EMN - እታ ዝተማረኸት ጉዳመኛ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ | ኮማንደር ቑጽሪ 1 4ይ ክፋል - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 683

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 28 วันที่ผ่านมา +50

    ማሻኣላህ ሓርበኛ ወዲ በርሀ ናይ ደቂ ደቅኻ መርዓን ዉላዶም የርኢኻ ፡ እንቋዕ ናትና ኮንካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌✌️

  • @edenabraham7431
    @edenabraham7431 26 วันที่ผ่านมา +13

    ተነቢብካ ዘይትውዳእ መጽሓፍ ኢካ እሞ፡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባየይ መዓረይ ንዓና መታን ክጥዕመና። I'm proud of uuu my Hero Dad❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @senaitabraham9525
      @senaitabraham9525 26 วันที่ผ่านมา +2

      Yesssss my Hero papayeyyy❤❤

    • @SolomonHagos734
      @SolomonHagos734 23 วันที่ผ่านมา

      Yes God bless family and our country 🇪🇷❤️🇪🇷

    • @lemlemdaniel9037
      @lemlemdaniel9037 17 วันที่ผ่านมา

      እድመን ጥእናን ይሃብካ❤🎉❤🎉❤🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Dolphin-98
    @Dolphin-98 27 วันที่ผ่านมา +33

    ኣጆኹም ወለድና ጀጋኑ ወሪስና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ቅሰኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷‼️‼️‼️‼️‼️ ዓወት ንሓፋሽ‼️

  • @asmerinoshikorrr5654
    @asmerinoshikorrr5654 28 วันที่ผ่านมา +42

    ዎውው ዎውው እቦይ ኣብርሃም ጅግና ናይብሓቂ ጽቡቅ እገላልጻ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ተገሊጹ ኣይውዳእን እዮ ክግለጽ ድማ እለዎ በርብርዎምስከ እዞም ጀጋኑ ከለዉ እዚ ሓተላ ስርዓት ካብ ዝሓለፈ ዘይመሃር ባሕሪ ባሕሪ ክብል ዝርብሸና ዘሎ ሓለንግና ከምዘይፈልጣ

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 27 วันที่ผ่านมา +34

    በቃ እዚ ኹሉ ወሓዚ ታሪኽስ ኣብ ኣርባዕተ ክፋል ጥራይ ክዕጾ !!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @eripower4591
      @eripower4591 25 วันที่ผ่านมา

      ትምርትን መንገድን ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ተዘይተኣሊካሎም እይውድኡን እዮም ስለዚ ኣሎ ብዙሕ

  • @BiniBini-j2c
    @BiniBini-j2c 27 วันที่ผ่านมา +35

    ብመጽሓፍ ክጽሓፍ ኣለዎ ታርኽ ህዝባዊ ግንባር ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ጀጋኑ ኣቦታትና 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡🫡🫡❤❤❤❤❤

    • @teklitfecadu9306
      @teklitfecadu9306 27 วันที่ผ่านมา +6

      ወዲ በርሄ ጅግና ሞስ ጀጋኑ ብጾትካን የሕዋትካን አሐትካን ዝፈጸሞክሞ መስተንክራዊ ጅግንነት ንዘልአለሞ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክወራረስ ዘለዋ ታሪካዊ ጅግንነትኩሞ አብ መጽሐፋ ብዲጅታልን ብፊልሞታትን ክስነድ ዘለዋ ታሪካዊ ዋልታዩ። Thank you a million times for sharing! 🇪🇷❤️🇪🇷🕌🇪🇷❤️⛪️🇪🇷💪🏾❤️

    • @ማዕተበይአይበትኽ
      @ማዕተበይአይበትኽ 23 วันที่ผ่านมา

      ብዙሕ መጽሓፍቲ ተጻሒፉ አሎኮ ብሓቂ ገዚእና ነንብቦ

  • @AbelKidane-s1t
    @AbelKidane-s1t 28 วันที่ผ่านมา +29

    ኣብ ስደት፥ ሕጂ ልዕሊ ዝኾነ እዋን ታሪኽና ክፈልጥ ከም ዘለኒ ተረዲአ ❤

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 28 วันที่ผ่านมา +33

    ታሪኽና ከምኡጌርኩም ንገሩና ንሕና ንኡስ ወለዶ ተረከብቲ ሃገር 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Simon-pz1ey
    @Simon-pz1ey 27 วันที่ผ่านมา +14

    እታ ኣብ ማዕሚደ ዝተማረኸት ሰበይቲ ካብቶም ደረፍቲ ኢያ እንተዘይ ተጋጌ ቡዙነሽ ወይ በላይነሽ ኢዩ ሽማ ብዝኾነ ነሽ ዘለዎ ኢዩ ሽማ ምስኣ ውን ልዕሊ 200 ምሩኻ ነይሮም ክብረት ይሃብካ ወዲ በርሀ ካብ 44፥3 ❤❤❤❤❤❤ ዝረሳዕካዮን ዘጉደልካዮን የለን ክምላልካ ንማዓሚደ ዓጺኹማ ስለዝጸናሕኩም ካብ ዶጎሊ ብርጌድ 70ዓን44 ዝሓዝካ ሒዝካ ኣርክብ እንዳተባህለ ተጋዳላይ ብዘብዘብ ኣርኪበን ምስተን ካልኦት ሓይልታት ጽላኢ ተደምሲሱ ንማርሳ ጉልቡብ ሃዲሙ ይበል ሓብጎል ናይብሓቂ ትዝክር ንድሕሪት መሊስካና ክብረት ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ

  • @yosephhabte565
    @yosephhabte565 27 วันที่ผ่านมา +22

    ጋዜጠኛ ነቲ ታሪክ ንክዝንቶ ዘቕርቦ ሕቶታት ናይ ብሓቂ ኣድቔኻ።

  • @fala6610
    @fala6610 28 วันที่ผ่านมา +26

    ታሪኽ ኣቦታትና ይነገር 🔊🔊🔊

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx 27 วันที่ผ่านมา +2

      Yesssssssplease❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 27 วันที่ผ่านมา +32

    ንበር ኣታ ጅግና። ኣብ ትሕቲ ጽላል ጥዕና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ።
    ብመስዋእትኹምን ጅግንነተዞኩምን ዘምጻኹማ ሃገር ኩለንትና ዕቤታን ብልጽግንኣን ሪኢኹም ጸማ ቃሎስኹም ሪኢኹም ክትሓልፉ እምነ።

  • @solomonasseratteclu5875
    @solomonasseratteclu5875 28 วันที่ผ่านมา +15

    ኣማን ብኣማን ዝተገብረ ቅያታት ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣዚ ዝገለጽ ሓቃኛ ታሪኽ ንወለዶታት ተዓቂቡ ክመሓላለፍ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ሓላፍነት እዮ!
    ንዘቅረብኻዮ ታሪኽ ምስጋናና ብስም ተኻታተልቲ ነመስግን።💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 28 วันที่ผ่านมา +19

    ከም ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዓለም የለን ጀጋኑ ፈጠርቲ ሃገር ክበሩ ንበሩ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonasseratteclu5875
    @solomonasseratteclu5875 28 วันที่ผ่านมา +10

    ተጋዳላይ ወዲ በርህ ኣንበሳ ብዓል ታሪክ💪🇪🇷🐅💪

  • @nazrietgebrehiwet4745
    @nazrietgebrehiwet4745 28 วันที่ผ่านมา +8

    ኣሰይ እንቆዕ እስካትኩም ሲ ናትና ኮንኩም ታሪኩም ኩል ዳኣ በብሐደ ንገሩና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @sabeboy1
    @sabeboy1 17 วันที่ผ่านมา +1

    መስደመም ጅግንነት ኤርትራውያን ዕድመን ጥዕናን ንዝሓለፋ ድማ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷

  • @abrishwedi9922
    @abrishwedi9922 27 วันที่ผ่านมา +8

    መግለጺ ኣልቦ ጅግንነት❤

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 28 วันที่ผ่านมา +9

    አሰይይይ ብዓል ጸጋ ኢካ ከማካ ይብዙሑ አቦና ደሰ ዚብል
    🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷

  • @romatela7057
    @romatela7057 28 วันที่ผ่านมา +10

    ንገሩሉ እስከ ነቲ ጅግና ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርን ጅግና ዘይሕለል ህዝቢ ኤረትራን ። ተዛረብ አታ ጅግን አነ እየ በል ቅያካ ንገር ገድልካ ንገር አነነ በል ወዲ ኤረይይይይይይይ ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teklitfecadu9306
    @teklitfecadu9306 27 วันที่ผ่านมา +16

    አርካናት ጀጋኑ ሰራሕቲ ቅያ ! ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዘሐወይ 🇪🇷❤️🇪🇷💪🏾

  • @wedihdri9031
    @wedihdri9031 28 วันที่ผ่านมา +15

    ኩቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣብራሃም በርሀ እዝ ኩሉ ታሪኽ ብንጹርን ግሉጽን ገሊጽካዬ ነመሰግነካ ዕድመን ጥዕና ንምነየልካ ቡዙሕ ክትገልጸልና። እዝመደብ ክትገልጸልና ን ጽበ ኢና ነ ነመሰግን ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahwagobie7230
    @rahwagobie7230 27 วันที่ผ่านมา +4

    ጂግና ፣ ጀጋኑና ኩሉኹም ክበሩልና ንበሩልና ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ጂግና ጋዜጠኛ ፍቱው ጥዑም ዝድምጹ ዮናስ ኣብርሃም በርትዕ ኩቡር ሓው ፣ወዲ ኤረይ

  • @haddishtiff2236
    @haddishtiff2236 27 วันที่ผ่านมา +3

    እንቃዕ ኤረትራዊት ኮንኩ በቃ ሞት ከም አዳም።❤

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012 26 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላምኪ ይብዛሕ ሀገረይ ሃገረ ሰማእታት ሰላምኩም ይብዛሕህ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 28 วันที่ผ่านมา +9

    ክቢሪ ይሃቢካ አሰይይይይ ኢንካዕ ፈረካልና ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 27 วันที่ผ่านมา +7

    የቐንየልና ክቡር ሓርበኛ አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zume254
    @zume254 28 วันที่ผ่านมา +19

    ተጋደልቲ ኤርትራና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም::

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 28 วันที่ผ่านมา +4

    ኤርትራ ሳላካትኩም ጅግንነት እያ እዚኩሉ መጺአ ሰብ ታሪክ ንዘንቲ እለት ክዚከር አለዎ እዚውን ደንጉኩም በጃካትኩም እዚ ታሪክ ንኩሎም ከምዚ ገይርኩም አምጺእዎም አቦና ካአ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉኩም ጀጋኑ ዘይምኖ እዮ ጋዜጠኛ ካአ ነመሰግነካ ክብር ሐዊ ክብረት የሃብካ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AlayGere
    @AlayGere 27 วันที่ผ่านมา +10

    ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን ኣርካናት ጀጋኑና,
    ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ💪🇪🇷💪🇪🇷❤❤🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪❤❤

  • @SenaitKidane-u7l
    @SenaitKidane-u7l 27 วันที่ผ่านมา +8

    ክብረት ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት🙏🏽🥰2️⃣9️⃣1️⃣✅🇪🇷

  • @AaFr44
    @AaFr44 27 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኹም ጀጋኑ ወለድና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 28 วันที่ผ่านมา +7

    ❤ ጀግና ተጋዳላይ በኹሪ ታንከኛ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ 🇪🇷 : አብርሀም በርሀ ስለቲ ዝሀብካዮ ምስክርነት ሓቀኛ : ዉዕሎታት : ቃልሲን ታሪኽን ህዝቢ ኤርትራ : አዚና ነመስግነካ !!!
    ❤ ☝️ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @hseyoumhseyoum6915
    @hseyoumhseyoum6915 27 วันที่ผ่านมา +7

    Good Lord!! What a generation!? ኣምላኽ እድመን ጥእናን ይሃብኩም ጀጋኑናን🙏🙏🙏

  • @TsegayKibrom
    @TsegayKibrom 27 วันที่ผ่านมา +3

    ክብርትና ኢኩም ቅሰኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannesmedhane635
    @yohannesmedhane635 27 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይወ! ኤርትራዊ ታንኪ ብታንክ ጸረ ታንኪ ታንኪ ታሪካ ስማዕ ኩብላልያ!

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 27 วันที่ผ่านมา +5

    መርሓባ ወዲ በርሄ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 26 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ በርሄ ታሪኽ ኤርትራ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እዩ እሞ እንነትቅጽለልና ደስ ምበለና እግዚኣብሔር ንምሉእ ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ሃበልና ዕድለኜ ኢኻ ❤

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 27 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ በርሄ ቕጪን ዘሕጉስ ሚኪኤል ፍሳሃየ አብ አስምራ ፉልጥ ጋራጁ ገዲፉ ንክሰዋእ ምስ ሐው ክስዉኡ ኢሎም ንቃልሲ ዝተጸብሩ ጀጋኑ የሕዋት ንኡሽተየ ሐዉን አብ በለዛ ዝናበር ኡጉሩ ዝሰንክለ ብጻይ ይህሉዶ ይከውን ወዲ በርሄ ኩቡር ነዚ መስተንክር መስዋእትን ዝኸፍሉዎ ታሪክ ንንኡስ ወለዶ ታሪኮም ክስጋገር ይምነ።
    ንሚኪኤልን ሐውን ምህላዎም ዘዘካርካኒ ክብረትን ጥዕና ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትካ ይምነየልካ አስመራ ክረክበካ ንአምላክ ይምሕጸን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ephremgebrehiwot485
    @ephremgebrehiwot485 27 วันที่ผ่านมา +9

    ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ወዲ በርሀ ዘይ ነባሪ ታሪኽ ኢኹም ሰሪሕኩም!

    • @Bdoho1985
      @Bdoho1985 27 วันที่ผ่านมา

      🇪🇷🇪🇷ነባሪ ታሪኽ እምበር ሰሪሖም🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 27 วันที่ผ่านมา +4

    ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ኣቦና ❤ ጋዜጠኛታትና ኣይትዝሓሉ ጀጋኑ ከይሓለፉ ታሪኽ ይሰነድ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ኤርትራ ❤🇪🇷🇪🇷🌷🙏

  • @DawitAsmerom-b8m
    @DawitAsmerom-b8m 28 วันที่ผ่านมา +4

    ❤ናይ ባሓቂ ዓቢ ታሪኺ🎉

  • @Abi-ez9ur
    @Abi-ez9ur 28 วันที่ผ่านมา +3

    መርሓባ ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷✝️♥️☪️💕💕🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @ibrahimmohamedhakemhakem9245
    @ibrahimmohamedhakemhakem9245 28 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዓወት ንሓፋሸ ዘልኣለማዊ ዘኽሪ ንስዉኣትና፦

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 28 วันที่ผ่านมา +5

    ኤማ ሓውና ነዚ ታረኽ መዝንታው ትግብሩ ዝለኻ ኣበርኩቶ ነመሰግነካ ነፈሰውክፈ ተጋዳላይ ታረኽ እዩ
    ድሕረዚ ነተጋዳላይ ውዲ ኽድጃ ኣቅረበልና ሓድራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
    🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tekleghebrehiwet9846
    @tekleghebrehiwet9846 28 วันที่ผ่านมา +5

    ክቡር ኣቦናን ኣያናን ጅግና ተጋ. ኣብርሃም ታሪኽ ሰውራን ገድልን ዓወትን መስገደልን ወጽዩ ነዚ ክቡር ታሪኽ ከዘንቱ በቂዑስ ናይ ውሉድ ብዓል ጸጋ ኮይኑ ፈጣሪ ይመስገን🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏ንኣዳለውቲ ከኣ ኤመስግን ከምቲ ዝበሉዎ ቀጻሊ ንታሪኽና ዘዘንትው ከተቅርቡልና የቀንየልና❤🙏❤

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 28 วันที่ผ่านมา +5

    እንቛዕ ነዚ ታሪኽ ከይነገርካ ኣይሓለፋካ!

  • @abrahatsiontesfu7161
    @abrahatsiontesfu7161 27 วันที่ผ่านมา +2

    ጀጋኑ ደቂ ኤረ ብአካትኩም ንሕበን❤❤❤ 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🌺

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay3927 27 วันที่ผ่านมา +3

    ጀጋኑና ጂግና ወዲ በርሄ ደስ ዝብል ብጅግንነት ሕልፍኩምን ኣምጺኩም አሪትራዉያን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Jeganuna kibiren mogosin ni akatikum for ever Hizibi Gimbar Amilak minigistitna yibarik 🙏 🙏 🙏 Thank you great program Abiriham Jigina

  • @yoditgebreselassie7671
    @yoditgebreselassie7671 27 วันที่ผ่านมา +5

    አምላኽ ስድራኻ ይባርኸልካ ጅግና አያና ወዲ በርሄ 🙏💪🇪🇷❤️

  • @vitamillione869
    @vitamillione869 27 วันที่ผ่านมา +5

    I'm lucky bieng part of this heros family ❤❤❤

  • @Tewelde-b8n
    @Tewelde-b8n 27 วันที่ผ่านมา +5

    ክብርን ምስጋናን ንስወአት ጀጋኑና ነመስግን ተጋዳላይ አብርሃም ዳግማይ እቲ ውዕሎ ጅግንነት ዝነበረ ነዚ ሕጂን ወጻእን ትውልዲ ዓቢ ወርሻ እዩ ተዓወት።

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 27 วันที่ผ่านมา +3

    ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @gdeamanuel8065
    @gdeamanuel8065 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውውው ደስ ዘብል መደብ ባባ ኣብርሃም በርሀ ጅግና ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yoditgebreselassie7671
    @yoditgebreselassie7671 27 วันที่ผ่านมา +4

    እወ ናይ ብሐቂ ብቁዕ መሪሕነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 🙏💪🇪🇷❤️

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 27 วันที่ผ่านมา +4

    ጅግና ሐወይ ምስ ብጸቱ አነስ አስመራ መጺኤ እተን ዘለዋኒ ዕርፍቲ ብጅግንነትን ብጾትካን 24ሳዓት ንማዓልቲ ( +) ንወርሒ አምጸገብኩን። ተስፋ ይገብር ብፍቃድ አምላክ ክንራከብ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SimonTsegay-fc6mp
    @SimonTsegay-fc6mp 27 วันที่ผ่านมา +1

    ናይበሐኪ ኢየ ተሐጉሰ በዚ ታሪክ ናይ አቦይን መምህረይን ንመጀመርታ ቦክሪ ዓይነይ ዝረአክዋ አብዚ ከዘንትዋ ዝጸንሔ አብ ናይ መጨረሻ ታሪክ አቦይን መምህረይን ውድ በርሄ ካብ ታዕሊም ናብ መጋዕዛ ዝተመደብኩሉ እዋን አብ በረፍ ኢየ ሪኤዬ ከም ተሓጋጋዛይ አውቲስታ መስርዕ ወዲ ቀሽ ድራር ንማእቶት እንዳ ኢራ ተመዲቦ መሻርፍ ካብ ፓርት ሱዳን ን በረፍ ንማላለስ ነርና ናይበሐቂ ካብ ናታቶም ተሞክሮ ወሪስና ዓቢናስ አጆኩም ማናጅስ ን መጻኢት ኤርትራ ከተገልግልዋ ኢኩም እንዳበሉ ሚሂሮምና ቃላት ጀጋኑ አቦታትናን አያታትናን ድማ ከየዕበርና አብ ወራር ወያነ በቲ ዝማሃሩና ኩሉ ጅግንነትን ትብዓትን አብ ተግባር አውዕልናዬ ሕጂ ምስ ረአኩዋ ብታዕሚ ሐበን እስመዓኒ መምህር አጀካ ብዙሐት ተኪእካ ኢካ አፍሪካ አንሕናውን ካባካትኩም ጀጋኑ ዝወረስናዬ አውሪስና እና ክሳብ ሳልሳይ ወራር ወያነ ነባሪ ታሪክ እምበር ነባሪ ሂወት የለን እዳበልኩም ዝመልመልኩሙና ተካእቲ ኢና ዓወት ንሐፍሽ ::

  • @selamselam8094
    @selamselam8094 27 วันที่ผ่านมา +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ጀግና አያና 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 27 วันที่ผ่านมา +3

    አምላክ 🙏🏽❤️🙏🏽 ንኤርትራ 🇪🇷🦁🕊️❤️💎🇪🇷 ይባርካ ❤️🙏🏽❤️

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 28 วันที่ผ่านมา +7

    💪🇪🇷📚🖊🇪🇷tarik jeganuna wesen depulu tebaint tewefa yint minke kem caby💪🇪🇷💯🙌🕊🤝

  • @user-xs3mf4bx6o
    @user-xs3mf4bx6o 27 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you for your service we love you and we love our martyrs ዘላለማዊ ክብርን ሞገስን ንስውዓታትና🇪🇷❤️💪🏼🌹🌹🌹

  • @johnhaile4706
    @johnhaile4706 28 วันที่ผ่านมา +3

    He's is my grandfather go grandad love your grandkids🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶🫶🫶🫶😍🤩😘❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @senaitabraham9525
      @senaitabraham9525 27 วันที่ผ่านมา

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌

    • @Erilebna
      @Erilebna 27 วันที่ผ่านมา

      #johnhaile are you following your grandfather foot step or Adgi nehamedu?

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 27 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንበሳ ኤርትራዊ ኽምይ ዲና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯👑👑👑

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 28 วันที่ผ่านมา +5

    ጅግና!!!

  • @tesfalemaraya211
    @tesfalemaraya211 27 วันที่ผ่านมา +2

    Yes ራኢ ዘለዎ መሪሕነት ይዕወት።

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዓለም ወያል፣ ብፊልም ምበር ብተግባር ከምዚ ናታትኩም ጅግንነት ክትሰርሕ ትብዓትን ሕልናን ዓቕምን ስለዘይብሎም ኢዮም ንታሪኽና ከጥፍኡን ክድውኑን ዝሰርቁ ክምልምሉን ድቃስ ዘይብሎም ዝሓድሩ ዘለዉ። ዓለም ዘስደመመን ዘገረመን ታሪኽ ጅግነነትን ናጽነትን ተጸዋርነትን ብዘይካ ብኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ኣብ ካልእ ፍጹም ኣይተተግበረን ዘይኮነስ ኣይተፈተነን ውን።

    • @abebahaile2552
      @abebahaile2552 26 วันที่ผ่านมา

      👌💯🙏💕🇪🇷

    • @senaitabraham9525
      @senaitabraham9525 26 วันที่ผ่านมา

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯​@@abebahaile2552

  • @zume254
    @zume254 28 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ብሐቂ ንፋዓት መራሕቲ::

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 27 วันที่ผ่านมา +2

    ሐርበኛ ወዲ በርሄ ሰራሕ ታሪክ ኢካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ❤❤❤❤

  • @mehawimehari7275
    @mehawimehari7275 27 วันที่ผ่านมา +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉 ኣናብስ ሳሕል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @AmbessaAmbessa21
    @AmbessaAmbessa21 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዎው ገለ ኣይነት ታሪኽ ኣነስ ሰሚዕ ክጸግቦ አይካእልኩን ብጣዕሚ ሓያል ታሪኽ ባባ ኣብራሃም ጅግና ንበረልና ዕድመ ይሃብካ ብሳላኹም ቁሲና ንነብር ኣለና ዮኒ ጅግና ናይብሓቂ ቀጽሎ❤❤🎉🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼

  • @Aman80770
    @Aman80770 27 วันที่ผ่านมา +3

    ወስኾ ንኻልእ ግዜ ዮኒ❤🎉

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዮናስ ሓውና ድማ ናይ ባሓቂ ንዕፋ ኢኻ ከይተሓለልካ ታሪኽና ብወዓልትን ፈጸምትን ታሪኽ፣ ታሪክና ኣብ ምብርባርን ናብ ሰማኦቲ ንምብጻህን ትገብሮ ዘሎኻ ከነመስግነካ ንፈቱ👍ከምዚኦም ጀጋኒ ተጋደልቲ ኮለዉ ታሪኮም ምፍላጥ ጽቡቅ አዩ። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ብኤርትራውያን።

  • @AaronNeguse
    @AaronNeguse 27 วันที่ผ่านมา +3

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ኣድመን ጥኦናን ይሃብኩም ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 27 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ብሐቂ ጅግና ብተግባር ከምዝርአናዮ ከምዝርዳአና ጌርካ ገሊጽካልና ክብረት ይሃበልና ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏

  • @user-iz3ct8fv8m
    @user-iz3ct8fv8m 28 วันที่ผ่านมา +5

    Ewe ezum jeganu seb qeya kebur mogosn n jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌳🌳🌳🌳

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 28 วันที่ผ่านมา +5

    AMAZING AMAZING AMAZING 🎉🎉🎉🎉TARIK NAY KUBURAT AGELGELYI ERITREAN 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Brioche2024
    @Brioche2024 27 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ባዓል ውዲ ራእሰኡ ከምዚሎሚ ካይኮነ ጅግንነት ባዓል ሰሎሙን ራሻይዳ ስውእ ረዘነ ወዲ ካሕሳይ ጀጋኑ ከቢድ ብረት😢

  • @meazameseleab7853
    @meazameseleab7853 27 วันที่ผ่านมา +2

    Deki Eritrea edmen tienan yhabkum ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannesghebrezgi9610
    @yohannesghebrezgi9610 27 วันที่ผ่านมา +2

    ታሪኻውያን ሰባት ረኺብካ፡ ታሪኽ ምትራኽን ናብ ንኡስ ወለዶ ምምሕልላፍን ንባዕሉ ርእሱ ዝኻኣለ ሓድሽ ምዕራፍ ናይ ታሪኽ ዩ'ሞ EMN ኣገናዕ ንብለኩም።
    ኣብ መወዳእታ ናይዚ ቃለመሕትት፡ ጅግና ወዲ በርሀ ዝሃቦ ለበዋ፡ ዋላ ኳ ተተግብርዎ እንተለኹም ግን ኩባዕ ብምዝላል ብናህሪ ክትውስኹሉ ከምዘለኩም ዩ ትጽቢትና። እቲ ምንታይ ሲ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን፡ ብዕድመ ይዓብዩ፡ ብጥዕናን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናይ መስዋእቲ ይፍለዩናን ስለዘለዉ፡ ታሪኽ ንምስናድ ብናህሪ ክትውስኹሉ ርእይቶ ክንህብ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ንምስላጡ ዓቕምና ብዝፈቕዶ ኢድና ክንሕውስ መንገዲ ሓብሩና ሞ ጁሉ እቲ ክግበር ደለዎ፡ክንገብር ታሪኽ ኣቦታትና ንኽትረኽ
    ብዝተረፈ
    ንኹሉ መደባትኩምን ተቕርብዎ ኣቕርቦትን ነድንቕ፡ ብስራሕኩምን ጽፉፍ ምምሕልላፍኩም ድማ ነመስግን

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 27 วันที่ผ่านมา +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🕯💐💐🕯🇪🇷😄⛪️🇪🇷😭😭😭😭😭💐🕯🇪🇷 ሃገረይ ብሓሳዳት ተኸቢብኪ ክንደይ በራዊር እወ ጠፊኦም ነዓኺ ክብሉ ህዝቢ ኤርትራ ቀሲንካ ንዘላለም እፎይ ትብለሉ ሰዓት መዓስ ኮን ይኸውን ህዝበይ ሓላልል ሃገረይ ዘውዲ ❤

  • @teaby6258
    @teaby6258 27 วันที่ผ่านมา +2

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 jigna Ayana Thanks for your service 🙏

  • @Hailezghi-yq4yx
    @Hailezghi-yq4yx 27 วันที่ผ่านมา +1

    Gigna Haben hager nzelealem aselam nber ❤❤❤

  • @semharkidane775
    @semharkidane775 28 วันที่ผ่านมา +2

    ዮናስ ናይ ባሓቂ ንዕፋ አኻ 👍ከምዚኦም ጀጋኒ ተጋደልቲ ኮለዉ ታሪኮም ምፍላጥ ጽቡቅ አዩ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaiabraha1867
    @tsegaiabraha1867 27 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ፡ብሓቂ፡ዝምሰጥ፡ታሪክ፡ጅግንነት፡ህዝቢ ኤርትራን፡ ህዝባዊ ግንባርን፡ተነቢቡ፡ዘይወዳእ፡ታሪኽ፡እዩ። ዘልኣለማዊ፡ዝኽሪ፡ንሰማእታትና።

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 27 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you, my hero ❤️🇪🇷❤️

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 27 วันที่ผ่านมา +2

    መርሃባ ጀግኣናኡ ደቂ ኤሪይ ሓላልት ❤

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 28 วันที่ผ่านมา +2

    The Hero of the Heroes. Powerful amazing story there are no words. Thanks 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nourferej7990
    @nourferej7990 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ጅጋኑ ኣያታትና ሕጂ ውን ሳላኩም እያ ድው እላ ዘላ ዘላለማዊ ዝክሪ ንስማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 28 วันที่ผ่านมา +6

    Merhaba deki.erey..ertrawinet kubur mininet..kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey
    ..naybahaki..kuburatna..geganuna. Deki.erey...❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278 27 วันที่ผ่านมา +2

    ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ገዲም ሓርቤኛ ተጋዳላይ ኣብርሃም በርሄ ክብርን መጎስን ስለ እቲ ረዚን ታሪክ🙏❤❤❤❤❤💪❤💪❤❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abisolomasfha3131
    @abisolomasfha3131 28 วันที่ผ่านมา +14

    Mewediata kfal aytbel fetshwo nezi jigna zeywdae tarik alewo bejakum

    • @Abi-ez9ur
      @Abi-ez9ur 28 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ 👍🇪🇷🇪🇷💯💯💕

  • @henoktesfamicael4546
    @henoktesfamicael4546 26 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና ክቡር ኣቦ ታሪኽኩም ታሪኽ ኣርካናት ኤርትራውያን ዘካፈልኩምና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @zewditesfamariam5835
    @zewditesfamariam5835 24 วันที่ผ่านมา +1

    ገለ ኣይነት ታኣሪክ አድመን ቲአናን ይሃብኩም ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SleepyAstronomicalModel-dx8rc
    @SleepyAstronomicalModel-dx8rc 25 วันที่ผ่านมา +1

    The history maker Abraham Berhe
    I proud of you my Hero Dad.

  • @azebtesfaye7000
    @azebtesfaye7000 28 วันที่ผ่านมา +4

    Thanks ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @milieteghebremariam8866
    @milieteghebremariam8866 27 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤ ኩቡር ኣያናን ጂግናናን ስለኹሉ ክብረት ይሃበልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🎉🎉❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷።

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham6645 27 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great ERITREA 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 27 วันที่ผ่านมา +2

    This is very important information contained ❤❤❤❤❤deki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍

  • @afewerkirussom4756
    @afewerkirussom4756 27 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝባዊ ግንባር ዘይድገም ታሪኸ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪