ስርዓት ህግደፍ ንፈለማ ግዜ ተዛሪቡ:: ታሪኽ ካብ ዘዘንብዑ ምሁራት ተጠንቀቁ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ስርዓት ህግደፍ ንፈለማ ግዜ ተዛሪቡ
    ታሪኽ ካብ ዘዘንብዑ ምሁራት ተጠንቀቁ! #eritreanpolitics

ความคิดเห็น • 27

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 6 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ንምንታይ ክብረት ሲእንካ ትፈልጥ ዶ? ዓው ኢልካ ኣነ ትግራዋይ እየ ኢልካ ኣፍልብካ ነፊሕካ ዘይምካድካ እዩ።ብእንታይነትካ ኩራዕ ብደገፍትን ተቃወምትን ተነጺልካ ኢካ ምስ እዚ ህዝቢ ክትባተክ ጥራይ እዩ ዘለካ።

  • @selam904
    @selam904 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ሓወይ ትግራዋይ ኢኻ ብዛዕባና ኣይምልከተካን እዩ

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

      ክትድመር ክቐለልካ ዲኻ ንመምህ ተመስገን ትግራዋይ ትብሎ ዘሎኻ፧ እሱሞ ወዲታ ስብሕቲ መሬት ዓዲ ጻዕዳ ጣፍ ኢዩ ምቦቆሉ ኣብ ዘኸዶ የብሉን ምእንትኡ ድማ ይቃለስ ኣሎ፡ እስኻ ግዳ ኪድ ናብታ ተቓለስቲ ኣዳኺምካ ተደሚርካ ክትነብራ ትምነ ጎንደርካ ምስ ጎይታኻ ቃልስና ከተተዓናቕፍ ኣይትፈትን።

  • @shdenftsum8181
    @shdenftsum8181 7 หลายเดือนก่อน

    Thanks kubur haw

  • @tadesseissak6297
    @tadesseissak6297 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ተመስገን ንስኻስ ተማሂርካ ኢኻ ኩሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ሓቅን ሓሶትን ክርድኣካ ይግባእ
    እዞም ተኣሲሮም ዘለዉ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ክትብል እንከለኻስ ዘገርም እዩ ንመንግስቲ ምቅዋም ሓጥያት ኣይኮነን ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር እውን ሓጥያት የብሉን እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ከም ዝርኣናዮም ግን ካብታ ዝጀመሩላ መዓሊ ካሳብ ሎሚ ብጎነጽን ብሓይልን እምበር ቀስ ኢልካ ንህዝቢ ምርዳእን ምጉስጏስን ዝብሃል የብሎምን እዚኦም ካብ ህግደፍ ይኸፍኡ
    እዚ ኣብ ሆላንድ ዝተገበረ ናዕቢ ደኣእምበር ሰላማዊ ሰልፊ ኣይኮነን ሽም ኤርትራውያንዝደወነን እውን እዩ ዋላ ኣባላት ህግደፍ ኣብ ውሽጥኹም ኣትዮም ጸይቐምልኩም እንተኾይኖም እቲ ሓላፍነት ናትኩም እዩ ስለዚ ብዘይ ምኽንያት ተሓተቲ ኢኹም ንስኻትኩም ስልጣን እንተሒዝኩም ካብ ስርዓት ህግደፍ ክትገዱና ምኳንኩም እንሆ ተግባርኩም ይምስክር
    ደሓር ጆን ብላክ ንህዝቢ ሓማሴን ብጋዝ ገይረ ክንድዶ እዩ ክብል እንከሎ እውን ዓገብ ዝብል የለን ካባኹም እቲ ኣብ ዓዲ ዝሎ ህዝቢ እውን ይርእየኩም ኣሎ ምስቲ ስርዓት ዝይኮንኩምሲ ምስ ህዝቢ ኢኹም ትጻልኡ ዝለኹም
    ስርዓት ህግደፍ ክኸይድ እዩ ከም ኩሎም ስርዓታት ምስ ህዝቢ ተባኢስካ ግን የዋጽኣኩም ዶ ?

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 7 หลายเดือนก่อน

      ሱቕ በል ወረጃ ማዕዶ - public disobedience is constitutional in USA . Stop playing Saint ዴሞክራሲ ብቕሎጽምካ ኢኻ ተረጋግጾ
      ብድሕሪኡ ግን ሕገ መኖግሰቲ አጽዲቕካ ኔይ ስነ ሐሳብ ገግርጭት ትካታዕ
      30 ዓመት down down ኢልካ ቅንጣብ ፍረ ዘየምጻኻ እንሆ አቦ ሐደ ዓመት ነዉጺ አነቓኒቓ ገዚፍ ለዉጥታት ይመጽእ አሎ
      ኖሮወይ ምስ ስዊዘርላንድ ሕጋዊ አዋጅ ከሕሎፋ እየን።
      👉😎😎😎😎😎😎😎👈

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 7 หลายเดือนก่อน

    ተምየ ወኻሩ አብ ውሽጥና መሊኦም አለዉ : አብዝበጽሕዎ ደአ የብሎምን::

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 7 หลายเดือนก่อน

    ተምየ ናይ እሰያስን አብይን ኪልቲኦም ናይ ውልቆም ድልየት እምበር ነይዞም ክልተ ህዝቢ ጉዳዮም አይኮነን::

  • @misghinaghebre9419
    @misghinaghebre9419 7 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሉላ ክዘምትን ክቐትልን ንኤርትራ ይመጽእ ኔሩ። ተመስገን ዓጋመ ክኣ ጥልመትን ሓሶትን ናይ ወሎዶኻ እዩ።ንጅግና ኣቦና ራእሲ ወ/ ሚካኤል ክኣ እዞም ሓሳዳት ጎረቤትና ስድራኻ ምሒሎም ጥሒሎም እዮም ወሲዶም ቀቲሎሞ። ስለዚ ዝኮነ ኤርትራዊ ከስተውዕለሉ ዘለዎ ካብ ትግራዋይ ምጥንቃቕ...

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  7 หลายเดือนก่อน

      ሓሶት ናይ ሓሶት ታሪኽ

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kab hgdef dea tetekek tegaru meekobtka eyom bham.

    • @nigistitekie
      @nigistitekie 7 หลายเดือนก่อน +1

      ❤yes you said the truth story

    • @eriblood803
      @eriblood803 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@tsegaygebru9534 kondaf agame...ghena kinkustirekum ina

    • @UserMxl123bbc
      @UserMxl123bbc 7 หลายเดือนก่อน

      ​​@@TEMESGHENNETWORK ካብ ሽሕ ትግራዋይ ወላ የለን ሓደ ሕያዋይ
      ሽሕ ግዘ ይኹን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ
      ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም * መዓጺድ *
      ትግራዋይ ጋሻ ኮይኑ እንተመጸካ ኣድርሮ እምበይ ኣይትሕድሮ እንተ ሓዲሮ ነቲ ክድቕሰሉ ዝሃብካዮ ኣጎዛ ነቲ ክኽደኖ ዝሃብካዮ ኮቦርታ ሒዙ ፍርቒ ለይቲ ዕርብ !!!!
      ትግረ እንደ ሽንፍላ ታጥቦ ኣይጠራም
      ትግረ ውሽማ እንጂ ባል ኣይሆንም
      ትግራዋይ ንባኒ ንከምጺእ እንተሊኢካዮ ነታ ባኒ ወላ እንተዘይበልዓ ይልሕሳ
      መለለዪ ትግራዋይ
      ስርቒ ሕስድና ቶንኮል ምትላል ምሕሳው ምሕሳድ ምፍሳው ምጥንቛል ምጭብርባር
      ዓለት ዘርኢ ወዓግ እንዳ ቑማል እንዳ ቑንጪ እንዳ ትኳን እንዳ ርስሓት ማይ ምሕጻብ ወይ ክዳኑ ንክሓጽብ ትግራዋይ ክመውት ይሕሾ !!!!!!" "

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 7 หลายเดือนก่อน

    Welcome Memher Temsghen Network

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

    ፍሉጥንዱ ህግደፍ ምዃኑ፡ ግርም ይእቶ ግደፎ ድኹም ፍጥረት ኢዩ።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 7 หลายเดือนก่อน

    💙💚💙

  • @almazberhane4968
    @almazberhane4968 7 หลายเดือนก่อน

    Temesghen jegna jegna ❤❤❤❤

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns 7 หลายเดือนก่อน

    Tsbuk tintena memher temesgen

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና መምህር ሓቀኛ ሰብ ዓቢ መምህር ተባረኽ።

    • @UserMxl123bbc
      @UserMxl123bbc 7 หลายเดือนก่อน

      ኣይተ ጸጋይ ገብሩ ምኣስ ኢኻ ጋሕ ትብል ? ? ?

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

      @@UserMxl123bbc ብድሕሬኻ 50 ዓመት ቁጸር።

  • @adonaybarniebarnie3797
    @adonaybarniebarnie3797 7 หลายเดือนก่อน

    Dankeschön

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሳምሶን ሓደ ብላሽ ናይ ብሁር ድንቆሮ እዩ ብብዙሕ ምኣዝን።

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 7 หลายเดือนก่อน

      ንሳምሶም ትጻረፍሲ እንታ ደረጃ ስለ ዘለካዩ?
      ወይ ድፍረት ድንቁርና። ተመሃር

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

      @@asmarah3174
      እስኻኸ መን ምስ ኮንካ ኢኻ እንታይነተይ ትሓተኒ፡ ከማኻ ከም ጉንዲ ብውሕጅ ተጸይረ/ተሳሒበ ዝጉዓዝ ዘኮንኩስ ብሓሳበይ ዝመስለኒ ዝጽሕፍ ሰብ ምዃነይ ገሊጸ ኣሎኹ። ምስ ቀረባ ጎረቤተይ ናይ መዓልቲ ጸገመይን ራህዋይን መኻፍልተይ ኣብ ናይ ዉሉድ ወሎደይ ኣብ ነባሪ ጽልኢ ብህግደፍ ዝተኣጎደለይ ምአጋርያ ክጥበስ ክነብር ከም ዘይደሊ እገልጽኣሎኹ ወድሓንካ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 7 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ቱርኪ ፖርቱጓልዩ ንኤርትራ ነዊሕ ዘበን ገዚኡዋ።
    ብዘበን ራእሲ ኣሉላ ኤርትራ ትብሃል ኣይነበረትን፡ ኢትዮጵያ ትብሃልውን ኣይነበረትን ሃገረ ኣበሻ ( country of abesnia) ኢዩ ዝብሃል ነይሩ።