መልሲ ንሕቶታትኩም ተቐበሉ🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 993

  • @selamaaregawi5597
    @selamaaregawi5597 17 วันที่ผ่านมา +195

    ዓምዶም ሓወይ ኣነ ሓፍትኻ ብዝኣምኖ ሰብ ተኺሒደ እየ ግን ኣምላኽ ይመስገን ኩሉ ሓሊፉ እንታይ ክብለካ ደልየ እየ ሓደራ ንብዓትካ ዉድቀትካ ከይተርእዮም ንማንም ሰብ በተለይ ንፍቅረኛካ ❤ኣጀኻ

    • @ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘ
      @ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘ 17 วันที่ผ่านมา

      @@selamaaregawi5597 ደምረኒ

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 17 วันที่ผ่านมา +5

      ዋላ ኣነ😢 እግዚኣብሄር ይመስገን🙏

    • @HaftuHaftu-xl7uc
      @HaftuHaftu-xl7uc 17 วันที่ผ่านมา

      Ajoko zarkey bti hizkayo zeleka mengedi tegoaz

    • @gueshguesh-g8r
      @gueshguesh-g8r 17 วันที่ผ่านมา

      Ayzoka zarkey mearey bertei eshi

    • @HaHa-bu4wy
      @HaHa-bu4wy 17 วันที่ผ่านมา +2

      ኣነው 😢 ናይይ ማ ተመስገን ልበለፀ መፂእኒ መጨረሻና የስምረልና❤🎉❤🎉❤🎉

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 17 วันที่ผ่านมา +126

    _ተጋሩ ኣሕዋተይ በጀኩም ነታባብዕዮ ብጣዓሚ እዩ ከብድዋ ሓዱራኩም ኣብ ቀረባ 50ሸሕ ነእተው_

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 17 วันที่ผ่านมา

      ደምረን ወለላይ😊

    • @Museslomon
      @Museslomon 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤🎉

  • @جهادالأطراف
    @جهادالأطراف 17 วันที่ผ่านมา +46

    መፅሓፍ ቁድስ ትምሓል ኣምሕላ እንድሕር ሚሒላ በቃ ድሕሪ ግዜ ትረኽባ እያ ብደምቢ ገይርካ ኣምሕላ ብመፅሓፍ ቅዱስ👌👌🤲🤲

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 17 วันที่ผ่านมา +31

    ዓንዶመይ ጠንካራ ኢኻ ጎይታዋይ ኣምላኽ ድማ ምሳኻ እዩ ኣጆኻ ሕጅለ 🙏♥️

    • @Museslomon
      @Museslomon 17 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ ክብርተይ🎉

    • @Meri-kg5gu
      @Meri-kg5gu 12 วันที่ผ่านมา

      ገይረልኪ ማር መልሰለይ❤

  • @Milil-n6j
    @Milil-n6j 17 วันที่ผ่านมา +26

    ኣጆኻ ዓንዶሞ ሓውይ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን የኔ የዋህ🙏🙏🙏🥰🥰💞

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 17 วันที่ผ่านมา +1

      ደምረን ወለላይ😊🎉❤

  • @MebartMehari
    @MebartMehari 17 วันที่ผ่านมา +28

    ኣጆኻ ዝሓወይ ንፈጣሪኻ ሃባ ኩሉ ነገር ምስ ሓቂ ተጎዓዝ ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 17 วันที่ผ่านมา

      ደምረን ወለላይ😊🎉❤

    • @Suziሱዚ
      @Suziሱዚ 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤

    • @MebartMehari
      @MebartMehari 16 วันที่ผ่านมา

      @@merhawitmuaz1619 ገርልክን ንክልትአኽ

    • @Meri-kg5gu
      @Meri-kg5gu 12 วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ ማር

    • @Meri-kg5gu
      @Meri-kg5gu 12 วันที่ผ่านมา

      ​@Suziሱዚገይረልኪ ማር መልስለይ

  • @brhanaregawi7559
    @brhanaregawi7559 17 วันที่ผ่านมา +14

    ግዜ ይነውሕ እምበር ርግፀኛ እየ ብናይ ኤግዛብሄር ሓይሊ ክትፍደ እየ ዓምዶም ሓወይ ኣጆኻ እቶም ተኣምኖም ኣማልኽ ጥንካሬ ይሃብኻ🙏🙏🙏

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 17 วันที่ผ่านมา +21

    ዓምዶም?ገዳም ከይድካ ሰላመይ እስካ እምነተይ እስካ ኢልካ ልፈጣሪ ስባኤ አቲካ ንዓካ ሰላም ንዓቶም ልቦና ክህቦም ተማህፂንካ ተመለስ እመን እሙኑን ጠንካራን ስለዝኮንካ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ እዩ ቤት ፍርዲ ክትማለለስ ግዜካ ን ስሚዒትካን እዮም ክቀትሉልካ ኪድ ክብር ሓወይ እቲ ዝአመንካዮ አጋእዝተ አለም ስላሴ ሰላም ይሃብካ❤

  • @Alam2024Apologie0
    @Alam2024Apologie0 17 วันที่ผ่านมา +16

    ሰብ ፅቡቕ ኣይሓስብን😢
    እና ኣጆኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ ዝሓወይ

    • @Museslomon
      @Museslomon 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @MdAubdullhadi-wb7qg
    @MdAubdullhadi-wb7qg 17 วันที่ผ่านมา +15

    ዓለም ፍትሓዊ ተትኸውን ንሓደ ሰብ ዝቀተለ ገበነኛ ንብዙሓት ዝቀተለ ጅግና ኣይምበለትን😢

  • @Tigi805
    @Tigi805 17 วันที่ผ่านมา +9

    ኣጆኻ ዝሓወይ ንፈጣሪኻ ሃባ ኩሉ ነገር ምስ ሓቂ ተጎዓዝ🥰♥️

    • @hfjhfu8147
      @hfjhfu8147 17 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

    • @Museslomon
      @Museslomon 17 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @Suziሱዚ
      @Suziሱዚ 17 วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤❤

    • @Suziሱዚ
      @Suziሱዚ 17 วันที่ผ่านมา

      ​@hfjhfu8147 መልሲ❤❤

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 17 วันที่ผ่านมา +13

    ነዙም ሕማቅ ዝፅሕፉ እዝኒ አይትሃቦም አጀካ ዝሓወይ❤🎉

    • @Museslomon
      @Museslomon 17 วันที่ผ่านมา

      ሓቅኺ ደምርኒ ወለላይ

  • @EtseHiwotዕጸህይወት
    @EtseHiwotዕጸህይወት 17 วันที่ผ่านมา +4

    አጆኻ ብናሰብ አይትሰከፍ ጎበዝ ኢካ ንስካ ዓምዶም ሓወይ እግዚአብሔር አብ ኩሉ ጉዕዘካ ይከተልካ🙏

  • @Hayat-v8q
    @Hayat-v8q 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ዛሓወይ ንስኻ ጥራሕ ሓቂ ሒዝካ ተጋዓዝ አምላኽ ምሳኻ ኣሎ ንገባሪ ክፉእ ባዕሉ አሕሊፉ ይሃቦ አዞኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HiwetGebrekidan-l9v
    @HiwetGebrekidan-l9v 17 วันที่ผ่านมา +7

    ዓምዶመይ ብጣዕሚ ኢካ ጠንካራ ዝሓወይ በርትዕ ተበዳሊ ምካን ምንም ኣይብልን በዳሊ ምካን ግን ኩሉ ግዜ ሕልናካ ናወቀሰካ እዩ ዝነብር እና በርተዐልና❤❤❤❤ንፈትወካ ኢና

    • @Museslomon
      @Museslomon 17 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ ደምርኒ ክብረተይ

    • @HiwetGebrekidan-l9v
      @HiwetGebrekidan-l9v 17 วันที่ผ่านมา

      @Museslomon እሹኒ ደምረኒ ንሳለ

  • @GxjgJvjv
    @GxjgJvjv 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዎውውው ብሉፅ በርትዕ❤❤❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 17 วันที่ผ่านมา +8

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ዓምዶም ሓወይ ኣጀካ ኩሉ ንፅብቅካ እዩ ዝሓወይ ብሓቂ እመቤቴ ማርያም ንብዓትካ ትሓብሰልካ💞💞💞_

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 17 วันที่ผ่านมา +10

    አጀኻ ዓምዶም ሓወይ ኣምላክ ኽፈዲልካ እዩ ♥️🙏😍😍

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 17 วันที่ผ่านมา +6

    ኣጆኻ ሓወይ ንሳውን እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልባ ይመልሳ ኣጆኻ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ እዩ ዝፍቲኖ❤❤😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 17 วันที่ผ่านมา

      ደምረን ወለላይ😊

  • @temesgenamlakey-w1z
    @temesgenamlakey-w1z 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ዝሓወይ ፈጣሪ ዝፍትኖ ንዝፈትዎ ሰብ እዩ እታ ኣብ ዓለም መወዳደሪት ዘይ ብላ ጥዕና እያ ጥዕና ፈጣሪ ስለ ዝሃበካ ጊን ተመስገን በል እንበር ንብረት ኩሉ ሰሪሕኻ ተተካኢ እዩ እንተ ልኻሓዲ ሰብ ጊን ኩሉ ጊዜ ናይ ሕሊና ስቃይ እዩ ዝነብር ኣጆኻ ዓምዶም ሓወይ ልፅቡቅካ እዩ ደልይዎ ልኾን ካብኡ ዝሐሸ ዘዳለየልካ ይህልዎ 👏👏👏

  • @selamburuk
    @selamburuk 17 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጆካ ወዲነይ ንሐዚ እዩ ዝጎድአካ ዘሎ እምበር ንሓዋሩስ መን ክሓፍር ትርኢ ኢካ።ካብኡ ከኣ ፈትሊ ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብጠስን እያ እቲ ሓቅነትካ አብ ግዜኡ ተጋሂዱ ነቶም ሐዚ ዝጎድኡኻ ዘለዉ ሰባት ከሕፍሮምን ከዋርዶምን እዩ እና ጠንካራ ኩን ንብኣትካ ኣይተርእዮም ዛሓወይ🙏

  • @لبابهمحمد-ز2ص
    @لبابهمحمد-ز2ص 17 วันที่ผ่านมา +1

    አጅካ ዝሓወይ አምበር ርግፀኛ እየ ብናይ ኤግዛብሄር ሓይሊ ክትፍደ እያ ❤👏👏👏

  • @AgaziAgazi-p6j
    @AgaziAgazi-p6j 17 วันที่ผ่านมา +8

    እስመ ትህቲና ረከበ ልእልና አጆኻ
    ፈጣሪ ሚስ በደለኛ ይኡ

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ajoka zahawey amlak msaka yekun 🙏❤️🇪🇷✝️

  • @KirosRigaual
    @KirosRigaual 17 วันที่ผ่านมา +6

    ዓምዶሞይ አጆካ ዓወትካ እምበር ዉድቀትካ አተርእዮም ፅብቅ ተግበር ልመን ልማንም 100ዓመት ዘይንቅመጠላሰ ሕማቅ ሰራሕ ምሰራሕ አብ ላዕላይ እና ንረክቦ☝

  • @mulukaksay1803
    @mulukaksay1803 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ጣንካራ ሓወይ ማዓረይ በቲ ዘለካዮ በፅል ንብዓትካ ካዓ ኣይተርእዮም እግዚአብሔር ኣምላክ ልሓያል ኣይሓግዝ 🙏😍

  • @HadathHhehe
    @HadathHhehe 17 วันที่ผ่านมา +3

    አሜን 🙏

  • @AlmazGrmay-b8r
    @AlmazGrmay-b8r 16 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ ይከተልካ ዝሐወይ ጀግና ኢኻ ብሓቂ ደሙሩኒ አሕዋተይ ክምልስ እየ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Merizetewahde
    @Merizetewahde 17 วันที่ผ่านมา +5

    ክንድየናይ ጥንካሬም ክንድየናይ ክብሪ ኣምላክን አለካ ተደኒቀ ብእኖት አጀኻኒ ዝሓወይ ኣምላኽ አሎ🤲👏

  • @Yhkkk-o4s
    @Yhkkk-o4s 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀካ ጅግና ሓወይ ኩሉ ብዓቅሊ ትሸግሮኢካ
    ግን ልካታተሉካ ተኮኖ ተጠንቀቅ መመልከቻ ኣእቱ ሂወተይ ካብ በተሰባ ኢልካ ሂወትካ በዓልካ ሓሉ ለሓሰበይ ለይ ሓሰብይ ማዕረ የኮነይ❤❤

  • @HayatHayat-g5y
    @HayatHayat-g5y 17 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጆካ ዓምደሞይ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን በንካ ከይትቀሳቀስ ኣብ ገዛካ እውን በንካ ከትሓድር ቱንሳ እግዚአብሔር ይፍረዳ

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
    @ህንፃባርያእመብርሃንየ 13 วันที่ผ่านมา

    ዋው ጥንካረኻ ለየድነቅኽዎ ኣይሓልፍን ኣይዘኻ ዓምዶመይ ኣነለ ግናዮኻ ኣግንየ እየ ግን ሓሊፉስ ክርስዖ ደልየ ልዕልኡ ሰርሐ ጥዕና ተልዩ ኹሉ ኣሎ እዩ

  • @دانهحبشيه
    @دانهحبشيه 17 วันที่ผ่านมา +21

    ዛሓወይ ኣጀካ ናይ ሰብ መጨረሻ የብሉ እና ናይ ፈጣሪ ሓይሊ የዓቢ እና አነ ዝብሎ እንተ ሃልዩ ውድቀትካ ሰለ ዝደሉዩ እዩም እሞ ንስካ አብ እምነትካ ፅናዕ

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 17 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ 🎉❤❤

    • @Suziሱዚ
      @Suziሱዚ 17 วันที่ผ่านมา +1

      መልሲ❤

    • @دانهحبشيه
      @دانهحبشيه 16 วันที่ผ่านมา

      ና​@@Suziሱዚ ናይ ምንታይ መልሲ ክብርተይ

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 16 วันที่ผ่านมา

    Ajekia ze haweye mearye egzabher naye edia yehaba amlakie kefareda eyeu mearye 🙏😘😘

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 17 วันที่ผ่านมา +2

    አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አሎ ምሳካ ጥክር ኩሉ ልፅቡቅካ እዩ✝️

  • @SeluTesfay
    @SeluTesfay 17 วันที่ผ่านมา +2

    ምስጋናኻ ይብዛሕ ኣጆኻ ዝሓወይ መድሃኒ-ኣለም ጎይታ ይሓግዝካ

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ 17 วันที่ผ่านมา +5

    ጎበዝ ኣጆኻ ኣብ ዓለም ዘይፍተን የለን ፈተና ካብ መጸስ ከመይ ክሰግሮ አዩ ክኾን ዘልዎ ትሓሳብ 👏

  • @belayYale
    @belayYale 14 วันที่ผ่านมา

    አይዘኻ ጎታ ❤❤❤ኑፅሕ ልብ

  • @Nightmare-sr6go
    @Nightmare-sr6go 17 วันที่ผ่านมา +4

    ዘሕዝ እዩ ሐቀኛ ሰብ ዘይከብረሉ እዋን በፅሕና ።ኣጆካቭ ዓንደሞይ ነቶም ገብረት እከይ አምላኪ ናይ እዶም ይሃቦም

  • @hidat-r4p
    @hidat-r4p 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ዓምዶመይ ጠንክር ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ፈትሊያ ሓቅሰ ትምንምን እምበር ኣይትብተክን ይብሃል ሰለሰብ ሕማቅነገር ኣይትሰማዕ ከምቀደምካ ሰላሴካ ኣሚንካ ተጉዓዝ ሕማቅዝገብር ንርእሱ ፅቡቅ ዝገብር ውን ንረእሱ እዩ ኣጆካ

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 17 วันที่ผ่านมา +3

    አጀካ ዝሓወይ ናማቱ ዝበልዕ ክንደየናይ ከይጥዕሞ አምላክ ክፈርድ እዩ ብጃ እስካ ጠንካራ ኩን👏

  • @MmN-v7p
    @MmN-v7p 16 วันที่ผ่านมา +1

    ምሰጋናኻ ይብዛሕ ዝሓወይ መድሃኒ አለም ጎይታ ይሓግዝካ🙏🙏🎉🎉

  • @ShaSha-eo6ci
    @ShaSha-eo6ci 17 วันที่ผ่านมา +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ዓምዶም❤በዳሊ ኣይትኹን ድኣ ትበዳሊ ምኻን ፈጣሪ ኣብ ሕማቕ ኣያውድቐካይ መዓረይ ኣነ ብዙሕ ፈተና ኣሕልፈ ይአ ግና ፈጣሪ ኣብ ሕማቕ ኣያውድቐንይ ድሐሸ ሓዳር ኣግንየ ይአ ።እስኻለ ፈጣሪ ድፅቡቕ ክገብረልኻ ይኡ መዓረይ❤

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 16 วันที่ผ่านมา +2

    አጀካ ዝሓወይይ💝 ሰደት ከይትመፅእ ሓደራ ይቱብ ምስስ ዝፈልጡ ከይንካ ጠንኪርካ ሰራሕ

  • @ወጀራትዓደይወለላ
    @ወጀራትዓደይወለላ 17 วันที่ผ่านมา +3

    አጀኻ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ናይሰብ ዘረባ አይትስማዕ ደቅ ሰባት ብዙሕ እይና ንዛረብ እቲ ሕዝኻዮ ዘለኻ እምነት ከይተጉድል አምላክ ኩሉ ንፅቡቅኻ እዩ ምኽንያቱ ክረስትያ ፈተና ምግጣም ንፅቡቅ እዩ ቲድሕዝኻ ምእታዉኮ ንስኻ ዓዉይ ፀጋ እዩ ብዙሕ እይኻ ቲከስረ ነይረኻ አብ እግዚአብሔር ተወከል ብማዕልቱ ክወፅ እዩ እቲ ሓቂ ተስፋ አትቅረፅ ተስፋ ምቅራፅ ናይ ሰይጣን እዩ ዝሓወይ

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 16 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ ምሳካ ይክን ዓምደመይ ሓደ ፈጣሪ እመን ባዕሉ ክምልሰልካ እዩ ናይ እማትካ ቅርሺ ሕዝካ ዝጠፍእ እዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsAs-y9k7m
    @AsAs-y9k7m 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @እመብርሃንመራሒትመንገደይ
    @እመብርሃንመራሒትመንገደይ 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዓምዶመይ ኣይዞካ ዛሓወይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢካ ንቶም ናትካ ሕማቅ ዝደልዩ ኣይትገደሰሎም ዛሓወይ እቲ ኣብሽጥካ ዘሎ በሰላ ይርደአኒ እዩ ግን ሁሉም ነገር ለበጎ ነው ይብሉ ኣምሓሩ እና ሰላማዊ እግዚአብሔር ሰላም ይሃብካ ዛሓወይ እመብርሃን ተማሕፀና ኩሉ ነገር ክቀለካ እዩ❤❤

  • @DuYs-c1m
    @DuYs-c1m 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን 👏 🙏ኣጀኻ ዛሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rdb1984
    @rdb1984 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ንፅቡቕኻ እዩ ፈጣሪ ፃማኻ ሪኡ ክኽሕሰካእዩ 😢ኣገኣዝተስላሴ ካብኩፉእ ነገርይሓሊኻ 🙏

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 17 วันที่ผ่านมา +5

    እግዚአብሔርን መረጋግዒ መንፈስ የውርደልኻ ጥንካሬኻ ወሲኹ የጠንክርኻ ዝሓወይ ❤❤❤❤

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ 15 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚኣብሃር ካብ ክፍእ ይሓልካ ዓምደሞይ ❤❤❤
    ቅዱስ ሚካኤል ናይ ባህራን ናይ ሞት ደብዳበ ዝቃይ ይቀይረልካ ካብ ክፉኡ ሰብ ይሓልካ ማዓረይ

  • @Tseguasfu-o4d
    @Tseguasfu-o4d 17 วันที่ผ่านมา +45

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤

  • @YyYu-cb5yb
    @YyYu-cb5yb 16 วันที่ผ่านมา +1

    አዘካ ዝሓወይ አምላክ ምሳካ ይኩን❤

  • @AhmedAnmed-p5e
    @AhmedAnmed-p5e 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጀካ ዝሓወይ ኩሉ ንፈጣሪ ሃባ ወዲ ዓበይቲ ኩሉ ሰብ ይካሔድ እዩ ጥራይ ጥዕራ😢❤

  • @fyuy2083
    @fyuy2083 16 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ዓምዶመይ ድእግዚኣብሔር ኣሕልፍኻ ሃቦም ሰብ ሓይሊ የብሉይ ግን ነብስኻ ትጠንቀቅ ኣጆኻ❤❤❤❤❤

  • @ነጁነጁ-ቈ5ወ
    @ነጁነጁ-ቈ5ወ 17 วันที่ผ่านมา +3

    ዓምዶም ሓወይ ኣጆካ ዉድቀትካ ብፉፁም ከይታርእዮም ጠንክርኻ ኣርእዮም ብፈጣሪ መልሲ ክትረኽቦሉ ኢካ መቸም በዳሊ ቃሲኑ ኣያሓድሪይ እንካዕ ንስኻ ዘይበደለካያ ንፅቡቅካ እዩ ❤❤❤❤❤

  • @awet21awet21
    @awet21awet21 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታዋይ ኣጀኻ ቅንዕናካ ርኡ ፈጣሪ ኣብ ዝላዓለ ደረጀ ንክትበፅሕ ኣይጣራጠሪ ለባም መስተዋዓሊ ወድነይ🎉🎉❤❤

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 17 วันที่ผ่านมา +6

    ቃደመይቲ😂እንኳዕ ብሰላም መፃካ ጎይታዋይ❤

  • @Medi-m3u
    @Medi-m3u 14 วันที่ผ่านมา

    ጠንካራ ዝሓወይ ኣጆኻ ንቅድምት ጥራይ ሰጉም❤

  • @سلامالحبشي-ه3ت
    @سلامالحبشي-ه3ت 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆካ ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FdfdFg-l3i
    @FdfdFg-l3i 14 วันที่ผ่านมา

    አይዘኻ እዝ ሓወይሰባት ማለት ብዙሕ ፀወይት የና ብቻ በርትዕ❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 17 วันที่ผ่านมา +5

    _ወይ እቲ ሓፍተይ ናይ እማትትካ ገንዘብ ምንም ኣይጠቀምክን ናብ ቤት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከይድኪ ፆሎት ግበር እም ሸዑ ኩለ ክርደአኪ እዩ ክሕደት ከብድ ምኮኒ 😢😢😢_

  • @Aszx-l3t
    @Aszx-l3t 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ዝሓወይ♥️♥️🥺

  • @sjdudbdueusngb
    @sjdudbdueusngb 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ዛሓወይ ኣን አጀክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @ጓልወየንቲ-መ4በ
    @ጓልወየንቲ-መ4በ 17 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጀኻ ዝሓወይ ፍጣሪ ምሳኻ ይኹን🙏❤

  • @AAa-e3u1h
    @AAa-e3u1h 17 วันที่ผ่านมา +4

    አጀከ ፈጣረ ምስአክይካን❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @Tesfaeyesnkey12
    @Tesfaeyesnkey12 15 วันที่ผ่านมา

    አጆካ ዓንዶሞ ሓውይ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን የኔ የዋህ🥰🥰🥰🥰

  • @MebrihitTubeመብሪሂትዩቱብ
    @MebrihitTubeመብሪሂትዩቱብ 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይዘካ ዓምዶመይ ጥካረካ እምበር ንብዓትካ ከይተርኢ ሓፍተይለ ንዛ ጨናዊት ኣብ ምድሪ ዝተርፍ ስጋስ ክንድዙይ ጭካነ እፍ ምርጋምና ደቂ ሰባትስ

  • @Cgd-l2s
    @Cgd-l2s 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ዝሓወይ ንስካ ጥራሕ ሓቂ ሒዝካ ተጋዓዝ አምላክ ምሳካ ኣሎ ንገባሪ ክፋኡ ባዓሉ ኣሒሊፋ ይሃቦ

  • @ሊሊ-ዀ1ዐ
    @ሊሊ-ዀ1ዐ 17 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ዓምዶም ሓወይ ኣጆካ ናሰብ ብዘይኣገድስ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ኣብ እምነት ካ ፅናዕ ሰብ ምእማን ማለት ኣብዚ ሐዚ ንድሙ ፃባ ሓልውለይ ምባል እዩ ስለዚ ኣብ ፈጣሪካ ፀኒዕካ ጠካራ ኩን ኩሉ ክሓልፍ እዩ ንግዚኡ ግን ከቢድ እዩ ይርዳኣኒ እዩ ከይተፈተንካ እውን ኣይሕለፍ ኣምላክ ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትን ዓምዶሞይ ትዕግስትን ተፃዋርነትን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤

  • @vdhhd5200
    @vdhhd5200 15 วันที่ผ่านมา

    ወድነይ አብፈጣሪ ዘለካ እምነት ብጣዕሚ ደስ ዝብልነገረ እዩ አምላክ አብ ፈተና አየዉድቅካ ቀፅለሉ 🎉🎉🎉

  • @weyni12tube
    @weyni12tube 17 วันที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ብስላም መፃካ ግን ኣጆካ ዝሓወይ

  • @YergYerg-ig5up
    @YergYerg-ig5up 8 วันที่ผ่านมา

    ኣጆካ ዓምደምይ ዘይ ሓልፍ ነገር የለይ ኩሉ ሓላፊ እየ እነ ሐፍትካ ክንደይ ፈተና እየ ሓሊፈ ግን ከ እግዚ እብሔር ይመሰገን ብሻላ እሓተይ ኣለኩ ❤❤

  • @ሳራዕባይገጠር-ሐ3መ
    @ሳራዕባይገጠር-ሐ3መ 17 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይ ዝሓወይ ፀጉርኻ ካምዙይ የፀብቀልካ

  • @HadasHadas-j3t
    @HadasHadas-j3t 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @HiwetGebrekidan-l9v
    @HiwetGebrekidan-l9v 17 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚኣብሔር ናይ ኢዶም ይሃቦም ኣጆካ ሰተይቲ ደም ኣይድብሮሚይ ድዩ ርሃፅኻ በሊዖም ከይኣክልም ሰለምካ ዘይህቡካ

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 17 วันที่ผ่านมา

    ዓንዶመይ ጠንካራ ኢኻ ጎይታዋይ ኣምላኽ ድማ ምሳኻ እዩ ኣጆኻ ሕጁለ❤❤🎉🎉

  • @ንግስቲYutub-e3q
    @ንግስቲYutub-e3q 17 วันที่ผ่านมา +3

    ዓምዶመይ ስደት ወላ ዝምከር ተዘይኮነ እስካ ግን ካብኦም ንምግላስ ንባዕልካ ዉን ቅይር ተበለልካ ስዑዲካ ተመለስ ንስካ ዓዲ ቋንቋ ትፈልጥ ኢካ ፀገም ዉን ክትፃወር ትክእል ሰብ ኢካ እና ከምዚ ተትሓስብ ይብል ጥልመት ከቢድ ዪ ክሳብ ገዳም ምካድ ክሳብ ማንነትካ ምስሓት ዝበፀሐኒ ጥልመት ዪ ክሳብ ሐዚ ዉን በይነይ ምንባር ካብ ዝጅምር 5 ዓመተይ ኣብዚ ነይረ ዓዲ ኬደ ዳርጋ ምናምን ኮይነ ኔረ ተመሊሰ ስደት ካብ ዝወፅእግን ሰብ ኮይነ ሓቦ ኮይኑኒ ተስፋ ምግባር ጀሚረ ንሱ ግን መይቱ ኣነ ኣለኩ ፈጣሪ ንፅቡቅካ ዉን ይፍትን እዪ ኣጆካ

  • @lmelemgalwegrat1039
    @lmelemgalwegrat1039 17 วันที่ผ่านมา

    ኣይዘኻ ወለላይ ኣየ ሰብ ኹሉ ዎዮ ጅግና እኻ ብሓቅ መርኤያ መንእሰይ።❤❤❤❤❤❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 17 วันที่ผ่านมา +3

    አጀካ ዘይ ምለስ ግዜ እምበር ዘይ ሓልፈ ሽግር የለን ክሉ ልፅብቅካ እዩ

  • @arz9027
    @arz9027 17 วันที่ผ่านมา +3

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤😍🙏

    • @KdsanNegasi
      @KdsanNegasi 17 วันที่ผ่านมา

      መልሲ

    • @hiwethiwet-o6u
      @hiwethiwet-o6u 17 วันที่ผ่านมา

      ድምረኒ ተጋሩ ኣሕዋተይ

    • @arz9027
      @arz9027 17 วันที่ผ่านมา

      @@KdsanNegasi 🥰🙏

    • @LieltiyGirmay
      @LieltiyGirmay 17 วันที่ผ่านมา

      Esy ❤❤

  • @Hdlsiitshlj
    @Hdlsiitshlj 17 วันที่ผ่านมา +2

    ማሓላ ፅብቅ ግን ታፍቱ ቃል ኪዳን አይከብዳን ካሕዳም ጠላም መሬት ትጥልማ

  • @ተመስገንአ
    @ተመስገንአ 17 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏👏👏💪👏

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot 16 วันที่ผ่านมา +1

    የኔ ናት ፈጣሪ ይሓልካ ዝሓወይ

  • @djdjhdufidiyy1387
    @djdjhdufidiyy1387 17 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኣላጀምላሽኣላጀምላሽ
    @ኣላጀምላሽኣላጀምላሽ 16 วันที่ผ่านมา

    እምነት ይዓቢ ከብ ኩሉ ነገር 🤲🌹 ፈጣረ ንዓኻ ዝበሎ ዝበለፀ ክህልወካ እዩ ኣጆኻ ❤

  • @ትግራወይቲ1214
    @ትግራወይቲ1214 17 วันที่ผ่านมา +4

    ጠንካራ ሓወይ❤❤❤

  • @Mkhhj
    @Mkhhj 14 วันที่ผ่านมา

    ዓመዶም ሓውይ ኣጆኻ ኹሉ ነገረ ሰርሕኻ ትሞፆኦ እኻ ንሰኻ እንኳዕ ደኣ እሰኻ ደይብደለኻያ እምበር ዲሕሪ ገዘ ትረኺባ እያ ኣመላክ ይዱጉ እምበር ናይ እዳ ኪህባ እዮ ኣጆኻ

  • @Seniyoutube-d2e
    @Seniyoutube-d2e 16 วันที่ผ่านมา

    ለባም ኢካ እኮ ዓምዶሞይ ቀፅለሉ ❤ናሰብ ኣይትስማዕ ስላሴ ባዕሉ ይፍረድ ኣጆኮ ዝሓወይ

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572 15 วันที่ผ่านมา

    እወይ ብስምአብ ታይ ዘበለ ግዜ እዩ እሞ ሰደት ነይራስ ከምዚ ቱ አብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ጭካን ኩይኑ ናበልና ክምዚ ተግበር 😢እነ አይዛካ ክብር ሓወይ አመላክ ብእምነትካ ይሓግዝካ🙏❤🙏

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 17 วันที่ผ่านมา +1

    አጅካ ጎታዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 17 วันที่ผ่านมา +2

    አጀኻ እዝ ሓወይ አብ ኩሉ እግዚአብሔር አሎ እና ቀፅሉሉ ጥራይ❤❤❤❤

  • @sLAmAZz
    @sLAmAZz 17 วันที่ผ่านมา +1

    Ajoka hawey fetari alo kulu zeyseano❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 15 วันที่ผ่านมา

    ኣጆካ ዝሓወይ ጠንክር ኣምላክ ምሳካ ይኩን🤲ኩሉ ንሰናይካ ክኮን አዩ አንኳዕ በዳሊ ዘይኮንካ አምበር ፈጣሪ ክክሕሰኻ አዩ ብቻ ተስፋ ኣትቁረጽ ብጾሎት በርትዕ🙏❤ሰላመ ክርስቶስ መንፈስ ቁድሱ ሊአኩ ውሽጣዊ ሰላም ይሃብካ ይሃበና🙏

  • @ወዲራየታይ
    @ወዲራየታይ 17 วันที่ผ่านมา +1

    አይዘኻ ኹሉ ክሓልፊ ይኡ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምለከይ
    @ተመስገንአምለከይ 15 วันที่ผ่านมา +1

    አጀካኒ ዝሓወይ

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 14 วันที่ผ่านมา

    እወ ብሓቂይ ዝሓወይ ዕድመይ ጥዕናይ እንተሂቡካ ፈጣሪ ኩሉ ሓላፊይ እዩ ግዜ ምእንቲ ሪእሳ ተቀያሪት እያ እና ኣጆካ ጠንካራ ኩን

  • @TfFc-wm9ko
    @TfFc-wm9ko 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ዓምዶም ሓወይ ጠንካራ ኢኻ ብሓቂ ኣምላክ ምሳኻ ኣሎ🙏 ሰብ እንታይ ዘይብል🥺

  • @MeriMeri-x4q
    @MeriMeri-x4q 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይዘካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤