ግዜኻ ብግቡእ ክትጥቀመሉ ዝሕጉዝኻ 9 ፍቱናት ሜላታት
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
- ኣጠቃቅማ ግዜ ንዕውትነት ህይወትካ ጸላዊ መድሪክ አዩ፡ ግዜ ንኩሉ ሰብ ማዕረ ዝወሃቦ ኮይኑ ብመጠን ኣጠቃቅምኡ ኣብ ሂወት ሰባት ፍልልይ ክገብር ይኽእል። ናይ ሎሚ ቪድዮ ብዛዕባ ሜላታት ኣጠቓቕማ ግዜ ከምኡ ውን መደባትና ከመይ ጌርና ነውጽእን ንመን ቀዳምነታት ንህብን ዝብሉ ኣርእስትታትን ካልእን ዝገልጽ ኢዩ።
ሰናይ ምክትታል !
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
01:54 1.መደብካ ኣቐዲምካ ኣውጽእ
04:13 2. Eisenhower Matrix ተጠቐም
09:29 3.ግዜ ምሕዛእ ኣዘውትር (Time-Blocking)
10:19 4.ቀለልቲ ተክኖሎጂ ተጠቐም
10:55 5.ሸቶኻ ንጹር ግበሮ
12:16 6.ስራሕካ ናብ ንኣሽቱ ስራሓት መቓቕሎ
13:00 7.ካብ ስራሕ ዝኾልፉኻ ነገራት ኣወግድ
13:52 8.ሜላ ፖሞዶሮ ተጠቐም
14:35 9.ክትገብሮ ዘይትኽእልን ዘይግበኣካን ስራሓት ንካልኦት ሰባት ውክልና ሃብ
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael
❤❤❤❤❤ ካብ ሃልውለው ትስምዑ ,,,, ናይ ኣኪለ ኣብ ትርፊ ግዜኩም ስምዑ ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያኒ 🎉
ቅድም ኩሉ አምላክ ክሕግዘካ ከሉ እዮ እምበር ሰብ ከም ዝሐሰቦ እንተዝከውን ነይሩ ብርግፅ ሐደ ሐደ ነገራት ክህልው ይክእሉ ክተሰታካክሉም ትክእል ቅድሚ ኩሉ ግን አምላክ ናብ ፅቡቅ ክመርሐከ ከሎ እዮ
ኣክሊሉ መምህር ❤እስኪ 10 ናይ ሓያላት ዕውታት ሰባት😢❤ፀባዬም ባህሪታቶም ምልክታቶ ኣብዚኣ ❤ሪፕል ፅሓፈለይ ካብ ፅባሕ ቆሪፀ ዓወት ክደልያ እየ😮😢❤
ኣብኣ ከለካ ካዓ 😢❤ናይ ድኩም ኣተሓሳስባ.ዘለዎ ሰብ ፀባዩ ባህሪታቱ ምልክታቱ ትብሎ😢❤ሓደራ ከይትሓልፈኒ😢ጋይስ ካዓ ኮመንት ወቅጡ 😮
ዕድመ ይሃበልና ኩቡር ሓው ብትበና ዳፈተና ንርከብ ቀሊል ግን ኣይኮነን❤
ናይ ባሓቂ ግዜ ህወት እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ❤❤❤❤❤
Thank you kbur hawna naybrhaki agedasi tmhrti,kuluseb ksemo kmeharelu zelewo medebyu❤❤❤
የቀንየልና👏😍
God bless you and your family thanks ❤❤❤
Very important message
wowww instractiv and constructive thoughts thank you keep it up thank you so much
🎉Yekenyelna
Thank you so much God bless you 🙏❤❤
Nay bhaki yekenelna zhweyy
Thank you bro your advice true so try again
May God bless you❤️🙏
thanks aklilu hawey mkrka yeteqmena iyu neana❤❤❤❤❤❤❤❤
Great work.
Thanks ናይዚ ዘመን ተመራማሪ
Thank you,
Nice person keeping it
Think you
Thanks bro ❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርትን መረዳእታን የቐንየልና ኣኪለ።
Great🎉
ዋውውውውው🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Akile tfelt do bereket hzbi Eritrea mkuanka buenet khasbo keleku mnalbat neaka bagatami kmesleka ykel eyu Egzaebher gn belama eyu neaka atesiulna berke btaemi thtna aleka respect aleka and habirna knabi mklaska ezi kab Egzaebher tsega tewahibuka kbri Namlak ykun neaka memelisu yweska yebzhkan ybarkan ms beitka akile hawey bruk zeri Gift of God Goyta YESUS Yefkreka eyu Tebarekeley
Btaemi yeqeniyeley. Kbret yhabki!
@@aklilu.Hmichael Amen Akile hawey bruk
naybehaki blutsn wtsitawn tmhri! thanks a lot
Thank you Akile eta 2 mkti weklon wegdon gelabitkaye mesleni thanks
Kem weturu teqrbo mharyu selamka ebza❤❤❤❤❤
Thanks more 🙏🏽
Love it❤
Thank you it's important for us ❤❤❤
Wawa xbuq agelalxa thanks 🙏
Thsnks ❤👍
Ìmportant information and useful.
Thanks akile hawey
Btaemi des zbeletni program!!!
Good advice akile
Thanks brother ❤
Thanks ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Nice advice ❤❤ bro
❤❤❤❤😊
አገዳሲ ትምህርቲ የቐንየልና ኽቡረይ !!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ሎሚ ብጣዕሚ፡ጽቡቅ መድብ
ብሓቂ ቀለልቲ ሜላታት
እግዝኣብሄር ይሃበልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ነመስግነካ🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝
❤❤❤❤❤👍👍👍👏👏👏🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ከም ናተይ ኣገዳሲት ዝብላ ...
ናብ ዕላማይ ንምቅራብ ሕጂ እንታይ ክገብር ኣለኒ በል...
ሕልምካ ዘየነጸርካ እንተኮንካ ከኣ ሕጂ እንታይ ተገበርኩ ይሕሸኒ በል..ኣብ ሕጂ ኮንካ...
ምክንያቱ ንጽባሕ መደብ ዘውጽእ ብዙሕ ዩ ዘተግብር ግን ውሑድ ዩ..ጽባሕ መታለሊት መዓልቲ ኮይና ረኪበያ ኣነ..።
❤❤❤ qoxelo zhaweyyy
❤❤❤❤❤❤❤የየቀነልና ሐወይ ናተይ
❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Betmi emberi
በሊሕ ሰብ ፡ መሃሃሪ ዩትበር፡ ኣምላክ ይባርካ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እተን app እባ ጥዑይ ጌርካኣ ኣረዳኣና እንተኪኢልካ pls 😊🎉❤
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🙏
?????????¿???????????¿¿?? Vvvvvvv?????????????????????
ግዜ ግዜ ግዜ ሴፍ አዩ ተዘይ ቆሪጽካዮ ክቆርጸካ እዩ።
ብጣዕሚ ነመስግን ኣኪለ ሓወይ።
❤❤❤
እግዝኣብሄር ይሃበልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ነመስግነካ🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝
Thanks ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤