Eritrean New Drama Nabrana Part 10

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • Facebook :goo.gl/QLdzfE
    Instagram: goo.gl/whcayW
    ℗ © Copyright: 2018 Nabrana™. Any unauthorized use, copying or Distribution is strictly Prohibited.

ความคิดเห็น • 760

  • @nanidc9122
    @nanidc9122 7 ปีที่แล้ว +142

    እስኪ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ፍቁራተይ

    • @areytsaeda7774
      @areytsaeda7774 7 ปีที่แล้ว +3

      ደያሪ ልበይ Amen Amen Amen nkulatina bruk hawey natey

    • @enusmoshailat6711
      @enusmoshailat6711 7 ปีที่แล้ว +2

      ደያሪ ልበይ
      amen

    • @user-bi9ye4yt4l
      @user-bi9ye4yt4l 7 ปีที่แล้ว +4

      ደያሪ ልበይ
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @taklesnbetgolom7185
      @taklesnbetgolom7185 7 ปีที่แล้ว +4

      ደያሪ ልበይ Amen (3)

    • @sarazeray3586
      @sarazeray3586 7 ปีที่แล้ว +4

      ደያሪ ልበይ amen sweety

  • @user-mh1jo7wg3k
    @user-mh1jo7wg3k 7 ปีที่แล้ว +15

    ፅቡቃተይ አድናቂትኩም እየ ካብ ኢ/ያ ቀፅልሉ ሰላምን ጥዕናን አብ ስራሕኩም ድማ ዐወትን አሳልጦ ይምነየለኩም

  • @samimengdteab9082
    @samimengdteab9082 7 ปีที่แล้ว +24

    guys never seen a person like sangabay in my whole life,such a real actor .he need more encaregment bru. go head man

    • @firtrees2852
      @firtrees2852 7 ปีที่แล้ว +1

      Sami Mengdteab
      akaley encouragement

    • @genetfiker6804
      @genetfiker6804 7 ปีที่แล้ว +1

      በቃ እዚ ናይ መወድአታ ድዩ?

    • @matteD92
      @matteD92 7 ปีที่แล้ว +1

      real talk

  • @user-fh5gp3in5q
    @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +374

    እዋእ ኣብ ከመይ ያ ተወዲኣ ፡ ማራ ዩ ዘገርም ። ስደት ኮንኩም ከምዚ ምስራሕ ንህሉው ኩነታት ዝገልጽ ኣድኒቐኩም ። ኣሕዋት በጃኩም እዚ like ሃቡኒ እናበልና ኮመንት ላግጺ ንግደፎ ሃናጺ ዝበሃል ርእይቶ ንሃቦም። መታን ካብዚ ንላዕሊ ተመሓይሾም ክሰርሑ ።

    • @user-jv6zp3et2z
      @user-jv6zp3et2z 7 ปีที่แล้ว +4

      ነሽነሽ ተስፈኣለም arkey anes shangabay nHelen kikateba eiyu zbl rdit aleni. hakey do?

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว

      Aladin Binladden ክክክክ ሓቕካ ኣለካ

    • @user-oe7ho7gb8g
      @user-oe7ho7gb8g 7 ปีที่แล้ว +2

      ነሽነሽ ተስፈኣለም ጤና ይስጥልኝ

    • @afrochannel1607
      @afrochannel1607 7 ปีที่แล้ว +1

      Aladin Binladden behade alena zarkey ane wala komeu zbl rdeit aleni

    • @worldFIFAwinbraziel
      @worldFIFAwinbraziel 7 ปีที่แล้ว +2

      ነሽነሽ ተስፈኣለም ezias like sle zsaka eka nashu arkey

  • @tsegabrhanhasho-1755
    @tsegabrhanhasho-1755 7 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ እዋናዊት ዝኮነት ፊልም ትሕዙትኣን መልክዓታን መግለጺ የብሉን ንሕና ካብ ስርሓትኩም ክንምሃርን ክንፈርን ተስፋ ንገብር ንስካትኩም ድማ ክትዓብዩን ክትስልጡኑን ይምነ ዓወትን ኣሳልጦን ንዓኹም!

    • @immanuelnafkot5644
      @immanuelnafkot5644 7 ปีที่แล้ว +1

      Tsegabrhan Hasho ዕባይ ኣራዕለ ሓለልልል abshrka zhawey

    • @mizanabrha2553
      @mizanabrha2553 7 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሐቂ ደስ ትብል ፊሊም ዕድመን ጥእና የሐብኪም ጽቡቃት ፍጥረት

  • @wedieri7480
    @wedieri7480 7 ปีที่แล้ว +319

    bejeka like comment gere ayfeltin eye emo tesfa ante koneni kekitslo metan eba like beluley lol

    • @muchuasli7181
      @muchuasli7181 7 ปีที่แล้ว +3

      medhane gebreab kkkkk tawli

    • @footballnews8375
      @footballnews8375 7 ปีที่แล้ว +3

      medhane gebreab kkkkk eway mosiba belu neaka like neti kea subscribe elnalu alena

    • @samigofere5047
      @samigofere5047 7 ปีที่แล้ว +2

      medhane gebreab kitezarbena da delika zarkey

    • @merimedia7519
      @merimedia7519 7 ปีที่แล้ว +2

      kkkkkk

    • @zeniberorvanabi4867
      @zeniberorvanabi4867 7 ปีที่แล้ว +5

      medhane gebreab kkkk xegem yelen mesengeleyyy kale keman

  • @user-hy6gw3tx4q
    @user-hy6gw3tx4q 7 ปีที่แล้ว +7

    ዋው ጎበዛት ባጣዕሚ ደስ በሃሊ ድራማ በጃኹም 11 ቀልጢፍኩም ልቐቑልና ልብና ተንጠልጢላ እያ ዘላ የቐንየልና ኸዓ 😘😘💚💚💚

  • @abellogic3360
    @abellogic3360 7 ปีที่แล้ว +44

    ኣንቱም ሰባት ፊልሚታት ናይ ሃገርና ካብ ዝጅምርሲ ከምዚኣ በለጸት ዝኮነት ሪእኩም ዶ ትፈልጡ ገንዘብ የብለይን እንበር ምሸለምክዎም ነይረ በጃኩም በጃኩም like ግበሩለይ ማማ 10000 like ተገሮምልካ iphone ክገዛልካ የ ኢላትኒ ተሓባቡርኒ ኩቡራተይ

    • @magictube8704
      @magictube8704 7 ปีที่แล้ว +2

      Abel Weekend I-phone ayedleyekan iyu 😅

    • @abellogic3360
      @abellogic3360 7 ปีที่แล้ว +2

      MAGIC TUBE sdedley mo

    • @amchewiznahommeste936
      @amchewiznahommeste936 7 ปีที่แล้ว +1

      Abel Weekend I Phone ኣይተድሌካን ያ ንዓካ ባኒ'ዩ ዘድሌካ!

    • @tigstitesfe5125
      @tigstitesfe5125 7 ปีที่แล้ว +2

      Abel Weekend 0n

    • @yonasalem3049
      @yonasalem3049 7 ปีที่แล้ว +1

      ajoka great job

  • @JGFM.
    @JGFM. 7 ปีที่แล้ว +16

    ዝከበርኩም ዝከበርክን በሃፈሻ ኩላትኩም ደቂ ኣዳም ከመይ ትኮኑ ካብ ልቢ ዝነቀለ ሰላም ታይ የቀድም ብዙሕ ናይ ኮመንት ጸሃፊ እካ ኣኮንኩን ግን ሃደ ዝሐጎሰኒ ነገር ሪአ እሱ ከኣ ጸርፊ ተወጊዳ ርአ ደስ ዝብል ኢዩ

    • @yamerlkonjoo1387
      @yamerlkonjoo1387 7 ปีที่แล้ว +1

      ልበይ እሙን ዓርከይ ምስ ኣምላከይ ኣብ ዚ ዘመን

  • @shawushwediakele6788
    @shawushwediakele6788 7 ปีที่แล้ว +43

    የሕዋት ጋሻ እየ ንይቱብ like ሃቡኒ መቐበሊ መተባብዒ!

  • @ephremdawa3615
    @ephremdawa3615 7 ปีที่แล้ว +10

    *Antun ezom comment txihfu eko like enda belkum si tom Drama zserhu ke entay kblu eyom*

  • @eritreantes515
    @eritreantes515 7 ปีที่แล้ว +17

    ብጣዕምየ ዝድንቀኩም ተባዕታይ ስራሕ የህሕዋት ቁሩብ ግን ኣነ ከም ሓሳብ ኣብቲ ማኩ ክሓታ ክሎ ሐራይ ምስ በለቶ ናይ ፍቅሪ ሙዝቃ ገለ ሕውስ ተተብሉሉ ደስ ምበለኒ እቲ ፊልም ከኣ ኣብ ርእሲ ምምቃሩ ምመቀረ ኔሩ የሕዋት ብዝኾነ ኣብ ቀጻሊ ስራሕኩም ንጽበ nice movie yehwat

  • @ziniyaziniyan7043
    @ziniyaziniyan7043 7 ปีที่แล้ว +9

    ዋው ደስስ ይላል ግን ኣጨራረሱ ኣስጨነቀኝ ኡፍፍ በተረፈ ቀጥሉበት ጎበዞች

  • @user-dw5bf7rc7w
    @user-dw5bf7rc7w 7 ปีที่แล้ว +2

    ናብራነና ኣቱም ሰብ ተስፋ ናይ ባሓቂ ኣብ ስዓታ ንጽበያ ጸኑሕና የቅኒየልና ኣጆኩም በርትዑ

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +110

    እንታይ ሞ ከይትመዉት ተደሊካ ዘይትበልዕ ዕንቅሪቢት ኣታ ክንደይ ይጻረፍ ኢዩ ክክክክክክክክክክክክክ ሻጊት ሽኮር ኣታ እዚ ኣብ ካልእ ፊሊም ይዋሳኣ ኔሩ ኢዩ መስልኒ ጽቡቅ ጌሩ የጻባርቆ So ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ ሃየ የሕዋት ንዝተበገሰ ነተባብዕ Like ሳብስክሪብ ንበለሎም ሞራል ኢዩ ዝኮኖም

    • @habeshameda4155
      @habeshameda4155 7 ปีที่แล้ว +1

      Tesfie Habteab ked hasawi leba

    • @tesfiehabteab1051
      @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +15

      Habesha meda የቀኔለይ ዘሓወይ

    • @tt-dr6jd
      @tt-dr6jd 7 ปีที่แล้ว +2

      kkkkkkkkk abzi geza zelo mehasie elwo kkkkk eway shangabay 😀

    • @asmarinobela
      @asmarinobela 7 ปีที่แล้ว +2

      Tesfie Habteab nskan eti nesheshne serah yeblkumn diyu netebabe do gel teblu Abu kulu video

  • @merongebru1456
    @merongebru1456 7 ปีที่แล้ว +14

    maku hawey eza Gaul kef alewa misaka tkeyed eya temerawa🙄🙄

  • @gm827
    @gm827 7 ปีที่แล้ว +11

    ናብራና ብታሚ ያ ምሃሪት ኣጆኩም ከጽልዎ። ኩሎም ኑፋኣት ኢዮም ። ነዚ ሁሉው ኩነታት ስድት ትገልጽ ብሙካና ፈተያ። አዚ ሊይክ ሃቡኒ ኢልካ ዘረባ ግን በጃኩም ነው ብርልዎ። like ነቶም ዝሰርሁ ድለዉ ኢዩ ዝግባአ።

  • @Keren-ps5qz
    @Keren-ps5qz 7 ปีที่แล้ว +1

    The ending of episode 10 was so dramatic and sensational.
    well done guys great job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nahomselemun2192
    @nahomselemun2192 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ብጣዕሚ ንፉዓት ኣድኒቀኩም ግን ቁሩብ ትሓጽር ኣላ ሎማዓንትስ ኣብ ክልተ ቦታ ተወዲኣ አምበር ብጣዕሚ ንፉዓት ተዋሳአቲ ወላ ዳይረክተር ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣብዝቅጽል ክትማሓየሽ ንጽበ so thank you

  • @zeresenaytesfay9374
    @zeresenaytesfay9374 7 ปีที่แล้ว

    wawww btamei sahabet derama kxlwuo abe semte kuolna kuolfe tablwa alukom omo bartuo abta temaxe ka bata zewdata ጀምሩልና
    ናይ ባሓቂ ተዋሳእቲ ናብራና
    ካብ ሓድሕድ ዘይትባላለጹ ኣየ ልቦና
    ደው በሉ ከምዛ ገረብ ሞመና
    ደስ ተብል ፊሊሚ ናብራና
    ኣርቢ ደጉያ ክንብል እንዳ ታሃጠና
    ዓሪቢ ምጹና ብሰናይ የራኽበና

  • @mylifeisjesuschrist4919
    @mylifeisjesuschrist4919 7 ปีที่แล้ว +2

    ከይትሞት ትደልካ ምግቢ ዘይትብልዕ ዕንቅርብት ክክክክክ

  • @edenb9403
    @edenb9403 7 ปีที่แล้ว +9

    Well done guys
    Keep up the good work 😄👏🏾👏🏾👏🏾
    I Cannot wait till next week.

  • @samuelhabtom5685
    @samuelhabtom5685 7 ปีที่แล้ว +7

    gele ainet deki adna continue & be strong.

  • @mtlmt1385
    @mtlmt1385 7 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ዩ እሞ ከኣ ኣብ ስደት,,,,,, ሓንቲ ግን ናይ ማኩ ምስታ ሸንጋባይ ዘበኣሶ ዓርኩ ገለ ካብቲ ዘሕለፍዎ ፍቅሪ ገለ ክፋል ክረኣዮ ኔርዎ ቀልጢፉ ኢዩ ረሲዕዋ ፍቅሪ ኣይነበሮን ከይንብል ብጣዕሚ ከምዘፍቅራ ኮይኑ እዩ ዝዛረብ ኔሩ anyway good job guys

  • @good.kidd.madcity4239
    @good.kidd.madcity4239 7 ปีที่แล้ว +2

    woww mara kef alewa ..!!shangabay gn shuwi kensulu yak mara kemu aynet halay seb si yelen kurub ....kem hasab u ember kef hibatni eye comment zxhfelkum zeleku koys

  • @user-xi6jt1cv6g
    @user-xi6jt1cv6g 7 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ራሻ ብረግሻ እየ መጼ ድዩ ዝበሎ kkkkk so nic ‫continu ናይ ብሓቂ
    ካብተን ኣብ ስደት ዝተሰርሓ ብልጽቲ ፊልሚ
    ኢለ ምሰመክዋ ብዙሕ ትምርቲ እትህብ
    ብፍላይ ንደራስን ተዋሳእት ብልቢ ከመስግነኩም ይፈቱ

  • @senafehakirurabsolutelyrig4269
    @senafehakirurabsolutelyrig4269 7 ปีที่แล้ว

    emo natey Hari sim tetsahifwo d u..... shangabay hubub Tewasay Eritrea ab sidet.... no an wishti hager zirakeb gadgat teki u be mimtsu buzuh seb yezenagi alo...... thanks shangay

  • @blackdiamond6952
    @blackdiamond6952 7 ปีที่แล้ว +7

    ዋው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ማኩ ከኣ ጹቡቅ ገርካ ንፍቕሪ ገሊጽካዩ ከጽልዎ መጃኩም OK ምክንያቱ ብጣዕሚ ኢና ንጽበያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልቶ ይግበረልኩ ጹቡቃተይ ።
    ግን ኣነ ዝገርመኒ ኣብ መወዳአታ ከመይ ክትከውን እያ ምክንያቱ ኣዚኣ ትጥዕም ኣላ ኣብ መወዳእታ ጥራይ እያ ተፍርሓኒ ፡፡ ኣምላክ ምስ ኩሉኩም ይኩን ፍቁራተይ

  • @xigabgerye876
    @xigabgerye876 7 ปีที่แล้ว

    ጽብቕ ስራሕ የግዳ ናይ ሻንጋባይ ገጸ ባህሪ ኣመና ተጋኒኑ። ብዝኮነ ኣጆኩም ኑኡሳተይ::👏👏👏

  • @feruzaentertainment
    @feruzaentertainment 7 ปีที่แล้ว +25

    ኣላ ሻንጋባይ ናይ ብሓቂ እዚ ሰብ ግን ቅድሚ ሕጂ ድራማ ይሰርሕ ነይሩ መስለኒ፡
    ምኽንያቱ ማራ ኮንፊደንስ ኣለዎ ብሓቂ ኣጆካ ኣጆኩም ኩሉኩም ማኩ ከኣ ነታ ሩትካ ይፍጠረልካ ብዝተወሰነ መንገዲ።
    ወይ ኣሌስ ወዲ ተሜ ኢዩ፡ ክክክክክክክክክ ናይ ብሓቂ ኑፉዓት ቀጽልዎ ጥራይ
    like & subsicribe ሃናጺ ዝኮነ ምትብባዕ ከኣ ኣይንሕመቅ ያ ጃምዓ።

    • @user-kf5fs2gg9j
      @user-kf5fs2gg9j 7 ปีที่แล้ว +1

      ምንባር ከም ሻሙ ኣንግሽ nay bhaki hawey good idea bro

    • @feruzaentertainment
      @feruzaentertainment 7 ปีที่แล้ว

      semhar gual keren thanks kbretey

    • @tesfalemtewelde8030
      @tesfalemtewelde8030 7 ปีที่แล้ว +2

      nic helu nezi gize tigelthi eya

    • @user-kf5fs2gg9j
      @user-kf5fs2gg9j 7 ปีที่แล้ว

      Tesfalem Tewelde ewe hawey natey

    • @AhmedMohammed-gx2zf
      @AhmedMohammed-gx2zf 7 ปีที่แล้ว +1

      i like your drama that's hapan in sedt

  • @chrisronaldo779
    @chrisronaldo779 7 ปีที่แล้ว +1

    anta entay aynet resi eyu zelekum abkndi rietos like habuni telemidu baka

  • @stellapiubella9981
    @stellapiubella9981 7 ปีที่แล้ว

    ufff nabrana zeitexebekio kunetati tefetiruu nayi behaki nabrana..imo ke kabi zeytfe sebi si netyii sebeayii helenn iwyiieee measi iyaaa arbi temexiiii .
    kab kulu gena kifelito zedelyisi iti xehafayini derasiniii shangabayiii iyu semieee hakii diyuui kemu inte koyinuuu shangabayiii haweyiii nayi behakiii adnikekaaa...bravoooo kexiloooo yibelka alekuu ok.

  • @amanuelisayas6406
    @amanuelisayas6406 7 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ድራማ ጽብቅቲ ኢያ ነቲ ዘሎ ኩነታት መነባብሮ ትድህስስ ምዃና እንተኾነ ን ሻንጋባይ ተዋሂብዎ ዘሎ ገጸ ባህሪ ግን ኣይግድን። ሻንጋባይ ፐርሰናሊ ክትርእዮ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢዩ እቲ ለቢስዎ ዘሎ ባህሪ ግን ኣሰልቻዊ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ።

  • @user-sc2bz5mq7r
    @user-sc2bz5mq7r 7 ปีที่แล้ว

    መጀመሪያ ኣዝየ ኣየ ዘድንቐኩም ብዝያዳ ክትሰርሕሉን ልምምድ ከተብዝሑን ኣላበወኩም ኣንበር ብጣዕሚ፡ጽቡቕ ስራሕ ።ዘረባ ኣይትደጋግሙ ብዝያዳ ምድግጋም ዘረባ ብጣዕሚ ዩ ዘሰልቹ ሞ ናተይ ሪኢቶ ያ ኣጆኹም ከጽልዎ፡ኣብለኩም

  • @ethiopia8106
    @ethiopia8106 7 ปีที่แล้ว

    ማኮ ና ሻንጋባይ ዋው ጎበዛት ኢኩም ካልኦት ውን ኣጆኹም ቀፅሉሉ ባሃንቀውታ ኢና ንስበ የዘናግዕን የምህርን ዩ

  • @brookaley6737
    @brookaley6737 7 ปีที่แล้ว

    shangabay is the best comedian ever....u bring so much happiness and laughter..thank u so much everyone 😆😆

  • @kibretkifle4910
    @kibretkifle4910 7 ปีที่แล้ว

    ኣብ 11 ክፋል ትመጽአ ድኣ ርአዱኡ አዩ አታኣ ስይቲ ዳንኣል ክትፍዳሕ አያ አምበር ጸገም የለን ኣይትሻክሊ so nicee picee

  • @estifanosbokretsion3343
    @estifanosbokretsion3343 7 ปีที่แล้ว +1

    what a great movie is this .I really appreciate u guys .Eri company😍😘😗😘😗

  • @user-pw4ob8sk2x
    @user-pw4ob8sk2x 7 ปีที่แล้ว +16

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ኣብ ስደት ኮይንኩም ማዕረ ክንድዚ ኣይተጸበክዋን ነይረ ሶ ጎ ኣሄድ ማ ዲር ላቭ ዩ ኦል ።

    • @alal8859
      @alal8859 6 ปีที่แล้ว

      ንኣምን መርሃውዝጊ ብጣዓሚ ፅብቅ ስረሕ

  • @eriboys1075
    @eriboys1075 7 ปีที่แล้ว +71

    ትፈልጡ ዶ ስልምንታይ ዓርቢ ዓርቢ ከምዝሕጎስ ናብራና ድራማ ከምትመጽእ ስለዝፈልጥ። ኣለኹም ዶ ከምዚኸማይ ሑጉሳት ትኾኑ like ab tihti comment natay. እባ ሓንቲ ሪኢቶ ክህበኩም ኣብ 20:53 ዘላ እቲ ወዲ ይሓልም ከምዘሎ aqedimkum ኣርኢኹሙና። ይሓልም ከምዘሎ እንተፈሊጥና ሻንጋባይ ዝኾነ ይግበር ኣይግብር ሕልሚ ስለዝኾነ ኣይንግደሰሉን። ሻንጋባይ ነቲ ነገር ከምዝፈጸሞ ምሽ ቀዲምኩም ተርኢዎ ድሓር እቲ ወዲ ከምዝሓለሞ ትገብርዎ ኣብ ከምዚ እዩ መቀርት ዘለዎ ንዝመጽእ ጊዜ ትኣረሙላ።

    • @tesfitbeyene5061
      @tesfitbeyene5061 7 ปีที่แล้ว +4

      Filli Wedi Blala
      Naybhaki boravo zblae zereba ane keman dess aybeletnn qdmi hlmi kserhwa nierwom nay shagabay bzkone abesaye belih mesteweali eka 👍👍

    • @mgsloveispartoflife7785
      @mgsloveispartoflife7785 7 ปีที่แล้ว +3

      Tesfit Beyene kkkk eti zhalim wedi eko btrtare zakil eyu halimwo ember mea shengabay meswealo eyom emo qedimom shengebay gemzgebero kereyuna
      ezis dehan neru eta film abkemey weda eyu germni zelo bezi kebabna tezawire nere emo wedia geletat ybehal alo kemey eyu bwegenka ala dias wed.a eya ?

    • @merwieritrawiauchethiopawi698
      @merwieritrawiauchethiopawi698 7 ปีที่แล้ว +1

      Filli Wedi Blala nitami mestewali 👍👍👍

    • @tesfitbeyene5061
      @tesfitbeyene5061 7 ปีที่แล้ว +1

      mogos tesfamaryam
      Kkkkkkk meksebey zgodela alewa buzuh eti sebaya nHelen wedey ybl nieru measey gebgibwa nieru asheyefkuwen tm elu tray wedey ybl nieru kkkkkkk kqatelu kelewu wala ayterayetn kemey kemey mukana habirna nreaya next time meksebey

    • @selamabraha4908
      @selamabraha4908 7 ปีที่แล้ว +2

      Filli Wedi Blala ja hakika eka

  • @howtolove1998
    @howtolove1998 7 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣብ ሽወደን ሕሳብ ከይ ከፈልካ ምውጻእ ገበን ዩ

  • @awetstar6541
    @awetstar6541 7 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki znad srah eyu ajokum kulatkum anabs nfuat alora ab sdet 3 gizie rieya emo zagit aymenekwan zeleku kexlwo tray GBU forever 😍🎤📀😍📀☺📀

  • @user-hc1ss5ut4w
    @user-hc1ss5ut4w 7 ปีที่แล้ว

    ካክካክ ሻንገባይ የኣኸ....እንድዒ ከምኡ ይብል ጸኒሑ እዚ ኣብዚ ገዛ ዘሎ ማሕስእ ።
    also ማኩ ሩተይ መልስለይ" ግን ዘይብላ" what a nice movie guys keep it up.

  • @Azmarino35
    @Azmarino35 7 ปีที่แล้ว +2

    That part is the best, please I am dying to see the 11th part. And thanks

  • @tiegity
    @tiegity 7 ปีที่แล้ว +1

    Behaki des tebl movie, ajokum ahwat kexluwo,, 🙏🙏🏼🙏🏼ab sdet koynukum kemzi msrahkum mara ekum tnadu. Asalton ebyeten ymnyelkum😘😘😘Keep it up guys Deki Eri 👍🏼👍🏼I can't wait for Friday to come.

  • @hakomehakome8205
    @hakomehakome8205 7 ปีที่แล้ว +3

    sorry comment xhife ayfelten eye kulugzie kexehf like gerkum bea atebabuenie

  • @user-zm6vw7oq5f
    @user-zm6vw7oq5f 7 ปีที่แล้ว +11

    ጉዳይ መጺጻ ሕጂ.... ንቲ ዳኒ ዘይ ወዲ የሒቅፋቶ ነራ ማለት ድዩ አንታይ ኮነ ኮይኖም ይኮኑ...??

  • @user-rz3rn7km7f
    @user-rz3rn7km7f 7 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ብዘይ ዋጋ ነዚ ደስ ዝብል ፍሊም ስለ ዘራኩምና ብታሚ ደስ ዝብል ፍሊም

  • @ikbenaltijdblijover9536
    @ikbenaltijdblijover9536 7 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ገሊኦም ሲ comment ምስ ጸሓፉ አዮም ዝሪኡዋ መስለኒ

  • @desiemenges9615
    @desiemenges9615 7 ปีที่แล้ว

    ቢታሚ ኒፋት ከምዚኣ ኣይነት ፊልም ኣገዳሲ ኣብ ሲደት ካብዚ ኒላሊ ኣገዳሲት ማሃሪቲን ኪትከዊን ማራ ደስ ይብለኒ ።

  • @fikiryashenfal9338
    @fikiryashenfal9338 7 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብዳሓን መጳእኩም ናብራና ማራ ኬፍ ኣለኩም ቀጵሉሉ እዋይ ሻጋባይ መሕረ ር ሳሓቕ ሞይቴ

  • @yonastesfamical1126
    @yonastesfamical1126 7 ปีที่แล้ว

    ሻንጋባይ ናይ ሙደይ ኣኹሪዒኻኒ ቸንቶ ተቃጢብካ ከምኣ ጌርካ ኢያ ፋካ ትመጽእ ወይ ዒንዳ ኹን ወይ ምስ ዒንዳ ተጸጋዕ ቀሪብካ ኢኻ ቴሜ ፎግ ወጽዩ kkkkkkkkkkkkkk ባርሳ ብምድጋፍካ ኻኣ ክገልጸልካ ኣይኽእልን የ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዓሊ ሰሪሕኩም ንኽትመጹ ተስፋ ይገብር

  • @loveconcursall5
    @loveconcursall5 7 ปีที่แล้ว

    አዋይ ኣነ, ማራ ማራ ገለ ዓይነት። can't wait for the next episode.....

  • @raiawet3677
    @raiawet3677 7 ปีที่แล้ว +1

    እና ሓደረት እትፍቀር ድራማ ድራማ
    ብፍላይ ን ተዋሰእቲ ክዓብዩ ዝግበኦም ንፉዓት ተዋሳእቲ ንኩሉ ባህሪ ኤርትራውያን ኣብ ስደት እትገልጽ መሃሪት ድራማ 10000like

  • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
    @azmiethiopiawetngnazmietih1374 7 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ በጣም ነው ያዘንኩት ዶም ልቤ ጠልጠል አለች ወይ ጉድ እኮ ነው ምን አይነት ደስ የሚል አከትር ነው

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem5117 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ እዩ ንፉዓት ኣጆኩም ቀጽልዎ ካብዚ ንላዕሊ ከም ትኮኑ ኣይ ይጣራጠርን እዩ። ሃየ ይሕዋት like subscribe ሃናጺ ርእይቶ ንሃቦም።

  • @mtslalhaile8208
    @mtslalhaile8208 7 ปีที่แล้ว +4

    What a movie ❤💙💜💖✌☝👍Keep up the good work

  • @yekalosereke4037
    @yekalosereke4037 7 ปีที่แล้ว +1

    nice drama ..yhwate..gen eza part 10 kabta part 9 dew zebltla akxleten tezrgha zelka sebe gen mezkkarie kabe zhlfe kefal gerka ente tzrghalna mahse ebel.ane kome natey reto..nay bhaki eti asrrhakum xubuk meste megmerta mekankuim.i hope beter than this drama see.....

  • @amankinfe5570
    @amankinfe5570 7 ปีที่แล้ว +1

    WOW!
    I didn't expect that, "wey wedey!... Hiyab kemzi fedikhini..."
    That busterd!
    eta mechershta netbi bitam sehabiiiiit!!!!

  • @kibitoptvforever6789
    @kibitoptvforever6789 7 ปีที่แล้ว

    wawwww btami meharitn mesatitn ftiwti zikonet Film . tewaseti keman bitami nifuat ikum ajekum kabiu nilali kitkonu kemtikilu ayteratern iye. nihna kea mului mitbibai nigbetelom like 100000000000000
    moral muluii tesfa iyu.
    shangabay kea the best actor ### bi abjubaka zelo genzeb athiz itbelkukas ab gezakum zelo genzeb amxikayo ### so nice really

  • @user-wj1tp5ek5f
    @user-wj1tp5ek5f 7 ปีที่แล้ว

    ማኩየይ ኣነዉን ኣፍቂረካ ግን ኣበይ ክረክበካ wwwwwwww💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚👍👍👍👍👍👍☝

  • @daniseltene3474
    @daniseltene3474 7 ปีที่แล้ว

    ata ክደይ ደስ ይብሉካ ኢዮም ቀጽልዎ እስከ መሃሪትን ኣዘናጊትን ፡ ኣነ ፈተኩም

  • @hanibalgerehanibal8642
    @hanibalgerehanibal8642 7 ปีที่แล้ว

    gele aynet yehwat ajokum kexlwo bflay shangabay zelewa mara kef alewa maku shikor kemakac nic zarkey ✌

  • @tesfayasmerom8331
    @tesfayasmerom8331 7 ปีที่แล้ว +1

    woww go on ደቂ ዓበይቲ ናይ መን ዳኣ ክትወስዱ!!

  • @eritreawiwedebat7972
    @eritreawiwedebat7972 7 ปีที่แล้ว

    Shangabay interview germlu keykenu eti shnti kkkkkkkkk so very nice

  • @abifetawinebsu4353
    @abifetawinebsu4353 7 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ዩ 1,000,000,000 like ሂበኩም ኣለኩ በስ።

  • @babuhaile8850
    @babuhaile8850 7 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ መሳጢትን ሰሓቢት ፊልም
    በርትዑ ቀጽልዎ

  • @berhanetsegay3675
    @berhanetsegay3675 7 ปีที่แล้ว +2

    kkkkkk Nabrana anta lomis sekirom diyom shangabay ko getimeki aleku san kurub hmak azaribkumna nerkum bzkone inka bselam mexekum

  • @tesfalmmhretab6415
    @tesfalmmhretab6415 7 ปีที่แล้ว

    especially lessons guys we are proud of you 🇪🇷👈 i knw, ur migration but ur very very fantastic to do guys

  • @user-gm4hu3ez5q
    @user-gm4hu3ez5q 7 ปีที่แล้ว

    ዋው ደቂ ኤሬ ሽኮሪናታት አጀኩም በርቱዑ እዳመቀረ ይከይደ አሎ በጃኩም ከይተቃርፅዎ

  • @efremvseffort1668
    @efremvseffort1668 7 ปีที่แล้ว +1

    5.16 to 5.40 ya eti edu goma yuu mesleni so go a head.
    many thanks.!!!!

  • @Sami-js9ll
    @Sami-js9ll 7 ปีที่แล้ว

    wawawa nay behaqi ab mud keleku tewdia AYTEREDANN so behanqewta nxbeyekum nay behaqi xbuq srah eu adniqekum malet ety nay behaqi hiwet mmxaekum ajokum so behaqewta nxbeya kem zelena zemzngae kuburat ahwat nice good job

  • @selamfqri608
    @selamfqri608 7 ปีที่แล้ว

    eza film endaxebeqet tkeyed alla..gna eza nay baal daniel hadega aytehawekkumn qurub? malet hji maku ms wexe xbuq kemzelewu inna teazibna ab zhalefe hji dma qurub kemti baal maku hasibomo zelewu gele neger kgebru mo mnalbat ms rekebwa tezkewen....gna dhan ab zmexee mo knezeb entay yu ti mknyat gn bejakum kem zbezh filmtat finishing keytebalashwewa..hadera plz..mber nay bhaqi blxti srah ajokum👍👍👍👍👍👏👏

  • @melishteklu483
    @melishteklu483 7 ปีที่แล้ว +4

    ብራቮታት ቀጽልዎ ኣጆኹም ዝተረፈ ጉድለታትኩም ከኣ ቀስ ኢልካ ዝምላእ እንደኣሉ!

    • @rstomkesete5275
      @rstomkesete5275 7 ปีที่แล้ว

      wawwww ata btaemi nay bhaki film ema kea ab sdet tfeltu dikum neza film kbl eko naarbi afkira asli

    • @rstomkesete5275
      @rstomkesete5275 7 ปีที่แล้ว +1

      wawwww ata btaemi nay bhaki film ema kea ab sdet tfeltu dikum neza film kbl eko naarbi afkira asli

    • @samuelzemuy1773
      @samuelzemuy1773 7 ปีที่แล้ว +1

      ሕልሚ'ሎኒ ሚኪ ሓዊ ፌሩዝ m

  • @arsemawelsh5192
    @arsemawelsh5192 5 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ፀባይ ሰናይ ማኩ ሓወይ ፍቅሪ ብሓቂ ክምረት እዩ ፅቡቅ

  • @filla-show4377
    @filla-show4377 7 ปีที่แล้ว

    today i am happy and sad b/c the first one shangabay is the best funny from all eritrean comedi and the sad is dany family in warning

  • @eyobembaye6296
    @eyobembaye6296 7 ปีที่แล้ว +1

    oy ane kea bel haki negire wedey kiekb. xbuk tmhryi eyu kexlwo thanks!

  • @iglives7701
    @iglives7701 7 ปีที่แล้ว

    i love the twist and turn at the end of the episode. kexiluwo bejakum. nay bahaki gele aynet series. cant wait for next upload.

  • @ghebeshtselale1930
    @ghebeshtselale1930 7 ปีที่แล้ว

    I didn't even feel like l watch 33 seconds that was too short please actors and actresses try to add more times or I wish you can make it at least a daily series . Again I wouldn't pass without admiring for your great effort please continue and stop giving up.

  • @crstianoronaldo2320
    @crstianoronaldo2320 7 ปีที่แล้ว

    ናተይ ሓርኢ ምኻኑ ብኸመይ ድኤንኤ ትፈልጡ ክክክክክክክክክክክክክክክ ሞይተ ድየ ገለ እኮየ

  • @KevShow913
    @KevShow913 7 ปีที่แล้ว

    Amazing Drama just continue ur great job guys and I wanna Admire to Shagbey he is an awesome actor just he need more encouragement!

  • @meharibravo6388
    @meharibravo6388 7 ปีที่แล้ว +1

    wawwwwwwwwwwwww ata btaemi nay bhaki film emo kea ab sdet, tfeltu dikum neza film kbl eko naarbi afkire

  • @asmeretbrhane823
    @asmeretbrhane823 7 ปีที่แล้ว +2

    ዎውውው ገላይንት ተውዳ ፈሊም tewda endya eza da gelayn gen ajokm gen yehwat

  • @hawisereki8302
    @hawisereki8302 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ናብራና ኪብሪን፡ሚስጋና ን ተወሳአቲ ን ደርስቲን ገለ ገለ ኣብ ናይ ድምጺ ብርሃን አዲቲንግ ሩኡይ ጉድለታት ነሩ ኣብ ዚመጼአ ክተረሙሉ ዪምሕጸን ካሌአ ተዋሳአ ቲ ነናቶም ብቅዓትን ክለት ኣወሳሲኣን አካ አንተ ኣለዎም ቀሩብ ናይ training ሕጽረት ዚነበሮም ዪመስል ብሓፍሻ ክትሪኦ ከልኻ ጊን ብጣሚ ዉኢታዊት ፊልም አያ።
    Thank You

  • @Kbretey
    @Kbretey 7 ปีที่แล้ว +1

    ማኩ ደቂ ኣንስትዮ ሓቂ ኢየን ዝፈትዋ ሓቂ ፍተው

  • @eriboyeritrea4182
    @eriboyeritrea4182 7 ปีที่แล้ว

    btami xbuk srah kexluwo ajokum / kabziom nay komment zethz alo du msay barselina do tisir arsema zdelekumo genzeb kkkkk

  • @awethaile6818
    @awethaile6818 7 ปีที่แล้ว

    gele aynet nay behaki, shangabay gn hade gexebahri ente thz mhashe ybl ane 😁😁😁😁😁

  • @abrehetbeyene9948
    @abrehetbeyene9948 7 ปีที่แล้ว

    እውይ ኣነስ ማራ ተማሪኸ ናይዛ ፊልሚ እዚኣ ተዋሳእቲ ከመይ ዓይነት ፍቅሪ እየ ኣፍቂረዮም እኔ እንጃ ግራ ገብቶኛል፣ በጃኩም በጃኩም 11 ክፋል ልቀቅዋ

  • @devidaytigerahlibey8581
    @devidaytigerahlibey8581 7 ปีที่แล้ว

    ማራ ያ መሳጢትን መሃሪትን ኣጆኩም በርትዑ ሽኮሪናታት።

  • @mylifeisjesuschrist4919
    @mylifeisjesuschrist4919 7 ปีที่แล้ว

    እቲ ሮጉድ ወዲ ማራ ኢዩ ዝስሕቀኒ ዑሽው ዘበለ ነገር ኢዩ
    ፅብቅ ደራማ ናይ ባሓቂ አብ ስደት ኮይንካ ከምዚ ዓይነት ድራማ ምስራሕ ብጣዓሚ ድስ ኢሉኒ እሕዋት ንክበራተዑ like ግበርሎም በጃኩም እሕዋት

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 7 ปีที่แล้ว

    Selam kuburan ahwat. Good to see one of hit show Eritrean drama about ordinary Diaspora folks. It gives one a sense of pride watching foreigner conversing in tgringa too, (kemue ybzuhlna:). I hope you can also include Tgrean actor that doesn't involve politics. like the house hold agazian tv, pretty sure they can make it most watched show. In fact, i observed they are already your hard fan audiences. As you know, political diversity is healthy for society, so does in show business. w/love!

  • @saruch82
    @saruch82 7 ปีที่แล้ว

    From Germany 😎🙌🏽
    🔥🔥🔥💯💯💯👊🏾
    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @zahrabeshir2089
    @zahrabeshir2089 7 ปีที่แล้ว

    Oh my God. ................... I'nnaha mushkila kabira" wedey ilka zereba'lo ?
    eway Dani zrekhebkayo
    anyway good job 👍 nice move ajokhum.

  • @TawfikTv
    @TawfikTv 7 ปีที่แล้ว +6

    Now I know she was dating him in car every night.

    • @SaraVibes-xo2le
      @SaraVibes-xo2le 7 ปีที่แล้ว +1

      Tawfik Adem i dont think they were dating, i think she became pregnant with that guy while she was married with daniel, so daniel tought it was his child. So basically she used daniel.

    • @TawfikTv
      @TawfikTv 7 ปีที่แล้ว +1

      Sara. Vibes Yeah you right that what I mean you awesome

    • @mocadaniel432
      @mocadaniel432 7 ปีที่แล้ว

      Tawfik Adem hi

  • @galaktikusultra3168
    @galaktikusultra3168 7 ปีที่แล้ว

    ERITREAN PEOPLE FREE YOURSELF FROM DICTATORSHIP!!!

  • @nakfavsdollar
    @nakfavsdollar 7 ปีที่แล้ว +19

    ኣቶም ሰባት ነሽነሽ ዳሃይ ኣጢፍው ኣሽቃሊኒ ዘይ ኣመሉ ። ጽብቅ ሰራሕ ቀጽልው 1000

    • @Zebraforce_86
      @Zebraforce_86 7 ปีที่แล้ว +5

      ሽታ መሮር ነሽነሽ ደኣ ንወያናይ ተድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ምምራጽ ተሓጋገዙ ክብል ብጣዕሚ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ተጸሚዱ ኣሎ።

  • @alemtshaykinfe7101
    @alemtshaykinfe7101 7 ปีที่แล้ว

    kkkkkk shangaby shikor kemaka terah eu dewetsa eza tsewag zemen. makun shangabayen ayni drama nabrana.

  • @biniamhiwet9793
    @biniamhiwet9793 7 ปีที่แล้ว

    komment tsihife ayfeltn ye abzia gn ktshf tegedide kab smiit ztebegese u smiitawi ika keytbluni adniqeya ezia film maku ytselo ye nere ente hiji gn fetieyo enda bertea keydu ajokum argtsa kea netia lbka wesida zela❤gn keyqdmeka ane afqireya aleku!😃😃😃

  • @tomloginlife3106
    @tomloginlife3106 7 ปีที่แล้ว +35

    999 like ALa Ane ms like belkwa 1000like koyna like eske habni gays plz.

    • @mahdereyemane2330
      @mahdereyemane2330 7 ปีที่แล้ว +5

      GM Michu gays like yhabuka 😂😂😂.
      We're not gays.

    • @merhawitecle6574
      @merhawitecle6574 7 ปีที่แล้ว +2

      trah ilka english zeyekelu tekoinom btigrigna zeyxhfu wedey kurub ke ayhafrun dyom gays kbluna hgiskea

    • @makeafricagreat3730
      @makeafricagreat3730 7 ปีที่แล้ว +1

      GM Michu really joke of the year

  • @wedierisouthquatit4762
    @wedierisouthquatit4762 7 ปีที่แล้ว

    ሻንጊተይ DC ንዓኻ ወሊዳ ትምከን ክክክክክክክክክክክ ኣስሒቕካና ኣይትሳኣን