ዕላል ምስ ገዲም ተጋዳላይ ተኽለ ገብረስላሴ (ወደ'ርባዕተ) 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 129

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 3 หลายเดือนก่อน +17

    ኣበይ ነይሩ እዚ ሓርበኛ ኣቦ ክሳብ ሎሚ እዚ ኩሉ ታሪኽ ሒዙ በሉ ቀጻሊ ክቀርብ ኣለዎ 🇪🇷💪💪🙏❤

    • @davidDavid-kn2dq
      @davidDavid-kn2dq 2 หลายเดือนก่อน

      He was killing your fathers and mothers ants and uncles just imagine if you are a true human being not slave

  • @yohannesandemicael4822
    @yohannesandemicael4822 3 หลายเดือนก่อน +12

    Welcome Tekle wedi 4.!!! It is about time to tell us your heroic stories. Thanks, Hordata Media for your superb jobs. Try to keep the background music to the minimum. ❤

    • @berhanemahari7271
      @berhanemahari7271 2 หลายเดือนก่อน +1

      😮 your uncle u😮😅 Io 😢

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 2 หลายเดือนก่อน +5

    The journalist is very knowledgeable. He did his homework very well. Kudos to you and your guest. Keep up the good work Hordata.

  • @eskinderzegeye433
    @eskinderzegeye433 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Eritrea 🇪🇷 heroes

  • @tsegaitewelde1160
    @tsegaitewelde1160 3 หลายเดือนก่อน +5

    አገናዕ ወዲ ኤሪይ ጅግና "እዚ ብድሕሪት ዘሎ ሙዚቃ ብጣዕሚ እዩ ዝርብ ሸኻ"

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዕዱመ ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ኣያታት። ዝተረፈ ዕድሜኹም ንህዝቡኹም ብጽቡቅ ከተገልግሉ ንመንእሰይ ውለዶ ክትማሓላልፉን።

  • @natnaeldawit1212
    @natnaeldawit1212 2 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ሆርዳታ ወዲ ኣርባዕተ ጅግና ዓላልካ ክጥዕም ዋሕዚ ናይ ኣዛናትዋ ይበል የብል እዩ። ብሃንቀውታ ካልኣይ ክፋል ክንጽበ ኢና። ❤

  • @cheaisahlezghi7510
    @cheaisahlezghi7510 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ወደ'ርባዕተ፡ ዝገርም ተዘክሮታት ኣለካ፡ ቀጽሎ'ሞ ፡ ዝያዳ ኸኣ ከም እንዓግብ እተኣማመን'የ። ምሉእ ጥዕናን መስተርሆትን ምስ ስድራኻን (ሓውካ'ኳ ኣብዚ ኣብ ካናዳ ምሳይ ኣሎ)፡ ምስ ኩሎም ብጾትካን እምነየልካ።

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 3 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👑🙏እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ክንጽበ ቀኒና ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑና።

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ይብጻሕኩም ክቡራት ኣያታትና ሳላኹም ወጊሓ'ያ መሬት ናጽነትና ረኺብና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያይ ጅግና! ❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 2 หลายเดือนก่อน

    ገዲም ሐርበኗ ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኩሉ ጅግንነትካ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏

  • @hadastewolde2749
    @hadastewolde2749 2 หลายเดือนก่อน

    መርሐባ አታ ጅግና እንቃዕ እዚ ከይሰማዕና አይሐለፍካ ተኸለ ሐወይ አነስ ማጅር ኢለ ክጽውዓካ አብ ገዛውትና ዝበዝሑ ስድራ እንዳቦይ ገበተስላሴ እዮም ኔሮም እንትኾነ ግን ኤሪትራ እይም በዚሖምላ አብ ግዜ ቃልሲ እቶም ኩቡራት ወለዲ በይኖም ከም ዝተረፋ ይዝክር ዝበዝሑ በጃ ሃገር ተውወፍዮም ዝዋሐዱ አትዮም ማጆር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ብሉጽ ትረኻን መደብን።እዛ ድምጺ ሙዚቃ ጽብቕቲ'ዃ እንተኾነት ቁሩብ ረበሻ ግን ኣለዋ።ካልእ ኩቡር ሓታቲ( ጋዜጠኛ ) ነዊሕ ጠፊእካ፡ ኣብ ዝሓለፈ ንብርጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዝገበርካሉ ዕላልን ሕቶታትን መሳጢ ነይሩ፡ናብ ቀጻሊ ውን ገዳይም ሰብ ታሪኽ ተጋደልቲ ባዕልኻ ከተቕርበልና እላቦ።

  • @filmonyonas3780
    @filmonyonas3780 2 หลายเดือนก่อน

    Our heroes 💪 Our pride 🙌🇪🇷

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ጀጋኑናን ንኹሎም ሰማእታትናን ስለቲ ኩሉ መስዋእቶምን ንኹሉ ጽንዓትን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ንዘልኣለም ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና።🙏🐪🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🐪🙏

  • @harvester.74
    @harvester.74 2 หลายเดือนก่อน +2

    Please stop the music sound when interviewed please,because it dstarbes the flow.
    But curry on the good work as usual.🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷👍

  • @yonatan.ghebreselassie
    @yonatan.ghebreselassie 2 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Abo Tekle wedi 4. Can't wait for part 2. Some history movies could be made from the stories. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u หลายเดือนก่อน

    Great

  • @berhanealmedom5901
    @berhanealmedom5901 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሓደ ግዜ ተጋዳላይ ሮመዳን መሓመድ ኑር : ኣብ ቃለ መጠይቅ ብዛዕባ : ጀብሃ ምስ ሓተትዎ : ሰዓቱ ምስ ኣኸለ እንዛረበሉ ኣሎ ኢሉ ኔሩ : እሞ ሰዓቱ ዝ ኣከለ ይመስል

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Hordata for documenting our history.

  • @simdela4785
    @simdela4785 3 หลายเดือนก่อน +3

    ገዳይም ሓርበኛታት መሰረት ሓርነታዊ ቃልስና: ሕልሚ ህዝቢ ኤርትራ ጋህዲ ዝገበሩ
    ክብሪ ይሰመዓኹም ኣብዘለኹም ኣለኹም♥️🇪🇷♥️

  • @luulghebreberhan6588
    @luulghebreberhan6588 3 หลายเดือนก่อน

    ተኽለ ሓወይ ኩርዓትና ሓበና ኣምላኽ ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤

  • @akilehab377
    @akilehab377 3 หลายเดือนก่อน +2

    Here we go. The wait is over. Eternal glory to our beloved martyrs.

  • @AbebaTesfay-ye9ne
    @AbebaTesfay-ye9ne 3 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome deki erey
    ❤❤❤❤❤

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይትተሓለሉ፡ ኣጀኹም፡ ንጀጋኑና እንዳምጻኹም፡ ታሪኽ ሒዞሞ ከይዕዘሩ።

  • @saraasfa7825
    @saraasfa7825 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 3 หลายเดือนก่อน +2

    Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 3 หลายเดือนก่อน

    I am so happy to hear our true history from arkanat gedeli much respect 🇪🇷❤️. Amalk edmen tenan yehbkum.

  • @mehariyemane7185
    @mehariyemane7185 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ክጥዕም ታሪኽካ ከትሰምዕ ከለኻ ❤ ንስኹም ብርሃን ኢኹም

  • @SamsonDaniel-k7q
    @SamsonDaniel-k7q 3 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome baba tekle❤❤❤❤❤

  • @MTO2024
    @MTO2024 3 หลายเดือนก่อน +4

    Entay ygermeni ane nayzi gazetena eti tarik meare etomu tegadalti yfelto bravo
    Hmaq godnka kea kndzi abi tarik ketemxie enda kealka bteami wehdi alewo temxo medebatka ezi weledo eba kmhar please bejaka ezemu jeganu ayatat kexali akrbelna edme yehabkumu harbenatat jeganuna ayatatna

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ጅግና ተጋዳላይ ተክለ ክብርን ዝክርን ኒሰማእታት ኤርትራ♥️🇪🇷🌸🌹

    • @Buy-wg3qk
      @Buy-wg3qk 3 หลายเดือนก่อน

      He is not hero. Banda is not a hero,!!!!!

    • @godislove7204
      @godislove7204 2 หลายเดือนก่อน

      @@Buy-wg3qkHE Is Eritrean HERO FOR YOUR INFORMATION GET EDUCATED YOURSELF ABOUT Eritrean HEROES 🇪🇷🐪

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 2 หลายเดือนก่อน

    ወደርባዕተ ኣብ ስእሊ ጥራይ ከውርድዎ ዝፈልጦ ካብቶም 16 መስርቲ ሰልፊ ናጽነት ድዩ እሞ ድማ ብሂወት ኣሎ❤ ሓደራ ነዊሕ ቃለመሕትት ኣካይደሉ ነዚ ሓርበኛ❤፡ ከይሰማዕኩ ስሙን ሳግኡን ርእየ ጥራይ ይጽሕፍ ኣለኩ።

  • @frezgihayish1212
    @frezgihayish1212 2 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ሰለ ዘምጻኻ ነመስግነካ❤❤❤

  • @FkreyesusWeldezghi
    @FkreyesusWeldezghi 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሕድርኹም እዞም ኣርካናት ፡ ኣዕኑድ ገድልና ብሞት ይፍለዩ ስል ዘለዉ ፡ ከምዚ ጌርኩም ሰንድዎ። ማደር ተገንጺሉ ፡ቆፎ ታሪኽ ተበርቢሩ። ወደ ኣርባዕተ ብዙሕ ስለ ዝፈልጥ ከምቲ ናይ ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ጌርካ ኣዘራርቦ። እንተ ተኻኢሉ ግዜ ቅሩብ ኣንውሕ እንተ በልኩሞ ጽቡቅ ምኾነ።
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @rozinayigzaw6682
    @rozinayigzaw6682 2 หลายเดือนก่อน

    Well come Tekle wedi 4 ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷🇪🇷

  • @hghebreyesus421
    @hghebreyesus421 2 หลายเดือนก่อน

    ሲርክል እንተዝግበሮም ንመለልይ ጽቡቅ ነይሩ❤

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eway hestry 🎉

  • @hghebreyesus421
    @hghebreyesus421 2 หลายเดือนก่อน

    ሆርዳታ ታሪክ ጀጋኑ ተምጽእሉና ደለኹም ነመስግን❤

  • @naodmekonen2047
    @naodmekonen2047 2 หลายเดือนก่อน

    Bejaka kesab Part 20 abtshayo ezi tarik yehatsrna alo 💪🏾🇪🇷

  • @shebahchanel1632
    @shebahchanel1632 2 หลายเดือนก่อน

    Mesati tariK❤❤

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ezien aslam resahat kindwy deki kebesa atfien

  • @MehariAbraham-zl5nf
    @MehariAbraham-zl5nf 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks

  • @user-kk9rj6gl6h
    @user-kk9rj6gl6h 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome Hero💪🏽💪🏽🇪🇷

  • @Metkel-p3k
    @Metkel-p3k 2 หลายเดือนก่อน

    ጅግነ ውድ ህዝብው ግንብ ር ❤️🙏🙏🙏❤️🙏❤️❤️

  • @gomida1552
    @gomida1552 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ቀደም ጀጋኑና ብሂወቶም ከለዉ ታሪኽን ጅግንነትን ሰውራና ክስነድ እትገብርዎ ጻዕሪ ክትቅጽልዎ እንዳተላበኹ: ካልአይቲ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ። ንተኸታተልቲ ንጹር ክኸውን : ተዋጊእና ክበሃል ከሎ ምስ መን ምዃኑ እንተዝግለጽ ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 3 หลายเดือนก่อน

    Ezom jegena bhiwet kelwu tarikom nsendo zeydegmu jeganu🇪🇷❤️

  • @simontewelde177
    @simontewelde177 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @dawittesfay3235
    @dawittesfay3235 2 หลายเดือนก่อน

    merheba🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 3 หลายเดือนก่อน +7

    መሪሕነት ጀብሃ ጽንግሊል። ንኽንደይ ጀጋኑ ላኪማ፡ ጠፊኣ። እንቋዕ ህዝባዊ ግንባር ተወልደት !❤❤❤

    • @nomoret.2017
      @nomoret.2017 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣይትጋገ። ምኽንያቱ ሰውራ ክጅምር ከሎ ምስ ብዙሕ ድኽመታቱ ኢዩ ዝጅምር። ካብ ሕሉፍ ጌጋታት እና ተማሃርካ ድማ ንቅድሚት ትግስግስ። ስለዚ እቲ ቃልሲ ምጅማር ግን ትብዓትን ቆራጽነትን ይሓትት። ንጀምሃ ድማ ቃልሲ ምጅማሮም ክምጎሱ ይግባእ። ሻዕብያ ድማ እቲ ቃልሲ ኣ ዓወት ምብጽሖም ክብሪ ይግብኦም። ንነጋራት ብንጹር ሕልና ምርኣይ ጽቡቅ ይመስለኒ።

    • @abdulkadertaha1891
      @abdulkadertaha1891 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣይትጋገ ንጊጋ ብጸርፊ ኣይትፈውሶ። ጽቡቅን ጊጉኡ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ነቲ ንማሃረሉ ነቲ ንኹርዓሉ። ጀብሃ እውን ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ ኩቡር ሓው።

    • @abdulkadertaha1891
      @abdulkadertaha1891 3 หลายเดือนก่อน

      ❤​@@nomoret.2017

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 3 หลายเดือนก่อน

      እንተ ኣስተብሂልኩምላ፡ "መሪሕነት ጀብሃ" ኢለ እየ ጽሑፈይ ጀሚረ። ምስቲ መሪሕነት እዩ ጸገመይ። ኣብ ጀብሃ ዝተሰለፈ ሃገራዊ ሓፋሽ ተጋፋላይ፡ ብሰንኪ መራሕቱ እዩ፡ ክቃለስ እንዳደለየ ንስደት ተዳሪጉ። ኣብ መወዳእታ ሰማንያታት ከኣ ገለ መራሕቲ ጀብሃ፡ ህልኽ መሲሉዎም ምስ ደርጊ ተሻሪኾም፡ ኣብ ሓራ መሬት፡ ፈንጂ እንዳተኸሉ፡ ንተጋደልቲ ብንጽል ረኺቦም እንዳቐተሉ ዕንቅፋት ቃልሲ ይኾኑ ኔሮም እዮም። እዚኦም ንሓምሻይ መስርዕ ዝፍለጡ ዝነበሩ እዮም። ቀሊል ዘይኮነ መርበብ ኣወዳድባ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ መስሪቶም ኔሮም እዮም። ኣብ መጀመርታ ናጽነት ካብ ከረን ተለቒሞም ዝተቐፈዱ ኔሮም እዮም። እዞም ሕጂ ተቓወምቲ "ብዘይሕጊ ዝተኣስሩ" ኢሎም ዝሽቅጡሎም ዘለርዉ ማለት እዩ።
      ሓፋሽ ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ ዝነበሩ ግን የሕዝኑኒ እዮም። ምስ ናይ ቃልሲ ወኖም ንስደት ኣምሪሖም።
      ብተወሳኺ፡ ብዙሓት መራሕቲ ጀብሃ፡ ኣብ ከሰላን ኣብ ሶርያን ኮይኖም እዮም ውግእ ዝመርሑ ኔሮም።

    • @nomoret.2017
      @nomoret.2017 3 หลายเดือนก่อน

      @@abdulkadertaha1891 ልክዕ ኣሎኻ። ታሪኽ ጀብሃ እውን ምስ ኩሉ ድኽመታቱ ታሪኽና ኢዩ። ካብ ታሪኾም ተማሂርና ድማ ጌጋታትና እና ኣረምና፡ ፍጹም ዘይትጸዓድ ልኡላዊት ሃገር ኣውሒስና። ሕጂ እውን ካብ ድኽመታትና እና ተመሃርና፡ ኤርትራና ምዕብልትን ሕፍርትን ክንገብራ ኢና። ታሪኽ ንትምህርቲ እምበር ንፍርዲ ኣይኮነን። ፖሎቲካ እውን ንንቅሓት እምበር ንምኹናን ኣይኮነን። ንሕና ኩልና ኤርትራውያን ሓድነትና ጥራይ ነትርር። ፍቅሪ ህዝብናን ሃገርናን ይሃልወና። ንመራሕትና ድማ ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ተማሂሮም፡ ሓዲሽ ታሪኽ ክሰርሑ፡ ኣምላኽ ጥበብ ይሃቦም።

  • @amanit162
    @amanit162 3 หลายเดือนก่อน +1

    Great story and program.
    Please don’t include background music/sound.
    Thank you!

  • @lulakbrom9508
    @lulakbrom9508 3 หลายเดือนก่อน

    እወ ታርክናስ ግለጹልና ሰብ ታሪኽ 🇪🇷♥️🇪🇷

  • @ጀጋንተወዲሰርሓ
    @ጀጋንተወዲሰርሓ 2 หลายเดือนก่อน

    Durue 👑

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 2 หลายเดือนก่อน

    ብተቕርብዎ ዘበለ ኩሉ ዕጉባት ኢና ሆርዳታ መድያ

  • @segentesfalem1810
    @segentesfalem1810 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @filimonHabtom
    @filimonHabtom 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @AlmazTekie-kc9vm
    @AlmazTekie-kc9vm 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዝተሰወአ ይመስለኒ ኔሩ ካብቶም ቀዳሞት ተጋደልቲ ህዝባዊ ሓይልታት

  • @hghebreyesus421
    @hghebreyesus421 2 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ኣርባዕተ ሰላም ሰላም

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 3 หลายเดือนก่อน +2

    🐪❤️🇪🇷👊💝

  • @letebrhanhabtemichael3371
    @letebrhanhabtemichael3371 2 หลายเดือนก่อน

    Merhana ayana jigna

  • @semharteklab8169
    @semharteklab8169 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 2 หลายเดือนก่อน

    መደብ ሆርዳታ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኢያ ሕሉፍ ታሪኽና ክንፈልጥ ጅጋኑና ታሪኾም ክንፈልጦ ጽቡቅ ኢዩ ።እዛ ናይ መላለይ ስእሊ ሲርክል መለለይ እንተዝግብራ ደስ ምበለ❤❤❤

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 3 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AbrahamYohannes-h1t
    @AbrahamYohannes-h1t 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤🇪🇷❤️👍🎆🎇

  • @geriegerie503
    @geriegerie503 หลายเดือนก่อน

    ሰላም

  • @AHMED-hx1pz
    @AHMED-hx1pz 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome Hordata kemo ka ni Jegena Abona wedi 4 ni Abona Tesfay Tekila ka mingesta semay yewarso 🐪🇪🇷

  • @hzeyob91
    @hzeyob91 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ኣብ ድሕረ-ባይታ ዘሎ መዝሙር/ድምጺ ዘድሊ ኣይኮነን። ታሪኽ ጀጋኑና ብንጹር ክንሰምዖ ኢና ንደሊ። መደብ ሆርዳታ እታ ዝፈትዋ ኢያ። የቐንየልና።

  • @Asmara2025
    @Asmara2025 3 หลายเดือนก่อน

    Wedi Hawi Aboy Jegna ❤

    • @Rahwa-k3y
      @Rahwa-k3y 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 2 หลายเดือนก่อน

    Love the background song 🎵. Old is gold!

  • @zehayeberaki60
    @zehayeberaki60 หลายเดือนก่อน

    Please Please you listeners leave complain if you don’t won’t the music cover your ears

  • @okubagabrandom1670
    @okubagabrandom1670 2 หลายเดือนก่อน +1

    Mlkt dea zeytgebrlu kenelaliyo

  • @ጋንታፊተውራሪፈንቅልቀጣን
    @ጋንታፊተውራሪፈንቅልቀጣን 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sdet-id3oc
    @sdet-id3oc 3 หลายเดือนก่อน

    Durue😭

  • @zehayeberaki60
    @zehayeberaki60 9 วันที่ผ่านมา

    Hi Hordata program host promoter if I am correct i have question for you do you remember Mebrahtu Beraki 😮 Nash from Semenawe Bahry I would be happy if you Remember him I am in Toronto Canada I will take care of all expenses I think you are the right person to ask

  • @godislove7204
    @godislove7204 2 หลายเดือนก่อน

    The only thing is the music please don’t put the music between people interview. It is distraction thank you with all the respect.🙋🏽‍♀️🇪🇷🐪

  • @ZeriezghiGoitom
    @ZeriezghiGoitom 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቅድም ቀዳድም ንኽቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ወዲ4 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ሳላኻን ሳላብጾትካን ሃገርና ካብ ኣፍ ሓራግጽ ወጺኣ ኣላ። ከምቲ ኣቦታት ዝምስሉዎ፡ ዝወዓለ ይንገር................ ስለዝኾነ ፣ ሳሙኤል ክቡር ሰብ ረኺብካ ኣሎኻ፡ ታሪኽ በርብር። ነዚ ሰነድ መጻኢ ወሎዶታት እውን ክርድኦም ስለዝግባእ፡ ነቲ ናይ ቀደም ኣስማት ከም በዓል ቀሃስ ናይ ሎሚ ቤት ትምህርቲ ቀይሕ ባሕሪ ፡ ልዑል መኮነን ናይ ሎሚ ኣስመራ ሓፈሻዊ ምዃኑ እንትትሕብር ጽቡቕ ምኾነ። ዓውት ንሓፋሽ፣ ውድቀት ንፈሽፋሽ!!!!

  • @LimitLess-Imagination-
    @LimitLess-Imagination- 2 หลายเดือนก่อน +1

    ታሪኽ ክንሰምዕ እንዳ በለና ብ26 ደቃይቕ እንዳ ኣውረድኩም ትሽክጡልና ኣለኹም፥ ናይ ሕልናን ሰነድ ስራሕ ገንዘብ ክስዕሮ ጌጋ ስለዚ በጃምኹም ተሕጸረ ሓምሳ ደቂቅ ንሓንቲ ክፋል ሃብዋ
    ዓወትን ጥዕናን ይምነ

  • @sdet-id3oc
    @sdet-id3oc 3 หลายเดือนก่อน

    🤐

  • @abayyohannes
    @abayyohannes 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካብቶም ዘድንቆም ብሱል ምቁሉል ጋዜጠኛ።

  • @mesitube5641
    @mesitube5641 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዳለውቲ መደብ እዚ ፕሮግራም ደቂቅ ይሓጽርኣሎሞ እቲ ታሪኽ ከይቋራረጸና ኣንውሕ ኣቢልኩም ፈንውልና በጃኹም

    • @sahlekidane2618
      @sahlekidane2618 3 หลายเดือนก่อน

      እወ በብክፋል ይኩን ግን ቀልቲፍኩም ስደዱልና

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h 3 หลายเดือนก่อน

      ​@sahlekidane2618 it's ok they only gave longer hours for musicians or artists only not for our heroes. We can't blame them because they don't have enough for the important people

  • @biniambeyene9556
    @biniambeyene9556 3 หลายเดือนก่อน +1

    AJOKUM KEXLWO

  • @DanielMekonen-j3p
    @DanielMekonen-j3p 2 หลายเดือนก่อน

    ክንድዚ ዛክልን ካብዚ ንላዓልን ታሪ ሒዞሞ እንዳ ተሰውኡ ዝገርም እዩ ንሕና ናኣሽቲ ወለዶ ካኣ ታሪክና ከይተረከብና ወዲ ሰራሒ ማዓጾ ኮይና ንተርፍ ፕሊስ ከምዚኦም ጀጋኑ ኣምጹኡልና ብሂወት ከለው ታሪክና ክንርከብ

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 2 หลายเดือนก่อน

    Not necessarily to play back ground music while he telling the history. We love and respect our armed struggle music's but not necessarily to play it while he is talking ..
    Please don't play back ground music very bothering

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 2 หลายเดือนก่อน

    Agena Eritrawi kulu gZie awut eu Jigna Eritrawi naybhaqi Manm Hager ktgebro zetkhl tray Eritrawi jina kalh yelen entebelkus Mgnan zeykenes Naybhaqi Eritrawi abon Eritrawit Aden kulu gzie awut srahat Srihu zawet Eritrawi tray eu..zelalemawi nisematatna Awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alganshmehar3892
    @alganshmehar3892 2 หลายเดือนก่อน

    Abey nerka wedi arbaete 1970 eye dfelteka ab sabue fagena khatelka ynebr aboy arki Abrha Andebrhan eyu

  • @abrahamtekle7090
    @abrahamtekle7090 2 หลายเดือนก่อน

    ደናቑር ጥሪት ህግደፍ ሽም ኣምባሳ ሃይለ ድሩዕ ተጸዊዑ ቀጨውጨው ክብለክን አዩ 😂😂😂

    • @baqr4383
      @baqr4383 2 หลายเดือนก่อน

      ገልጣም ሃዳሚ ፍጉር

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 2 หลายเดือนก่อน

      @@baqr4383. ባርያ ኮንዶም ወዲ አፈጨርቂ፥ ነቲ ጅግና ብጻዩ ዱሩዕ እንቁዋዕ ዘኮሮ። 👈😎

  • @Buy-wg3qk
    @Buy-wg3qk 3 หลายเดือนก่อน

    Lebba Shabia,! You are not Hero who separated Ertrian people and Ethiopian people narrow minded people did that evil things.

    • @eriguys
      @eriguys 2 หลายเดือนก่อน +1

      Qondafa ውጻአ ቆማል

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniambeyene9556
    @biniambeyene9556 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @erione3355
    @erione3355 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @YrgaHayle-nc2tp
    @YrgaHayle-nc2tp 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zuhurabdu9010
    @zuhurabdu9010 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eliasghebrezghi7799
    @eliasghebrezghi7799 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @חדשחדש-ח9ז
    @חדשחדש-ח9ז หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷