንወን ክትብል ኣብኣ ኣላ።
ቤርጌድ ንሀመዱ ንህዝቦም ዝቃለሱ ዘለው አእምሮ ሰለዘለዎም ነክብሮም
Esukum dea ketelti seb ( kondafat )
ገባሪት እንታይ እያ ሓንቲ ነገር ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ደጋፊ የ ገለ መለ ኣይስርሕን ዩ ኩሉ ኣብ ደገ ዘሎ ዜጋ ብዝይሓዊ ኣገባብ ስለዝወጻእና ኩላትና ገበንኛታት ኢና ብ ዓይኒ እቲ ዲክታቱር ።
ኣንታ ዘይርሽኑዋኸ ካብ መን በሊጻ እያ ክንድዚ ጫቕጫቕ ዘይትርስዑዋ ማዕረ ክንድዚ ክብረት ታይ ኣምጽኦ፧
ካብቲ ናይቶም ካልእ ንላዕሊ እንታይ ገበን ጌራ ኣሲሮማ
ፍናን ሐወይ, ንስካ ብሓቂ ፍትሓውይ. ለዋህ ሰብ ኢኻ. ግን ሞኒካ ዘይተኣስረት መን ከእሰር አንተሓሰብካዮ. ሞኒካ ቸካን ሰብ. ኣሻ ያ, ሞ አምላክ እሽነታ ሪኡ ይምሓራ.
Ata Kndey BeraeBerse Tbl Zeleka Xbsh MelhSka Kthyk Eka Hasawi Zeysemaeksyo Zeyraakayo Knfixi Tlflf Hasawi Bmntsy Kem Ztetefet Aytfeltn Eka ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዘይተጻረየ ነገራት እንዳምጻእኩም መንእሰያት ኣይትረብሹ ጽባሕ ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ።
መጻወቲ ባዓል ኣወል ኮይና ሃገር😳😳
Wellcome
በርኔንተ ይፍክረላ ኔሩ ማራናታ ድማ ሞኒካ ምስከደት ድሕሪ ነዊሕ ዓመት ከይዳ ኣርኪባታ ምስ ኣወል ድማ ትራኸብ ኔራ እዚኦም ፍሉያት እዮም
ዳዲ:ማሚ ናይታ ካብ ማህጸነ መሬት ክትጸባ ዝወለደትካ ኣደን ናይቲ ጅግና ወላዲኻን :ኮታ ክልቲኦም ሓርበኛታት ወለድኻ ዝደኸምሉን ዝደመይሉን ሃገር ኢኻ ትኽሕድን ትሕጭጨሉን ዘለኻ :ንምዃኑ ብጭቡጥ'ዶ ይፈልጡ ይኾኑ እቶም ሓርበኛታት ወለድኻ? ነዚ ትኸዶ ዘለኻ ጥልመት:ኣይመስለንን።ዝፈልጥሉ ግዜ ግን ርሑቕ ኣይክኸዉንን ኢዩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
የሕዝን እዩ ነዚ መንእሰይ ዓዱ ከምዘይኣቱ ጌሮሞ
Ufffff farattttt Kazbtttttt
Ata leba medenageri!! Monika kaa serawit kemen tenkifa iya. Higi yetzariwo yihiluwu imber kitwezi iya tikown.
ፁሉላት እኮ እዬም ተአትያ ኢካ ብኡ ምዝራቡ እዮ
አብ ኤርትራ ቤት መእሰርቲ ዘለው ጋዜጠኛታት ሚኒሰተራት ጀነራላት አቃይሽ ቤት ፋርዲ ተቀሪባ ሪኬርድ ሰይራ ማለት እዮ
Gezysweee. Mengesterr dembyaaa hamaseeen mexineteeee hizbeee
ግን ካብቲ መንግስቲ እቲ ዉልቀ ሰብ እዩ ዝገደካ
Monika l miss you ❤❤
ካብ ማራናታ ዝኸፍእ ገበን ኣይገበረትን ግን ንሞኒካ ኣሲሮማ ንማራናታ ሰዲዶሞ
ሹጉርቲ ጻዕዳ ሓባበልዕኻያ
ሽታ ኩሎበልዕኻያ ሽታ ኣፍኩም
ሓዙ ብሃገር ላግጺ የለን
Ezaya Shrmota Monika Gonder Amharety Endehr Aserom Tsabuk Eyu Gonder Shrmota Monika Kalbey Game Over Agme Kamalat Kondafat Lemanatey Seraktey Gagat Degalat Funfen Hezib Kabe Alem Agme Eyome Nesaka Sarakey Madanageray Teafa
ከመይ ዝበልዎም ሃገር እዮም ወይ ንኹሎም ዝበደሉ ዘይኣስርዎም ን ሞኒካ በይና ዝኣስርዋ
Mesfer kfuiee zemen Awel Kuntaro 1,10 Mergem U.
ምእሳራ እካ ጽቡቅ ተዘይ ኮነ ንውሕስነት ነዚ ኣብ ስደት ዘሎ መንእሰይ ግን እንተዘየላ ኢዩ ዝሓይሽ ቀይዲ በተኽ ዝኾነት ሰብ ናይ ክንደይ ሰብ ሂወት ኣባላሽያን ዘሪጋን ኢያ
እንታይ እሞ ክትገብረልና ኢላ ኢያ ስርዓት ዘይብላ ሰብ ስርዓት ጌራ ትወጽእ ከኣ ደይ ኣብ ማእከል ዓዳ ኢያ ዘላ 44።
Gefah seb ketfrd mesl yeblqumen buda gen buda eu hasad
@@RobelTekia እተን ክፉእ ዝገብራ ኣእዳውካ ሓሊፈን ከም ዝጸንሓኻ ጥራይ ተረዳእ ኣንታ ዕቡድ ዝኾንካ ህዝቢ 44። ስሌኣ ዘይኮነ ዝሓስብ ስለ እዚ ኣብ ዓዱ ቅሳነት ስኢኑ ንስደት ዝወጸ እሞ ከም በዓል እዚኣ ኣብ ስደት ቅሳነት ዝኸልእኦም ንኡሳተይ መዛኖይ ኢየ ዝሓስብ❤️
😅😅😅 እቶም ሎሚ ትበኽዩ ጽባሕ ክትስሕቁ ኢኹም እቶም ሎሚ ዝሰሓቅኩም ጽባሕ ክትበኽዩ ኢኹም ኢሉና ፈጣሪና።
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቅ ገበሩ
ተጋግዮም
Eritrawi tmhrti ykoneka
መጻወቲ ባዓል ከዳዓት ወዲ ባሻይ እባ ኮይና ሃገር
ሞኒ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን
Ab Eritra bzuhat amait ayatatnan yehwatnan abotatnan ab Frdi keyqerebu 10 20 30 ametat ab biet maeserti yisaqeyu alewu, n gele sebat gn hiji Monika msteasret ab Eritra higin mesel nay mzrabn kemzeyele zteredoom koynu ysmaani, n Monika dmxi nkuna kblu nsemoom alena. Izi akayida nay hgdef gn b Monika zjemere aykonen kab qedem znebere iyu.
Abet hasot Monika bimot nay adia eya keyda ay teaseretin.
Mis dembyaaa hamaseen semimieee yeleeen
Dembyaaaa xegeeeeem
ሓሳዊ ሰብ ኣብ ዝኸዶ ኣይጥዕሞን
ኣታ ገልዳም ፍናን ሳሕሳሕ ሎቁማጽ ፡በደል ዝገበረ ክእሰር ይግባእ ኢዩ፡
Wadi intay tefelit rasah, man keamneka hassawi
መን.ከ.ደሊኩም.ሰረቅቲ.ጐሐፈት.ሐሰዉቲ..
who told you
ኣታ ግደፉ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር ኣብ tiktok ኮንኩም ሓፍ በሮቅ ኣይትበሉ።
ኣይትኺዱ
ሚኒካ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ
ኣንበሳ።
ሓሳዳት ረኺቦማ
ተጋግዪም ክኣስርዋ ኣይነበሮምን
ዋይ ሓፍተይ ሕማቅ ረኪባ ሓቂ እተኮኑ
እቲ ዘዋረደትካ ስ ባ ንፍቕሪ ጌሩልካ
ከዛብ እንታይ ትፈልጦም በርጌድ ንሓመዱ ዲሁል ጀጋኑ ኢዩም በርገድ ንሓመዱ
የስ ማራናታ ምስ ኣወል እዮም የእሲሮማ
አታ ሎቅማጽ ሐሳዊ፤ ዓዲና ከም ኪፍና ሞኒካ እንተዘይ ትአስረት ጥራሕ እዬ ዝገርመካ። ክትእሰር አለዋ #Eritreafirst ኢላ ጉሩብ ዝመስረት እንዲያ።
ካብ ዘገልገለ ዘዉደልደለ ዝነብረላ ሃገር
ኣታ ዘረባ ወዲ ሓጂ ሰሚዕካስ መደብ ትሰርሕ። ሰልጠነ ቆጺርዎ ይኸውን
ዓባይ ትምርቲ እያ እዚኣ
Wedi haje aytimnwo
ባዓል ወዲ ባሻይ ይዕንድሩ ሞኒካ ድማ ትእሰር
ካብ ናይ ካልኦት ዝኸፍእ እንታይ ገበን ጌራ በይና ፈልዮም ይኣስርዋ
ደናቁር ክትአቱ ከላ ኤርትራዊ ፓስፖርት ታሴራ ሒዛ አትያ ዘውጽአ የለን አይትደንቁር
ሞኒካ ብምእሳሮም ዓቢ ክሳራ ከሲሮም ኣለዉ መን ኪኸዶም ሕጂ ድኣ
እንታይ ክሳራ ኣለዎም፧
ኩሉኩም እራይ ምራይ አብ ሰደት ኮይንኩም ሀገር ተሜጹላ ለዉጢ የለን።ጀጃዋት
ERITRA?
BY ERITREANS
IN ERITREA 🇪🇷
TO ERITREANS
IN ERITREA 🇪🇷::
ፋኒዋይ ለባመይ ❤❤❤
ሞኒካ ብዙሕ ትቃለሰሎም ኔራ ግን እቲ ምእሳር ብኣኣ ጀሚሮሞ
እዚ ሕጂ ብዓል ወዲ ሓጂ መትከል ኣልቦ ተዛሪቦሞ ኢልካ ነቲ ሰብ ራዕዲ ንምፍጣር ድዩ
Monica is not arrested
❤❤❤❤❤fnaney ata bruk taum afu
Monika 🇪🇷 fthi
Dembyaaaa hamesssen firdeeee ayfeltuin eyomeeee
ሞሲባ እዩ
ሞንካ በዳን ድያ የሕዝናትኩም ጨነውቲ ምስሉያት
Wedi haje haswi
ፍናን ኤርትራ ዘይትከይድ ንጹህ እንዲኻ
ባዓል ወዲ ባሻይ ዘይተኣሰሩስ ሞኒካ ክትእሰር
Very Sad Sad Monika
Well done fnan bless ❤.