ዮሃና ፈላሚ ብርሃን ጀሚሩ ። 30-09-24

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ต.ค. 2024
  • ሰላም ተኸታተልቲ መደብ ኤሪ ሾው እንሆ ሃገርና ናብ ሓዲሽ ምዕራፍ ትሰጋገር ኣላ ።ዓቢ ሻቕሎት ነቶም ጽባቐ ኤርትራ ዘይዋሓጠሎም። ፍስሃን ዮውሃናን ድማ ነቶም ኣብቲ ዝጸንከረ እዋን ምስ ሃገሮምን ህዝቦምን ደው ዝበሉ ጀጋኑ ኤርትራውያን ኮይኑ ኣሎ ። ባንዳ ባንዳ ኢዩ ኩልግዜ ዝተዓወተ ባንዳ ድማ የለን ኣብ ታሪኽና \እንትርፎ ዝተዋረደ በዚ ኤርትራ ጀሚራቶ ዘላ ሓዱሽ ናይ ዳግመ ህንጻ ድማ ንሕና ኤርትራውያን ምዕብልትን ብልጽግትን ሰላማ ዝተዋሕሰ ሃገር ክትህልወና ክንሰርሕ ኢና ። ዕረ ዝጠዓሞ ይጥዓሞ እቲ መገዲ ብርሃንን በሪ ኣማንን ጀሚርናዮ ኣሎና ። ዓወት ንሓፋሽ !!!

ความคิดเห็น • 126