ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የኔታ መምህርና
ክብሪ ይሃብኩም፡ ክቡር መምህር። ዓብዪ ስራሕ እዩ።
ኣራራይ ኪዳነ ስደድለይ
Kalehiwet yesmalna mergeta nay agelglot zemenkum ybark amlak
Amennnnnn kibret yhabeley kbur Mahari Ghebretnsae
አሜን አሜን አሜን *ቃለ ሕይወት ያሰማልን*
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmalna nay agolgulot edmekum ybark.
Amen Amen Amen amlak xegu yebzehalkum Memhr Mergieta eseyas
ኣሜንንን ኪብረት ይሃበለይ ክቡር Eäma _ keßet
Xegu ybzhalkum fetari memher
Mergirta Eseyas sile eti zhabkumna tum qal Amlak xegau yebzihalkum Egziabher
ኣሜንንን እግዚኣብሔር የክብረለይ ክቡር Matigb
እግዚኣብሔር ኣማላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም መምህሩ
የቀንየልና መርገታ ዓስብኩም ካብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ርከብዎ
❤❤❤
ጽቡቕ እግዚኣብሄር ዕስኻ የሃብካ መርጌታ ኢሳይያስ ብጥስዕሚ ደስ ዝብል ።
ሰላም ነዓኹም ይኹን መርጌታ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ እቲ ምሳኹም ዘሎ ጸጋ ከምዚ ገይርኩም ንሕዝብኹም ብፍላይ ድማ ንኣገልገልቲ ክትምህሩ ምብጋስኩም ሰናይ ነገር እዩ ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም። ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣነ ድማ ካብቶም ተኻታተልትኹም ሓደ እየ። ካብ ቅድሚ 7ተ ዓመት ኣቢለ ስለ ዝፈልጠኩም በቲ ዘለኩም መዓርግን ናይ ኣመሃህራ ኣገባብን ትሕትናኹምን ካብኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣቦና ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና። ደመና ልብሳ (ብመርጌታ ኢሰያስ) እትብል channel ወጽያ ምስ ረኣኹ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ።
ኪዳን ክፍል 3ተትለቁልና መምህር
ተመሊኡ አሎ ድለይዎ ኢኹም ምስ ብዙሕ ሰላምታ
ምስ ይቅርታ ብእዝል የለን ኣይተለቀቀን
@SurviveMobile-k3f ክብረት ይሃበለይ & አሎ ተመሊኡ
መርጌታ ካብ ዚ ስብሓት ለእግዚኣብሄር ኢሉ ክሳብ ንሴልስ ለከ ዘንተ ስብሃተ ዘሎ ናይ እዝልን ግእዝን ምልክት ጥረይ ተገርሉ ማለተይ ከምዚ ናይ ቅዱስ ብ3 ተመልኪቱ ዘሎ ኣይኮነን ጉድለት ናይ ቲ መፅሓፍ ዲዩ ወይስ ብኣራራይ ዘማ የብሉን ኮይኑ ዪካልኣይ ክኣ:-- እዚ ናይ ሰርክ ካብ ጸጋሁ ለእግዚኣብሔር ጀሚሩ ክኣ ክሳብ መወዳእታ ዘሎ ክኣ ብኣራራይ ጥራይ ተመልኪቱ ኣሎ እዝል ግእዝን የብሉን እዚ ከመይ ቅሩብ ምርዳእ ኣብዩኒ ሞ ከተብርሁለይ ደልየ የቀንየለይ
ሰላም ዝኸበርካ Jacob Saymon ስለ ተገዳስነትካን ምክትታልካን የመስግነካ ንበረኸት ኩን ቀጺለ ናይ ሕቶታትኩም መልሲ 1 ኪዳን ናይ ሰርክ ዕዝልን ግእዝን የብሉንኣራራይ ጥራይ እዩ2 ኪዳን ዘነግህ ፡ ግእዝ፡ዕዝል፡ዓራራይ፡ ኣለዎ። 3 ኪዳን ዘመንፈቀ ሌሊት ድማ ዕዝልን ግእዝን ጥራይ እዩ ዘለዎ ። መስርዑ ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩዓራራይ ላዕለዋይ ምልክት ዕዝል ማእከላይ ምልክትግእዝ ታሕተዋይ ምልክት ዝደጋገም ዘሎ ድምጺ ከኣ ዓንቀጽ እዩ ሓደ ሓደ ኣብ መጽሓፍ ዘይተመልከተ ቃል ውን ኣለዎ። ዘሰማዕነ ወዘነገሩነ ኣበዊነ ይኩነነ ለሕይወት ኣሜን
@@eseyaselias728 የቀንየልና መርገታ ብታዕሚ ኢየ ዘመስግን
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የኔታ መምህርና
ክብሪ ይሃብኩም፡ ክቡር መምህር። ዓብዪ ስራሕ እዩ።
ኣራራይ ኪዳነ ስደድለይ
Kalehiwet yesmalna mergeta nay agelglot zemenkum ybark amlak
Amennnnnn kibret yhabeley kbur Mahari Ghebretnsae
አሜን አሜን አሜን
*ቃለ ሕይወት ያሰማልን*
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmalna nay agolgulot edmekum ybark.
Amen Amen Amen amlak xegu yebzehalkum
Memhr Mergieta eseyas
ኣሜንንን ኪብረት ይሃበለይ ክቡር Eäma _ keßet
Xegu ybzhalkum fetari memher
Mergirta Eseyas sile eti zhabkumna tum qal Amlak xegau yebzihalkum Egziabher
ኣሜንንን እግዚኣብሔር የክብረለይ ክቡር Matigb
እግዚኣብሔር ኣማላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም መምህሩ
የቀንየልና መርገታ ዓስብኩም ካብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ርከብዎ
❤❤❤
ጽቡቕ እግዚኣብሄር ዕስኻ የሃብካ መርጌታ ኢሳይያስ ብጥስዕሚ ደስ ዝብል ።
ሰላም ነዓኹም ይኹን መርጌታ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ እቲ ምሳኹም ዘሎ ጸጋ ከምዚ ገይርኩም ንሕዝብኹም ብፍላይ ድማ ንኣገልገልቲ ክትምህሩ ምብጋስኩም ሰናይ ነገር እዩ ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም። ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣነ ድማ ካብቶም ተኻታተልትኹም ሓደ እየ። ካብ ቅድሚ 7ተ ዓመት ኣቢለ ስለ ዝፈልጠኩም በቲ ዘለኩም መዓርግን ናይ ኣመሃህራ ኣገባብን ትሕትናኹምን ካብኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣቦና ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና። ደመና ልብሳ (ብመርጌታ ኢሰያስ) እትብል channel ወጽያ ምስ ረኣኹ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ።
ኪዳን ክፍል 3
ተትለቁልና መምህር
ተመሊኡ አሎ ድለይዎ ኢኹም ምስ ብዙሕ ሰላምታ
ምስ ይቅርታ ብእዝል የለን ኣይተለቀቀን
@SurviveMobile-k3f ክብረት ይሃበለይ & አሎ ተመሊኡ
መርጌታ ካብ ዚ ስብሓት ለእግዚኣብሄር ኢሉ ክሳብ ንሴልስ ለከ ዘንተ ስብሃተ ዘሎ ናይ እዝልን ግእዝን ምልክት ጥረይ ተገርሉ ማለተይ ከምዚ ናይ ቅዱስ ብ3 ተመልኪቱ ዘሎ ኣይኮነን ጉድለት ናይ ቲ መፅሓፍ ዲዩ ወይስ ብኣራራይ ዘማ የብሉን ኮይኑ ዪ
ካልኣይ ክኣ:-- እዚ ናይ ሰርክ ካብ ጸጋሁ ለእግዚኣብሔር ጀሚሩ ክኣ ክሳብ መወዳእታ ዘሎ ክኣ ብኣራራይ ጥራይ ተመልኪቱ ኣሎ እዝል ግእዝን የብሉን እዚ ከመይ ቅሩብ ምርዳእ ኣብዩኒ ሞ ከተብርሁለይ ደልየ የቀንየለይ
ሰላም ዝኸበርካ Jacob Saymon ስለ ተገዳስነትካን ምክትታልካን የመስግነካ ንበረኸት ኩን
ቀጺለ ናይ ሕቶታትኩም መልሲ
1 ኪዳን ናይ ሰርክ ዕዝልን ግእዝን የብሉን
ኣራራይ ጥራይ እዩ
2 ኪዳን ዘነግህ ፡ ግእዝ፡ዕዝል፡ዓራራይ፡ ኣለዎ።
3 ኪዳን ዘመንፈቀ ሌሊት ድማ ዕዝልን ግእዝን ጥራይ እዩ ዘለዎ ።
መስርዑ ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ
ዓራራይ ላዕለዋይ ምልክት
ዕዝል ማእከላይ ምልክት
ግእዝ ታሕተዋይ ምልክት
ዝደጋገም ዘሎ ድምጺ ከኣ ዓንቀጽ እዩ
ሓደ ሓደ ኣብ መጽሓፍ ዘይተመልከተ ቃል ውን ኣለዎ።
ዘሰማዕነ ወዘነገሩነ ኣበዊነ ይኩነነ ለሕይወት
ኣሜን
@@eseyaselias728 የቀንየልና መርገታ ብታዕሚ ኢየ ዘመስግን