ተመርዕያ ከተብቅዕ......ሳዕቤን ኣማጽኡለይ # New Eritrean Video 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ส.ค. 2024
  • ተመርዕያ ከተብቅዕ......ሳዕቤን ኣማጽኡለይ # New Eritrean Video 2024
    • ዘይምኖ ዕላል ምስ ኣባል ማትኣን ዳ...
    • ዘመነ ግርህነት ሓሊፉ`ዩ # New ...
    • ሕልና ኣልቦ 78 ዓመት ዝዕድሚኡ ...
    • ንሰበይቱ ለኪሙስ ንጓሉ ከኣ .......
    • ወዲ ሓደራን ኣደናቒ ዕላላቱን “ ዘ...
    • ብሽክለታ ከም ኣእጋረይ’ያ " ልዕ...
    • ብዓልቲ ቤቱ ካልእ ሰበይቲ ደኣ ለሚ...
    @HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV

ความคิดเห็น • 97

  • @user-wl7cj9hf7d
    @user-wl7cj9hf7d 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣጆካ ወዲጀበሊ ዓበይትን መስተውዐልትን ሰባት ኩሎም ይምርዓው ማለት ኣይኮነን መላአክቲ ውን አኮ ኣይምርዓውን

  • @sabaoldamariam3114
    @sabaoldamariam3114 5 หลายเดือนก่อน +16

    ዘረባ ለባማት ብዙሕ ኢና ንመሃር ማሕበራዊ ናብራ ተባረኹ

  • @godislove7204
    @godislove7204 5 หลายเดือนก่อน +4

    This really therapy I’m working and listening to it 🤣😂😅
    Thank you!!🙋🏽‍♀️⛪️🕌🇪🇷

  • @amora5836
    @amora5836 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብኸምኡ ኢና ሲንግል ይሓይሽ ኢልና

  • @abrahaleytukue7194
    @abrahaleytukue7194 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ሳሓቢ ማራኪ አብ ትገብርዎ ኩሉ መዳይ ቀፅሉሉ

  • @johnhabibi8135
    @johnhabibi8135 5 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome wedi Jebeli and Yoni ezi medebkum naybehaqi hanaxi ❤meharin u .kem zmesleni eti tenqi nayto zqbelwen deqitebaetyo u

  • @lulyateame843
    @lulyateame843 5 หลายเดือนก่อน +3

    Welcoming yoni and wedi jebeli shkor ❤❤❤

  • @samsomeyob5165
    @samsomeyob5165 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaqi mesati elal.
    Ab zmexi nay delalo etom klte gize harimkayom shemonte gize zharmuka alelwa.
    We love you❤

  • @mebryes475
    @mebryes475 5 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosiefnugusse7758
    @yosiefnugusse7758 5 หลายเดือนก่อน +3

    አዚ ወዲ ድኣ ካብ ወዲ ጀበሊ ንላዕሊ አንድዩ ዕላል ደለዎ።
    ሃሃሃኅሃኃሃ

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi Jebelli ♥️♥️you’re Angel

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 5 หลายเดือนก่อน

    ዘይምና ዕላል ወዲ ጀቢል ንቑሕ ኣዚኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤

  • @mihretkahsay5851
    @mihretkahsay5851 5 หลายเดือนก่อน +1

    WOW❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @user-sp2ig4ey3j
    @user-sp2ig4ey3j 5 หลายเดือนก่อน +3

    Well come Yoni & Wedi Jebeli❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efiteykm3832
    @efiteykm3832 5 หลายเดือนก่อน +4

    Nay wedi jebelieee elallllll tray mehashnaaaa

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 5 หลายเดือนก่อน +4

    ክኽክክክ ዮኒ ልዕሊ ወዲ ጀበሊ ኢኻ ንስኻ ከማን ክልተኹም ኑፉዓት, ለባማት 👍👍👍💯💯❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanefrezgi6987
    @brhanefrezgi6987 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi jebeli memhry amlak edme yhabka fetari 🎉❤❤❤❤

  • @rezenehabtegerish8294
    @rezenehabtegerish8294 5 หลายเดือนก่อน +1

    Yoni and wedi jebeli well came,,,,,

  • @edenlule8889
    @edenlule8889 2 หลายเดือนก่อน

    Selam xbuk medeb.
    Rito" zste May wey kale zste kerbelom bzuh ab mzrab mxmaen mdeakn sle zelo🙏🏽

  • @zeynebbrhane3155
    @zeynebbrhane3155 5 หลายเดือนก่อน +1

    great message and funny 😂😂❤❤❤❤thanks good job keep it up we love you both of you

  • @samsonrusom3492
    @samsonrusom3492 5 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanefrezgi6987
    @brhanefrezgi6987 5 หลายเดือนก่อน +1

    Yene MS wedi jebeli zelalekana nemsgneka ❤❤😂🎉🎉🎉🎉

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 5 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-pf4vc8em6l
    @user-pf4vc8em6l 5 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 5 หลายเดือนก่อน +4

    ምስትውዓል ጠፊኡ እዩ

  • @abnetberhe8582
    @abnetberhe8582 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @joneande1537
    @joneande1537 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @hirtiwold1838
    @hirtiwold1838 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🙏🏻

  • @user-jk8sd2tm9b
    @user-jk8sd2tm9b 5 หลายเดือนก่อน

    Kemzium aynet tugum zelum sebat buzuh temahar kxelu bejakum eretrawean kubur manenet❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-iv3fc1sm6o
    @user-iv3fc1sm6o 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ ወዲ ጀበሊ❤❤

  • @bekitaabeker8219
    @bekitaabeker8219 5 หลายเดือนก่อน +2

    والله كلهم جميل ❤🎉

  • @zerahagos
    @zerahagos 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adobro837
    @adobro837 5 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ወዲ ጀበሊ'ሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    😂😂 ሎሚ ክኣ ዝኸፍኣ ንቐደም ዘይብሉ ጋዓት ኣብ ቅድሜኻ ይድህክዎ 😂😂😂
    ዮናስ ንስኻ'ኸ እንታይ ምገበርካ??? ነዚ ግዜ ኣንብቦ ዘበነ ኣካሒዳ እዩ ስለዚ ኣስተውዕለሉ እምበር ስሚዒታዊ ኣይትኹን ❤❤ ምኽንያቱ ካብዚ ዝኸፍእ ከይመጽኣና ጸሎት ንግበር ምስ ፈጣሪና ንተዓረቕ🙏🙏🙏

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 5 หลายเดือนก่อน

    መርሐባ ወዲ ጀበሊ የናስ ሐዉና ብጣዕሚ ጹጹቡቖ እዩ ❤❤❤❤❤

  • @user-th3vp8rk6m
    @user-th3vp8rk6m 5 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 5 หลายเดือนก่อน +2

    💐💐💐🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐

  • @segenm950
    @segenm950 5 หลายเดือนก่อน +2

    ክክክ

  • @rebeccahaile3701
    @rebeccahaile3701 5 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ትብልዎ ዘለኹም ሐቂ እዩ ዘየስትውዕል ወይ ዘርድኦ ጥራይ ዘይኮነስ ቅኑዕ ኣፋጣጥራን እምነትን ዘለዉ ብዙሐት እዮም ግና እዚ ኩሉ ክሳራታት ጌሮም ብእምነት ኣምጺኦም እቲ ኩሉ ከምኣተን ለኸፍከፍ ስለ ዘይበሉ ከም ድኹምን ደንቆሮ እየን ዝቆጽረኦም እዚኣቶም ግና ካብ ኣምላኽ እዮም ዐስቦም ዝረክቡ ምኽንያቱ ቅንዕንኦም መፋጥርቶም ስለዝኾነ እዚ ሐቂ እዩ።

  • @ibrahimabdalla2092
    @ibrahimabdalla2092 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ማራ ለዋህ እዩ ከምዚ ክብል ከለኹ ግን የለውን ማለት ኣይኮነን የግዳስ ሰብ ዘጸልላ ዘይፈልጥኦ ረኺበን ኣብ ኣውሮፓ ኣለዋ፡ኣነ ዝምነ ግን ንኩሉ ኤርትራዊ ካብዚ ስደት ኣብ ዓዱ እንተ ዝግሕፍዎ ክንደይ ምጸበቀ፡ከምዚ ክብል ከለኩ ብናትና ተበጉሶ ዘይኮነ ብናቶም ተበግሶ ክኸውን ኣለዎ ንሕና ኣፍና እምበር ተግባር ሰለ ዘይብልና፡ዮኒ ምስ ወዲ ጀበሊ ተቀርብዋ ናይ ደቅሰባት ባህርያት ግን ብጣዕሚ ዓቢ ትምርትን ሓንጊል መሕደስን መድብ ደቅርቡ ምኻንኩም ብልቢ እየ ዘኣምን እሞ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ይኩን፡

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 5 หลายเดือนก่อน +2

    Jebelino is becoming the Katt-Williams of Eritrea 👍

  • @missfreedom2143
    @missfreedom2143 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @user-vj8tj9pm5x
    @user-vj8tj9pm5x 5 หลายเดือนก่อน

    Waw ❤❤❤❤

  • @user-qu9to8ei8x
    @user-qu9to8ei8x 5 หลายเดือนก่อน +1

    Deki Rimey kexeluwo teray

  • @fixumnet
    @fixumnet 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ነገርካ ኸ ይብል ቀሺ ገብሩ።

  • @firubiniam1099
    @firubiniam1099 5 หลายเดือนก่อน

    Asyyyyyy❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ez6bc9bh7g
    @user-ez6bc9bh7g 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጀቢ 😂 ሽኮር

  • @milietesolomon7659
    @milietesolomon7659 5 หลายเดือนก่อน +1

    Disadvantage of not known each other properly can bring any problems in life ,because this is not a friendship either to continue or to stop this is a decision you are making with some body to share your life so better you know each other first than you can decide . We are not live with our parent and on our country no one will know what ever crime you did some take actions like this as normal.

  • @Metkel849
    @Metkel849 5 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 5 หลายเดือนก่อน +3

    ❤ ወዲ ጀበሊ ኣድኒቐካ ፡ ንፉዕ ከማኻ ይብዙሑ፡ ንኩሉ ብዝግባእ ተረዲኡካ ቁኑዕ ሓሳብ ከተቕርብ ትኽእል ፡ ሚዛናዊ ንሕብረተሰብና ኣገዳሲ ትምህርቲ ምሃብኩም አመስግን።❤

  • @jemilasuleman2399
    @jemilasuleman2399 3 หลายเดือนก่อน

    This is sad story I am so sorry

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 5 หลายเดือนก่อน

    🎉❤🎉❤🎉

  • @petrosyohannes7368
    @petrosyohannes7368 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዘውድቕ ሕማም ካብ ናብራ ዘትርፍ ኣይኮነን . ሓካይም ከምኡ ዝሓመሙ ንባኤሎም ኣሽሓት ሕሙማት ይሕኩሙ ኣለዉ .

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 5 หลายเดือนก่อน +2

    Mengste semay yewarska

  • @mengstesfagabr5077
    @mengstesfagabr5077 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-hg4um4ki6y
    @user-hg4um4ki6y 5 หลายเดือนก่อน

    Selam selam kuburat memahran nay mnbar ab srahkum asalto ab hiwetkum mlea teana yehabkum fetari embear yonas hawna eza n'wedi jebeli kthateley bthtna ylabeweka eza keybluni tbehal abehahla ab hbretesebna kterf alewo'do tbl weys sdray entay kbluni yearkutey entay kbluni adna entay kbluni kotas keybluni behafesha thankss

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 5 หลายเดือนก่อน +5

    Welcome deki Eria jeganu

  • @kahsayissac8403
    @kahsayissac8403 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክክ ወዲ ጀበሊ መሕረር ብዛዕባ'ታ ገዓት ዝበልካያ ብጣዕሚ ፈሊጥካዮም ኣለኻ ቀጽሎ'ስከ ኣይትጥእፍኡና ደቂ ሪመይ!!

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p 5 หลายเดือนก่อน

    Welcome atun jeganu

  • @yitbarekkinfe8681
    @yitbarekkinfe8681 4 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ሓጂ 100 ዓመት የንብርካ ምክንያቱ ሓቂሓቂ ስለለትዛረብ

  • @efremtesfa-hiwet319
    @efremtesfa-hiwet319 5 หลายเดือนก่อน

    If you dont know the rules 🎼🎼🎼🎵🎶🎶🎵🎵🎵
    dont play the game!!!!🎺🎺🎻🎻🎻🥁🥁🥁🎹🎹🎹

  • @kiros123
    @kiros123 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkk ata qosile may habyo😂

  • @grmaihabtemariamtesfazgi98
    @grmaihabtemariamtesfazgi98 5 หลายเดือนก่อน

    ልቦና ክትመሃር አንተ ደሊካ ኣብዚ ኣለካ/ኪ።

  • @user-ks5ym5zd6l
    @user-ks5ym5zd6l 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkk habibi yake

  • @jemalyosuf4270
    @jemalyosuf4270 5 หลายเดือนก่อน +1

    Yonas telephone please gdewo nay jebeli yhshna thank you

  • @hiwetteweldemedhn9487
    @hiwetteweldemedhn9487 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤😅😅😅😅

  • @siedahmedin2905
    @siedahmedin2905 5 หลายเดือนก่อน +1

    Beami zedenik

  • @tigstitt3568
    @tigstitt3568 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkkkkkkkk

  • @user-px2ml7dn7n
    @user-px2ml7dn7n 5 หลายเดือนก่อน

    Wedi jebli❤❤❤

  • @edenkahsay55
    @edenkahsay55 5 หลายเดือนก่อน

    Reno zbleka nkulu sebe
    14-15 ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ።
    16 ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
    17 ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
    18 ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
    19 እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ።
    20 ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን።
    21 እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ።
    22 ድሕርዚ የሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ምድሪ ይሁዳ ኸደ፡ ኣብኡ ኸኣ ምሳታቶም ይመላለስን የጥምቕን ነበረ።
    23-24 ዮሃንስ ገና ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣይኣተወን ነበረ እሞ፡ ኣብ ሄኖን ኣብ ጥቓ ሳሌም ብዙሕ ማይ ስለ ዝነበረ፡ ዮሃንስ ኣብኡ የጥምቕ ነበረ፡ ይመጹን ይጥመቑን ከኣ ነበሩ።
    25 ሽዑ ኣብ መንጎ ደቀ መዛሙርቲ ዮሃንስን ሓደ ኣይሁዳውን ብዛዕባ ምጽራይ ክርክር ተንስኤ።
    26 ናብ ዮሃንስ መጺኦም፥ መምህር፡ እቲ ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ምሳኻ ዝነበረ ንስኻውን ዝመስከርካሉ፡ እንሆ፡ ንሱ የጥምቕ፡ ኵሉ ኸኣ ናብኡ ይኸይድ አሎ፡ በልዎ።
    27 ዮሃንስ ከኣ መሊሱ በለ፥ ሰብ ካብ ሰማይ እንተ ዘይተዋህቦስ ሓንቲ እኳ ኺወስድ ኣይክእልን እዩ።
    28 ኣነ ቀቅድሚኡ ደኣ ተለኣኽኩ

  • @KbromTesfay-th1yv
    @KbromTesfay-th1yv 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ደሊኻ ኣደ ሕተት እኮ ዝብሃል ጀበሊይ ጸበለን ኣይልከየና 😅😅😅

  • @merhawitesfazgi9631
    @merhawitesfazgi9631 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nay lomi mede bkum hlf zbele tmrti au mahrn azanagaAn tewled jebeli mekyf

  • @mihretkahsay5851
    @mihretkahsay5851 5 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-xt8qn1ey5n
    @user-xt8qn1ey5n 5 หลายเดือนก่อน +1

    Mbekeku we😅

  • @meleymekonen9798
    @meleymekonen9798 5 หลายเดือนก่อน +1

    Gin Yonas ketezarbu amtsiekayos bealka tzareb gdefi knsemue

  • @fishaleghebreab9545
    @fishaleghebreab9545 5 หลายเดือนก่อน +1

    Arsene Wenger

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p 5 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ደሓን መጻኹም ወዲ ጀበሊ ተስፋ ንዝቆረጹ ንወዲ ጀበሊ ተኸታተልዎ እንዳበሌኩየ ዝነግሮም ሎሚ ግን ኣይግድን ወዲ ጀበሊ ናይ ተስፋ ቀረጽ ዘረባ ኣብዝሕካ

  • @user-cp4oo8sb8e
    @user-cp4oo8sb8e 5 หลายเดือนก่อน +1

    Moksi betami tsibuk medeb ketslwo

  • @ruttafekadu9296
    @ruttafekadu9296 5 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @sabaoldamariam3114
    @sabaoldamariam3114 5 หลายเดือนก่อน +1

    ስይጣናዊ ባሕሪ ዶ ንበሎ

  • @robelsemere6840
    @robelsemere6840 4 หลายเดือนก่อน

    Anes nwedi jebeli hti neyratni hade gize long time yzkra do ykewn places hteteley nay talyan eritrawyn ab gize trbuli bhade tewasiana neyrna places hteteley sga hji aytezerghtn amo gele aflto telewo

  • @proud894
    @proud894 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ጀበሊ ከመዛዝን ኣለዎ ሰብ ዶ ኢልካ? ዘየመዛዝን ኮይኑ እኮ ኣይኮነን እቲ ሰብ ግን እንታይ ኣሎ መሲልካ ብዙሕ ነገር ዝጽግሞ ኣሎ ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ ወዲ ተባዕታይ.
    ግዜን ቦታን ከም ቀንዲ ሮቃሕቲ ዮም ን ኣብነት ኣብ ደገ ኮይኑ ን ኣብ ሱዳን ዘላ ብ ከመይ ዩ ከስትውዕለላን ክፈልጣን?
    ካልኣይ ብ ስራሕ ብ ስደት ዕድመ ይኸዶ ኣብ ከባቢኡ ድማ ክረክብ ኣይከኣለን
    ስለዚ
    እቲ ሰብ ምስትውዓል ዘይኮነስ ግዜን ቦታን ጸጊምዎ ዩ ኣብ ዘይሽግሩ ዝኣቱ ዘሎ
    ከም ኤርትራ ኣይኮነን ኣብ ደገ ዘሎ ኩነታት
    የቀኔለይ
    ካብ ተኸታታልኩምን ኣድናቕኩምን ❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hebokc
    @hebokc 5 หลายเดือนก่อน

    መሮን ናዪ መሪ ሸው why don’t you introduce your name and your show first? Who thinks it wasn’t Meron? Yonas and wedi Jebelli thank you for your entertaining shows, but let’s please be less harsh on our girls/women.

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዮናስ ኣይትመካሕ ተመሪዕካ ማለት ዓለም ጭቢጥካያ ኣይኮነን ወዲ ጀበሊ ከኣ ኣይተመር ዓ ካን አልካ ኣምሲልካስ ኣይትጉ ጠዮ ዮናስ ከምኡ ኣይበሃልን

  • @filmongebremedhen8724
    @filmongebremedhen8724 5 หลายเดือนก่อน

    እዋእ ኣንታ ነዚ ድደወለ ፋራ እባ ሀዙልና ድሁል😂😂😂😂

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 5 หลายเดือนก่อน +1

    ምትላል አብ ኣንስቲ ይበዝሕ.. ወዲ ድሓን እዩ
    ሰበይቲ ሰይጣን ኢያ ዝብሉ ሓቂ ድዩ???
    ሄዋን ን ኣዳም ሰይጣን ዝብላ ንግበር ኢላ
    ..ሰበይቲ ሰይጣን ትሰምዕ ይብልዎ ሓቅነት ኣለዎ
    .ምክንያቱ ገዛ እትው ንጽ ብልካብ.. እታ ዘምሳካያ ትፈልጣ.. ሰይጣን እዩ ዝንግረን
    አብ ምጽሓፍ ቁዱስ. ን ሰበይቲ ኸም ጠንቆል ት.. እዩ ዝገልጻ.. ምክራ ኣይትስማዕ ይብል

    • @TadeseTeklezgi-wb3wm
      @TadeseTeklezgi-wb3wm 5 หลายเดือนก่อน

      Anta hewey seytan Sirah si kab gal kone ab wedi yebilun himak Sarah ab kidimi egzihebiher hatihet eiu ztebedela ahwatina eiwin buzuhet eiyen . Eizi kulu zgebru Gina weledi bishim Sidrhe nifelitom gal Adina eindabelika zgebr eiu key tefaletu ankay ab ruhuk adi konika nezom misana zolow keman tebayom kone srhom kitfelit shigr eiu .

  • @rebeccahaile3701
    @rebeccahaile3701 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዮናስን ወዲ ጀበልን ካባኻትኩም ዝርከብ ዋዝ ምስ ቁምነገር ዓቢ ትምህርቲ ስለ ዝኾና ቀጽልዎ እዚ ዓቢ ትምህርቲ እዩ።
    ዓወት ንሐፋሽ።

  • @nisri1567
    @nisri1567 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጉዳይ ተምደጋጋሚ ዘጋጥም ዘሎ'ዩ። እዚኣ ዝለመደቶ ረሳሕ ባህሪ ዘሎዋ መዕበያኣ ዝበደላ ኣመንዝረ'ያ። ነዚኣ ውዳቕ ከሓዲት ይሁዳ ዝእክባ የልቦን፡ እዚኣ እትወልዶምን እተዕብዮምን እንታይ ዓይነት ፍጥረት ክኾኑ?

  • @joetim6603
    @joetim6603 4 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ዮናስ
    ተለፎን ዝድውሉ ኣይግድን ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ይምረጽ
    ንተዓዘብቲ ኸኣ ኣይስልችውን

  • @weldetweldet9768
    @weldetweldet9768 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዮናስ ከምዚ ናይ ጭኑቃት ዘርባ ኣይትቀበልዎም በጃኩም

  • @LRL.1995.8
    @LRL.1995.8 5 หลายเดือนก่อน +1

    ab hanti zerba 3 amet gerkum

    • @user-cp4oo8sb8e
      @user-cp4oo8sb8e 5 หลายเดือนก่อน

      Suk bel hasad

    • @LRL.1995.8
      @LRL.1995.8 5 หลายเดือนก่อน

      @@user-cp4oo8sb8e ehi xbuq yelekun ata wedi kelbi