Eritrea interview with Coloniel Tsegu Fesehaye ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ዛዕባ ቢተው፡ጴጥሮስ፡ ስብሓት፡ መስፍን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024
  • #tefetawitalkshow #habeshatiktok #neshneshtv #tigray #fnanapp #tigrignamusic #eritreacomedy #ethiopia #hdmonashow #eritreanfilm

ความคิดเห็น • 399

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 4 หลายเดือนก่อน +5

    የቀንይልና ነቲ ዝወዓለ ክትነግረና ኮሎነል ጸጉ ምካልካ ናይ ኣያና ብተው ሓቂነት በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 4 หลายเดือนก่อน

      ዝወዓለ ሕክያ ድዩ መሲልካ ? ሃተፍተፍ ተረፍ
      ሓተላዩ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +11

    መን ዳኛ ኣሎዎ ንኹሎም ጀጋኑ ዘፍርሑዎ እናኣሕቀቐ ኣብዚ ዝኽትምናዚ ኣውዲቐናሎ።

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 5 หลายเดือนก่อน +10

    ናይ ዊስኪ ገዲፍካ፤ ኣብ 80ታት ናይ ድሕሪ መስመር (ኣብ ከበሳታት) ዝነበረ ታሪኽ ሓለዋ ሰውራ እተ ትትርኽ ቅሩብ'ዶ ኣይመሓሸን;

    • @Helex1393
      @Helex1393 4 หลายเดือนก่อน

      Ab dihri Mesmer win kindey gud eu geru ab 80tat kindey seb zeyktele bezey diletu wala hitsawenti Agadilu ezi Resah shermuta Hatela Tarik muwut Tenkesaksi Resa entay Tarik Alewo ezi Amenzira😡

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 5 หลายเดือนก่อน +4

    We should have to try to United together .
    That is the Selution of Eritrea.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +7

    ጸገምናስ ናይ ብሓቂ ጥፊኡኩም እንተኮይኑ ዘይምሕባርና እዩ፡ ኣውራጃ ሃይማኖት ደጋፋይ ተቓዋማይ እናበልና ክንቋዮቕ ነቲ መጽነቲና ረሲዕና ንሃልቕ ኣሎና ልቢ ንግበር ንሕበር ኢልካ ምዓድ።

  • @robsnet7976
    @robsnet7976 5 หลายเดือนก่อน +5

    Tesgu seraqi Zemawi Telam! Do you remember you nearly died from an elevator watching a young girl in S.Africa? Do you remember how much money you received from our friends such as Solomon, wedi Ali just to help them hide and escape from National Service and flee to Sudan in 2000? Seraqi Seraqi we Seraqi!!

  • @hanut8650
    @hanut8650 5 หลายเดือนก่อน +10

    ኣዬ ጸጉ! መስኪናይ! ኩሉ ዝሓሰቦ ምስ ፈሸሎ: ድሕሪ ሰብ ተሪፉ: ብናይ ቅንኢ ኣንጸርጽሮትን ምምራርን ኣብ ኣልኮል ዝጠሓለ ሰብ:: ከም ከልቢ ፊንፊን እናበልካ ኣብ ሐ/ሰውራ ንክንደይ ተጋደልቲ ሂይወት ዘበላሸኻዮ ተረሲዑ?!! መወዳእትኡ ኸኣ ብሰንኪ እቲ ዘይእርኑብ ናይ ሰካራም ባህርይካን መልሓስካን እታ ትፈልጣ ሓለንጊ ፈሪሕካ ዝተሰደድካ ሰብ: ብኸመይ ኢኻ ዓርኪ በተወደድ ክትከውን? ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ::

    • @Helex1393
      @Helex1393 4 หลายเดือนก่อน

      Iygermekan Beyen bereka wedey Haki Nifelto Hizka ewe Ezi Amenzira zinebere Hatela Tarik Albo....uwaee Ni Betow si beminim Tiamir eko eu Arku kikewin zeykiel...beyen ke kirakebu Betow Mewaelu abetimhrti Sewera dehar Hinbol, 96 ect...ezi shilet kea dihri Mesmer kindey seb ziketil bezey dilet zeselif zinebere dehar hishkib Halawa sewera Jeganu besenselt yehank neru dehar Ararb mes Murukat Amharu amchimenchi yebel neru mes Bezabe Hayli Air mes Temareke Ansti Yerukutu amtsiu kea yeshirmut yesekir neru ezi do iykonen Tariku Tsegu Fishay ☝🏾😡

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659 5 หลายเดือนก่อน +23

    ሎቅመጽመጽ እንዳ በልካ ትነብር ኔርካስ ኣብ ምማትካ ሃዲምካ ዝተገብረን ዘይተገብረን ምዝራብ ሕጂ እንታይ እዩ መክሰቡ? ኣብ ጊዚኡ ስጉምቲ ምውሳድን ስልጣንካን ምሕዳግ እዩ ናይ ጅግና ተግባር።

    • @tsegayafeworki9521
      @tsegayafeworki9521 5 หลายเดือนก่อน +1

      Esu eyu eti zigerm zemxwo lewti ke entay eyu bitaemi hisurat

    • @sesnu2161
      @sesnu2161 5 หลายเดือนก่อน

      ከእስሮ ኢሉ ኣይኮነን ሙስጦፋ ንስልጣን ኢሉ እዩ፡ ንሱ ከማሓድር እዩ ዝደሊ ስለዝነበረ እዩ።፡ ካብ ስምኦን ገብረድንግል ከይሞተ ኣናዝዝዎ ብዝተኻእለ ።

    • @Helex1393
      @Helex1393 5 หลายเดือนก่อน

      Kab kedemus amnzira eko eu neru ab sewra ketali amatsi ezi genzeb si esu endiu serikwoo i know him good seraki hade shilt shinti hawey eu ketiluley tsibuk eye zifelto belisu nehftey genzeb afararihuwa behiwetu eye zidelyo i swear to GOD ☝🏾☝🏾☝🏾

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 4 หลายเดือนก่อน

      @@Helex1393 ንስኻከ ተኻፋላይ ናይቲ ስርቂ ኔርካዶ ወዲዛ ተደማሪት? ከምኡ ኢልካ ኣዋርዶ እዩ ኢሉኸ መንዩ ልኢኹካ? ጉጅለ ኢሳያስ?

    • @Helex1393
      @Helex1393 4 หลายเดือนก่อน

      @@weldenegodguad4974 wediza shermuta adeka abtsiergya diya gihiba welidatkum kikewin alewo nezi kitmlis kab bekaeka wediza ketali dem seteyti mesu nerka tikewin niska mendela eu zilikeni sebay ane Haki yeneger alku bisbis shintam shilet Aletka muleeee yetsibetu Eeeehhhh eleka aleku mo nay zi belaeee Ahwatu Hulukus Tsegu degafiu metsika teleka okay wediza shermuta zebeytka simiet zeyblka ok shutfuckup now not answer me keyfenjreka himsmey iytelaelely Bedem eye zihato yebleka alku ehi entaydeka kitbleni delika surka kibnkuseka eye sik bel hiji Kid tifae beakoru Amasgo nezi bojbaj ok....Hizbi beu eu zijmir Hito kiberhalka kabey jemirka malet eu eska tisieb dihriu zeytfelto hateftef iytbel shintamm:-(((((!☝🏾☝🏾☝🏾

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 27 วันที่ผ่านมา

    Issayas is so cruel, he made our heroes like Bitew to spend their life in prison. It’s sad we are not standing for them, I mean most of us are quiet about the injustice that is taking place in Eritrea 🇪🇷. Thank Taegu and others for speaking up what you know, regarding these issues

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245 5 หลายเดือนก่อน +11

    እቲ ዘሕዝን ዝላዓለ ስልጣን ሕዝካ ነይርካ ሃድምካስ ሕጂ ካብ ሰለማዊ ሰልፊ ሓልፍና ናብ እምኒ ምድርባይ ንቀይራ ትብለና ኣለኻ ዝገርምዩ

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 5 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብ ሚድያ ዚዕድመካ ስለ ዝሰኣንካ፡ ብጾትካ
    ኣካፊእካ ክትዕደም ምእንቲ ድጋጊምካ ኢካ
    ትሕሱ ዘለካሞ ተደንግጽ፡ መንኳ ከይኣምነካ
    ዓሻ ዋጠኛስ ዓደቦኡ ጸሪፉ ይድረር ! ምስኪኑ!

    • @tsegayafeworki9521
      @tsegayafeworki9521 5 หลายเดือนก่อน +3

      Bitaemi bitaemi eyom zigermu eko kab jigna nab wekarya bigezae fikadka do tikyer eka wedey nayziom si beynu eko eyu why not sitr elom hiwetom zeymerhu ane eta tigermeni.......suk elkum ezom kulukum memexikum ab media hateftef etiblu nibaelkum geben gerkum ziwexaekum ekum etom etishiktulom jeganu dima bigebenom tedekdikommmm so what? Guhafat ekum gin

  • @genettesfamichael3958
    @genettesfamichael3958 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ኣገልግሎት ከለኹ ናትና መጋቦ ዝነበራ ዋላ ኩላተን ካብ እንዳ ጋንታ ጀሚርካ ክሳብ እንዳ ብርጌድ ኩላተን ደቂ ሰራየ እየን ኔረን ንሕና ኸኣ ደቀስመራ ስለዝኾና ኩላትክን ደቂ ሰራየ howcome ኢልና ንሓተን ኔርና ንሳተን ይብላና እወ ካብ ሓንቲ ዓዲ ምስመጻ ደሓር ኩላ ሰራየ ሰሚዓ ኩላትና መጺእና ይብላና ኔረን። ወሪድዎ ቢትወደድ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ብጥዕና ይሓልዎ!!

    • @ABCDLove-yu5qb
      @ABCDLove-yu5qb 3 หลายเดือนก่อน

      ከመይ ማለት እዩ ደቂ ዓዱ ንቢቶው ዶ ወላ ሰራየ? ብኣውራጃ ትሓስቡ ኔርኩም ድኩም? አዚስ ሳክት ሕማቅ ምክኒት አዩ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኮረነል ዓዲ ራሕሪሑ ዝሃደመ ጀነራል ኣምባሳደራት አዚኦምዮምመስፉን ሃጎስ ጸጉ ፍሳሃየ ኣንደብርሃና፡ ኣብ ዓለም ሙኩአ ተራኢዩ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ሕጂ ሃጠው ቀጠው ይብሉ ሸየጥቲ ዓዶም ቢተወደድ ጅግና ኣብ ሃገሩዩ ተሓይሩ ዘሎ ንምታይ ተቃሊሶም ዘገርምዩ ሓደ ንኹሎም ኣበይቲ ሓለፍቲ ኮፍ ኢሎም ከም ዝሸኑ ገሩዎም ቃልሲ ኣልቦ ሱሱዓት ፈተውቲ ነብሶም የዋርድኩም ኮረነነራት ጀነራላት ኣምባሳደራት FALSO

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325 5 หลายเดือนก่อน +15

    ሃለውለው ጸጉ መወዳእታ የብሉን ራዛ ናይ ኣኩኡ ዶክተር ብኩል በረኸት ሓዛ ዝተደርበየ ሰብ ስምዑኒ ክብል ክነብር ኢዩ መደናገሪ ዓማጺ ምስኡ ንዘየለዉ ጀጋኑ መራሕቲኣልዒሉ ክዛራብ ኣየምሕረሉን ኢዩ

    • @netsaseb6445
      @netsaseb6445 5 หลายเดือนก่อน +2

      his uncle said we r from gonder so tsegu gondere medenageri seb.

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน

      @netsaseb6445 No, what he said was that most of the people in Hamasien are descendants of Denmbia, Gondar.

    • @mussieweldemicael3325
      @mussieweldemicael3325 5 หลายเดือนก่อน

      @@weldenegodguad4974 ጎሓፍ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@weldenegodguad4974welde tembenay agameyay meas hakit tezaribka tifelt ATa agame

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน

      @@robeltewelde1199 ከመይከ ዓጋመ ንዓኻን ነታ ፍንፍንቲ ሓማሴነተይቲ ኣዴኻን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ ኣታ ድቓላ ጎንደሬ

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣያ ጸጉ ቅድሚ ናጽነት ዝበዝሕ ግዜ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ከምዝነበርካ ክትገልጽ ፈሪሕካን ኣይደፈርካን። ሓላፊ ኣሃዱ ሓለዋ ምሩኳት ከምዝነበርካ ጠቂስካ። ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣብ መረብ ምዕራብ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዝነበርካሉ እንታይ ገበን ከምዝገበርካ ኣይትረስዕ። ኣብ ጉዳይ ቤተው ንስኻ እሙን ኢሳያስ ስለዝኾንካ ኢኻ ሽማግለ ተመዚዝካ።

  • @Tbebu2815
    @Tbebu2815 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቶ ጸጉ ንባዕሉ ዝተፈልጠ ሰራቕን መደናገርን ኮይኑ ብሕማም ኣውራጃ ዝተቖማጠዓ ሰብ እዩ😮😮😅

  • @freemedia-so4id
    @freemedia-so4id 6 หลายเดือนก่อน +10

    Fesfashat loqmaxat ikum rugumat ftret ikum blibi

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 6 หลายเดือนก่อน +11

    ቢተወደድ አብ አስመራ ዓቢዩ ዲሒሩ ኢዩ ንዓዲ መንጎንቲ መጺኡ፡ አብ ቲፖ አይተማህረን አብ ሳንጆርጆ ኢዩ ድማ ተማሂሩ፡ ዓዲ መንጎንቲ ድማ 4 ኪሎ ሜትር አቢሉ ኢዩ፡ አብ ሳንጆርጆ ድማ ተማሩ መማህርተይ ስለዝነበረ ኢየ፡ ዝምስክር ዘሎኹ። እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ

  • @tesfamichaelfshaye4265
    @tesfamichaelfshaye4265 5 หลายเดือนก่อน +1

    ለካ ! ጅግና ወትሩ ክዝከር እዩ ፣ ዝበሃል ከምዚ ክኣዩ !

  • @Helex1393
    @Helex1393 5 หลายเดือนก่อน +1

    @Eri Man hawey with all Respekt hasot Tarik zelewom husurat sebat endamtsaka ketelti Jeganu zineberu hatela endamtsaka nezi Hizbe zey kone Hasot Tarik iytedenagrwo kiemen zeykeal please!!!

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኮሎኔል ጽገ ብጣዓሚ ሓሳዊ ኢኻ ንባዕልኻ ብመስተ ኣርኮሊዛቶ ኮይን ትገብሮ ኣትፈልጥ ትዛረቦ ዝነበርካ ብግቦ ጠሲጢስካ ኣብ ቤት እስሪ ትአትው ትወጽእ ኢኻ ነርካ ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน +1

      በዓል መን እዮም ከምኡ በል ኢሎም ልኢኾምኻ ኣታ ቢያንቶኒ ፍጥረት

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 หลายเดือนก่อน

      ሰኽራምን ጉበኛ ምንባርካስ ኣሎ ሕሜት

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bitweded junior and highschool an St Joseph iyu wediu tewedibu yiserihin yenikihin neyru then sile zitehasewelu ni meda kikeyid kiilu

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርምዩ ኣጥፊእና ክንብል ሃገር ምሉእ ብጣዕሚ ዘሐፍር ኢዩ።

  • @ABCDLove-yu5qb
    @ABCDLove-yu5qb 3 หลายเดือนก่อน +4

    ንምንታይ ገጾም አንዳ ተራኣዩ እቲ ሓታቲ ውን ከሙ ብቭድዮ ዘይትርግሕዎ?

    • @mesmermesmer2931
      @mesmermesmer2931 หลายเดือนก่อน

      እዚ ቀደም ኣብ ፓልቶክ ዝነበረ ትረኻ ኡ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +6

    ስኣን ምሕባርና ኢዩ እዚ ኩሉ መቕጻዕቲ ዝወርደና ዘሎ፡ ዘይንልብም ግዳ ካብዚ ምዓትዚ ሓራ ክንውርጽእ ዘይንፍትን።
    እቲ ዝገርምሲ ቅድሚ ቢተወደድ 100 ግዜ ብዓል ጴጥሮስ ብዓል ድሩዕን መሰልቶምን ብጅግንነት ክስመዩን ክድነቑን ከሎው ኢዩ ዘገርም። መዳለውትን ዘይሓቅኛታትን ምዃንና ድማ ትርዳእ።

    • @Ayngage
      @Ayngage 5 หลายเดือนก่อน

      AYTHAZELEY.
      TOO LATE!!!!!

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho 5 หลายเดือนก่อน +8

    ኣታ እዚ ካካይ ናይ ሰብ ሓርኢ ኮነ ኢሉ ከጸልም ክብል ንገዛእ ርእሱ ዝጸለመ እዚ ሑሱር ካብ ርሑቕ ዝጨኑ ኩሉ ነብሱ ሓርኢ። እንኳዕ ጽቡቕ ገርና ንፋለጥ ኮና።

  • @j2g557
    @j2g557 5 หลายเดือนก่อน +1

    How come no live video?

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet1687 6 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome 🎉

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348 5 หลายเดือนก่อน +16

    በጃኩምንዶ ተሰተሩ ኣይተስሕቁና ንመን ክንኣምን መምስ ጨነቀኩም መጺኩም ኣይተጽሙና።

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน

      እዚ ከምዚ ናትካ ዓይነት ኣታሓሳስባ እዩ ንኢሳያስ ኣብዚ ደረጃ ክበጽሕ ጌርዎ ማለት ንስኻ ከማን ካብ ኢሳያስ ዘይንእስ ገበነኛ ኢኻ

    • @mebrahtsamuel2348
      @mebrahtsamuel2348 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@weldenegodguad4974 ዝኮነ ሰብ ኣፍ ዝሃቦ ንገድልን ታሪኽን ኣቦታትና ከቃሽሽ ይክል ኢዩ ። ብዘይ ጭብጥን መርትዖን ግን ዝኣምኖም የሎን። ስቅ ኢልካ ኣይትዕፈር ።

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน

      @@mebrahtsamuel2348 ዓፊራ ትጥፋእ እኖኺ: እንታይ ትገብሪ ኣለኺ ኣብ ኤሮጳ? ካብዞም ሳላ ህግ ዑቕባ ረኺበ ካብ ብእምኒ ምሙሳግ ተጋላጊለ ኢሎም ዝኣምኑ ዲኺ ያያ መሃይም ዋሕድ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@weldenegodguad4974welde tembenay agameyay you are weyane agame

  • @loveerinosinle4067
    @loveerinosinle4067 5 หลายเดือนก่อน +2

    Hateftef zytdekumu Halawat derhue

  • @user-po7fg6je5s
    @user-po7fg6je5s 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣየ ጸጉ !

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 5 หลายเดือนก่อน +2

      የደንግጽ፡ ምስመንከ እዩ ዘህተፍትፍ?

  • @BAY3-bl7yj
    @BAY3-bl7yj 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰብ ጸውዕ ተበልኩዎስ እውይ ዕብዳን ኣታ ዘይትስተርከ

  • @merhawisyoum6899
    @merhawisyoum6899 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብኣይ ክዛረብ እንከሎ: ይሕሱ ከምዘሎ ፍሉጥ::
    ሓሳዊ ሰብ ሰጋእጋእ ናበለ እዩ ዝዛረብ::

  • @abelkaleb7961
    @abelkaleb7961 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጸጉ ፍስሃየ ናዓኻ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ሂቡካስ ኣብዚ ኣፍዝይጽርዩ ትፍልጦን ዝይትፍልጦን ሽኮሪናዝርባታትካ እሞ ምስ ታሲርካ ምንባር ዝሃጮ ምውርዛይ ክትግብር ንብጾት ራሕሪሕካ ኬድካ ንዝማሃርካ ስውራን ምንግስትን ክትንክስ ሞራላዊ ሓላፍነት ይብልካን ብዝዕባ ብትውደድ አኹን ካሎት ኣብ ኣሜሪካ ኬንላ ሃምብርገር እንዳብላዕካ ሃትፍትፍ ምባል ሚዛንካ ከም ክሎኦት ብጽልእን ቕርሕንትን ኢስይያስ ትብጊስካ ካላይ ገበን ኢካ ትፍጽም ዝልካ።
    ኣብርሃም ኢሳቅ ዝብልካዮ ዝይትፍልጦ ኣይኮንካን ኣባል ውደባ 06 ቅደም ምስ ህዝባዊ ምምሕዳር ዳሓር ኣብ 2ይ ውደባዊ ጉባኤ ምስ ናብ ክፍሊ ስልያን ጽጥታን ምስ ጴጥሮስ ስለሙን ኣብ ክፍሊ ስልያን ጽጥታን ትመዲቡ ዝስርሕ ዝነብር ሙሪጽን ፍቱንን በሊሕን ዝነብረ እዩ።
    ምንእኣስን ምውርዛይን ንሓልፍቲ ኣብ ኣሜሪካ ኬንካ እሞ ምስዞም ኣብ ቻንላት ኣፍ ዝጽርዩ ዘልዉ ሓትትቲ ካብ ብጾትካ ሃዲምካ ምልፍላፍ ንባዕልካ እውን ታሲርካ ስልዝነብርካ ብጹእ ክትምስል ዝስሕቕ እዩ።
    ሃትውትውካ በልዩ ናብ ጋሓፍ ክደርበ እዩ።መንግስቲ ንጌጋታት ክህደእ ዝግብሮ ዝነብሪ ምቅጽዒ ሕጊ እሞ ንስካኻ ኣቡ ትምዲብካ ትጻሪ ኔርካ ካብ ላዕልን ታሕትን ዝነብሩ ብጾትካ ሓለዋ ስውራ ብሊጽካ ኣይኮንካን ህጂውን ኣፍካ ኣጽሪ ብዙሕ ኣይትዛርብ።

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 2 หลายเดือนก่อน

      Kem seb ketekebro aleka ketali

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 6 หลายเดือนก่อน +25

    መምስ ክፋኣኩም ሕጂ ኩስቶ ስሪቑ ክምዚ ግሮም እንዳ በልና ኣይተስቕይና

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 5 หลายเดือนก่อน

      አይትህደም ነቲ ሐቂ ፊት ንፊት ግጠሞ
      ዓይንኻ ክፈት ባዕልኻ አይትዕጾዎ።

    • @desebelkahsay2480
      @desebelkahsay2480 5 หลายเดือนก่อน +1

      ዝይከውን ሕጂ ሃገር ምስ ካሓደካ ኣብ ስደት እንዳ ነብርካ ዝምጽእ ለውጢ እንተ ኣሎ ንጽበ?

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@dawitjignaመምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@dawitjignaመምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 5 หลายเดือนก่อน

      @@robeltewelde1199 ሮቢ ዓርከይ እቲ ናትኪ መልሲ ጠፊኡኒ እንቁዋዕ መጻኽኒ ።
      70 ሽሕ ኤርትራዊ መንእሰይ ምእንተ ኢትዬጽያ ይሕሸሸ
      ኢሱ አፈጨርቂ ግን 7 አሕዋቱን 4 አሐቱን 3 ደቁ ዮዕቅብ
      1. አማረ አፈወርቂ ይነብር
      2. ኤርምያስ አፈወርቂ “
      3. ዬናስ አፈወርቂ “
      4. ናርዶሰ አፈወርቂ “
      5. ጽገረዳ አፈወርቂ “
      6. መዋእል አፈወርቂ “
      7. ጼጥሮሰ አፈወርቂ “
      8. ጻዉሎሰ አፈወርቂ “
      9. አርያም አፈወርቂ “
      10 ሮቤል አፈወርቂ “
      11. ፌቨን አፈወርቂ “
      ምስ 3 ደቁ ይነብሩ

  • @DawitTeklemariam-xe2xs
    @DawitTeklemariam-xe2xs 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጻይ ጸጉ ፍስሃየ ንዝሓልፍ ዘይሓልፍ ሕማቅ ታሪክ ኣይትግደፍ ከም ትፈልጦ እቲ ሰውራ ብዙሕ ሕማቅን ጽቡቅን ሓሊፉ እዩ ትፈልጥ ኢካ ሞ ሕጂ ውን ታሪክካ እንተትዕቅብ ጽቡቅ ነይሩ ዜጋታት ወይ ሕብረተ ሰብ ጽልኢ ዝፈጥር ዝዓይነቱ ካልእ ሓርበኛታት ብጾትካ ምውንጃል ትረክቦ ረብሓ እንታዩ ብሕጽር ዝበለ ዓገብ ክብለካ ከም ብጽቡቅ ዝፈልጠካ ብጻይካን ሓውካን እዞም ኣብ ደገ ኮይኖም ታሪክ ሰውራን ታሪክ ውልቀሰባትን ዘጸልሙ ከድዓት ምስኦም ክትስራዕ ኣይተዋሕጠለየይን ጸጉ ሕጂ ውን ዓገብ ታሪካን ታሪክ ብጾትካን ኣይተባላሹ

    • @Wedi_bitweded
      @Wedi_bitweded 4 หลายเดือนก่อน

      ካባኻ ንላዕሊ ከዳዕን ሓሳውን ጠላምን የሎን። መልስኻ ኢዩ ዝገልጸካ፡ድቓላ። ብዛዕባ ቢተው እኮ ምስ ኣሰርክሞ ጽልኢ ተተኺሉ ኢዩ።ሕጂ እዚ ሰብ ዝዘርኦ ጽልኢ የብሉን ፡ታሪኽ ዝስነድ ታርኽ እምበር። ቢተው ሲ ዘይምእዛዝ ንኢሰያስ እምበር ምንም ገበን ኣይረኸብናሉን ኣብቲ ዝተዋህበና መርመራ ይብለካ ኣሎ። ሓሳዊ ትብሎ፡ ቢተው ምስ ወጸአ 1997 ከማን ሃገረይ የሕሊፈ ኣይህብን ነዞም ገዛእትና ሓረድትና ኢትዮጵያ ኢየ ኢለ እምበር ሰሪቕካ ዝብል እንተሎ ሕጂ ይምጻእ ክሳደይ ንኻራ ደይበለካን፡ዘይበልካ ሽዑዑ ንምንታይ ንስኻ፧ ትፈልጦ እንተለካ ግን ሃየ
      ባርነት ናጽነት ዝመስለኩም ሰብ መሰል እንስሳ፡ ንኸም በዓል ከማኻ ኣሚኖም በጃ ምሕላፎም በዓል ቢተው ኢዩ እቲ ጌጋ

    • @Helex1393
      @Helex1393 4 หลายเดือนก่อน

      Entay Tarik alewo dea eka Tarik tiblo...kulukom Hademti kab sewera Athizkum sheramut Amnzira kem chew tebetsbets Dewit betsay kea tibleley ezi Tarik Hatela ezi shilet dem Jeganu belaee seraki Tsegu dea Amnzia swera Beret ke hizu do yefelt yekewin ...Sidiray endiu Atfiuley delo bedemom yetehatseb ezi Tenkesakasi RESA Dirashu kitefeie eu...Eska kea Sik Tebelka yemerets Please....Betsotka ab Kunnat endatewagu eko eka Rahrihkayom kedka kiltekun Hade serkti ....Wala Tekawemti Win kindey keyamnkum Lekbat kulu geze Lekbat sele zikone....Hizbe iytedanagurun ekum AWEA☝🏾☝🏾☝🏾

    • @Helex1393
      @Helex1393 4 หลายเดือนก่อน

      @@Wedi_bitweded Exctly esu eu eti Haki Kubury Hawey:-)
      Abezi seb kedanagru ...meshakin Jeganu dea mentana ab gudgad ewe sefirom mes Tsiruy Tarikom🥺🙏🏾

  • @robsnet7976
    @robsnet7976 5 หลายเดือนก่อน +1

    Col. Tsegu ! Please tell us your story too; what we're you doing with Fessahaye ( Zeiti), what deal did you do when you came for skimming-taining in 2000 in South Africa.....tell us yours too?

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 5 หลายเดือนก่อน

      ብመስተ ተጸንጺሉ እናሰኸረ፡ ቨልዎ

  • @peacecaseekpeacecaseek1919
    @peacecaseekpeacecaseek1919 หลายเดือนก่อน +1

    Why doesn’t the interviewer stay quite and not make noises ; unprofessional and annoying

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw หลายเดือนก่อน

      KISEMO JEMERE...AKORETSEYO BSENKU.
      MESELCHEWI!!!!!!!
      COMMENT MINBAB EYE ZFETU.

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤አነ ድማ ክሳብ ሕጂ ዝገርመንን ዘይተጸበኽዎ ግን ድማ ዝኾነ ነገር አቶ ርመዳን መ/ኑር አብ 1997አብ አስመራ አብ ዝነበርኩሉ ግዜ 16 ኪሎግራም ወርቂ ዝተሰርቀሉ መዓልቲ እዩ!! ""ጥቅሚ ገንዘብ ረሲዕዎ ቀዳድዩ ጅባኡ"" እናተባህለስ እዚ ክንድዚ ዝአክል ወርቂስ ምንጩ እንታይዩ? ናይ ኩሉ ግዜ ሕቶይ እዩ!!!❤❤❤

  • @menkafirst
    @menkafirst 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም Eri Me ንመጀመረያየ መደብኩም ዝሰምዕ ዘለኹ።
    ብወገነይ ብ1974 ካብ ኢትየጵያ ዪኒቨርሲቸቲ ቀሃስ ተመሪቐ ህሓሓአ ዝተሰለፍኩየ። መራሕ መስርዕ'ዉን ኮይነ ኣይፈልጥን።
    ስልከኹም እንተትልእኩለይ ብ ዋትሰኣፖ ኢሞ...ገለ ምተዛረብኩኹም ተሞክሮ ናተይ ምርኩስ ገይረ ኣብዛ ዝሰማዕኩዋ አርእስቲ ብዝምልከት።

  • @afeworkighebrehiwet1490
    @afeworkighebrehiwet1490 หลายเดือนก่อน

    Eritreans were united to drive out the enemy . Almost half of the population left the country. Why did our government fail to stop the mass exodus?

  • @afeworkighebrehiwet1490
    @afeworkighebrehiwet1490 หลายเดือนก่อน

    Eritreans were victorious to drive out the colonial enemy , but we developed the culture of betrayal after the referendum. The leaders betrayed each other . As a result, the country died.

  • @Mussie-b
    @Mussie-b 5 หลายเดือนก่อน +12

    ኣቶ ጸጉ፥ ሕማቕ መዓልቲ ዊዒልካ ኣብ ቃልዕ ወጺኻ ዝኣረገ ሽጣራ ሰብ ከተነዉር ከተጸልም ቁሩብ ሕፍር ክትብል ኔሩካ። ካብ ኮነሬልነት ናብ ደምበ ዕነ?

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน +1

      ካብ ናይ ኢሳያስ ኮነሬል ምኳን ጃለ ሙኻን ሺሕ ግዜ ይምረጽ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @Helex1393
      @Helex1393 5 หลายเดือนก่อน

      Gidefo eba ezi leba medenageri lokmats shilet sheyani hatela tarik Esu baelu Jenanu reshani Tsegu Amnzira nay swera zinbere abza resiu alku sedray eu ketiluley ezi Seraki Genzeb baelu zisereko eko eu i know him good

    • @justiceseeker4961
      @justiceseeker4961 5 หลายเดือนก่อน +1

      መራሒ ህግደፍ ከምኡ ጀልጃላት ሰባት ብዓል ሙስጦፋ ንጅግና ተባዓ ሓውና ኣያና ተመሻጢሮም ካብ መሪሕነት ካኣልይዎ ስለዝደለዩ ሰዊሮሞ።ጅግና ግን ንጀልጃላት ኣይመሳሰልን ሰብኡነቱ ኣየረክብን እዩ።ደውን ኢሎም ውን ክምጉቱዎ ከምዘይክእሉ ይፈልጡ እዮም ፡ እታ ሰራቂት ጉጅለ ብስብኡነቶም ዘረከቡ ዝተከበት ንሓቂ ደውል ኢላ ክትማጎት ኣይተራኣየትን፡ ንሓቂ ኩሉ ግዜ እንተዝይተማጊትካላ ይንዋሓ ይሕጸር ግዳይ ከምትከውን ፍሉጥ ስለዝኮነ ኩሎም እቶም ዘስቀጡ ብዝተፈላለየ ታኣሲሮም ተቀቲሎም።ጅግና ተባዓ ቢትወደድ ሓቂ እንተዘይነብሮ ኣብ 1997 ምስ ተፈትሓ ተሰማሚሑ ናብ መሪሕነት ምተመልሰ፡ከምቲ እቲ ሎቅማስ መታለሊ መራሒ ህግደፍ ዝሓሰብ ቢትወደደ ኣብ ግዜ ኪናት ወያነ ብጅግንነት ኪናት ክመርሓሉ ሓሲቡ ዘውጾ ጅግና ግን ስለሓቂ ዳኣ ይሓልፍ እምበር ብውደሳን ግንዖን ኣይታለልን።fuck ጅ15.ንመስፍን ሕተቱልና ኣብዛ ጉዳይ ናይ ቢትወደድ በጃካትኩም።ክብሪ ኣለና ኣብ መስፍን ግን፡ ኩሉ ናይቲ ድያብሎስ መራሒ ህግደፍ ምስጢራት ይፈልጥ እዩ ምስጢራት ኣውጻኣዮ ከይከድካ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@justiceseeker4961 ከማኻ ቁርጽ ዝበለ ኣርኣእያ ዘለዎ ጥራሕ'ዩ ውቃበይ ዝቕበሎ። ናይ መስፍን ግን ሕሰበላ ድኣ..... ድሕሪ ተደምረናል እንታይ ሚስጥር ኣሎ??? ኢሱ ኮሸምሸም እንዳበለን ብሓጎስ እናነብዐን ኣፍልቡ ክጥብጥብ ኣይረኣኻዮን ዲኻ????

    • @hermonogbamichael8599
      @hermonogbamichael8599 5 หลายเดือนก่อน

      Hasewti iyom beal izi

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏

  • @user-pq7ef7mo4n
    @user-pq7ef7mo4n 5 หลายเดือนก่อน

    كان حديثك ممتاز جدا.. سقو مناضل ممتاز.. الله يكثر من امثالك.. للأسف ناضلتم كل السنوات تحت اسياس افورقي... التغير ضروري من الداخل.

  • @haileabm2833
    @haileabm2833 5 หลายเดือนก่อน +3

    I got a question for the Colenel, if $36000 was a budget for the military and Awliay kept the money in his house, where did they get other sources of funds to feed itself? The story doesn't add up.

  • @romatewelde1620
    @romatewelde1620 6 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍👍💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @kibreabkibreab9266
    @kibreabkibreab9266 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ብተወደድ አብ መንደፈራን ከባቢን መራሕ ጉጅለ ኢዩ ነይሩ ምስትምህርቱ ከሎ ።

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብትወደድ እወ ጅግና ኢዩ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ኢዩ

    • @user-zg8rl1vt4b
      @user-zg8rl1vt4b 6 หลายเดือนก่อน

      ካብ ሰበስልጣን ሽዓብያ ጥዑይ የብሎምን ግድፉና።ቢትወደድ ዝረሸኖም መንእሰያት ኤሪትራ ዘህልቀ ኢዩ፡ዘይትፈልጥዎ ኣይትዛረቡ

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-zg8rl1vt4b ኩዕንትይ ጎላሉ ጀግና ክትመስል ትጻወቶ ትካብ ፍኖ ጥልያን ድካ ክክክክ

    • @user-zg8rl1vt4b
      @user-zg8rl1vt4b 6 หลายเดือนก่อน

      ክላእ ሓተላ ሱቅ ኢልካ ኣብ ዕንክሊል ንበር ጌና ንስኻ ኣብ ሕማም ኣውራጃ ተደርቢኻ ኣለኻ ሓሻካ፡ ኣውራጃ ዘይብልካ ወዲ ደርጊ ግርም ምሕቢኢ ረኺብካ ክክክ ክትፈቱ ክትጸልእ ዝኮነ ሓላፊ ናይ ሽዓብያ ሰብ ከይቀተለ ናብ ስልጣን ኣይመጽእን ።ንጹህ ኮይኑ እሞ ከኣ መራሒ የለን ኩሎም ስሕለት ዘቀበሉን ከም በጊዕ ብክሳዱ ዝሓረዱ ኢዮም ኩሎም።እንተደሊኻ ግን ቢተወደ እንታይ ጌሩ ንመን ቀቲሉ ዘርዚረ ክጽሕፎ ኣይሽገርን ግን ንኣምሓሩ ዘይኮንኩ ንደቂ ሃገረይ ክመሃርሉን ክልብምሉን ንኸይድገም ክብል ሓደ ብሓደ ኣነ ጥራይ ዝፈልጦ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ተጸበ ።እንተ ንስኻ ግን ባርነትካ ቀጽል

    • @user-cc5cq4jz1h
      @user-cc5cq4jz1h 6 หลายเดือนก่อน

      @@user-zg8rl1vt4b ቆማል ትግራዋይ ለማኒ ኪድ ነቶም ዝፋሐሱ ዘለው ይግራይ ሃገርካ ምህሮ ሃቦም ደንቆሮ ትግራይ ደናቁር ኢያ ተፍሪ

    • @user-uh4cr5sb8d
      @user-uh4cr5sb8d 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-zg8rl1vt4b መዓስ ክርሽን ርኢካ ሓሶት ዘይትገድፍዎ ካብ ማእከላእይ ሽማግለ ኣብ ሰውራ እኮ እዮም ኣልየሞ ኣብ 1991 ድማ ኣሲሮሞ ወይስ ተጋዳላይ ምኳኑ እዩ ገበኑ ሕልክስክስ ዝብሉ እናተሸሙ እዮም መጺኦም ቢተው ድማ ዝነበሮ ስልጣን እናጎደለ መጺኡ

  • @AlyeGheryeGhebrehiwot
    @AlyeGheryeGhebrehiwot 6 หลายเดือนก่อน +5

    ቢተው ከምስሉ በርር ብጥርሙዝ ቢራን ወስኪን ክንድዚ ክአስርዎ ዘይሕሰብ እዩ፡ግን በዓል መስፊን፡ጴጥሮስን ካለኦትን አብታ ጸበብ ግዜ ጠሊሞም

    • @ERITREA-xu2ur
      @ERITREA-xu2ur 5 หลายเดือนก่อน +1

      Kulom telimomo mesfin & petros tray elka aytikises lekbat

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน

    We have a war with tigray so why you talk against eritrean people at this time we feel sorry those eritrean people to see in jail but we need to be united together against our enemy

  • @menkafirst
    @menkafirst 5 หลายเดือนก่อน

    Eri M
    ሕጂ ወዲአያ። ኣብ መደመደምታ ካብ ኮለነል ጸጉ ከምዝተማሃርካ ክትምሃር ድሌት ከምዘለካ ሓቢርካ። ቅኑዕ ኣባሃህለዩ። ትምህርን ትማሃርን ኢኻሞ።
    እዚኣ ኣብ ተግባር እንተዉዒልካያ ብወገነይ ናይ ተራ ምሁር ተጋዳላይ ተሞክሮይ ማለት ናይ አብ ዉሽጢ ቃልሲ ቃልሲ Revolution within Revolution ክሕብረካየ።

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn349 5 หลายเดือนก่อน +1

    ህግደፍ ናይ እስያስ ንብረት እያ ተጋደልቲ ከኣ ናይ እስያስ ኣገልገልቲ እዮም ንሃገርን ህዝብን እሎም ንሳሕል ወርዶም ኣገልገልቲ እስያስ ኮኖም ተመልሶም

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 5 หลายเดือนก่อน

    Because Eseayas he Was playing with the People of Eritrea and still know he is a Player .

    • @bornrebel7657
      @bornrebel7657 5 หลายเดือนก่อน

      Isaias is a devil.omg
      ሙስጠፋ ሙስጠፋ ኣይትበል አሻ ኢኻ።ሙስጠፋ ካብ ኢሳያስ ዝተዋሕቦ ትእዛዝ እዩ።ኢሳያስን ቢትወደድን ብጉዳይ ንብረት ወደብ አሰብ ተሰሓሒቦም፡ ቢትወደድ ምስ ገለ ሐለፍቲ ነቲ ጉዳይ አልዒሉ "ክላ እዚ ሰብ እዚ በይኑ ናጽነት ዘምጾኦ መሲሉዎ" ኢሉ ተዛሪቡ።እቶም ሀለፍቲ ንኢሳያስ ነጊሮሞ።ኢሳያስ ንኩሎም ኤርትራውያን መን ምኳን ከርእየናን ከርእደናን ስለዝደለየ ንቢትወደድ አጸሊሞ ልዕሊ 30ኣመት አሲሩዎሎ።በቃ እዚኣያ ታ ሀቀኛ ታሪክ።

  • @Abebe45
    @Abebe45 5 หลายเดือนก่อน +16

    ጸጉ ፍስሃዬ እኔ እውኑቱን ልንገርህ አደርባይ ሰነፍ ነህ ።

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 5 หลายเดือนก่อน +3

      ድንጋይ ራስ አንተ ምን እንዳለ የትረዳህ አትመስልም

    • @isaiasmichael3175
      @isaiasmichael3175 5 หลายเดือนก่อน +2

      ኣንታ እንታይ ክትሓተሉ ኢኻ ትኽክል ሕቶ ንምንታይ ዘይታሓትት ። ንምንታይ ኢኹም ኢሰያስ ዘይፍትሓዊ ክገብር ከሎ ንስኹም ንምንታይ ኢኹም ናሓድሕድኩም ትባልዑ ካበይ ሕብረተሰብ ዝበቆልኩም ኢኹም ኢልካ ሕተቶ ።

    • @SkyEritrea
      @SkyEritrea 5 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ብዛዕባ ሃገርካ ግበር ኪድ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน +1

      ስላጣን ሲኢንኩም፣ ሰሪቅኩም ወይስ ህማቅ ገርኩም ተ ኣሲርኩም ዝነበርኩም፣ሃዲምኩም ከም ወካርያ ዝዋውዕ ኣሲርኩም ጻድቃናት ክትመስሉ ኣይትፈቱኑ ሃሶታት ጭብጢ ዘየብሉ ሓርባኛታት ከተካፍኡ ገለ ትካቦ ተረከብኩም

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Higuain1995ኣንተ እብድ የፈለገው መናገር መብቱ ነው

  • @kidane4266
    @kidane4266 5 หลายเดือนก่อน

    Merci beaucoup bonne journée

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 5 หลายเดือนก่อน

    Very Nice
    Well come

  • @kidisty.woldez6974
    @kidisty.woldez6974 24 วันที่ผ่านมา

    መን እዩ ሞ ክሰም ዓኩም :ሕጂ እዝንና ኣይተሕሙና ከምዚ ነይረ ከምዚ ገይረ, ረሳሕ ክዳንኩም አብ ደገ ኣይትስጥኹ:ንርእስኹም ኣይርኾኑ ነሃገር ኣይትኾኑ ::

  • @kidane6417
    @kidane6417 5 หลายเดือนก่อน +1

    Helwlw haswi lakbat fooo funfun

  • @asliErda62
    @asliErda62 6 หลายเดือนก่อน

    RIP Isayas F & Amaniel F bros zegu bro hope say all things all honest & all correct...we live once ..do it zegu bro...

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 5 หลายเดือนก่อน +1

    Bitow wedi adi mengonti u hawna u

  • @Ayngage
    @Ayngage 5 หลายเดือนก่อน +1

    ASMARA ABEY NERKA?
    PLEASE?
    TIFELTWO TELEKHUM.

    • @mathewosmengistu1592
      @mathewosmengistu1592 5 หลายเดือนก่อน

      ኣብ አምባ ጋሊያኖ ኔሩ። 1972-1974 ኣብ ኣዲስኣበባ ኔሩ።

  • @sesnu2161
    @sesnu2161 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቢትወደድ ኣብ ዓሰብ ኔሩ ደርጊ ዝኣከቦ ዊስኪታት ኩሉ ኣብ ወደብ ክኣቱ ዝኽእል ሰብ ዝደለዮ ይወስድ ይሰቲ ገለ ኔሩ፡ ክሳብ እቲ ሕጋዊ መገዲ ዝሕዝ፡ ድሕሪኡ ኣብዚ ቪዲኦ ትገልጹ ኣለኹም። ኣብዛ ጉዳይ ቢተው ምሕደራ ዓሰብ ኔሩ፡ ናይ ሜግሬሽን ራሻይዳ ኔሩ፡ ንጉሰ ወዲ በርሀ ድማ ኣብ ወደብ ሓላፍነት ኔርዎ። ዝባሃሉ ኣብ ዓሰብ ኔሮም። ዊስኪ ሸጥካ ኢሎም እዮም ኣሲሮሞ ቲምኽንያቱ፡ ሓንቲ እቲ ብዛዕባ ዓሰብ ዝግበር ዝካታዕ ስለዝነበረ እዩ። ኣብቲ ካልእ ግና ትፈልጥዎ ሕቡእ ተኾይኑ ግለጹልና። ስምኦን ገብረድንግል ወዲ ዓሰብ እዩ፡ እሱ ዘሳወሮ እዩ፡ኣስተውዕሉ። ኣቡኡ ኣብ ወደብ እዮም ዝሰርሑ ዝነበሩ። ብዝኾነ ቢተው በደል የብሉን። ዝገርም መርከብ ዝኣክል ንወያነ ዝገደፍኩምሎምሲ። ብዊስኪ ሰብ ይእሰር፡ እዚኣስ 60 ኣላታ። የቐንየልና ነቲ ሓበሬታኹም።

  • @kirosghebrewold7080
    @kirosghebrewold7080 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ይገርመኒ ብሓቂ ዶ ሓዊ ኣስተር ድኻ ,ንረስካ ፈኩስካ ንስድራኻ ለክምካ ,የሕዋትካ ዝፍክኡ ነይሮም ሕጂ ,ይሓፍሩ ኣሎዎ ,ሓደራኻ ድላይካ ተቃወም ግን አዚ ኩሉ ኣብ ሜዳ ኣርግካ ,ሕጂ ኣበይ ነርካ ኢኻ ክንድዚ ተዛረብ ,ነዚ መነሰይ ,ሕማቅ መንፈስ ተሕድር ,ኣየዋኑን ,ሕጂ አንታይ ይመስል ,ንጸላኢ ተራጉድ aloka

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 หลายเดือนก่อน

    Do...kab leba teqebali leba. Imo dea izi kulu amet abey nerka hiji tizareb. Senef

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน

    Esikas nai haki tegadalai neyirka mallet diyu hateftef tibil zelleka hiji

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 5 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ ዝገርም ነዚ ጨካን አብ ሗለዋ ሰውራ ን ብዙሐት ምህሩትን ንጽሁትን ብጭካነ ዝቀተለን ዘቅተለን ምቅርብኩም እዩ.

  • @hanut8650
    @hanut8650 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሮሞዳን ከኣ መስሓቕ ኢኻ: ኩሉ ከም ትፈልጥ ትዛረብ: ከም ላዕለዋይ ኣዛዚ ገንዘብ ከመይ ይሕዞ ባዕሉ እዩ ዚፈልጦ:: ቆልዑ ክምህረሉ ሓቲቱኒ:? ንዓኻ? ሓላፊ እኮ ነይሩካ እዩ: ? ግዜን ኩነታትን ተራእዩ ስምኦን ጥራይ እዩ ናብኡ ኪምድበካ ዚኽአል: :

  • @abelkaleb7961
    @abelkaleb7961 5 หลายเดือนก่อน

    ጸጎይ እታ ሓላፍነትካ እካ ልትናል ክሎኔል ድያ ምሉእ ኮልኔል ኢኻ ።ንብጾት ሓልዋስውራ ክሓተላ እየ።ካብ መሳርዕ ጽጥታ ክልኻዳኣ ዝይትቃልስ ሕጂ ዓዲጋና ኬንካ ሃትፍትፍ ክትብል ኣዛ ኩላ ሓላፍነት ዝሃብትካ ትዕዝብታ ትግብርልካ ኣላ።እንት ኣፍ ዝጽርዩ ኣብ ደገ ዝለው ህጻናት ኣብ ፖሎቲካዊ ንቕሓቶም ትሑታት ውረን ውዲውረን ክትውሪ ሚዛንካ ፍኪሱ እዩ።

  • @user-po7fg6je5s
    @user-po7fg6je5s 6 หลายเดือนก่อน +7

    ጸጉ !! ብዛዕባኻ ዝባሃል ኣብ ኣስመራ ( እቲ ናይ ዘመነ ገድሊ ገዲፍካ) ማለት ድሕሪ ናጽነት ኣብቲ ተመዲብካሉ ዝነበርካ ቦታን ከምኡ'ውን በታ ዝነበርትካ ንኡሽተይ ስልጣን ተጠቂምካ ዝፈጸምካዮ ገበን ብጀምቢል ሰፊርካ'ውን ኣይውዳእን'ዩ ! ብዝኾነ ኣናህብ ተንኪፍካ !! ድሕሪ ገበን ምህዳምካን ክድዓትካን እታ ንዓመታት ኣጽቂጥካያ ዝነበርካ ምሓሸትካ !! ተመራጺት እያ ነይራ !!!

    • @Ayngage
      @Ayngage 5 หลายเดือนก่อน

      Kurub eski kabti zegebero...
      Please.

  • @fesssehaiemessu4405
    @fesssehaiemessu4405 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ሓታቲ ካብቲ ናይ መላሲ ንላዕሊ ተንታኒ ኮንካ ካብ ቃለመሕትት ወጺኡ መቐረት ሲኢኑ።ጸጉ ንባዕሉ ብዛዕባ ትካላዊ ኣሰራርሓ ተወራዝዩ ክገልጸልና ጸኒሑ ንሱ ኣብ ሰልጣን ከሎ ኣብ ሃገረ ስብከት ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ንሱ ብዘእተወላ ሕንፍሽፍሽ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሓሸውየ ኣላ ክሳብ ናይ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ሽግር ሊሒኹ ዝኸደ እዩ ኔሩ ።እንታ ቆፍኡ ክትንከፍ ምጀመረት ክኣ ሃዲሙ ወጺኡ ሕጂ ኣካይዳ እቲ ስርዓት ክምህረና ጀሚሩ እንታይ ክብል ደልየ እየ ኣካይዳ እቲ ስርዓት ከምታ ንሱ ዝሰልጠነላን ባዕሉን መሰለልቱን (ሓለዋ ሰውራ ከሎ)ዝሓገግዎ ኣካይዳ እዩ ዝኸይድ ዘሎ (ዘይትካላዊ ኣሰራርሓ) ህዝቢ ሎሚ በቲ ኮነ በቲ ዝወደራበ መደረጋሕ ፖለቲካዊ ትንተና ተሰላችዩ እዩ።ክሳብ ሕጂ ከብዝቐርቡ ዘለው አፍንጭኦም ምስተተንከፈት ዝምድሩ ናይ ዘመንና ፖለቲከኛታት ሓደዃ ዝናሳሕ ንህዝቢ ይቕሬታ ዝሓትትበደሉ ዝኣምን ሰብ ኣይሰማዕኩን(እንተደአ ሃልዩ አረምታ ይጽበ)

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane1706 5 หลายเดือนก่อน

    እቲ ምስ ስምኦን ዝነበረ ዶኩመንት ስለምንታይ ዘይረኣኻዮ?

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน

    Why you don't show your face both of you you must be weyane ekum hasewti ekum

  • @kidane6417
    @kidane6417 5 หลายเดือนก่อน

    Men neru halfi nayi nagdi ???

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 4 หลายเดือนก่อน

    28:54 Hasawi ane godebo bitweded eye, gn nska leba eka, entay geru elka hseb, b awraja tzareb aleka ,hasawi eka, zkone seb kieser ykiel eyu, hager gn b hade seb waga ayttmenn eya, eti gega
    ktzarebelu aydelekan, kali elama eyu zeleka
    leba. B dhri msaru tefetihu, ab adi men goti adu seb akibu entay tezaribu? Kulu tezareb.

  • @asliErda62
    @asliErda62 6 หลายเดือนก่อน +1

    Isayas , Amaniel & tsegu r bros emba galiyanow & Biteweded ( bar Tiblez area) called emba galliano named by then .,hope Tsegu tell z truth...if not ...??? Tsegu tell z Truth

    • @Ayngage
      @Ayngage 5 หลายเดือนก่อน

      BAR TIBLETSE AKEBABI B EMBAGALYANO AYKONEN ZEFILET NEYRU.
      ABEY GEZAWETKHA/I KIBHAL KELO, BAR TIBLETSE EYU ZBHAL NEYRU (UNIVERISTY DIMA...BAR MEGARIH)
      TEZEYTEGAGYE.
      ZEBHERE MAYTEMENAI.

    • @user-tc7st1kv2n
      @user-tc7st1kv2n 5 หลายเดือนก่อน

      Alem donkoro Embagalyano eu zbehal neal abuk

  • @fitsummesfin3409
    @fitsummesfin3409 5 หลายเดือนก่อน

    Eritreans spent there time on good things. I don't know why you guys tooking about trush .

  • @solomonkifle-lr4nw
    @solomonkifle-lr4nw 6 หลายเดือนก่อน +1

    The low is military soldiers

  • @biniamberaki8513
    @biniamberaki8513 5 หลายเดือนก่อน

    Foro12 ዝብሃል ብዛዕባ ጸጉ ፍስሃየ ቡዙሕ ኢሉ ነይሩ

  • @kidane6417
    @kidane6417 5 หลายเดือนก่อน

    Barzdnti ayinbrn heswi

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 5 หลายเดือนก่อน

    ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ወጸ ቢትወደድ ናብ ዓዱ ምስ ከደ ዝተዛረቦ ድዩ አንደገና ኣእሲርዎ ኩቡር ኮለነል ከም ኣፍልጦኻ?

  • @eskinderkiflemariam8316
    @eskinderkiflemariam8316 5 หลายเดือนก่อน

    Eri-man.....tekawemti elka eba nebseka ayteshashu....Eritrea ykun President Eseyas Afewerki tekawemti yeblomen.....hasot gidef

    • @Ayngage
      @Ayngage 5 หลายเดือนก่อน

      HAKI!
      ERITRA BY ERITREANS (9BHERAT) IN ERITREA TO ERITREANS (ASLAMAYN CRSTYANN) IN ERITREA::

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +4

    💙💙💙💙💙💙

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣታ ነዛ ሓሳዊት ሃዳሚት ሰብኣይ መንዩ ኮሎኔል ሂብዎ።

    • @duhberhe9991
      @duhberhe9991 5 หลายเดือนก่อน

      Kidu da hiji deki seraye kibaraberu alewom hgdef simi Eritrea

  • @faithlove1775
    @faithlove1775 27 วันที่ผ่านมา

    Ata hatatay, hitoka yehtsiro, enamelese aytekuaritso and don't make the weird noises every 5 seconds. Practice before you mess up the interview.

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน

    መምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ

  • @user-pq7ef7mo4n
    @user-pq7ef7mo4n 5 หลายเดือนก่อน

    اسياس افورقي دكتاتور.. هو الحكم والخصم.. ليس لديه البرلمان. ولا دستور. هو كل شيء... وهذا أكبر عيب في إريتريا... وعلى الاريترين ان يتحررو، من كل تلك الشتات..وعشرات الألوف ف السجون ثلاثون عام بدون محاكم.

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓታታይ፡ እቲ ጋሻኻ ክምልስ ከሎ ሱቕ ኢልካ ተትሰምዕ ጽቡቕ ኔሩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምሉእ ሓሳብ (sentence) ድምጺ ምግባር ዘድሊ ኣይመስለንን።

    • @Ayngage
      @Ayngage 5 หลายเดือนก่อน

      Bejakha commentay delikha anbebo!!!!!
      Kemey meselchewi eyu?

  • @trhasweldemicael4628
    @trhasweldemicael4628 5 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @abrahaleyasefaw427
    @abrahaleyasefaw427 5 หลายเดือนก่อน

    ንከም ባዓል ቢትወደድ ኣጥፉኢኻ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ኣደ ዘይ ብሎም ጫቓዊት ምልቃም ኮይኑ የሐዝን ።

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 6 หลายเดือนก่อน +2

    If you are genuine Eritreans, why are you hiding your faces from the public while you claim to discuss "genuine Eritrean issues"?

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245 5 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዘሕዝን እዚ ሓላፍነት ተሰክምካ ኣብ ሓዲትን ሎምጽመጽን ክትጋናባሕ የሕዝን ንሰብ ሰብ ዘብሎ ኣብ መትከሉ ደውሉ ክምክት ኮሎዩ

  • @dendennakfa9415
    @dendennakfa9415 5 หลายเดือนก่อน

    ዝጠፈሽ ነጋዳይ ናይ ቀደም ደብተሩ ይግንጽል፡ ሃጠው ቀጠው ኣይትበል ዓጃው። ኣብ እርጋንካ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝዓይነቱ ናይ ጠፋሻት ስነ ሓሳብ ከተቕርብ ብጣዕሚ ዘሐንኽ እዩ። ኮሎኔል ፋልሶ።

  • @YOhansarada
    @YOhansarada หลายเดือนก่อน

    በጃኹም ንህዝቢ ኤርትራ ሓሊኹም ከምዝተጋደልኩም ገይርኩም ኣይትግለፁ ንድንቁርናኹም ሰማይ ኣይተዕርግዎ። ናይ ፀረ ሓበሻ ስናዓት ኢኹም። አብ ዓለም ንፀረ ማንነቱን ሃይማኖቱን ንዘበናት ዘሃውተተ ሓይሊ እንተሎ ሓይልታት ኤርትራ ጥራሕ ኢዩ።

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion1128 27 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ናይ eri man channel ወናኒ
    እቲ ምስ ኮሮነል ጸጉ ዝገበርካዮ ቃል መሕተት ተኻታትለዮ : ካብቲ ንሱ ዝሃቦ መግለጺ ግን ጀነራል ውጩን ጀነራል ስብሓት ኤፍሬምን ኣትሒዘሞ ፍጹም ኣይበለን :: አብቲ ኣርእስቲ መኽፈቲ ጽሑፍካ ግን ውጩን ስብሓት እፍረምን ኣትሒዘሞ ኢልካ ጽሒፍካ ኣለኻ :: ኣብ ቃል መሕተት ዘይተባህለ ከመይ ኣብ ኣርስትኻ ጽሒፍካዮ ኣለኻ :: እዚ ምድንጋርዶ ኣይኮነን :: ኣነ ከም ሰብ ኣብዚ ክገልጸልካ ዝደሊ ግን ሕጊ ዘይተኸተለ ማእሰርትን ማሕዩርን ኣዘየ ከም ዝቃወም ክገልጸልካ እደሊ ::

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  27 วันที่ผ่านมา

      @@yohanneszeratsion1128 ክቡር ሓው የውሃንስ- ካብ ከባቢ 39 ጀሚርካ ስምዓያ፡ ቢተው ካብቲ ተኣሲርሉ ዝነበረ ቦታ (ናይ ገዛ ማሕዩር ሃዲሙ ወይ ካለኦት ተሓባቢሮሞ ) ይወጽእሞ ይስወር፡ ኩሉ ኬላታት ተዓጽዩ ንደገ ከይሃድም ተባሂሉ፡ ደሓር ባዕሉ ናብ ውጩን ስብሓትን ደዊሉ ዘለዎ ቦታ ነጊርዎም፡ ካብኡ ቀጥታ ናብ ሸላ ተወሲዱ። ይብል ኣሎ ኮሎኔል ጸጉ፡ ደጊምካ ስምዓያ

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine 5 หลายเดือนก่อน

    ሃገራዊ ክሕደት ዝፈጸመ መራሒ ምሕረት ወይ ፍርዲ ጠበቃ ይዋህቦ ዝብሃል መሰል የላን፡ ስለምንታይ ሓርበኛታት ተጋደልቲ እዮም ነይሩ ብኽሕደት መኽሰሲኦም ናይዞም ሰባት/ ተጋደልቲ እቲ መኽሰሲኦም እዚ እዩ ነይሩ እዚ ድማ ብኽሕደት ኣየኽሱሶምን ዝብል ኣይተቅሩቡን ኢኹም። ንኣብነት ሓርበኛ ብተወደድ ኣብ ዓሰብ ብግዚያዊ ኣመሓደሪ ምስ ውጩ እዮም ነይሮም እቲ ክሲ ብተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ እዞም ደርጊ ገዲፍዎም ዝኸዱ ተጋሩ ብስርቂ ንብረት ወደብ ኣብ ሽቅ ዕዳጋ ዝወርድ ንብረትና እዩ ተባሂሉ ዝጀመረ ነበረ ኣብ ሙሉ እ
    ኤርትራ ምስግጋር ደርግ ስለ ዝነበረ ብስራሕ ምብዛሕን ስራሕ ናይኩሉ ኤርትራዊ ዘጋ እዩ እዞም ኢትይጵያውያን ተፈቲሾም ክወጹን ምክትታል ዝብል ኣብ ሙሉእ ኤርትራ እዩ ቆይሙ ሓደካቡኡ እዛ 5ይ ረእስካ ዝነብርካያ እየ እቲ ካላኣይ ኢትዮጵያ ንብረታ ቀልጢፋ ስለ ዘይተለዕሎ ጽበት ቦታ ኣስዓቡ ስለ ዝነበረ ቢተወደድ ተጋደልቲ ብጥሩሑ ክሰርሑ ሒቆኦም ተመሊጡ ተጋደልቲ ኢትዮጵያ ክትክፍሎም ኣለዋ ኣይግባኣን ክትከፍል ኣለዋ ኢሉ ይጸቅጠሉ፡።
    እወ እንተኾነ እታ ጋሕማጥ ኢትዮጵያ ብሎሚ ጽባሕ ቢተውደድ የጠንቅቆም ይኩን እምበር ከም ሬሳ ኣቢድካ ዝወደቀ ን ኤርትራ ሸኸም ኮኑ ብዓይኑ መንግስቲ ኤርትራ ጽሕታረ ናይ ጽልእን ምኽንያትን እናፈልጠ ብሜላ ኣቡኡ ወሪዱ ክቃየቅ ኣይደለየን ብሃገራዊ ድሕንነት ብጸጥታን"፡
    ተጋሩ ኪናትን ዓሰብ ይግባኣና ኪናት ንኽፈት ዝብሉ በዓል ክንፈ ትሒምትሒም መለስ ዜናዊ ኣይግዚኡን ዝብል መልሲ ይህብ ከምዝነበረ 1991 ይጭኖ ሓቀኛ ኢንፎ ውን ነይሩ እዩ
    ኣብዚ ረፈረንደም ናቅፋ ባጠራ መደብ መርሃ እምነ መስረት ማይክሮ ኢኮኖሚፖሊሲ ኤርትራ ብንጹር ምቅማጥ መጀመሪ ሃገራዊ ህንጻ ት ኣዋጅ ሃገራዊ ኣጎልጉለት ቅልጡፍ ዋሕስ ሃገርዊ መድሕን ዋርሳይ ክትካእ ዝተጀመሪ ኣብ ለዕሊ ሓዳስ ሃገር እዚ ሰኸም ብዓይነ ወያነ ኦረሞ ኣሎ ኣምሃራ ኣሎ በሎ ኢሉ ኣብ መንግስትና ምስ ተወሪረና ቀጥታዊ ውራር ንዓሰብ ግንባር ቡሬ ጀመረ መንግስቲ ምስቲ ሓዲሽን ምኻኑን ድኻ ሃገርን ክንድይ ከቢድ ምኻኑ ሩዱእ እዩ ኣብዚ ኪናት እዋን ምስ ጸላእቲኻ ወጻኢ ጉዳይ ሚንስተር( መስፉን ሱዩም) እናተራኸብካ ምስ UN ነረክባ ተቀበሉና ኢልካ ብዘይ ሓገራዊ መራሕቲ ከይተማኸርካ/ፕረሲደንቲ ችፍ ወታደራዊ እዚ ጢሒስካ ንዑኡ ንኽክሕድ ከይሰርሕ ዝዓንቀፉን ኣሉ ከይብሉ 30 ዓበይቲ ዓዲ ንምስክር ሓቲቶም እንታይ ፉሉይ ሕማቅ መዓልቲ ደኣ ረኺብኩም ክሳብ ሱዋኣት የሕዋትኩም ንጸላኢ ዓጋመ ወጊንኩም የሕሊፍኩም ክትህቡና ወሲንኩም እንታይ ፉሉይ ካብ 6ይ ወራር ዶ ነይሩ እዩ፧
    3ይ ኣብ ማእኸላዊ መኣዘዚ ሃገራዊ ወታደራውን ችፍ ስታፍ ስትራጀካዊ ኪናት መእዘዚ ደይብካ ኣብቲ ወዲ ኤፍረምን ችፍ ስታፍ ዘእዝዘሉ ደየብካ ትዋጠጡስ ኣብቅድሚ ኦፕረተር ቀሉዑት ኣዋልድ እናሰሙኻ ግደፎ ገዲፍናዮ ንወያነ ንግደፈላ ዝብሉ ህልኻት ውልቃዊ ቅንኣትን በቲ ሃደ ይኹኑ በቲሓደ ጉዳይን ሃገር ሂወት መን እሰይ ንብላሽ ተኸፊሉ ኢልካ ንምህዳም ሕጂ ስተዓዊቶም ዕዮም ሕጂ ክንእሰር ኢና ኣይገድፉናን እዮም ዝብል ገበናዊ ውሳኔ ክድዓትን ፈጺሞም ኢዮም።
    ቀጺለ እዚ ጽገ ዝባሃል ናይ ብተወደደ ነጻ ኢልና ጽሒፍና ዝብል ዘሎ ካብ መስመር ወጺኻ ፋሕ ኣቢልካዮ በል እዚ ኣብ 1991 ዝቀመት ሽማገለ ንሓዲሽ ዛህላል ፋሕፋሕ ዝበለ ንብረት ገዛኢ ኢትዮጵያ ምስሃደመ ንመእካብ ን ዝስረቅ ዝነበረ ልጋም ንምግባርን እምበር ምስታ ቀንጠመንጢ ክተቃጻጸሪ ብተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝቆመት ጉዳይ ንብረት ዓሰብ ደርጊ ገዲፉዎ ምስ ኸደ ተጋሩ ኣብ ስርቂ ተዋፈሩ ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ዝኸሰሶኦ እዩ እምበኣር ተጀሚሩ ሓሳሲኻ ዋናታት ከምዘ ይብሉን መዛግብቲ ከምዘየለ ገርካ ሃተውተው ኣሰራርሓ መዛገብቲ ዘይምፍላጥ እዩ ።ቅድም ቀዳድም እስኻ 1976/12 ተሰሊፍካ ናይ ሓርበኛ ቢተወደድ 2ይ ዓመት ዩንቨርስቲ 1973 ተስሊፉ ኣስመራ ነይሩ ኢልካ ዘይትፈልጦ ታሪክ መበቆላዊ ዓበየሉዓዲ መንጎድቲ ሳንጀርጆ ት/ርት ኣዲስ -ኣበባ 2ይ ፡ዓመት ኣይትጀልሓዮ በጃኩም እቲ ኣብ ዓሰብ ኽሲ ንብተውደድ ኣትምልከትን እስኻ ነጻ ኢልካ ንሓደ ማእከላይ ሽማገለን ዝለዓለ ስልጣን መን ይከሶ መን ነጻ ይብሎ እስኻ ትፈልጦ ክሲን መርማሪ ናቱን መክሰሲኡን ኣይደረጃኻን እዩ። ምኽንያት ዝይትፈልጦን ደረጃኻ ኣይኮነን ኣይትጅልሕዎ

    • @justiceseeker4961
      @justiceseeker4961 5 หลายเดือนก่อน +1

      ስሓቢት ትሕዝቶ ዘለዋ ትመስል፡It would be nice if u edit most of ur text ናይ ጽሕፈት ጌጋታት ስለዘለዎ እቲ መልእክቲ ብጽቡቅ ክርዳኣ ኣይካልኩን፡ tnx and please

  • @libanosgebreslasie99
    @libanosgebreslasie99 5 หลายเดือนก่อน +1

    የቀነልና ፕረሲደንት ኢስያስ
    ነዚ ህዝባዊ ግንባር ዝባሃል ሽፍታ ዘጥፋካዬም ዝበተካዬ

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 หลายเดือนก่อน

    Buzuhat endiyom teasirom zellewu nimintai eka bizaeba bitow tirah tizareb wegenawi eka mallet diyu bejaka seb aitebies

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 6 หลายเดือนก่อน +3

    Thanx

  • @IsaackTeclemichel
    @IsaackTeclemichel 5 หลายเดือนก่อน +1

    Y. E. Kelka. Ba. Gdef. Y ekelka ba. .tegadelty..resie a ka bitow. Bitow tbl. Nebska zekra eska .ke msss men. Eka Tgray t.ewet moita Endo mo wedi .a........hzbi ertrea❤. Serawitertrea. ❤

    • @duhberhe9991
      @duhberhe9991 5 หลายเดือนก่อน

      Kla donkoro tarik temahire tigray kitblu seb anxifkum seb gize kulu kikyer u