ካብ ድኻታት ስድራቤት ዝተወልደ ክህፍትም ይኽእል'ዶ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 10

  • @mebrahtom1989
    @mebrahtom1989 8 หลายเดือนก่อน +2

    Aysenamaen eye mis hasabka

  • @semharhailay4565
    @semharhailay4565 8 หลายเดือนก่อน

    ❤.....

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 8 หลายเดือนก่อน +2

    ካብዚኣ ዝሰራሓኹማ ቪድዮ ኣገደስቲ ሓሳባት ስለዝተመሃርኩ ኢዩ።
    1: ድኽነት ብዝልዓለ ደረጃ ይመሓላለፍ ምኻኑ ተማሂረ።፣
    2:ሓደ መድሓኒ ካብ ስድራ ውን ይርከብ ኢዩ።ሓደ ንበይኑ ንስድራ ሙሉእ ካብ ድኽነት ኣድሒኑ፣ ንወሎዶታት ሓብቲ ከመሓላልፍ ይኽእል ኢዩ።
    3:ኢቲኣ ወይኒ ካብ በለስ፣ በለስ ካብ ወይኒ ክቅንጠብ ኣይክእልን ትብል መመሰሊት ውን ጽብቅቲ ሓሳብ ኢያ።
    4:ቆልዓ ብእትገብሮ ሃብታም ኣተሓሳስባ እንበር ፣ ብዘረባ ጥራይ ከምዘይሰምዓካ፣
    5:ቖልዓ ውጺኢት ስድርኡ ምኻኑ ፣ ሓደ ግን ስማርት ክርከብ ከምዝከኣል፣
    6:ወለዲ ንደቆም ኣብ ክዳኖምን፣ ኣብከብዶምን ጥራይ ዘይኮኑ ከተኩሩ ዘለዎም፣ኣብ ርእሶም ዝንደቅ ዘሎ ኣተሓሳስባ ኣዚዮም ክጥንቀቁሉ ኣለዎም።

    • @ISACKOTV
      @ISACKOTV  8 หลายเดือนก่อน

      Thank you

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you dears

    • @ISACKOTV
      @ISACKOTV  8 หลายเดือนก่อน

      Grm. Mebrhi slemntay

    • @ISACKOTV
      @ISACKOTV  8 หลายเดือนก่อน

      Thank you

    • @warrihabesha
      @warrihabesha 8 หลายเดือนก่อน

      ካብዚኣ ዝሰራሓኹማ ቪድዮ ኣገደስቲ ሓሳባት ስለዝተመሃርኩ ኢዩ።
      1: ድኽነት ብዝልዓለ ደረጃ ይመሓላለፍ ምኻኑ ተማሂረ።
      2:ሓደ መድሓኒ ካብ ስድራ ውን ይርከብ ኢዩ።ሓደ ንበይኑ ንስድራ ሙሉእ ካብ ድኽነት ኣድሒኑ፣ ንወሎዶታት ሓብቲ ከመሓላልፍ ይኽእል ኢዩ።
      3:ኢቲኣ ወይኒ ካብ በለስ፣ በለስ ካብ ወይኒ ክቅንጠብ ኣይክእልን ትብል መመሰሊት ውን ጽብቅቲ ሓሳብ ኢያ።
      4:ቆልዓ ብእትገብሮ ሃብታም ኣተሓሳስባ እንበር ፣ ብዘረባ ጥራይ ከምዘይሰምዓካ፣
      5:ቖልዓ ውጺኢት ስድርኡ ምኻኑ ፣ ሓደ ግን ስማርት ክርከብ ከምዝከኣል፣
      6:ወለዲ ንደቆም ኣብ ክዳኖምን፣ ኣብከብዶምን ጥራይ ዘይኮኑ ከተኩሩ ዘለዎም፣ኣብ ርእሶም ዝንደቅ ዘሎ ኣተሓሳስባ ኣዚዮም ክጥንቀቁሉ ኣለዎም።

  • @zerekidane8387
    @zerekidane8387 8 หลายเดือนก่อน +1

    I am not agree with you they can be rich

  • @artworldmh1467
    @artworldmh1467 7 หลายเดือนก่อน

    I respect your opinion but Totally i disagree