ቃለ መሕተት መደብ ሕቶን መልስን ሌላ ምስ መሳርሕቲ ተፈታዊ ሾው ዊንታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น •

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +29

    ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇
    Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow

    • @kshgsnmzkg6072
      @kshgsnmzkg6072 2 ปีที่แล้ว +1

      @@TFBk-gq5sx ክክክ ንስኻ ከለኻ ባርያ ናይ ወድ መድህን በራድ ኢሰያስ ትግራዋይ ወድ ተምቤንሲ ክክክ ኣቤት ባርነት

    • @terrygebrial7838
      @terrygebrial7838 2 ปีที่แล้ว +1

      @@TFBk-gq5sx ጽቡቕ ነገር ኣይንጽበን ካብ በስናዕ ርእሱ ባርያ::

    • @tdftdf5335
      @tdftdf5335 2 ปีที่แล้ว

      Wowww ዊንታ ሓፍተይ ንበዓል ከማኪ ሒዝና ነዚ ጽልኢ ክንሰብሮ ኢና God blessed u super lady 😘

  • @natsenat6087
    @natsenat6087 2 ปีที่แล้ว +20

    ዊንታ ሽኮር ሓፍተይ ልቦናኪ ኣድኒቀኪ፣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጹቡቅ ውሳነ ወሲንኪ አጆኩም ኣብጎንኩም አለና🙏❤️👌

  • @MFish7980
    @MFish7980 2 ปีที่แล้ว +5

    Very Smart and mature lady. I give very much credit specially to her mother !! Brother Seletene you selected a right person to work with.

  • @WediNega
    @WediNega 2 ปีที่แล้ว +18

    ሕጂ ብውሽጠይ ደስ ኢሉኒ ዝነበረና ስክፍታ ውን ኩሉ ተቀንጢጡልና።ዊንታ ጋል መረታ ቀያሕቲ ሓፍቶም ንመረታ ሰበነ : ኣንበሲት ኢኺ እሞ ኣጆኺ ብቅዕቲ መሳርሕቲ ረኺብካ ኣለኻ ተፈታዊ ዝነበረና ስክፍታታትና ተቀንጢጡ ኣሎ እሞ ሰናይ ናይስራሕን ዓወትን ይምነየልኩም።ስለዚ በርትዒ ዊንታ።

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 2 ปีที่แล้ว +6

    Wowo በርቂ ዝኮነት ቆልዓ ኣምጺካልና
    ኣብየት ልቦና ኣወዳድቃ ቃላት ትርሓሰና ስከ በሉ።

  • @meksebhalefakulu9297
    @meksebhalefakulu9297 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው ዊንታ ናይ ባሓቂ በላሕ ለባም መንእሰይ ልቦናኺ 100% ።ኣብ ዝልዓለ ክሪአኪ ተስፋ ይገብር።

  • @weldemaryamtesfagergs2773
    @weldemaryamtesfagergs2773 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ ብስልቲ ሓፍትና ኣምጺካ ጋል መረታ ቀያሕቲ፡ ሓፍቶም ንመረታ ሰበነ፡ ክሳብ ክዶ ፈላሲ ገዛ ሓየት መረት ሰበነ
    ካለኣይታ ዘስመርኩላ ጋል እንጋናኣ ስሳሕ ዓባይ ዓዲ ኣላ።
    ዓዲ ተወልደ ኢዮብ ጋል ሓፍቱ ማለት ጽንዓት ትበሃል ጋል ትርሓስ ሓፍትናን ኣዴናን
    መዓልቲ ፈሊካ ንክልቲኤን እንተ ተቅርበን ጽቡቅ ነይሩ።
    ማስመድያካ ከኣ ንዉሽጢ ስለ ተኣቱስ ኣብ ህዝብና ጽልዋ ምገበራ ነይረን ኣተባብዓየን ኢካ ኣጆካ።
    መረታ ቀያሕቲ ካብ ንእሽቶ መረብ ሓረነ ገደለን ሰዓብተንን ክሳብ ሰገነይቲ ዉሽጢ ጽንዓደግለን ዝባን ዓረት ከሙኡ ዉን ክሳብ ዞባ ዓዲ ቀይሕን ቀጽል ንዉሽጢ ትግራይ ክሳብ ደደቢት የኣቱ ኢዩ።
    ንፍዕቲ ጋል ሪመይ።

    • @حياةششش
      @حياةششش 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ። ጀግና ሓፍቲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝያደይ 💋❤️😘🙏🙏🇻🇳

  • @afeworkibereket7195
    @afeworkibereket7195 2 ปีที่แล้ว +2

    I love your Point !!!☝️

  • @tesgobozay5446
    @tesgobozay5446 2 ปีที่แล้ว +5

    ንውንቱ ቃለት ደልየ ሲኢነላ ናይ በሓቂ ነቲ በዳሂ ሕቶታት ብትብዓት መሊሳ ምህራትና ኢያ ኢሞ ዕድመን ጥዕናን ነዚ ዘብቅዐት ስድራ-ቤት

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 2 ปีที่แล้ว +15

    Bravo Winta lebam 🥰🥰🇻🇳🙏🙏🇻🇳🙏

  • @elilta70
    @elilta70 2 ปีที่แล้ว +7

    ጅግና መንእሰይ ኢኺ ቅም ዘይትሒዚ❤️❤️❤️❤️

  • @Tigray122
    @Tigray122 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣሰይይይ ምቅርቲ ለባም ❤️100%ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸግኡ የብዝሓልኪ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ🙏🙏🙏

  • @elilta70
    @elilta70 2 ปีที่แล้ว +19

    ተፈታዊ ከም ሽምካ ፍትው ኢኻ ንቅሕቲ ዋዕሮ መንእሰይ ምርካብካ ጽቡቅ ናይ ስራሕ ምትሕብባር ከአ ይግበረልካ🙏🙏💐💐

  • @temesgnrezene4093
    @temesgnrezene4093 2 ปีที่แล้ว +23

    ጽቡቕ ዕድል ዊቱ ጽቡቕ ናይ ስራሕ ምጅማር ይግበረልኪ ብጣሚ በላሕ ሓፍቲ

  • @habtemariamgebreigziabher4085
    @habtemariamgebreigziabher4085 2 ปีที่แล้ว +4

    Wawww Nay Behaki ❤️❤️❤️❤️❤️
    Kemaki yebzehayo Amlak nab SENAY knkeyd Y barkena .🙏🙏🙏

  • @yodittekelemariam9628
    @yodittekelemariam9628 2 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhqey weinta belstet shkor habtey gauly amlke edmen tena yhabkey mse adeyky selten hwe hezbey yekenylna ❤❤❤👍👍👍⚘⚘⚘💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adbt3565
    @adbt3565 2 ปีที่แล้ว +3

    ተዓወቲ ትግራወት ማለት ኣነ እዮም ኣነ ንሶም እየ ምሉእ መልሲ ናይ በሃቂ ።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Winta you are intelligent, smart ,matured. May the Almaty God Bless you.

  • @tafazare2961
    @tafazare2961 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰልጠነ ሓወይ ነዛ ትስፍውቲ ሓፍትና ከኣ ጽቡቕ ናይ ስራሕ ዕድል

  • @djgeezawi2313
    @djgeezawi2313 2 ปีที่แล้ว +16

    እታ ሓዳስ ደርፈይ አብ ውሽጢ 3 ሰዓት ክትወርድ
    እያ ክትሕጎሱ ኢኹም ምሰማዐኩማ።
    አረስቲ ፣ትግራውነት እንታይ ማለት
    ሰልጠነ ሓውና ከም ሽምካ ኮንካልና።
    ለከ አቦታትና (ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ )ዝበልዎ ከምዚ እዩ።

  • @AlexK-qw3zx
    @AlexK-qw3zx 2 ปีที่แล้ว +4

    Good job winta God bless you and your family 🙏 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @ካብሓዘንናብሓዘን
    @ካብሓዘንናብሓዘን 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ንሶም 'ዮም ንሶም ኣነ 'ዮም !!! ብስልቲ ሓፍቲ ከምዚኣን ክርኢ ከለኩ ሓጎስይ ወስን የብሉን ። በቲ ሓደ ካኣ ኣመና ታሓዝን ምስ መካይድካን መዳቅስትካን በዚ ሕሱር ስርዓት ክትካታዕ ለይትን ቀትርን ክትካታዕ ዕርፍቲ የከን፡፡

  • @adhanomgezahegn3223
    @adhanomgezahegn3223 2 ปีที่แล้ว +3

    I respect your family they raised you with discipline.

  • @zemenselam8954
    @zemenselam8954 2 ปีที่แล้ว +12

    beautiful lady and smart girl!!! 💛💚🧡❤

  • @lillynuguse4758
    @lillynuguse4758 2 ปีที่แล้ว +5

    I am proud of you my dear sis and bro.🌷🌷🌷❤❤❤🙏🙏🙏🌷🌷🌷

  • @frezerussom9382
    @frezerussom9382 2 ปีที่แล้ว +20

    ሰልጠነ ስርሓሉ ወሎድና
    ኣብ ጥፍኣት ኣሎ
    ብፍላይ ኣውልድና 👌👌👌ፎርሳ በለን 👌👌🌹🌹🌹🌹ንሓግዘን 👌🌹🌹🌹ካብ ህግደፍ ነገላግለን????

  • @QueenLiya
    @QueenLiya 2 ปีที่แล้ว

    I don't know her gin thank you TEFTAWINO we Tegaru have big respect for you zikone yikun neftweka ina 💖💖💖💖

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 2 ปีที่แล้ว

    ትገርሚ ብልፅቲ ኤርትራዊት ጏልና ነመስግን ! ነዲኺ ክትምስገን አለዋ ተባረኺ👏🏽

  • @hadisakheza
    @hadisakheza 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልተነ ሓውና እዛ ትመስል ሽኮሪና ዝኾነት ዋዕሮ ስለ ዘቕረብኻልና ነመስግን we love tefetawi talk show

  • @WediNega
    @WediNega 2 ปีที่แล้ว +6

    ዊንታ ብሓቂ ኣዝያ ትድነቅ ብልጽቲ መንእሰይ ነቲ ዝቅረበላ ሕቶታት እትምልሶም ደጋጊምካ ሰሚዕካ ውሽጥኻ ዝትንክፍን በቲ ሓደ ክኣ ብልሓ ዘንጸባረቀትሉ መደብ እዩ እሞ በጃኹም እቶም እንባሕ በል ካብ ዊንታ ተማሃሩ።

  • @hadishgebre60
    @hadishgebre60 2 ปีที่แล้ว +1

    ዊንታ ልዕሊ ግምትና ኮይና ብሓቂ መስደመም ብልሒ።ብዝኮነ ንዛ ሓየት ዝጸወረት ማህጸን ወላዲታ ንዊንታ ክብሪ ይኩና 1000%ምስግና ይግባእ።ብሓቂ ኩሉ ዝተዛረብቶ ኣብ ጩቡጥ ነገር ኢዩ።ዋላ ሓንቲ ዝድርበ ቃል የብሉን።ኣምላክ ነኣን ነዲኣን ኩሎም ኣሕዋታን ዕድመን ጥዕናን የሃቦም።ከማኡውን ንሰልጠነ ሓውና የቀንየልና።

  • @karachentro1445
    @karachentro1445 2 ปีที่แล้ว +2

    She is very smart and beautiful 😻 so Keep going dally

  • @meksebhalefakulu9297
    @meksebhalefakulu9297 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣዴኺ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግብእ ብስነ ልቦና ኮስኪሳ ዘዕበተትኪ።

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 2 ปีที่แล้ว +2

    Imaz Great job 👍 thanks 🙏 good message for everybody Eritreans walkup for your wright.?

  • @habenkibreab2575
    @habenkibreab2575 2 ปีที่แล้ว +2

    Nhaqi ztefetret seb i Love You winta haftey 👄👄👄❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ አነውን ካብተን አዴታት እንድዬ። እቱ ትዛረቦ መብዛሕትኡ ንአዴታት ከምዝርድአን ከምኡውን ዓቅልኻ ከጽቡብልካ። ከለዉ እቶም ግርምቢጥ ሰባት። so i love watching you

  • @dc8625
    @dc8625 2 ปีที่แล้ว +8

    ጋል ዓደይ ማዓረይ 💙💙💙💙❤️❤️💙💙

  • @otcanful
    @otcanful 2 ปีที่แล้ว +2

    She is very sharp.

  • @gebrihiwot1284
    @gebrihiwot1284 2 ปีที่แล้ว +14

    እንጀራ ዓለም ብልዒ ፅቡቅ ኣገላልፃ

  • @mowesalamin6353
    @mowesalamin6353 2 ปีที่แล้ว +21

    She's well trained.

  • @amanuel21shishay15
    @amanuel21shishay15 2 ปีที่แล้ว

    ዊንታ ሓፍተይ ነቲ ልዙብ ቃላትኪ በየናይ ልሳነይ ክነግረኪ ኣብዚ እዋን ከማኪ ዓይነት ሰባት የድልዩና ኣለዉ። ቀጽልዮ ኣለና ምሳኪ! ✅✅✅✅

  • @frezerussom9382
    @frezerussom9382 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣፋጽዮ ዩ ዘሎ ኣሕዋትና ንቅሓተን ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ✅️✅️✅️✅️✅️

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 2 ปีที่แล้ว +6

    ተባረኺ 🙏❤️💛💪

  • @ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ
    @ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ 2 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰባት ከብደይ በሊዓትኒ። ኣጆኺ ደቂ ስዉኣትስ ኣብኩሉና ኣይከበርናን ቁርብ ካባኹም ንሐሽ እኳ እንተኾና ከምቲ ዝኸፈልናዮ ክትሓስቦ ከለኻ ግን ኣይኮነን ክስዋእ ንሓደ መዓልቲ ክሓመላ እኳ ኣይመፈቀድኩሉን። እዚ ትግርኛ ዝዛረብ ታሪኽ ገድሉ ክተንብብ ከለኻሲ የሕዝን ሀዝውን ንንቃሕ እዛ ቋንቋናኳ ከይትጠፍእ

  • @elilta70
    @elilta70 2 ปีที่แล้ว +3

    ሐያል ኢዩ ተፈታዊ ሐወይ ደቂ ስውአት ከተዕቢ ባባ ክብሉኻ ከለው ይስማዓካ ኢዩ ብፍላይ ምዚ ሕጂ ዘሎ እዋን ህግደፍ ዝርእዮ ዘሎ ጥልመትን ደንበ ፍቲሒ ዝባሃል ከአ ኮለል ክብል ክትሪኦ ኮለኻ ይሕዝነካ☺️☺️☺️

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 2 ปีที่แล้ว +1

    l really appreciate winta God bless your mother also seltene keep up it good job 💕🥰🙏🙏

  • @afeworkibereket7195
    @afeworkibereket7195 2 ปีที่แล้ว +1

    You’re so right, God bless you & Mom+ Dad.

  • @ጋልማይሰሩ
    @ጋልማይሰሩ 2 ปีที่แล้ว +4

    Thank you WAERO

  • @elilta70
    @elilta70 2 ปีที่แล้ว +11

    ዕድለኛ ኢኻ ተፈታዊ ከምዛ ንቅሕቲ መንእሰይ ምርካብካ👌👌👍👍💐💐

  • @abdallahbarakat3665
    @abdallahbarakat3665 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላምካ ይብዛሕ ስሉጡን ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ሰልጠነ ሐውና አምላክ ይባርካ ቀፀለሉ

  • @meharitewe5498
    @meharitewe5498 2 ปีที่แล้ว +2

    You are smart winta❤❤❤❤❤

  • @habtomkahsay9216
    @habtomkahsay9216 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Winta!

  • @tl2254
    @tl2254 2 ปีที่แล้ว +8

    Smart Lady 😍

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 2 ปีที่แล้ว

    Wow Winta God bless you 🙏🇪🇷 Nai Bihaki Zili Meniseyat kab Ateabaiya iyu you er intelligent ❤Ajoki Berti Winta I wish I Will mitt your Mother I Liv in 🇧🇻 God bless you you & your Mother🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @berhekiros2654
    @berhekiros2654 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ በላሕ እኺ 🥰🥰🥰👋💊💊💊💊🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 2 ปีที่แล้ว +2

    Hon är modig och duktig tjaya kemake yebezha 🙏✌👌

  • @afrahstars
    @afrahstars 2 ปีที่แล้ว +2

    😍😍🥰 any nesken bezhu zerakeb alena anwen kab adey eye temahere ade University eya ✌️😍
    I'm proud of U ❤️

  • @tadilaworkigebreyohannes5917
    @tadilaworkigebreyohannes5917 2 ปีที่แล้ว +2

    Winta you are amezing thank you very much

  • @filmontesfay8237
    @filmontesfay8237 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ኣቱም የሕዋተይ ቐደም እኮ እዞም ስድራና ዘካየድዎ ቓልሲ ኣብ ክልተ ሃገር ንኽንኸውን እምበር ክልተ ዝተፈካለዩ ህዝቢ ንክንኸውን ኣይኮነን እዚ ህዝቢ ዚ ብዙሕ መስዋእቲ ኸፊሉ ሕጂ ዉን ይኸፍል ኣሎ ሕውነቱ ንዘንቲ እለት ኣይክብተኽን ዩ። ስጋ ተወደቐት ሓመድ ሒዛ ትትስእ።እግዛብሄር ኣምላክ ሰላሙ ይለኣኸልና ጸሎት ነጽዕቕ።
    ሓውኹም ፊልሞን ተስፋይ ካብ ተምቤን።

  • @mydawit
    @mydawit 2 ปีที่แล้ว +3

    wow!......what an impressive pretty lady whose mind and thinking are ahead of her age.

  • @abebamuhur8026
    @abebamuhur8026 2 ปีที่แล้ว +4

    Bitaimi lebam menisey igziabher yibariki❤️❤️

  • @kokobxbah6630
    @kokobxbah6630 2 ปีที่แล้ว +2

    Smart girl 👧 👏 👌 😉 😘 👧

  • @arongebremical6835
    @arongebremical6835 2 ปีที่แล้ว +12

    winta ❤💯✅

  • @teweldegerezgiher9295
    @teweldegerezgiher9295 2 ปีที่แล้ว

    Thanks yehwat tefetawi and winta

  • @samuelsimon8752
    @samuelsimon8752 2 ปีที่แล้ว

    ነዓኺ ዝወለደት ማህጸን ትባረኽ ብኽሉ ጽብቅቲ ምትብባዕ የድልዮም ከምዛ በላሕ ሓፍትና

  • @msgnazeru3431
    @msgnazeru3431 2 ปีที่แล้ว +2

    ዊንቱ ናይብሓቂ ገሊጽክና ዓመጽቲ ህዝቢ ኢና ኮና ዘለና ኣብዚ ግዜ እዚ

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 2 ปีที่แล้ว +2

    Great Advice 👍 seltene.

  • @FlyingYemaneMonkey
    @FlyingYemaneMonkey 2 ปีที่แล้ว

    ዊንታ ሓፍተይ ውሽጠይ ተስፋ መሊኽዮ ዓቢ ተስፋ። ባሓቂ ተሓቢነልክ እያ እሞ አምላኽ ምስኺ ይኹን ምስኺ ድማ አለና አጆኺ ጋልቶም ውርዝያት ስድራ ።
    መልክዕ 100%
    ልቦና 100%
    ትባዓት 100%
    ርህራሂ ሳባአውነት 100%
    ቅንዕና ሓቂ ምዝራብ ።ኒኢርትራ ድማ ሓቂ ምዝራብ ጥራይ እዩ ሓራ ዘውጻኣ ክልእ ኩሉ ተፈቲኑስ መደገጺን መሳሓቅ ዓለማት ኮይና ።

  • @desbeleasfaha8995
    @desbeleasfaha8995 2 ปีที่แล้ว

    Waw winta you are precise and simart Girl keep going with all respect ❤🙏!!Thank you Seltene 🙏!!!

  • @zeraytsegay7511
    @zeraytsegay7511 ปีที่แล้ว

    She is so smart and beautiful ❤

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 ปีที่แล้ว

    🥲🥲🥲 bitamiii adnkikiii wenita haftyyy AMLAK libonakiii ybarek so proud of you humanity zalikiii seb abotatna kimiseluuuu AIHEYA. SEE ADEIA REIKA TEWAGEYA. YBLIU MIO NEZA WEREJA ADEKIII KEA EDMEN TENANE YEHABA 🙏✨✨✨✨✨✨✨✨✨ thanks slietene haweena

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 2 ปีที่แล้ว +1

    Wintu beautiful in and out 👍💯💕💕

  • @teweldeberhantzeggai7854
    @teweldeberhantzeggai7854 2 ปีที่แล้ว

    Excellent interview!!! BRAVA, Winta! God bless you! Thanks a lot!!!

  • @geryehadera7527
    @geryehadera7527 2 ปีที่แล้ว +11

    ሰላም ሰልጠነ ሐወይ ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዋ ዕድመ ይሃባ ፈጣሪ

  • @asmeromabraha4076
    @asmeromabraha4076 2 ปีที่แล้ว +2

    እዛ መንእሰይ ዊንታ ነዚኦም ከይተረድኦም ንህግደፍ ዝሕግዙ ዘለዉ ክትቅይሮም ትኽእል እያ ዝብል እምነት ኣሎኒ::

  • @habtegaandat8400
    @habtegaandat8400 2 ปีที่แล้ว +2

    Well done Wintu my dear sister ❤❤❤🌹🥀⚘⚘⚘🌷🔥

  • @GBGGBG
    @GBGGBG 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome Winta.

  • @temesgenyemane7744
    @temesgenyemane7744 2 ปีที่แล้ว +3

    Well came winta to tefetawi. Ajoki bravo winta

  • @teklewoldemichael9167
    @teklewoldemichael9167 2 ปีที่แล้ว +2

    Seletene you choose brilliant partner good job . Winta you are star AJOKI

  • @sababerhane9569
    @sababerhane9569 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ምቅርተይ ኣብዚ ንኡስ ዕድሜኺ ክንድዚ ልቦና ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ 😍😍😍😍

  • @essugebre7755
    @essugebre7755 2 ปีที่แล้ว +2

    Ata kendey texbek eza gasha nay lomalti 🌹

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 ปีที่แล้ว

    እዚኣ ሽኮር ፍጥረት ኣበይ እያ ነይራ? ሓደ መዓልቲ ረኺበ ኢድ ክነስኣልኪ ተሰፋ ይገብር ክብርቲ ፍጥረት።

  • @abealtesfay
    @abealtesfay 2 ปีที่แล้ว

    ተስፋ ሕውነት ከይትቆርፅ ከምዚኣን ዝበላ ለባማት እንዳሃለዋ ዘይከኣል እዩ።Love will win

  • @johannesbeyene641
    @johannesbeyene641 2 ปีที่แล้ว +5

    Winnta betami belhA meniesey ❤️❤️❤️

    • @simonnguse7635
      @simonnguse7635 2 ปีที่แล้ว +1

      Wawww eza hager seb alowa winta nay behaki wintu

  • @aviwesab9883
    @aviwesab9883 2 ปีที่แล้ว +3

    Waw michiwti fitret tebareki

  • @dehabberhe3293
    @dehabberhe3293 2 ปีที่แล้ว

    ተባረኪ ዊንትዬ

  • @መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
    @መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 2 ปีที่แล้ว +5

    ታንክስ ሰልጠነን ዊንታ ሽኮሪናን

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 2 ปีที่แล้ว +2

    ዊንታ ሓፍትና ብሓቂ ንቅሕቲ ኣጆኺ::

  • @beniblack9261
    @beniblack9261 2 ปีที่แล้ว

    ምልእቲ ቆልዓ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን
    እሃብኪ።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ይግብኣ ንኽብርቲ ሓፍትና ወላዲት እዛ ብስልቲ ዊንታ :: ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃባ:: ኹለመናኺ ፅቡቕ ኩርዓት ቤተሰብክን ለባምን ኢኺ::

  • @berhanemesfin2379
    @berhanemesfin2379 2 ปีที่แล้ว +1

    She is impressive, prudent and thoughtful for age. She has a potential to grow if insists on TRUTH as her guiding principle and stand courageously. TRUTH as sees and understands it; not as any one else defines or tries to impose on her.

  • @kifletadesse5889
    @kifletadesse5889 2 ปีที่แล้ว +7

    well come well come

  • @weyno5218
    @weyno5218 2 ปีที่แล้ว +2

    ጹቡቅ መእተዊ ድሕሪ ባይታ ገርኪ ንፍዕቲ
    ኮታ ኩሉ ጹቡቅ ኔሩ

  • @tekleeysadik6853
    @tekleeysadik6853 2 ปีที่แล้ว +5

    ዕድመ ጥዕናን ይሀብኪ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ህዝቢክን ሀገርን ብሕግን ብሰላምን ከተገልግሊ:

  • @berhaneweldemariam8382
    @berhaneweldemariam8382 2 ปีที่แล้ว +2

    Edmen tsenana yhabkum!!

  • @ghebremedhinguangul9330
    @ghebremedhinguangul9330 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Seltene and winta a good discussion promising future for Walt’s Guangul Ghebremedhin Habte from Gedele too wish you all good time thank you!!!

  • @rgbegebre6382
    @rgbegebre6382 2 ปีที่แล้ว +1

    Bless you 🙏 sis 🙏❤

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 2 ปีที่แล้ว

    Bravo winta♥👍👌🏼

  • @zufankeleta6220
    @zufankeleta6220 2 ปีที่แล้ว +6

    My dear Selitene siltiun Thankyou so much for your golden time and thankyou for bringing shicorina Wunta we enjoyed for being amazing person keep it up your good job we can’t wait to see you again 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹for you and seltene gigna

  • @frezerussom9382
    @frezerussom9382 2 ปีที่แล้ว +4

    Brlant hewan 👌👌👍👍sultun 👌👌👌👌👌👌👌