ሄዋን ተረኺባ። @TigraiTv @DimtsiWeyaneTV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 466

  • @LidyanaAbrha
    @LidyanaAbrha หลายเดือนก่อน +58

    አጋጢሙ ዘሎ ናይ ድምፂ ችግር ብስመይን ብሰም መደብ ደሃይ ይቅርታ እንዳሓተትኩ ንዝሀብኩምና ቑኑዕ ሪኢቶ ደማ ነመሰግን 🙏🙏🙏 ን ናይ ሄዋን ሰድራ ደማ ደጊመ እንዃዕ ደሰ በለክን ክብል ይፎቱ🎉❤❤ 2017 ዝተጣፈእ ሰድራ ዝራኸበሉ ዓመት ይግበረልና። የቐንየለይ🙏🙏

    • @user-genet
      @user-genet หลายเดือนก่อน +3

      ታይ ማለት እዩ ናድምፂ ችግር ? ሃመይ ድኹም ትሓስቡ መሰልቸይቲ

    • @TsehayBhaile
      @TsehayBhaile หลายเดือนก่อน +1

      Please እቲ ሙዚቃ አጥፍዕዎ subscribe ጌርና ግን ምስቲ ሙዚቃ እቲ ቁም ነገር ከመይ ንስማዓዮ

    • @AdGg-jd3kp
      @AdGg-jd3kp หลายเดือนก่อน

      ችግር የብልን ዛቤተይ ቀፅለሉ ብቻ❤

    • @Mare-qb9xr
      @Mare-qb9xr หลายเดือนก่อน

      እሰይ ማማየ እንካዕ ደስስስስ በለኩም ልኩሉኩም ካማክን ልኩሉ ልዝተናፋፈቀ የሪክበና ፈጠራ 🤲🙏

    • @ኣፅበታይ
      @ኣፅበታይ หลายเดือนก่อน

      ሽልትዋት ከመይ ድኩም ትሓስቡ ሚዚቃ ዓገግ ናበልክስ ይቅርታ ክትብሊ ድሞ ታማማ ኣብ እግርኪ ተደፊኣስ ቃልጢፍኪ ዘይተልዕልያ ይድእኪ ዶ

  • @ዝያዳ
    @ዝያዳ หลายเดือนก่อน +22

    እዚ ሚድያ ነዕብዮ ተጋሩዋኒ❤

  • @mghsw3508
    @mghsw3508 หลายเดือนก่อน +37

    ናይ ደርፊ እንበር ምንም ድምፂ ኣይስማዕሎን ብዝኮነ እንካዕ ደስስስ በለኪ ኣደዋኒ👏💗💗💗💗💗💗😢

  • @Konj-qn8wl
    @Konj-qn8wl หลายเดือนก่อน +44

    ኡፍፍፍፍፍፍ ከም ሎሚ ደሪፊ ፀሊአ የፈሊጥን ምሰማዕ ከልኡና😢አደዋይ እንዃዕ ደሰ በለክን❤❤❤❤

    • @salamsalam-o4j
      @salamsalam-o4j หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤😢

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ♥️🙏

  • @BRHANBREY
    @BRHANBREY หลายเดือนก่อน +3

    ኣየ ከብዲ ወላድ ኣብዚ ስደት ዘለናስ ከመይ ኮን ነጨንቆም ኣለና 😢 ብዝኮነ እንኳዕ ደስ በለኪ ማማየ❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk หลายเดือนก่อน +23

    እፍፍፍፍፍ ብሰንኪ ሙዚቃ ምንም ክንሰምዕ ኣይካኣላን በጃኪ ኣብ ቀፃላይ ኣማሕሽዮ ተከኢልኪ
    ክብርቲ ወላዲትን እንካዕ ኣሓጎሰክን❤️🙏

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏

    • @frehiwetbaraku6246
      @frehiwetbaraku6246 หลายเดือนก่อน

      ትክክል ክንሰምዕ አይከአልናን

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +3

    በጃኹም 10k ነብፅሓያ ዛሓፍትና 🙏♥️
    እንቃዕ ደስ በለክን ኣደዋይ 🙏♥️

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 หลายเดือนก่อน +3

    ስለዘራኸብክየን ከኣ ብጣዕሚ ደስሉኒ ዕደመየሃብኪ ሽሕ ዓመት ንበርልናሞ ዉለዲ ማንታ ማንታ ከማኺ ዝበለ ቆናጁን ከም በዓል ገዛኺ ዝመስሉ ጀጋንን ሽሕ ዓመት ንበርልና ኩልና ተጋሩ ምእንታን ክምችወና ሰላምን ጥዕናን ንህዝብና ንቶም ኾዳማት መራሕትኹም ከኣ ኣብክንዲ ንህዝቦሙን ንትግራይን ምቅላስ ንስልጣኖም ዝፃልኡ ፈጣሪ ልቦና የሃበልኩም ንሕናስ ዲያስፖራ ተጋሩ ሓፊርና ርእስና ደፊእና ፅብቅትን ምዕርግትን እንኳዕ ናብ ሓደሐሽ ዘመን ብሰላም ኣብፀሓኪ ሓፍተይ

  • @Meri-rg7hp
    @Meri-rg7hp หลายเดือนก่อน +15

    ክዓቢ ዝግብኦ ሚድያና እዩ ስለዚ ድማ ንሕና ውን መዕበይቱ ንኩን ብስንኪ ዘይምርካብ ሰብና ስለዝጠፍእ ከምዚኦም ዝበሉ ሚድያ ንቅድሚት እግዚአብሔር እንኳዕ ብሰላም ኣራከበክን🌾😍🌷💚🕊🙏

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      @@Meri-rg7hp ደምርኒ ♥️🙏

  • @kudusantesfamikael3670
    @kudusantesfamikael3670 16 วันที่ผ่านมา

    Betami dezbel enka hagosekum sdra ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 หลายเดือนก่อน +7

    ፅቡቅ መደብ ቀፅልሉ ብዙሕ ወሉዱን ወላድን ተፈላልዩ ዝነብር ስለ ዘሎ ንቀፃሊ ድምፂ ይስተኻኸል ቀፅልሉ🙏💛❤

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 หลายเดือนก่อน +15

    ልኣክን ዲና ክንሰምዕ ልቱ ደርፊ ደርፊ ኣበይ ይኣቱ ኣይትፈልጡይ ዲኹም 😊🤔🤔 እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበክን ኣደዋይ ተመስገን 🙏🙏🙏

    • @ኣፅበታይ
      @ኣፅበታይ หลายเดือนก่อน

      ክኢላቶን ስኢናቱን እያ ዘላ

    • @rosehama
      @rosehama หลายเดือนก่อน

      ሰብ ኮይኑ ዝይጋገ የለይዋ በሓንቲ ጌጋ ካሙኡ አይባሃልይ

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam หลายเดือนก่อน +2

    ብታሕጓስ ከምዚ ከመይ ዝበከክን😢 ላይክ😢🥰💚😘

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን ፈጣሪ እግዛብሄር ተይሳኣኖ ዕልልልል ኣደዋይ ኣነውን ምሳክን ታሓግሰ❤❤❤❤❤

  • @BTube-t8t
    @BTube-t8t หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቅ መደብ እዩ ግን ደርፊ ጥራይ እዩ ዝስማዕ አብ ቀፃሊ አስተካክሉ

    • @hfhjtj5228
      @hfhjtj5228 หลายเดือนก่อน +1

      መልከዐን እዉን እባ ንርአን ኣለና😮😮😮

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj หลายเดือนก่อน +14

    ተመስገን አምላክ ፈጣሪ ታይ የስአኖ እንኳዕ ደስ ብለኪ ኣዶዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ማዓረይ ሸር ላይክ አብይ አለኩም ነታባበዐያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj หลายเดือนก่อน +1

      ዳሃይ ሚዲያ የቀንይለና❤❤❤❤❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt หลายเดือนก่อน +11

    ማርያምን ዊይ ንብዓተይ ምቁራፅ ኣብይኒ እፍፍፍ ማማየ እንካዕ ደስ በለክን ህፃን ቆልዓ እንካዕ ምስ ወለድኪ ብሰላም ኣራከበኪ ሑብየ ተመስገን ጌታየ😢👏😢

    • @ዝያዳ
      @ዝያዳ หลายเดือนก่อน

      ደርፊ ግን😢

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ ምሰአን 😭😭😭😭😭ደምርኒ 🙏

  • @መንከምእግዚኣብሄር
    @መንከምእግዚኣብሄር หลายเดือนก่อน +13

    ደርፊ እበር ዘረባ ኣይስማዓን ኣማሓይሽዎ

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      @@መንከምእግዚኣብሄር ደምርኒ ♥️🙏

  • @luyu-s4x
    @luyu-s4x หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን ❤❤❤ እንኻዕ ደስ በለክን

  • @brhanmahari6031
    @brhanmahari6031 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን ብሓጎስ ብንብዓት ወድኤያ❤❤❤ፅጋበይ እንኳዕ ደስ በለኩም።

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 หลายเดือนก่อน +2

    ደርፍ ቃኑሱ ብጣዕም ይርብሽሎ እንኳዕ ደስ በለክን ማማዋይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Ksaenatkehsay
    @Ksaenatkehsay หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውው ተመስገን ኣምላክ ሓፍተይ ቀፅልሉ ዛቤትና ተገሩ በጃኩም ዝመደብ እዚ ነዐብዮ😢❤❤❤❤❤

  • @brijap5171
    @brijap5171 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይይይይ ማማዋይ እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበክን ደስ ዝበል ማዓልቲ🎉🎉🎉 ተመስገን ፈጣሪ🙏🌿 ❤❤

  • @hahu3611
    @hahu3611 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን እንካዕ ደሰ በለኩሙ😢👏👏👏🌿🌿🌿

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ ለኪ ኣደዋይ መዓረይ ዝወለደስ ዝተሓጎስ ደኣ❤🎉🎉🎉

  • @bahtagerye-jb2xd
    @bahtagerye-jb2xd หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ዝትውፈላለይስ ይራከብ ዳ ኣንቢዓትና መደብኩም ጽቡቅ ዩ ሙዚቃ ግን

  • @BrktiAabrha
    @BrktiAabrha หลายเดือนก่อน +3

    እስተይ ፈጣሪ ታይ ይስኣኖ ኣደዋይ ማዕረይ እንካዕ ሓጎሰኪይ❤❤❤❤❤😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      @@BrktiAabrha ደምርኒ ♥️🙏

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ እንኳዕ ደስ በለክን ብእነት ናይ ሓጎስ ነብዓት ምስአን ነብዐ ተመስገን 🙏🥰🥰

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน +10

    እንቋዕ ደስስስ በለክን ምስአን ነቢዐ ብታሕጓስ 😢እዙ ሚድያ ክዓቢ ኣለዎ

    • @tarikteklay
      @tarikteklay หลายเดือนก่อน

      እንኳዕ ደስ በለክን

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w หลายเดือนก่อน +4

    ተመሰገን እንካዕ ብሰላም ኣራከብክን ኣደዋይ ምሳኣተን ነቢዕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @ውቕሮዓደይናፊቐኪ
    @ውቕሮዓደይናፊቐኪ หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ እንዃዕ ደስ በለክን ኣደዋይ ኣሕዋተይ❤🥰

  • @ساره-ث6ب3ق
    @ساره-ث6ب3ق หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስበለክን ኣደዋይ ምዓረይ🙏🙏🙏❤❤

  • @ትግራይእያሃገርይ
    @ትግራይእያሃገርይ หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን እንታይ እሳኣነካ ኣምላኸይ ተመስገነለይ እንኻዕ ደስ በለኪ ኣደዋይ🙏❤

  • @لققزرغرففر
    @لققزرغرففر 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ หลายเดือนก่อน +4

    ተመሰገን ፈጣሪ ❤👏ብጣዕሚ ኣሕዚነናኒ ነይረን ካብዲ ወላዲት❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል หลายเดือนก่อน

      ሳበክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏💓

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ หลายเดือนก่อน +3

    ዋእ ታይ እዩ ሙዝቃ ግቢዛ በዙሑና ዝሮ ወላዲት እንካዕ ደስ ወለኪን❤❤

  • @ፈቃርጋልሂዋን
    @ፈቃርጋልሂዋን หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ኣምላክ ታይይሳኣኖ ፈጣሪ 🙏🙏🙏እንኮዓ ደስ በለክን ማማዋይ ቲቲዋይይይ❤❤❤❤

  • @Abiy.qj6gr6qo4q
    @Abiy.qj6gr6qo4q หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ተመስገን እንኳዕ ደስ በለክን ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ ደስ እልኒ ኩሉ ግዜ እየ ዝሓስብ ነይረ ፈጣሪ ኣቦይ❤❤❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv หลายเดือนก่อน +5

    ማማዋይ እንኮዕ ደስ በለክን❤❤❤❤❤አነስ አይካአልኩን ብታሓጎስ ንብዓተይ ወዲእ ዋ😢😢

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน +1

      @@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv ሳብሰክራይብ ♥️🙏

    • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
      @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv หลายเดือนก่อน

      @@Awet355 ገይረልኪ/ካ መዓረይ

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ หลายเดือนก่อน +2

    አረ የክኣልኩይ ኡፍ ብሓጎስ ይምወት ድዩ ኣዶዋኒ እንኻዕ ደስ በለክን ዉይ መድሃኒኣለምን ተመስገን

  • @BetiAsefa-c9z
    @BetiAsefa-c9z หลายเดือนก่อน

    ኣሕሕሕ ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ ናዓየይ ውን ንሓፍተይ ኣብረሀት ኣሰፋ 😢ከምዝያ ኢልና ክንሕጎስ ተሎትኩም ኣይፈለየና ሓፍተይ 11😢ገይራ ኣላ ዳሃይ ሚድያ ብውሽጢ ክመፀኩም ተሓባበሩኒ ኣብ ስደት የ ዘለኩ❤🙏

  • @asteralemseged281
    @asteralemseged281 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ እዋይ አዳወይ😢😢😢 እንካዕ ደስ በለክን🥰🥰

  • @SalamaUae-i5m
    @SalamaUae-i5m หลายเดือนก่อน +2

    ተመሰገን አምላኬ ዋና ምርካባ እዩ ዘድሊ❤❤❤❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ หลายเดือนก่อน

    ኣየ ወላድ ልተግንዮ😢
    እንኳዕ ሓጎሰክን ኣዶዋይ❤❤❤

  • @SalamSalam-j9z
    @SalamSalam-j9z หลายเดือนก่อน

    ማማዋይ አንካዕ ብስላም ኣራከበክን ተመስገን ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng หลายเดือนก่อน +5

    ንዛ ዘ ምፀአታ ቀላዓ ብሰመይ ጋብዛለይ ደስ ክትብል ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      @@nnnKk-dy9ng ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @mheretabTsahaye
    @mheretabTsahaye หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ደስ ይብል ተጋሩዋይ ከምዛ ለባም ሓፍትና ድምፂ የሕዋትነና ዝኮነት እያ እና ነዕብዮ እስኪ የሕዋተይ 😘😘😘

  • @sabai12167
    @sabai12167 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ኣምላክ ኣደዋይ እንኳዕ ደስ በለክን ምስኣተን ነቢዐ ኣዶ ራህራህ🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @medhanitgaltgraytgray2732
    @medhanitgaltgraytgray2732 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን በጣዕሚ ታሓጊሰ እንኻን ደስ በለኩም መደብ ዳሃይ ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ጓልወየንቲ-መ4በ
    @ጓልወየንቲ-መ4በ หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ ብጣዕሚ ደሰልብል ሰሪሕ እዩ እና እንኳዕ ደሰ በለኩም ሰድሪ ሂዋን እንኳ ብሰላም ኣራከበኩም👏❤❤😘

  • @AllBaad-f2n
    @AllBaad-f2n หลายเดือนก่อน +1

    እዃዕ ደስበለክን ፅቡቅ መደብ❤ ግና ድምፂ ተረብሺና ኣብ ቀፃሊ ኣመሓይሹ

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ብጣዕሚ ታሕጊስ እንኻዕ ደስ በለክን ኣደዋይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @VhFy-np7xw
    @VhFy-np7xw หลายเดือนก่อน

    ዋይ ማርያምን ከምሎሚ ነቢዐ አይፈልጥን አደዋይ እንኳዕ ደሰ በለክን

  • @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ
    @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ หลายเดือนก่อน

    አደዋይ እንኳዕ ደስ ብለክን ♥️🙏♥️

  • @IBI-n4w
    @IBI-n4w หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ እንኳዕ ደስ በለኪክን❤❤❤❤❤

  • @TseguA
    @TseguA หลายเดือนก่อน

    እፍፍ ተመስገን እግዚአብሔር እንታይ ይሳኣኖ እንዃዕ ደስ በለኽን ኣደዋኒ 😥👏👏👏

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን እግዚአብሔር ታይይሳአኖ እንኳዕ ደስበለክን አደዋይ🎉🎉🎉😢😢❤❤❤❤❤

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y หลายเดือนก่อน

    ተመስግን ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ንብዓተይ ምቅፅፃር አብይኒ እንካዕ ደስ በልክን አምላክ ታይ ይሳአኖ❤❤❤

  • @ZozoZozo-vj8mn
    @ZozoZozo-vj8mn หลายเดือนก่อน +2

    ተመሰገን እንኳዕ ደሰ ብለኩም ደመሉ ብትሰብ 🙏🙏🙏🙏ብንባዓት ወደእያ😥

  • @JhonDesu-f9d
    @JhonDesu-f9d หลายเดือนก่อน +1

    ሊዱየ እንኳዕ ደስ በለኪ ቆንጆ እዩ ኣብ ሪኢቶ ዝተውሃበኪ ግብኣት ስለዝኾነ ቐፂሊ ኣስተኻኽሊ።

  • @يحيىهزازي-ق5ق
    @يحيىهزازي-ق5ق หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገንአመላክ ብጣዕሚ ደሰ ይብል❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Awet355
    @Awet355 หลายเดือนก่อน +2

    ኣደዋኒ እንኳዕ ደሰሰሰሰሰ በለኽን ምሳክን ነቢዐ 😢😢👏👏👏

  • @ራየተይት
    @ራየተይት หลายเดือนก่อน

    ኣደዋ እንኮዕ ደስ በለኪ❤ብንባዓት ወድአዮ
    ናኣትና ስደት ያሕፀረልና ፈጣሪ አምላክ

  • @Yrguyrgu-o8n
    @Yrguyrgu-o8n หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን አምላኽይ አደዋየይ ማአረይ እንኾዕ ደስስስስስ በለኪ😘😘😘😍😍😍😍😘

  • @FcFx-i3y
    @FcFx-i3y หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣምላከ ኣንታይ ይሳኣኖ ኣንኻዕ ደስ በለኩም 🙏

  • @HgttyTdyy
    @HgttyTdyy หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን እንኳዕ ደስ በለክን ኣደዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HadasTedros
    @HadasTedros หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይመሰገን ኣደዋይ እካዕ ኣሓጎሰክን

  • @tigraweti6377
    @tigraweti6377 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለክን ኣደዋይ ❤❤❤

  • @Samri46
    @Samri46 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ምሳኣተን ነቢዐ እንኳዕ ደስ በለኺ ኣደዋይ

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣቢሔር ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር ❤❤

  • @aadd8069
    @aadd8069 หลายเดือนก่อน

    ኣረሙዚቃ ድምፂ ከሰምዕ የካኣለይ ዝሮ እንኳዕ ደስ በለክን

  • @HabenHaben-p7b
    @HabenHaben-p7b หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስስስስስስስስስ በለኩም ስድራ ሂዋን

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ደስ በለክን ክብራት ስድራ❤❤🎉

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      @@SeluKiros-lu9cv ሰሉየ ሳብሰክራይብ ♥️🙏

  • @javajavaint1
    @javajavaint1 หลายเดือนก่อน

    ድሃይ ሚድያ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን እዚ ምድያ ነዕቢዮ ተጋሩዋይ❤

  • @SlMh-ey1xq
    @SlMh-ey1xq หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ታይ ይሰኣኖ ፈጣሪ❤❤❤

  • @Wezamteklay-l7c
    @Wezamteklay-l7c หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ይብል 🙏

  • @almiAbrha
    @almiAbrha หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ደስ በለን ወላዲት ሊዱዬለ ጎበዝ እቲ ኮመንት ዝተውሀበ ኣብ ቀፃሊ ይስተኻኸል፡፡

  • @NoraA-d5z
    @NoraA-d5z หลายเดือนก่อน +1

    ተመሰገን ፈጣሪ እንካዕ ደሰ በለክን ኣደዊተይይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ หลายเดือนก่อน

    ምንም ኽንስምዕ ኣይኽእለንን ብስንኺ ድርፊ ዋ ማማየይ ኽብርቲ ኣዴና እንቛዕ ደስ በለኽን ❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk หลายเดือนก่อน +1

    ሓጎሰ ወሰን የብልን ኣደዋይ እንካዕ ደስ በለክን❤️

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣደዋይ ስሕቅኪ ክርአኪ ብዙሕ ይምነ ነረ ኣዶ ብደቃ ክትካሓስ እበር ክትነብዕ የብላን❤

  • @areki7
    @areki7 หลายเดือนก่อน

    እሰይ እንካዓ ደስ በለኩን ዳሃይ ሚድያ ካኣ ቀፁሉሉ ኣጀኩም በረቱዑ❤🎉🎉🎉❤🎉🎉

  • @TetaTata-d6d
    @TetaTata-d6d หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም ዕልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤

  • @SSAA-h1v
    @SSAA-h1v หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል🎉🎉🎉

  • @daxdfsd6443
    @daxdfsd6443 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለክን ኣደዋይ ኣብክየናኒ 😢

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስ በለክን ኣደዋይ😢😢😢

  • @KndhaftiDesta
    @KndhaftiDesta หลายเดือนก่อน +2

    ተመሰገን ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሊኒ ኣነስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      @@KndhaftiDesta ሳብሰክራይብ ጋልነይ ♥️🙏

  • @lawlatibaraa
    @lawlatibaraa หลายเดือนก่อน

    ዋይ ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ደስ በለክን ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SamriBerhe-m6c
    @SamriBerhe-m6c หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ ማዓረይ 🤍🤍🤍🤍🤍🤍🥰🥰🥰

  • @Eamal-k8u
    @Eamal-k8u หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብል እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይሓላል-በ4ከ
    @ጋልትግራይሓላል-በ4ከ หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ደስ በለኪ ማማ ኣምላከይ ጭንቐተይ እንዶ ኣቕልለለይ ዝናፉቖ ሓወይ ምስ ማማይ ኣርክበለይ🙏😢

  • @FcFx-i3y
    @FcFx-i3y หลายเดือนก่อน

    ኣንኻዕ ደስ በለክን

  • @ቲቲጓልትግራይ-ሸ2ነ
    @ቲቲጓልትግራይ-ሸ2ነ หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍፍፍ ተመስገን እንካዓ ደስ በለን ኣደዋይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ማራ አብኪያትኒ😢😢😢😢

  • @zebibmekoor5152
    @zebibmekoor5152 หลายเดือนก่อน +3

    እንቃዕ ሓጎሰክን ክብርቲ ወላዲት እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓🙏

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot หลายเดือนก่อน

    ሙዚቃ ጥራይ እዩ ዝስማዕ ዘሎ ዋይ ኣማሓሽዬ ኢኺ ዝሓፍተይ ነደዋይ ካዓ እንካዕ ደስ በለን

  • @AsAs-xu6fw
    @AsAs-xu6fw หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ አራከበክን አደዋይ ማዓረይ ታይ ይሳአኖ ፈጣሪ ተመስገን❤❤❤❤

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot หลายเดือนก่อน

    እፍፍ እዙ ሙዚቃ ክፅልእካ እንኳዓ ደስ በለኪን ኣደዋኒ ብርሃን ገዛ😥😥😥😥😥😥😥😥

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ ክብደይ ሕቁንቁን ኢሉኒ እንካዕ ደስ በለኩም ኣደዋይ ኣዶ ብርሃን ገዛ❤❤❤