- 210
- 89 846
Isack GH
เข้าร่วมเมื่อ 3 มี.ค. 2021
To empower and educate our people to be wealthy as well as healthy. My mission to build a big business that’s with teams all over North America.....African-minded to build and believe in self-sustainable economic growth.
#######SPREADING POSITIVITY####################
#######SPREADING POSITIVITY####################
December 30, 2024
Goal setting for 2025 -2026
ዕላማ ምስራዕ ን 2025 -2026
“More gold has been mined from the thoughts of men than has been taken from the Earth. - Napoleon Hill
“ካብቲ ካብ ከርሲ መሬት ዝተዓደነ ወርቂ ንላዕሊ፣ ካብ ኣእምሮ ሰባት ዝተበርበረ ይበዝሕ። ናፖሊዮን ሂል
#2019 #102 #goals #2025

มุมมอง: 30
วีดีโอ
ኣታዊታትና ከመይ ጌርና ነዕብዮ? ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)#eritrean #tigrigna
มุมมอง 1.2K6 หลายเดือนก่อน
ሰላም ወ ሰናይ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ናይ ዓለምና ብምዃን መደባትና ኣብ ምክትታል ትርከቡ። ኣብዚ መደና ሎሚ ሒዝናልኩም መጺና ዘለና ብዛዕባ ኣታዊታትና ከመይ ጌርና ነዕብዮ? ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser) ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ስድራቤት ናይዛ ቻነልና ክትኮኑ ንዕድመኩም።
ብዛዕባ ክረዲት ካርድ ቅኑዕ ኣፍልጦ ኣለና'ዶ? ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director #eritrean #tigrigna
มุมมอง 1.4K6 หลายเดือนก่อน
ሰላም ወ ሰናይ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ናይ ዓለምና ብምዃን መደባትና ኣብ ምክትታል ትርከቡ። ኣብዚ መደና ሎሚ ሒዝናልኩም መጺና ዘለና ብዛዕባ ብዛዕባ ክረዲት ካርድ ቅኑዕ ኣፍልጦ ኣለና'ዶ? ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser) ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ስድራቤት ናይዛ ቻነልና ክትኮኑ ንዕድመኩም።
ገንዘብ ምእካብ ምስ ዝኣብየካ ነዛ ቪድዮ ተኸታተል / ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)
มุมมอง 2.9K6 หลายเดือนก่อน
ሰላም ወ ሰናይ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ናይ ዓለምና ብምዃን መደባትና ኣብ ምክትታል ትርከቡ። ኣብዚ መደና ሎሚ ሒዝናልኩም መጺና ዘለና ብዛዕባገንዘብ ምእካብ ምስ ዝኣብየካ ነዛ ቪድዮ ተኸታተል ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser) ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ስድራቤት ናይዛ ቻነልና ክትኮኑ ንዕድመኩም።
ገንዘብ እንታይ እዩ? #eritrean #finance #podcast #habesha #tigrigna #fnanapp
มุมมอง 7807 หลายเดือนก่อน
ገንዘብ እንታይ እዩ? #eritrean #finance #podcast #habesha #tigrigna #fnanapp
ካብ ድኻታት ስድራቤት ዝተወልደ ክህፍትም ይኽእል'ዶ? #eritrean #habesha #tigrigna #podcast #finance #fnanapp
มุมมอง 6507 หลายเดือนก่อน
ካብ ድኻታት ስድራቤት ዝተወልደ ክህፍትም ይኽእል'ዶ? #eritrean #habesha #tigrigna #podcast #finance #fnanapp
ብፍቓድና ዲና ኣብ ድኽነት ዘለና? #eritrean #tigrigna #habesha #finance #fnanapp
มุมมอง 1.4K7 หลายเดือนก่อน
ብፍቓድና ዲና ኣብ ድኽነት ዘለና? #eritrean #tigrigna #habesha #finance #fnanapp
ተራ ሓሳባት ኣብ ቑጠባዊ ዕብየትና #eritrean #tigrigna #habesha #finance #fnanapp
มุมมอง 9828 หลายเดือนก่อน
ተራ ሓሳባት ኣብ ቑጠባዊ ዕብየትና #eritrean #tigrigna #habesha #finance #fnanapp
ካብ scammer ብኸመይ ንጥንቐቕ ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)
มุมมอง 1.3K8 หลายเดือนก่อน
ካብ scammer ብኸመይ ንጥንቐቕ ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)
5ተ ብዛዕባ ባንክ ኣቕዲምና ክንፈልጦም ዘለና ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser) #eritrean
มุมมอง 3.9K8 หลายเดือนก่อน
5ተ ብዛዕባ ባንክ ኣቕዲምና ክንፈልጦም ዘለና ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser) #eritrean
Day 21/21መወዳእታ ናይ ሓደ መንገዲ መጀመርያ ናይ ካልእ ቦታ ወይ ድማ ዓዲ እዩ።
มุมมอง 998 หลายเดือนก่อน
Day 21/21መወዳእታ ናይ ሓደ መንገዲ መጀመርያ ናይ ካልእ ቦታ ወይ ድማ ዓዲ እዩ።
x] Day18/- [x] ነብስኻ ምፍላጥ ወይ ድማ ድለታትካ ምጽናዕ
มุมมอง 718 หลายเดือนก่อน
x] Day18/- [x] ነብስኻ ምፍላጥ ወይ ድማ ድለታትካ ምጽናዕ
መን ኢኻ/ኺ ብዓይኒ ፋይናንስ? ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)#eritrean #tigrigna
มุมมอง 4518 หลายเดือนก่อน
መን ኢኻ/ኺ ብዓይኒ ፋይናንስ? ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)#eritrean #tigrigna
Day15/21Decide to become someone significant. ውሳነ ግበር መጻኢኻ ቐይር።
มุมมอง 608 หลายเดือนก่อน
Day15/21Decide to become someone significant. ውሳነ ግበር መጻኢኻ ቐይር።
Day14/21Chose good circle ⭕️ ዙርያኻ ለዉጢ ዝፈትዉ ሰባት ምልኣዮ።
มุมมอง 908 หลายเดือนก่อน
Day14/21Chose good circle ⭕️ ዙርያኻ ለዉጢ ዝፈትዉ ሰባት ምልኣዮ።
Day13/21Be a man or a woman of principle
มุมมอง 318 หลายเดือนก่อน
Day13/21Be a man or a woman of principle
Day12/21Wining is a choice?ዓወት ኣማራጺ እዩ።
มุมมอง 738 หลายเดือนก่อน
Day12/21Wining is a choice?ዓወት ኣማራጺ እዩ።
Day11/21Whatever Your Mind Can Conceive and Believe, It Can Achieve..
มุมมอง 668 หลายเดือนก่อน
Day11/21Whatever Your Mind Can Conceive and Believe, It Can Achieve..
language learning for financial stability ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)
มุมมอง 1K8 หลายเดือนก่อน
language learning for financial stability ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)
Day9/21Face challenges/ ክትድይቦ ዘለካ ዓቐበት ኣሎ። ኣይትተሓለል።
มุมมอง 848 หลายเดือนก่อน
Day9/21Face challenges/ ክትድይቦ ዘለካ ዓቐበት ኣሎ። ኣይትተሓለል።
Day8/21Dream / ሕልሚ ሕልሚ ዝይብሉ ሰብ ን ጭንቐትን ናይ ሂወት ስዕረት ድሉው እዩ ዝኸዉን። ስዕረት ንሕልሚ ዘለዎም ሰባት ትምህርቲ እዩ።
มุมมอง 998 หลายเดือนก่อน
Day8/21Dream / ሕልሚ ሕልሚ ዝይብሉ ሰብ ን ጭንቐትን ናይ ሂወት ስዕረት ድሉው እዩ ዝኸዉን። ስዕረት ንሕልሚ ዘለዎም ሰባት ትምህርቲ እዩ።
Day 6/21 ኣብ ነብስኻ ከይሰራሕካ ዝልውጥ ነገር የለን። ሓላፍነት ተሰኪምካ ተንቐሳቕስ።
มุมมอง 948 หลายเดือนก่อน
Day 6/21 ኣብ ነብስኻ ከይሰራሕካ ዝልውጥ ነገር የለን። ሓላፍነት ተሰኪምካ ተንቐሳቕስ።
Day 5/21 ዉድድር ኣወግድ። ንዓኻ ክሕሸካ ድኣ እምበር ካብ ካልኦት ክትሓይሽ ሓኾት ኣይትበል። ለውጢ ምስነብስኻ እዩ። ኣብ ነብስኻ ስራሕ።
มุมมอง 1478 หลายเดือนก่อน
Day 5/21 ዉድድር ኣወግድ። ንዓኻ ክሕሸካ ድኣ እምበር ካብ ካልኦት ክትሓይሽ ሓኾት ኣይትበል። ለውጢ ምስነብስኻ እዩ። ኣብ ነብስኻ ስራሕ።
Financial Diet ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)#eritrean #tigrigna #habesha
มุมมอง 1.1K8 หลายเดือนก่อน
Financial Diet ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)#eritrean #tigrigna #habesha
Good job
ኢሳቅ ቃንቃ እንግሊሽ ብከመይ ከተማዕብሎ ትኽእል ብፍላይ እንታይ ዓይነት ሎርሳት ኣሎ ብኦንላይን ካናዳ ኣብዚ ግዜ እዚ ሰብ በዚሕዎ ምስ ተመዝገብካ ክሳብ 1 ዓመትን ልዕሊኡን ከይጸውዕካ ይጸንሑ ሽግር ኮይኑ በቃ
Good job❤
ወይ ኢንግሊሽ ተዛረᎄ ወይ ትግርኛ እዛ ሐፍትና ግን ዳሐን ኢሳቅ ግ አብ ኤርትራ ተማሂርካ ዓቢካ ትግርኛ ጸገም የብሌካን
isaqo tetesfha xbqt neyra RRSP thanka
@@tesfit2518 mlue video eala check gibera eta video kurax eya eziea. 🙏
interesting ideas❤🎉
Glad you think so!
❤❤❤❤
Making an extra $10k is easier than trying to save $10k.Elon.
Good point let’s do it.
1. Learn a new skill 2. Increase number of work hours 3. Know how to advertise yourself 4. Ask for a raise
Thank you
TFSA ስራሕ ምስ ጀመርካ ድዩ ምኽፋት ዝፍቀደካ ወይ'ስ ስራሕ ከይጀመርካ ውን ክትኸፍት ይካኣል'ዩ ?
Any time over 18 intekonka
ሰላም ኢሳቅ ኣብ ካና ሓድሽ'የ ክረዲት ካርድ ካብ ባንኪ ክህቡካ ካብ ካልእ ካምፓኒ ከተውጽእ ይሓይሽ ይብሉ ስለዚ እንታይ'ዩ ፍልሉዩ ? ካብ ካልእ ካምፓኒ ምስ ተውጽእ'ኸ ካብ ባንኪ ዝኮነ ክትልቃሕ ምስ ትደሊ ጸገማት ክፈጥረልካ ይኽእል ዶ ?
Good job both of you guys
Thank you asiko
🌹❤️🌹❤️🌹🙏
Thanks more my brather ❤❤❤
Nice program isako ❤❤❤ keep going dear bro
Auto Payment mis ngbro ke brother?
👏👏👏✅✅✅
Thank you
esaki xibuk medeb. bizey nay credit card morgage geza kigezie yikiel do.
Tanks bro
❤
Betami agedasi temhrti thanks. But it's not easy to invest your money. Can you tell the easy way to investments way .
Thank you Isak , nebska kem Tikal hiseba zibelka Des eilatini, Miknyatu Tikal Bi Eida Newih kitqesaqes aytikielln eya, Nihna win Serihna Genzeb save Kingebir entezeykielna Dew eilna kinhasb Alena malet eyu 👍👍
I respect your opinion but Totally i disagree
Xbuk mkri Issak hawey
The way to success is steady
Ajoka eske yebika❤
❤......
ወጻኢታትካ ነኪኻ ገንዘብ እንዳኣከብካ ወፍሪ ዘይትገብር ብኸመይ ነተዓርቖ😅 ምኽንያቱ ንሕና ክንእክብ ንኽእል ኢና ከነውፍር ግን ምስ ድሕሪ ባይታና ርኢኻ ኣዝዩ በዳሂ እዩ ኣይከኣልን ዳርጋ። ነዚአን ኣተዓርቐለይ ኢሳቆ ኃወይ።
❤......
❤.....
❤
❤😊
Good content 😊
Glad you think so!
Thank you for the information
My pleasure
❤🙏
❤
💯✅👂🏼👍🏼
Thank you so much
Nice
I am not agree with you they can be rich
Nay Redai Tel mdeleku nere Bro 😊
abti video alo
ገንዘብ ናብ ሕማቅ ይኹን ጽብይቅ ኣይመርሕን ዩ ምስ ረኸብካዮ ነቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ንኽገብር ዩ ዝሕግዘካ ሓቄኛ ባህሪ ሰብ ዩ ዘርኢ።
❤❤❤
Xbuq sirah ahwat.
❤❤❤
❤❤❤
💯✅👂🏼
ካብዚኣ ዝሰራሓኹማ ቪድዮ ኣገደስቲ ሓሳባት ስለዝተመሃርኩ ኢዩ። 1: ድኽነት ብዝልዓለ ደረጃ ይመሓላለፍ ምኻኑ ተማሂረ።፣ 2:ሓደ መድሓኒ ካብ ስድራ ውን ይርከብ ኢዩ።ሓደ ንበይኑ ንስድራ ሙሉእ ካብ ድኽነት ኣድሒኑ፣ ንወሎዶታት ሓብቲ ከመሓላልፍ ይኽእል ኢዩ። 3:ኢቲኣ ወይኒ ካብ በለስ፣ በለስ ካብ ወይኒ ክቅንጠብ ኣይክእልን ትብል መመሰሊት ውን ጽብቅቲ ሓሳብ ኢያ። 4:ቆልዓ ብእትገብሮ ሃብታም ኣተሓሳስባ እንበር ፣ ብዘረባ ጥራይ ከምዘይሰምዓካ፣ 5:ቖልዓ ውጺኢት ስድርኡ ምኻኑ ፣ ሓደ ግን ስማርት ክርከብ ከምዝከኣል፣ 6:ወለዲ ንደቆም ኣብ ክዳኖምን፣ ኣብከብዶምን ጥራይ ዘይኮኑ ከተኩሩ ዘለዎም፣ኣብ ርእሶም ዝንደቅ ዘሎ ኣተሓሳስባ ኣዚዮም ክጥንቀቁሉ ኣለዎም።
Thank you
Aysenamaen eye mis hasabka