ዕላል ምስ ደራስን ድይሪክተርን ሰነዳዊት ፊልም ''ስርሒት ባረንቱ'' ብሙሴ ገብረትንሳኤ 1ይ ክፋል || Operation Barentu PART 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 48

  • @frewengielassefawgebremedh1681
    @frewengielassefawgebremedh1681 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ መሳጢ ኣዘናታትዋ ዝተረኣያ እያ ስሪሒት ባረንቱ በዚ ኣጋጣሚ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን እያ። ሓንቲ ጽሕፍቲ ነይራቶ ጎይታ ጋርዋ ትብል ምናልባት ዳግማይ ኣብ ትረኸብኩሙሉ እባ ሕተቶ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመስረተት ፍጻመ እያ ።ከምኡውን ምናልባት ናቱ ድልየት ድዩ ኮይኑ ሙሴ ገብረትንሳኤ ትብሎ ዘለኻ መጀር ሙሴ ገብረትንሳኤ እዩ ዝበሃል ።

  • @merryjerry3714
    @merryjerry3714 7 หลายเดือนก่อน

    ሓውና ደራሲ ክብር ሓውና ሙሴ እቲ ኩሉ ስራሓት ንሕዝብካ ትገብሮ ስርሒት ባረንቱ ቅያ ጽብቅ ቀጽሎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🐪🐪🙏

  • @ifesshaie9856
    @ifesshaie9856 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጻይ ሙሴ ስርሒት ባረንቱ ዘሓብን ስራሕ ፡ ብተመሳሳሊ ስራሕ ስነዳ ታሪኽና ክትመጸና ብሃንቀውታ ንጽበ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @Selam-sk2pg
    @Selam-sk2pg 7 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ዘደንቅ ስራሕ ተሰሪሑ ካብዚ ንላዕሊ እቲ ዘይውዳእ ታርኽና መርሚርኩም ክትስኑዱልና ተስፋ ኣሎና ካባና ዝድለ ድማ ሕተቱና

  • @yodit1991
    @yodit1991 7 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ክኸውን ዝግብኦ ደንጉዩ ዝጸንሐ ታሪኽካ ምግላጽ ንመጻኢ ወለዶ እነሆ ሀ ኢሉ ጀሚሩ ሓጎስና ወሰን የብሉን፣ ጸላእትና ብዘይናቶም ታሪኽ ይምድሩ ኣለዉ፣ ዋናታቱ ድማ ትም መሪጽኩም ውጽኢቱ ከኣ ተራእዩ፣ ቀጻልነት ክህልዎ ሓደራ ሓደራ። ሆርዳታ ወሰደ ኣቢልኩም ክብረት ይሃበልና ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you and God bless you wedi ER jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 7 หลายเดือนก่อน +4

    ታሪኽና ይተንተን ንረብሓ ወለዶ። ዘሐብን ዘዅርዕ'ዩ።

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam4258 7 หลายเดือนก่อน +1

    I'm so proud of you my dear brother Musie Keep continuing we are always standing in your side you did a great job long life for our Eritrean heroes 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❣️❣️❣️❣️

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ዘይድገም ህያብ ኤርትራ ኢዩ ።ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጻኢት ኤርትራና ክትሪኡ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 7 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrean people struggle movement is itself documentary really event.Thank you.

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ ተበግሶ ❤

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ መደብ:: ብዘየገድስ ታሪክ አቦታትናን አዴታትናን ብዝኮነ መገዲ ክስነድ አለዎ:: እቲ ንኡስ ወለዶ መወከሲ ገይሩ ባእሉ አማአራርዩ ከቅርቦ እዩ እሞ ነቲ ተከታታሊ አይክፈትዎን እዩ ክግደፍ የብሉን::

  • @godislove7204
    @godislove7204 6 หลายเดือนก่อน

    I salute you our heroes and thank you for your service.🙋🏽‍♀️🇪🇷🕌⛪️💐🐪

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 12 วันที่ผ่านมา

    Woricawy tarukum newlodo nguruna💪🇪🇷📚🖊akunedo newlodkum ganot bkeya jugnentkum edtednku nana nwolodo hizebi eritrean💪🇪🇷📚📚hbena kuraita iyu yeknyela kezluwo

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 7 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌸❤️🇪🇷

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ተብግሶ ዮ ቀጽልሉ፣ #ትም ዮ ሕማቅ፣

  • @amanuelabraha5341
    @amanuelabraha5341 7 หลายเดือนก่อน

    It is a great documentary.
    Thank you for your service.
    Also, heartfelt thanks to hordata media and the host

  • @settieritrea1991
    @settieritrea1991 7 หลายเดือนก่อน

    ቀጽልዎ❗ነፍሲ ወከፍ ስድሪ መሬት ሃገርና ታሪኽ ኣለዎ :: ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ጀጋኑና 💐🇪🇷

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 7 หลายเดือนก่อน +2

    Keep up the amazing job 👏.

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw 7 หลายเดือนก่อน

    It is a big step forward which opens a new chapter. For such a vital national project, it needs to be upgraded to an institutional level where the necessary resources and capabilities are organized around a single center that is dedicated to the documentation of our armed struggle.

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk 7 หลายเดือนก่อน

    ታሪክና መምሃሪናን መመኪሂናን

  • @simonabay4638
    @simonabay4638 7 หลายเดือนก่อน +1

    Good job

  • @Melekino2000
    @Melekino2000 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዚዩ ኣገዳሲ ሰነዳዊ ፊልም እንዳኣዛናግዐ ዝምህር ብመሳጥ ስለዝቐረብ ከሰልቹ ዘይኮነ ይሓጽረና ኔሩ ቀጽልዊ❤❤❤❤። Thanks

  • @samigilay139
    @samigilay139 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @mesfinhabtemariam4837
    @mesfinhabtemariam4837 7 หลายเดือนก่อน

  • @MehariAbraham-zl5nf
    @MehariAbraham-zl5nf 7 หลายเดือนก่อน +1

    👋👋👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 7 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hizbawitteklay4620
    @hizbawitteklay4620 7 หลายเดือนก่อน

    Zmsgen Srah serihkum tehabina. Kesiluwo

  • @Eriboy
    @Eriboy 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዘሕብን : ዘቅስን : ታሪኻዊ ስራሕ ኢኹም ዓሚምኩም :: ክብረት ይሃብኩም !!
    ርእይቶይ :- እዚ ጉዳይ ጾር መንግስቲ ክኸውን ኣይግባእን :: ዕማም ህዝቢ ብቐንዱ ከኣ ድያስፖራ(4ይ ግንባር) እዩ ክኸውን ዘለዎ :: ብቐጻሊ'ውን ታሪኽና ክስነድ እንታይ ክንሕግዝ እዮም ዝብሉ ዘለው :: ክመርሕዎ ዝኽእሉ ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ኮሚቴ ኣቑምካ ብጎፈንድሚ ብዝቐለለ ፋይናንስ ክግበር ይካኣል እዩ :: ካልእ ቴክኒካዊ መሳሪሒታት ክትሓቱን ብቐንዱ ፕሮጀክትታት መጽናዕቲ ተገይሩ ናብ ኣብ ደገ ዘለው ሓለፍቲ ፖፕሊክ ድፕሎማሲክምራሕ እንተዝግበር ጽቡቕ እዩ :: ያ'ጀምዓ እዚ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ብቀጻሊ እንታይ ክንሕግዝ ይብል ኣሎ :: ብፍላይ ኣብ ከምዚ ዓይነት ስርሓት ብዙሕ ከበርክት ይኽእል እዩ :: ሕሰብሉ እሞ ተበግሶ ውሰዱ ::
    ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ ::

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 7 หลายเดือนก่อน +1

    Azyu Des zebl srah eyu pleas kemu enageberkum tarikna sendwo❤‍🩹❤‍🩹❤‍🩹❤‍🩹❤‍🩹

  • @teklia3701
    @teklia3701 7 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷

  • @andemariamYemane-g2j
    @andemariamYemane-g2j 7 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ጀጋኑ ኩሉ ታሪኹም ዝገሪም እዩ ናይ 18 ደቕቅ ከኣ ብፍልሚ እንተዝስራሕ ጽቡቕ ነይሩ ናይ ዞም ጀጋኑ ክማንዶ

  • @godislove7204
    @godislove7204 6 หลายเดือนก่อน

    ሕዝባዊ ግንባር ሐርነት ኤርትራ ⛪️🕌🇪🇷🐪

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 7 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኣነ ከም ዜጋ ክላበዎ ዝደሊ እንተ ኣልዩ ብዘይ መጠን ምስ ግዜ ምቅድዳም ከድልየና ዩ ብርግጽ። ብፍላይ በብቀደም-ተኸተል ወይ በብምዕራፋት ብተወሳኺ ከዘንትው ዝኽእሉ ሓርበኛታት ብሂወቶም እንከለዉ ክስነድን ክትንተንን ይግብኣ ዝብል ዓሚቑ ሃገራዊ ህርፍርፎት ከም ዘለኒ ከስምረሉ ይፈቱ። ንክቡር ሓው ሙሴን ብጾቱን ከኣ ልዑል ምስገና።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 7 หลายเดือนก่อน

    እቶም ብመሪሕ ደረጃ ነቲ ስርሒት ዝቓንዩ ዝነበሩ ባእታታት ኣብ ጎዳጉዲ ቀብርካ ስርሒት እባ ማስርሒት ምባል ታሪኻዊ ጭውያ ናትኩም ናይቶም ባራዩ ተግባር ዩ ።

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 7 หลายเดือนก่อน

    ሄሮታት ጎዳጉዲ ስሕል ትቑጸሮም ።ህግደፍ ጀጋኑ ይውሕጥ እንበር ይሓቁፍ ድዩ ? በረኻታት ኤርትራ እንተዝሒተት መዓሙቚ ጀጋኑ ዝተቐብረሉ ።

  • @wedimulerhawimuzit.728
    @wedimulerhawimuzit.728 7 หลายเดือนก่อน

    Azyu tsbuk srah eka serihka ab srhit barentu .abertieka srhalu azyu agedasi eyu nmetsaeti weledo eti kale abyti srhitata nay hzbi Ertrea bkemzi nay srhit barentu ktsndo ylabo .

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 7 หลายเดือนก่อน

    እዞም ኣከለጉዛይ ብሰንኪ ጥምየት ብሰንኪ ኩዕንቲ ናይ ምሕሳብ ዓቕሞም ቱሑት IQ ዘለዎም ህዝቢ 🤔😔😢ዶንቆሮጉዛይ ድኻ ሓንጎል 😔

    • @yosiefghebrezghi3830
      @yosiefghebrezghi3830 7 หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ግናይ ዘረባ መንነትካ ዩ ዝገልጽ። ዱፉን ሓንጎል።

    • @aberehamtegaygelegaber7404
      @aberehamtegaygelegaber7404 7 หลายเดือนก่อน

      Hatela luek weyenti mukanka eka timiskir zeleka.eritrawi zeymukanka eyu zebrih

    • @Mewarsti123
      @Mewarsti123 7 หลายเดือนก่อน

      @@aberehamtegaygelegaber7404 ስቕ በል ዶንቆሮ ሓማሴን ለዛይ መንፍለጥ ኢሉካ 😔🤔👍

    • @lulakiflemariam4258
      @lulakiflemariam4258 7 หลายเดือนก่อน

      Ata resah gohaf nska men eka wedi weyane

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 7 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you .❤
    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 prevail

  • @abrahamasefaw6738
    @abrahamasefaw6738 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @wedibedeket558
    @wedibedeket558 7 หลายเดือนก่อน

    Good job

  • @mekonenzerai974
    @mekonenzerai974 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤