Journalist where are u? You are not chalanging this guy ? He speaking out of context. He is talking Policy or program issues . He is not takling about the core issues at hand. Returning idps , restoring Tigray territories etc which are part of the job discription of the provisonal gov.
This is the weakest interview with bad interviewer, how come you haven’t challenged him when he said ground needs war ? How do you conclude this group needs war ?
I hate when you interview this kind of person He is a wishy-washy He don't have a strong stand so please Stop bringing this kind of people on our debit media.
Jigna abona merar haki 👌✅
😢😢 ሓቂ ስለዝኾነ!!
Journalist where are u? You are not chalanging this guy ? He speaking out of context. He is talking Policy or program issues . He is not takling about the core issues at hand. Returning idps , restoring Tigray territories etc which are part of the job discription of the provisonal gov.
መንግስቲ ኣይኮነን፡ ግዝያዊ ምምሕድር እዩ።
Ferah sebay..
ዝሰብኣይ ጏዶሎ ሓሳብ ኢዙይ ሙሁር ደንቆሮ ሉሙስ ሕገመንግስት ኣይፈልጥን ዋሃም
መምህረይ ንጊዚያዊ ምምሕዳር ንሐግዞ ኢልኹምስ ለለ ልቲ ጊዚያዊ መንግስቲ ይፍረስ ልብል ሀይለ ደደቢት ተመስግኑ ተሓዋዊሳ እያ እኒሀ
DEDEBIT " BRAIN DRAIN " TIGRAY expects beyond haters.
አበይና መስርሕ ምርጫ ይግበር
መዓልቱ ድኣ ካብ 1ደ ዓመት ንላዕሊ እንድዩ ሓሊፉ? እምበርዶ ቲዝብሉዎስ ይርድኦም እዩ?
ኹናት ከምዝደሊ ማስረጃ አለዎ ዶ ዝ ሰብአይ እስኪ ጭቡጥ ማስረጃ የሪኤና?
ናይ መን ባንዳ ዩ ዚ ኸ
ፅግዕተኛ
ደደቤት ሜድ ክምዜ ዘእምስለ ግዛእ ዕሱብ ናይ ሙሁሮ ደንቆሮ ካበይ እምፃኹምልና ገፁ ትርሐቅ ሐሳዌ ጌዜዌ ምምሕደር ንህዝብ ትግራይ ክገብሮ ዝተውሃባ ዕማማ ክፍፀመ እዳተገባኣ ህዝብ ናይ ምፍራስ ስራሕ ይስርሕ እላ ላእላዌ ግዛእት ትግራይ እሕሌፍኻ ናይ መሃብ ዝተፍናቀለ ህዝብና ክክንደ ምምላስ ንህዝቡ ክክንደ ምሕጋዛ ባዐደን ብቆሸትን ህዝብ እደኻፍፍልኻ ህዝብ ትግራይ ርእዩው ዘይፍልጥ እርስ ብርሱ ዛባልዕ ሐሱትን ምደንጋርን እደገበርኻ ን ናይሽዋ ባሮት ክንኽውን ዛዘጋጀየና ዘላ ጌዜው ምምሕደር ዝባሃል እኹይ ንኻማኻ ዛእምሰለ ብገንዘብ ዴኻ ተጌዜእኻ ወደማ እሕሉፍምስ ሐለፍት ዝነበረኻ ቄም ክትዋፃእ ንህዝብ ትግራይ መሽቀጤ ገይርኻ ናይሽዋ ሐሽክር ብምኻን ንህዝብ ትግራይ ክትብትንሃጠው ቀጠው ዘረባ ንዕዴሜኻ እይምጥንን ትዛረባ ፍልጥ ዱሁል ባዐለጌ ስብ ሐላፍ እዩ ታሪክ ትራፍ እንታይ እም ኽማኽም ዝበለ ለክባጥ ህዝብና ናይ ፀላእት መስረሔ ብምኻን ንህዝብ እሕሌፎኹም እምሃብ ታሪክ እባታትኹም እዩ እብዝ ህዝ እዋን ጌዜዌ ምምሕዳር ዝባሃል ህዝብ ክብ ክኽፍፍል መንእስይ ብገንዘብ እደገዝኡ ዐደ ክምፍራስ ገንዘብ ካብ ምፍሳሳ ንዝጠመይ ተትዕንግሉሉ ህዝባም ናብ ሐደ ዛምፅእሉ ኹነታት መፍጠሮ ንስኻ ግን ናሽማግለ ፎክሴ ዐይንካ ብጨው ሐፄቤኻ ንቶም ደቅ ህዝብ ሄዌቶም ሙሉእ ንህዝባም ዛወፍዩ ፁሎሎክተለክይ ትውዕልእለኻ እግዚአብሔር ናይ ኢዳኻ ያሃብካ እግዚአብሔር ትፍልጥ እካ እይትመስልን ኻሕደም ሐስዌ
ንምንታይ ይመስሎም ፌደራል መንግስቲ ዘይቅበሎ
ኣብ 2016 ዓ/ም ትግራይ ብዕቋር 1ይ ወደ 2ይ እያ ወፂኣ። ኣብ 2016 ክሳብ 50 ቢልዬን ብዕቋር ከምዝተኣከበ ዝፍለጥ እዩ ፣ ልቃሕ ኣብ ትግራይ ከይወሃብ ግን ኣብይ ከልኪልዎ።
ህዝብና ግን ብቶም ክጠፍእ ዝደልይዎ ይጠፍ ኣሎ።
ዋይ ትግራይ ብእልፊ የውሃት፥ ዑዙግን እኽልን ክፈልዩ ዘይክእሎ ብዕድመ ኮነ ብትምህርቲ ጸጊብና በሃልቲ መሊኣ እያ። ዘሕዝን እዩ።😢
ሐፂኒ መፂን መን ድዩ ፈቃዶ ዘልዓሎ
ሕወሓት ኣይኮነትን ፀላኢ እትጫጭሕ ዘላ ከምኡ እናበልና ኢና ከምዙይ እንኸውን ዘለና
ክሳዕ እንታይ ዝኸውን ኣይዞኻ እናበልካ ክራሮ/እሽሹሩሩ/ ኽባሓል እቲ ዝጠለመ ጠላም ጉጅለ 16 ኢዩ ተሓተቲ ጉጅለ ከፍርስ ሒዂ ዝብል ዘሎ ንዓቢዪ እንዳሳዓብካ ንህዘቢ ቢ ትግራይ ኣሲርካ ንዝብኢ ኣሲሮም ዝህቡና ዘለዉ መንግስቲ ኻዓ ኣይኮነን ጊዜያዊ ኣማሓድራ ኢዩ
ደሞዝ ከዪጠፊኤም እሎም ዲዩም እዘም ሰብአይ ናይ ነዊህ ጊዚየ ሙህር እየ እናበሉ ዘይሙህር እዩም😂😂😂😂😂😂😂
እዚ ስብኣይ ገለ ካብ ኢድ ጌታቸው ዕማኾ ዝተቐበለ እዩ ዝመስል!!! የድሕነና ካብ ሰሪ መዓቱ? 1ደ እግሩ ጉድጓድ ክኣቱ ዝቐረበስ ክሳብ ክንዲዚ ኣብ ቲሕቲ ሕሱራት ክወርድ መሕዘን!!!
ትሩፍ ፈራህ ገጥ በል ኩሉ ሐቂ እንዳፈለጠስ ብፍርሒ ተዋሒጡ
ጊዚያዊ መንጊሲቲ እኮ ህዉሐት እያ ንምንታይ ምኪሐድ ተፈጢሩ በይዘኢም ንትግራይ ዚጠለመ እዩ ሂዚቢ ትግራይ ምጢላም እዩ እቱ ጉጂለ ማለት ንመን እዩም እዘም ሙህር ዱዩም ጺግእተኛ እዩም እዙም ሰብአይ ከንነልና በይዛካ ወጊድ ሙሁሪ
ሓደእግሩ ኣብጉድጋድ ዝኣተወ ክሕሱ ኾሎ ኣይገርመኩሙን ነዘን ውሑዳት ዓመት ንነብሱ ክጥዕሞ ወይ ተረብሒ ንኽኸውን እዩ እንበር እቲሓቂ ጠፊእዎ ኣይኮነን ኣብዚ እንሄልኩም ኣብጊዜ እርጋኑ ዝዶንቆረ ሙሁር እየ ባሃሊ ስሱዕ ሰይጣን ዝፀፍዖ ጋኒን ቀትሪ ክንድዚ ሓሶት ክሕሱ እንቃዓእንቃዓ የተንፍስ ከመይ ትንፋሱ ትሕፀር ካሕዳም
ኣረ እንታይ ኢና ክንሰምዕ ዕፀውልና ዶ
ኣንታ ምስ ኣቶ ኣብርሃ ብሩጁዋ እንዶ ኣራኽቦም?
Please send the feriquncy no of dedebit Tv
እዚ ንባዓሉ ዓርሱ ዝኸአለ ስብከት ወይ ጎስጓስ ዶ አይኮነን ? ብምንታይ ይፍለ ካብቶም ዝወቁሶም ዘሎ ን ህዝቢ ዘማእከለ ሓሳባቶም ን ምርጮኦም ንዝሰምዐ ውድብ? እቲ መሬት ንሃብታም ወይ ንድኻ ሕብረተሰብ አይረኪብን ዝብል ዋላ እኳ እንተነበረ ሕጂ ዘለናዬ ክንካታዓሉ ዝግባእ ውዕል ፕሪቶሪያ ተግባሪነት የቡሉን እዚ ግዝያዊ ዝኸዶዘሎ ንህዝቢ ዒላዊ ይግበር:: ነቲ ድኽመትን ፀገም ተጠቅምካ ብዘይ ስርዓትን ሕጊን ካልእ ዕማም ምዉጣንስ ንህዝቢን ግዝኣታት ትግራይ የዱሑኖዶ?እንታይ ስለ ዝፈፀመስ ዝድገፍ? ስለ ሕጊ ዝጠሓሰ ,ስለ ከባቢያዊነት ዘከፍፍል ወይስ ንኣዴታት ዘይአሽማተን ንክድፈራ ብአጋቡዝ ክፅፈዓ ዝገበረ,ተመዛበልቲ ብዘይውሑስ ከም ሸከም አብቲሕቲ ፀላኢት ዝጓሓፎም ምምሕዳር ኮነ ፀፀታ አብዘይቡሉ,መወዳእታ ዘይርከቦ ስንፍነቱስ,ሸለልትነት, ፍሽሽትነት እዩ ጠጠዉ የብል .እቲ ጅማሮ ሓደ አካል ናቲ ዕላሙኡ ደርባዊ ወፅዓ እዩ.
ወጊድ ሙሁራት ወጊድ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
እዚ ኹሉ ተማሂረ ኢሎምስ እቲ ሽግር እንታይ ምዃኑ እንኳ አይፈልጡን የሕዝን
ናይ ስልጣን እንተዝኸውን ነይሩ ደብረ ጽዮን ንምንታይ ንጌታቸው አሕሊፉ ሂብዎ?
ሞንጀሪኖ ንምንታይ ምኽትልነት አሕሊፋ ሂባቶ?
ናይ ስልጣንስ እንተኾነ ናይ ውልቀ ሰብ ስልጣን ንሕንሕ ንጸልእ እንበር መንግሥቲ ትግራይ ብትኽክል ብዝተመረጹ ክመሓደር አለዎ ኢልካ ምቅላስ እኮ ናይ ውልቂ ጽምኢ ስልጣን አይኮነን
አቢይስ ትግራይ አነ ብዝመረጽክዎ ምስለኔ ትመሓደር በለ እንበርእንታይዶ ኢሉ እዩ? ዝመጽኧ ይግዘኣና ንስልጣን ክንቃለስ የብልናን እንተይልና ዳኣ ካብ ቀደሙንምንታይ ተቓሊስና? እቲ ሽግር ግን ሕዋሓት ንምፍራስ ምድላይን ህዝቢ ትግራይ ብዝመረጾ መንግሥቲ ከይመሓደር ምድላይን እዩ። እኒ ጌታቸው ናብዚ ንሕዋሓት ከጥፍእ ዝደሊ ጉጅለ ሽዋን አስመራን እዮም አትዮም። ንሕዋሓት ግን ህዝቢ ትግራይ ጥራይ እዩ ክመርጻን ከውርዳን ዘለዎ። መረጻ ተኻይዱ ህዝቢ ትግራይ ብድምጹ ንጻድቃንን ጌታቸውን አይመረጸን። እንኳን ህዝቢ ትግራይ ክመርጾም እቲ ሒዞምዎ ዘለው ቦታውን ብሕዋሓት ተወኪሎም ዝሓዝዎ እዩ ። ሕዋሓት ከውርዶም ከሎ ክወርዱ አለዎም።
በይዛኻ ከምዙይ ዝበሉ ፖለቲከኛ የለን ኣብ ትግራይ ህወሓትን ፒፒን ዕዩ ዘሎ ግልፂ ዕዩ ብኣል ፃድቃን ፕሪቶርያ ኸይዶም መንግሰቲ ኣፍሪሶም ናይ ፒፒ ኣጀንዳ ዝሐዙ ዕዬም ሓሳዊ ዕዩ መን ኣይግምገምን ኢሉ 9:26
፦ እዞም አቦ ሙሀሉር ድዮም እቲዘረባ እኮ ሓዋዊሶሙሉና ከይረድአና ይገብርዎ አለው።
፦ ውዕሊ ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ መንእዩ? መዓስ ተባሂሉ ነውሪ እዩ ዘየለ አይዝረብን።
፦ ብውግእ ኢና ንፈትሖ መንእዩ ኢሉ ስኽኢልኻዶ ይዝረብ እዩ? አይብሃልን ይቅርታ በሉ አቦ።
ሰረቅቲ የብለለዋ ሺም የጥቀሱ
ሰነፍ ጋዜጠኛ... ጌታቸው ጉዳይ ትግራይ ካብ ውዕል ፕሪቶርያ ኣውሪዱ ካብ ኣራት ኪሎ ዘዝትኣዘዞ እንትፍርም,ሕውሓት ዘወር በል ምባላ ትኽክል እዩ.. ሳላ ሕወሓት ብዘይ ኣፈራረምቲ ሳልሳይ ኣካል ርክብ ኣይንገብርይ ዝበለት ዶ ኾነይ ምምላስ ተፈናቐልቲ ዝተበራበረ..ነጥቢ ብነጥቢ ዘይትጥይቖ ታይ ትሽኩርመም
መጣቕዒ ናይታ ጉጅለ ገይታቸው ረዳ እዩ። ብዛዕባ ሽግር ህዝቢ፡ ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝተወሰኑ ስምምዕ ይትግበር ዶ'ሎ ኣይትግበርን ዝብል ሕቶ እዩ ክምልስ ዘለዎ። ናብ ምፅላም ዝኣተው ሰብ እዪ። ከሳሲ ረኺቡ መርዳእታ ኣምፅእ እንተዝባሃል የዒንቱ ፍርይርይ እናበለ ፡እንድዒ ክብሉ ሰሚዐ እየ እምበር ኣነ እንታይ ይፈልጥ፡ ዓለም ኩሉ ዝብሎ እኮ እየ ኢለ፡ እዩ ክብል። ኣብ ትግራይ ድማ መሰለምታ ሓላል እዩ ኮይኒ ዘሎ።
He's a teacher he's very scared of maybe he is not going to lose his salary so he's not telling the truth
እንተ ኸሓዱ ኸ ኢልካ እባ ሕተቶም?
አታጋዜ ጠኛደደ ቢትእንታ ይገበረ እዚሰብ አይብደ መነብሲ ተዛርቦም አለኻጉድዩ
እቶም ኣብ ሞንጎ ቃላት ዝቕመጡ ክፍተታት፡ኣብዘይቦተኦም ስለዘቐመጥካዮም፡ኣምቢቡ ንዝርዳእ ኣሸጋሪ ኮይኑ።
This is the weakest interview with bad interviewer, how come you haven’t challenged him when he said ground needs war ? How do you conclude this group needs war ?
I hate when you interview this kind of person He is a wishy-washy He don't have a strong stand so please Stop bringing this kind of people on our debit media.
ሕወሓት ዝሞተት ኣብ ግዜ መለስ እያ።ቀታሊኣ ድማ መለስ እዩ።እዚ ሕጂ ፋሕ ፋሕ ዝብል ዘሎ ኣባላት ሕወሓት ኣቦኦም ስለ ዝሞቶም እዮም።ሕወሓት ካብ ሓያል ውድብ ካብ ናይ ሓሳብ ውድብ ናብ ናይ ግለ ሰብ ዝቀየራ መለስ እያ።ነዞም ኩሎም ፖሎቲከናታት ሕወሓት ሰጉጉ መጻወቲ ኦሮሞን ኣምሓራን ክትከውን ዝገበራ መለስ እዩ።ብዙሕ ሰብ ንደብረጽዮን ይወቅሶ እዩ ደብረጽዮን ዝገበሮ ነገር የብሉን ዝፈረሰ ውድብ ተረኪቡ እታይ ክገብሮ ደሊኩም። ንኣብነት በዓል ስየ ፥ገብሩ ኣስራት፥ጻድቃን፥ካልኦትን ካብ ሕወሓት እተዘይስጉጉ ኔሮም መለስ ክስዋእ ከሎ እቲ መሪሕነት ስየ ምትረከቦ ኔሩ ኢሃደግ ድማ ንቀጸለ ኔሩ ።ድሕሪ መለስ ንሃይለማርያም ዝበሃል ጋሳ ስልጣን ሂቦሞ ምክንያቱ እቶም ስልጣን ክሕዙ ዝግበኦም ተጋሩ መለስ ስለ ዘባረሮም