ፃንሒት ምሰ ተጋዳላይ ብርሀነ ልፍዓተይ ተሰፈ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 368

  • @HailmariamAsmelash
    @HailmariamAsmelash วันที่ผ่านมา +9

    ብሓቂ ቃላት የብለይን ተጋዳላይ ብርሃነ ፁቡቅ ጌርካ ኢኻ ኣርዲእኻዮ።

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t วันที่ผ่านมา +27

    ብርሃነ ሚድያ ዘይፈርሕን ባዓል ሙሉእ ዓርሰ እምነት እዩ።

  • @gebrehiwet3114
    @gebrehiwet3114 วันที่ผ่านมา +24

    የቀንየልና ተጋ. ብረሃነ !!

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme วันที่ผ่านมา +6

    I’m proud of you Birhane Thank you so much!

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 วันที่ผ่านมา +24

    ኤፍረም ሕቶ ሓቲትካ መልሲ ንኽትሰምዕ ኣወዳኣዮ

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 วันที่ผ่านมา

      He did for pr purpose because he is the one working with pp to destroy TPLF

  • @queenqueen6112
    @queenqueen6112 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና ብዓርሰእምነትን ብዕላማ ህዝቢ ትግራይ ዘይዳራደር ጅና ተጋዳላይ እዩ::

  • @ROZAREYA2323
    @ROZAREYA2323 วันที่ผ่านมา +19

    ኤፍሬም እሞ ከምታ ናይ ቀደምካ ተሊያ ርዕስኻ ንሕሊናኻን ንሐቅንዶ ስራሕ ኤፍ እንጌታቸው ምስ ፃድቃን አፍረስቲ ትግራይ እዮም 100%

  • @teklayaregawi9731
    @teklayaregawi9731 วันที่ผ่านมา +13

    ፅቡቕ ቃለ መሕትትን ገለፃን ጌርካ ኢኻ የቐንየልና ተጋደላይ ብርሃነ ገ/ገርግስ ❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 วันที่ผ่านมา +9

    ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ብምኽንያት ዝአምን ብምኽንያት ዝሙጉት መርኣያ መናእሰይ እዩ።

  • @DanaytAsgedom
    @DanaytAsgedom วันที่ผ่านมา +12

    ❤ብርሂን

  • @AronYohanis
    @AronYohanis วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ድኹም ካብ ፍልጠት ዝራሓቐ ጋዜጠኛ። ዘረብኡ ምንም ሳብስታንስ የብሉን። ናይ ህወሓት ፅላኣት ጥራሕ ከምዘለዎ ግን ግልፂ እዩ።

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme วันที่ผ่านมา +4

    እድመን ጥዕናን ንጀግና ተጋዳላይ ብርሀነ ይሃበለይ እንበር ወዲ ትግራይ!!❤❤❤❤

  • @abatasew942
    @abatasew942 วันที่ผ่านมา +9

    ብርሃነ ኣብዛምድያ እዝ ኣ ክትቀርብ 😏 ዝኾነ ኮይኑ ጅግና ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @berhebestphotokidu5219
    @berhebestphotokidu5219 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተጋዳላይ ብርሃነ የቅንየልና ፅብቅ ርኢቶ ኢዩ

  • @alemsegedatsebaha2657
    @alemsegedatsebaha2657 วันที่ผ่านมา +5

    ሓደ ውድብ አብ ክልተ ከግማዕ አይኸእል ናይ ባዕሉ ውደብ ክምሰርት ነይርዎ

  • @hakenateritegaru1957
    @hakenateritegaru1957 วันที่ผ่านมา +9

    Efriom ወይ እትኽእሎ ሰብ ኣቕርብ ወይ ሕቶኻ ኣስፊሑ ክምልስልካ ዕድል ሃቦ::
    ሓደ ሰብ ትግረዋይ ኮይኑ ከም ተጋደላይ ብርሃነ ተሪር : ግልፂ:ቆራፅ:ተባዕ: ንመንነቱ ንኽብሩ ሂወት ክኸፍል ንባዕሉ ናብ ቃልሲ ዘውፀ :ኣብ ግቡኡ ዝፈፀመ ሰብ እዩ::
    ን ተጋደላይ ብርሃነ ምፅራፍ ድንቁርና እዩ::

  • @abuahmed5354
    @abuahmed5354 วันที่ผ่านมา +4

    ኣነ ዝመስለኒ ብርሃነ ሓቂ ይዛረብሎ

  • @rurururu4775
    @rurururu4775 วันที่ผ่านมา +7

    Lomi seb amtsika
    we love you Lfatey❤❤😘😍🥰

  • @moketekle4664
    @moketekle4664 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተጋደላይ ብርሃነ የዒስ! ፅፉፍን በሊሕን ወዲ መስመር ኮንፊደንስ ጥራይ አይኮነን ምሉእ ብቕዓት ዘለካ ትግራይ ሰብ አለዋ፡፡

  • @HaeylomDesaley
    @HaeylomDesaley วันที่ผ่านมา +6

    ብሬ ጂግና ፁብቅ እንኳዓ ኣቅረብካዮ እፍሬም ሓዉና ና ደስ ይብል ብሬ ብሬ 💙💙💙💙

    • @medaabrha8057
      @medaabrha8057 วันที่ผ่านมา

      ብናይ ጅማ ድቓላ ትግራይ ክትምራሕሲ ይገርም እዩ

  • @berhaneasgedom3163
    @berhaneasgedom3163 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እምበር ተጋደላይ ልፋዓተይ ተስፋ ብሓቂ ኮሪዐ

  • @mueztafere
    @mueztafere วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ንፉዕ

  • @tsegayehailu2756
    @tsegayehailu2756 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንህዝቢ ዝጠቅም ተትጥይቅ ፅቡቅ እዩ ታራ ጥይቄ አይትጠይቅ አይትውረድ ሚዛናዊ ኩን ንታጋይ ብርሃነ ዝፀልኡ ሰባት ዝሰብሰብኮዬ ጥያቄ አይተምስሎ ብፈልጠት ሞግቶ

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t วันที่ผ่านมา +17

    ብርሃነ ጅግና።

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c วันที่ผ่านมา +16

    ተጋዳላይ ብርሀነ ጀግና አበሳ ናብዚ ምዲያ እዙይ ምምጻእኻ ዋላ ዘይምጥነካ ደአ ይኹን እበር ንገሮም ንዞም ግዙአት።

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 วันที่ผ่านมา

      ትክክል ረእዩ እዝ ዕሱብ እት ዕሱቡ ጎዛእ ናይ ሳንቴም እፍሪም ሌባ

  • @ksteve-nn1mk
    @ksteve-nn1mk วันที่ผ่านมา +2

    The guest is very briliant and intelligent individual. keep up the good work brother.

  • @piealpha795
    @piealpha795 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Berhane speaks with facts and evidences. He has a deep understanding and knowledge of Tigray politics. This guy was part of the struggle during the existential war of Tigray, he witnessed millions Tigray youths killed , wounded and disabled. TPLF is the only party that can save the Tigray people, I agree the leaders should be replaced by young educated , intelligent and dynamic politicians like Berhane. Getachew and Tsadkan way is taking back Tigray to the status that the people of Tigray suffer during Haile slasie and Mengestu Hailemariam . We are seeing these people sale the interest of Tigray and people of Tigray to their masters in Shewa/ 4 kilo

  • @zanaizanaii4821
    @zanaizanaii4821 วันที่ผ่านมา +3

    ብሬ ጅግና ተባዕ ባዓል መትክል 💪💪💪💪💪💛❤💛❤❤

  • @queenqueen6112
    @queenqueen6112 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኤፍረም ሓቂ ክትሰምዕ አይትደልን ዘለኻ ::

  • @ROZAREYA2323
    @ROZAREYA2323 วันที่ผ่านมา +3

    ኤፍ ከይባረሩ ስለዝፈርሑ እዮም ናብ ጉባኤ ዘይአተዉ

  • @getachewkebede2183
    @getachewkebede2183 วันที่ผ่านมา +3

    ፅቡቅ ኣክትቪቲ ሰሚዕናካ

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp วันที่ผ่านมา +9

    ፦ ብርሃነ አብ ዘይምጥነካ ሚድያ ቀሪብኻ ሎሟዓንቲ ብጣዕሚ ተጋጊኻ።

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 วันที่ผ่านมา

      ትኽክል ኣለኻ

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 วันที่ผ่านมา

      Debrestntet da media endyu zefrhakum seb hakena entekoynu ztehateto kemzterdo kmlis meselu eyu nafekti skay aytkunu deki Debrestntet

  • @seareagazi
    @seareagazi วันที่ผ่านมา +6

    ብፃይ ብሬ ሓፂብካዮ ኣስጢሕካዮ ዙ ባንዳ ዕድመ ሓሳርና ዘናዉሑ ኣኽላብ ሚድያ በርገር

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +3

    ትጋዳላይ ኤፍሬም: ብዛዕባ ጉባኤ ኣፀብቅካ ትፈልጥ ኢኻ::

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +8

    ኤፍረም: ሕቶኻ ንኽምልስ ኣይተዕንቅፎ::

  • @ROZAREYA2323
    @ROZAREYA2323 วันที่ผ่านมา +6

    ኤፍሬም ፃድቃን ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ እዩ መርምርዎ ብዓይኒ ሐቂ።።

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 วันที่ผ่านมา +6

    ሳይበር ሚዲያ ሓሳዊ ኢካ ዘይተበሃለ ኢካ ትብል ዘለካ... ሃለውለው ድማ አይትበል.... አታ ጅግና ዳህና ጌርካ አስማአዮ እንተተረዲእዎ ዝወጠጦ

  • @hailegebrielgiday7620
    @hailegebrielgiday7620 วันที่ผ่านมา +11

    Birhane, you are brilliant keep your consistence

  • @Belachewgebrewahid
    @Belachewgebrewahid วันที่ผ่านมา +3

    ሳይበር ፖወር ሚድያ የቕንየልና ከም ተጋ ብርሃነ ዝመሰሉን ካልኦት ዝምልከቶም ሓለፍትን እናቕረብኩም ጠቕላላ ኣፍልጦ ክህልወና ስለዝገብር ቀፅልሉ። ብዋናነት ድማ ካብ ህወሓትን ካብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ዝምልከቶም ሓለፍቲ እናቕረብኩም ቻሌጅ ግበሩልና።

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሠላም ጅግና ሓወይ❤💛❤💛❤💛

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 วันที่ผ่านมา +3

    ብሪየ ጅግና ዋዲ ጂግና❤❤❤

  • @yonigebru7587
    @yonigebru7587 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I thanks a lot berehan because you totally addressed my intention.

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 วันที่ผ่านมา

    Very matured discussion which has cleared so many confusion

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t วันที่ผ่านมา +3

    ኤፍሬም ንስኻን ሚኪ ራያን ተፆሚቕኩም ክንድ ፍርቂ ብርሃነ ኣይትመፁን። ብርሃነ በልሕን ሓፂን ተቓላሳይን እዩ። ብትኽክል ንህዝቡን ሓቅን ዝጋደል ዘሎ ሰብ እዩ። ንስኻ ብተደጋጋሚ ታዓዚበካ ኣለኹ፡ ሰባት ሓሳቦም መሊኦም ከይገልፁ ብምቁራፅን ክትዕብልል ትፍትን፡ ብፍላይ ሚኪ ራያ ምሳኻ እንተሃልዩ፡ ብሚኪ ራያ ኢኻ ትጉተት፡ ንሚኪ ራያ ከይተቕይም ብስክፍታ ኢኻ ትገልፅ።

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c วันที่ผ่านมา +3

    መሐውርካ ይውለቕ!

  • @lidyamktesfai1528
    @lidyamktesfai1528 วันที่ผ่านมา +6

    Berhane, bravo. ዓንትዕ!

  • @endalk6203
    @endalk6203 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Don't worry he will let you understand yes that is true

  • @tg4829
    @tg4829 วันที่ผ่านมา +1

    ኩቡር ሓውና ተጋዳላይ ብርሃነ በርትዕ ጀግና ወዲጀጋኑ

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 วันที่ผ่านมา +1

    ጠምባር

  • @ferehiwetmebrahtom7680
    @ferehiwetmebrahtom7680 วันที่ผ่านมา +3

    Thank You so Much for your realty, you are our Hero Berhane. I proud of you.

  • @hadeshiberehe9126
    @hadeshiberehe9126 วันที่ผ่านมา +4

    ጸረ ትግራይ ዝኮነ ሚድያ

  • @ትግራይሰብኪመንእዩ
    @ትግራይሰብኪመንእዩ วันที่ผ่านมา +1

    ግልገል ዲክታተር😅

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c วันที่ผ่านมา +5

    አይበለን ብደቢ አዳምጽ ሀለውለው አይትበል ኤፍሬም።

  • @dansen1965
    @dansen1965 วันที่ผ่านมา +2

    BERHANE medanegeri, zeythateto iyu zimilish. Deharca teadimu kihitet mexiu imber, bahlu dilietu kizarebi .

    • @Sahll23456
      @Sahll23456 วันที่ผ่านมา

      Meninet albo kidan tegagika aleka🐒🍌

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 วันที่ผ่านมา +1

    ብርሃነ ግን ተባዕ ዓቃል ምስ ሳይበር

  • @sollomon2172
    @sollomon2172 วันที่ผ่านมา +4

    ኤፍሬም ሓታታይ ዘይኮንካስ መላሲ ኢኻ ትመስል ሓቲትካ ክተብቅዕ መልሲ ንክህበካ ግን ዕድል ኣይትህቦን ብርሃነ ካዓ ናብ ከምዚ ሚድያ ነዘይምቅራብ ትምህርቲ ዝወሰደካ ይመስለኒ

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +2

    ትኽክል

  • @tsegayehailu2756
    @tsegayehailu2756 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋይ ብርሃነ ጀግና ብርቅየ ንበረልና ከብ ቀደም ስለ ዝከታተለካ ንዕይ እተቅምጣም ሓሳባት ግልፂ እዩ ሰብ ንምንታይ ከም ዝደናገር ይገርመኒ ዋላ ጋዘጠኛ ስርሑ ዝኮነ ደንብርብር ይገርም

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +1

    "ሞኽ በልና ብሓሓይለ"

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you Jegna tegadelay Birie

  • @ROZAREYA2323
    @ROZAREYA2323 วันที่ผ่านมา +2

    ኤፍ እሞ በዓል ፃድቃንን ጌታቸውንኮ ንትጎራይ ይሸጥዋ እዮም ዘለዉ መልሲ ሐበላ 👁👁👁

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 วันที่ผ่านมา

      እዚ እቲ ብሎ ዘለኻ ሕድሕድ ኩናት ትግራይ ምውላእ እዩ

  • @gebrehiwet3114
    @gebrehiwet3114 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you !!
    ኤፍራም አደናቂኻ እዩ
    ጌታቸዉ PP እዩ ማለትካ

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 วันที่ผ่านมา +2

    ብምቅራብካ ይድግፍ ግን እዝ እኮሆ ብጌታቸው አስፍ ገንዘብ እናተበተነሉሁ አብ ዐሮሞ ተጋሩሁ ናብ ዐነግ ዝምልምል ዝነበረ እዩ እዝ ስብ እዝ አብ ሕክምና ነይሩ ትብሎ ካብዞሞ ዘይምረቁሁ ኩሉሁ ግዜ ከሻሺል እየ ቀፃላይ እየ እናበሉሁ አብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲ ናይ ጌታቸው አስፍ ተላላኬ ሐደ እዩ ኽዝ ለ አብ ዐሮምያ ዝለመዶሆ አብ ትግራይ ይፊትን አሎሆ ሙሁር ትግራይ መንእስይ ትግራይ እዝ ስብ እዝ ኦገብ ክብሎሆ አለዎ

  • @hagostewolde8856
    @hagostewolde8856 วันที่ผ่านมา +1

    ብርሃነ,,,, 😅😅😅😅ንዚ ለኽባጥ ኤፍሬም ማዓናጥኡ ዘሪካዮ,,,,,, ❤❤❤❤❤

  • @abadikidane9078
    @abadikidane9078 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    it was good debate with fighter Brhane .

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t วันที่ผ่านมา

    ብርሂን ድምፂ ስውኣት እዩ። ዕላማ መስዋእቲ ተጋሩ ንምንታይ ከምዝኾነ ዝረሰዐ፡ ብስምዒትን ኩራን ዝጋለብ ፈረሰኛ እንተበዝሐ እውን፡ ብርሃነ ግን ካብ ዕላምኡ ግን ፈተኽ ዘይብል ፅኑዕ ተቓላሳይ እዩ። ኤፍሬም እንተኽኢልካ ካብ ብርሃን ክትማሃሮ ዘለካ ብዙሕ ከምዘሎ እዩ ዝራኣየኒ ዘሎ፡ ተናሃረሉ።

  • @peaceisgood9639
    @peaceisgood9639 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ረኺብኩም ንዚ VOODOO ኣክቲቪስት ተቕርቡ ኣለኹም ብሓቂ ትግራይ ሞይታ ኣላ!!

  • @ksteve-nn1mk
    @ksteve-nn1mk วันที่ผ่านมา

    Good for you Berhane!!

  • @AssemHagueNewsViewsNewsViews
    @AssemHagueNewsViewsNewsViews 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቶም ፖለቲካዊ ትሪያታትእቲ ሓጋጊ ኣካል፣
    እቲ ፈጻሚ ስራሕ
    ከምኡ’ውን ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘሎ ፍርዳዊ ስልጣን ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ክኸውን ይግባእ ።እዮም

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Birie is very intelligent human you just be quite and listen to him Efrem you don’t anything. That is sad part of this time everyone get up and start to throw up their garbage to Tigray people. Birie God bless you.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 วันที่ผ่านมา

    I like this hard talk.Keep it up Guys.

  • @abebaassefa3361
    @abebaassefa3361 วันที่ผ่านมา +5

    ብሬ ጅግና ምስዞም በጥባጭ ዕሱባት ኣይምጥነካን ዓወፅወፅ ኣቢልካዮ ምስ እዚ ከይትደግም

  • @teklaytesfay2674
    @teklaytesfay2674 วันที่ผ่านมา +2

    Ata ezi efrem zirideo seb aykonen. Oh my god.

  • @Admas-j8q
    @Admas-j8q วันที่ผ่านมา

    ብሬ ጅግና

  • @MussieGirmay-n1q
    @MussieGirmay-n1q 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መላክዒ ብርሃነ ሕወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዘሻግር ዘይኮነትስ ብሕወሓት ተመሪሑ ናብ ኩናት ህልቂትን ጆነሳይድን እዩ ኣትዩ

  • @temesgentemu2414
    @temesgentemu2414 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ልፍዓተይ

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሠላምኩብር ሓውና❤💛❤💛❤💛

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +1

    እፍረም: ኣሕብጣካና'ኮ!!!

  • @tesfaymehari5308
    @tesfaymehari5308 วันที่ผ่านมา

    ብርሃነ ከም ሰብ ወይም ፖለቲከኛ ተቆፅሩስ ዓስርተ ግዜ አብ ኩለን ናይ አደመ ድምፅ በተደጋጋሚ ይቀርብ አሎ ይገረም ኢዩ ።አንዳ አደመ ግን በቃ ሐሳቦም ዝወደኡ ኢዬም።

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezimedia for the first time brought a jegna person ❤

  • @QwerhjiiiHjiii
    @QwerhjiiiHjiii วันที่ผ่านมา

    እዝ ብሪሃነ ዲዛረባ አዪፈሊጢዊ እዝካ ሂፃኒ ቃሊዓ እዊኒ ከሚዝ አናገሪኒ በጀኺሚ ካብ ሚዲያ አጊሊስዋ

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍረም: ኣታ ወዲ: በለካ ለዕኸኻ'ንዶ ግደፎ!!

  • @danieltesfay8900
    @danieltesfay8900 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤፍሬም ንቐፃሊ ሰብ ክትሓትት ከለኻ ካብዙይ ተምሃረሉ ብርሃነ ንፉዕ

  • @semereberhane3718
    @semereberhane3718 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም ሓቅነት ዘይብልካ እንዳኾንካ ትመፅእ ኣለኻ ብጣዕሚ ሓዚነልካ። ሕቶ ሓቲትካ መልሲ ኢኻ ትፅበ እንበር ነቲ ሕተዃ ንኸይምለሰልካ ኣርእስቲ እንዳቐያየርካ ኣይትሃድምን ንሕብረተሰብና ተደናገሩ ኣለኹም።

  • @MussieGirmay-n1q
    @MussieGirmay-n1q 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤፍሬም ጌታቸው ኣብዝገበሮ ኣኬባታት መናእሰይ ዘለዓዕል ዘረባታት ገይሩ ኣይፈልጥን ንስካግን ኣበይናይ ኣኬባ ፀረ ህዝቢ ዝኮነ ዘረባ ከምተዛረበ ኣይሓተትካዮን ብዝኮነ በዛ ቃለመሕትት እዚኣ ንዝፍጠር ሕምስምስ ክልቴኩም ተሓተቲ ኢኩም

  • @girmay483
    @girmay483 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤፍሬም እመነኒ ካብ'ዚ ሰብ እዚ ምንም ሓድሽ ነገር ኣይትረክብን ብጸለመ ዝተጠመቐ ናይ ጸርፊ መኻዚኖ እዩ ትፈልጦ ነገር ብጸለመን ጸርፍን ለዊሱ እዩ ክነግረካ

  • @gebrehiwet3114
    @gebrehiwet3114 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸዉ ህወሓት እንደሕር ከይኑ ንምንታይ ናብ ጉባኤ ዘይማእተወ ?
    ሰለዚ እቲ ወደብ ህወሓት ንጌታቸዉ ቢመታሓዳደሪ ደንበ ሰጉምቲ ወሲዱ ::

  • @taddessed.k9160
    @taddessed.k9160 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬ እቲ ሓቂ ከይንሰምዖ ትገብረና አለኻ

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋዳላይ ብርሃነ፣ ኣብ ዘይምጥነካ ሽዩጥ ሚድያ ኢኻ ቀሪብካ😮

  • @HaftomAtsebaha
    @HaftomAtsebaha 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ከም ተጋዳላይ ብፍፁም ናይ ህወሓት ሓሳብ ደጊፈ ሓንቲ ፍረ ጥይት ኣይትኩስን ብፍፁም ከም ማንም ተጋዳላይ ወጣትን ብፍፁም ህወሓት ን ምድሓን ምስ ዝጨፍጨፈና ሻዕብያን ዝቀተለለይን ዘፅነተን ሻዕብያ ኮይነ ን ኪናት ኣይኣትን ኣዮሓስቦን

  • @meazaassefa3515
    @meazaassefa3515 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሬ ትግራይ ከማኻ ዝበለ ተባዕ ሓቀኛ ትግራዋይ ይፍጠረላ ።

  • @tesfaikabai4009
    @tesfaikabai4009 วันที่ผ่านมา +3

    ኤፍረም: ኣይም'ልካ ስማዕ'ሞ ደሓር ትናገር::

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ วันที่ผ่านมา

    ብሬ ተባዕ

  • @kibtadmanta
    @kibtadmanta 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቶ ኤፍሬም ተጋዳላይ ምንባርካ ተገሊፁ ። ናይ ተጋዳላ ቀንዲ መለለይኡ ሓቀኛ ፣ ምስ ረበሓ ህዝቢ ዝውግን ፅኑዕ ፣ፖለቲካዊ ብቕዓት ዘውንን እዩ ። ናይ እዞም ነውራማት አብ ቁስሊ ህዝቢ ትግራይ ጨው ንዝንስንሱ ዘለው ነውራማትን ፍንፉናትን ናይ ሓሰማ ፖለቲካ ንዘሰጉሙ ምግላፅ እንተተሳኢኑካ ምግዳልካ ከንቱ ከይኸውን ሕሰበሉ።

  • @TesfayWeldu-u1n
    @TesfayWeldu-u1n 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ልፍዓተይ ጥንቓቐ

  • @A.abraha3712
    @A.abraha3712 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም መልሲ መሃብ ይሐፅረካ ከሎ እዙ ዑሰብ ብርሃነ አብ መድረክ ቀሪቡ የደናግር እዩ ዘሎ ምሰ እዙ ቀጣፊ በዓል የማነ ሚኪ ራያ ብሑፁፁ ክካታዕ ግበር

  • @shferawgebreyos3351
    @shferawgebreyos3351 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሬ ሓየት
    ቆራፅ ተባዕ✊

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 วันที่ผ่านมา +2

    ብርሀነ (ልፍአይ) ክንድ ሽህ ❤

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Efrem serku diyu tebariru

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 วันที่ผ่านมา

    Brhane is absolutely smart