ABITVTube|ቶፖ እንታይ ረኪብዎ|እዛ ንብረት ናብ ሓውና ኣብጹሑውለይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024
  • #Alena walta Hager #eritreanmusic #ethioforumኢትዮፎረም #eritreantv #tigrignamusicnguseabadi #mestyatbetna #fnannapp Willkommen bei ABl TV . Willkommen auf meine kanal
    E-Mail abrhale.tesfazgi@gmx.de
    Unsere Produktionen sind
    Aktuelle info über Deutschland und persönliche
    Ratgeben
    Sie erreichen ABI TV unter der WhasApp Nr.
    Die E-Mail an die E-Mail an die Adresse senden.
    abrhale.tesfazgi@gmx.de
    ◄ ኣብዛ ቻነል abonnieren ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ
    / @abitvtube6823
    ሓጋዚ ኮይኑ እንተ ደኣ ረኪብኩሞ ነዚ መደብ ንምዕባይ Share, Like & Subscribe ከም ፍረ - ጻማይ ገርኩም ሕሰብዎ፡ ምክንያቱ፡- ምእንቲ እቶም ነዚ , መደብ ዘይፈልጥዎ ኣሕዋት ክጥቀሙ፡ ብኡ መሰረት ከኣ ይሕግዞም ይከውን ኢዩ ኢለ ስለ ዝኣምን፡ ኣብ share ምግባር ተሓባበሩኒ።

ความคิดเห็น • 158

  • @abitvtube6823
    @abitvtube6823  15 วันที่ผ่านมา +8

    Abonnieren - Teilen - Liken - Kommentieren,ሸር ሳብስክራይብ ብምግባር እዛፌድዮ ከምትባዛሕ ንግበር. th-cam.com/video/bbkJDrxnb54/w-d-xo.htmlsi=pY-jGUm6zkNAle1W

    • @user-uo5pn2dk4c
      @user-uo5pn2dk4c 14 วันที่ผ่านมา +1

      ኣቢ ሓወይ ጽቡቅ ሓሳብዩ ኣምላኽ ይሓግዝካ ግን ምናልባት ከዘካክረካኢለየ አተይ ዋግአን ሕስር ዝበላ አቲ ናተን ሓጺን ጽቡቅ ኣይኮነን ማለት ምስቲ ናይ ዓድና መንገድታት ኣብሓሳብ ብምእታው ኣስተወልካ ክትገዝ ኢለየ ይቅረታ ግን እግዛብሄር ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዝሓወይ🙏

    • @abitvtube6823
      @abitvtube6823  14 วันที่ผ่านมา +2

      @@user-uo5pn2dk4c Echi hawy abgimit kitiwo eya🙏👋

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 12 วันที่ผ่านมา +3

    መንግስቲ ህዝቢ እዩ ነብስወከፍ ሰብ ዕማሙ ክገብር ይግብኦ

  • @ghirmaygir
    @ghirmaygir 14 วันที่ผ่านมา +13

    ጽቡቕ መደብ ሓዉና ኣቢ ሱንኩላን ኣካል ብዙሓት ኢዮም ግን መንግስቲ ዘይኮንካ ትብል ኣሰር ማዕበል ሓዉና ሰናይ ተግባር ንግበር ኢልካ ጎስጉስ ኣብዝኮነ ሃገር መንግስቲ ኣይኮነን ዝገብረሎም እንታይ ደኣ ገበርቲ ሰናይ ወይ የሕዋት ኢዮም ዝገብርዎ

  • @fishwish2719
    @fishwish2719 10 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቕ ተበግሶ፡ ብ ዲኤቸኤል ስደደሉ ። እንተ ናብ መንግስቲ ምጽጋዕ ግንንንን ፡ ብዙሕ ዝጽጋዕ ኣርእስትታት ኣለካ። ስለዚ ኣነ /ንሕና ንሓግዝ ንበገስ ኢልካ ጎስጉስ???

  • @johannesteklu3160
    @johannesteklu3160 14 วันที่ผ่านมา +6

    እቲ ሓሳብካ ጽቡቅ እዩ ግን ዝደፎኦ ሰብ ከድልዮ እዩ ካብዚኣ ዝሓሸት ግን ዓቢ ቸርክዮ ዘለዋ ተኾነት ዝሓሸ ይመስለኒ

  • @DgjHje-tk3ic
    @DgjHje-tk3ic 10 วันที่ผ่านมา

    Azgiher yhabka zey reakayo yfterelka zhawey ABI abiseb❤❤🙏🙏🙏

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 14 วันที่ผ่านมา +3

    በጃኻ እቲ ንምንታይ መንግስቲ ዘይገብረሉ ዝበልካዮ አዚዩ ጌጋ እዩ እዚ ናይመንግስቲ ጉዳይ አይኮነን ከምዚ ማዕበል ተገዲሱ በታ አቅሙ ዝሕግዝ ዘሎ ህዝቢዉን ሓላፍነትናዩ እቲ ዝሐሰብካዮ ሐገዝ ዝምስገንዩ እዛ ክትሰደሉ ሐሲብካያ ዘለኻ ኤሌትሪክ ስለዘይኮነት ብዙህ አይትጠቅሞን እያ መሊእኻ ጽደቅ ናይ ኤሌትሪክ ግበራ
    ብኢድ ትድፋእ አብኡዉን አይሰአነን ብዙህ ሐጋዚት አይኮነን እቲ መገዲ ብኢድ ክትደፍእ አረብራቢ እዩ ስለዚ ጌረ ምባልካ ዘይተርፍ ሽም ዘለዎ ጸገሙ ዘቃልለሉ ስደደሉ ።እቲ ዝበሎ ጽቡቅ ጌርካ ስምዓዮ ።እታ ናይ ኤሌትሪክ ስደደሉ እቲ ወዲ አዚዩ ጎበዝ እዩ ብሶላር ጌሩ ዝበላሓት ጀግናዩ ስለዚ መሊእኻ ጽደቅ ወዲ ኤረይ ።መንግስቲ ገለመለ አይትበል እዚ ከምዚ አይነት ካብ ማዕበል ክንመሐርዩ ዝሐሸን ክኸዉን ዘለዎን
    ካልእ ናይዞም ሐለዉለዉ ዝብሉ ዘለዉ አይትድገሞ ቶፖ አብ ድላዩ ናይምንባር መሰል አለዎ 4።

  • @GiuseppeFranchini-bn4qp
    @GiuseppeFranchini-bn4qp 14 วันที่ผ่านมา +3

    Grazie mille gegna Eritrea gegna verao grazie mille

  • @mihretteklomteklom4016
    @mihretteklomteklom4016 10 วันที่ผ่านมา

    ናብ መንግስቲ ምጽጋዕ ግን ጽብቅቲ ኣይኮነት

  • @bereketbrhane2474
    @bereketbrhane2474 8 วันที่ผ่านมา

    ምሕረት የውርደልካ ርእስካ

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 14 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቕ ተበግሶ ሃየ እዛ ዊልቸር ስደዳ፡ከም ቃልካ

    • @abitvtube6823
      @abitvtube6823  14 วันที่ผ่านมา

      Ab qaraba gizya haway ajoka 👍

  • @Galhagereseb-w6s
    @Galhagereseb-w6s 14 วันที่ผ่านมา +1

    Abi hawey einkae bselam metsaka mareyy❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉,adgi deyblus bekli einek eiu negeru.alena walta hager kmsgen ygbo eiu

  • @samrihappyfamily9886
    @samrihappyfamily9886 15 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome❤❤❤❤❤
    Abiy qeyney mihret ywrdelka ziydayyyy

  • @MeseHeraro
    @MeseHeraro 14 วันที่ผ่านมา +6

    ፋካ ስደደሉ ሓቢቢ ኣብ ኤርትራ ባዕሉ ክገዝኣ ዝኽእል ይመስለኒ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ

  • @user-rb7nl1qg6v
    @user-rb7nl1qg6v 14 วันที่ผ่านมา +2

    እም ሕወና ወይ ወድና ናትካ ንጥፈት ክእ የድሊ እሎ እቢ ወድና ሕጂ ጽቡቕ እስሚዕካና ሕምም እንተኾይኑ ናትካ ምሕረት የውርደልካ

  • @teamemedia
    @teamemedia 14 วันที่ผ่านมา +1

    Abi bro i am happy to see you back to work ❤❤

  • @DavidFissehaye
    @DavidFissehaye 14 วันที่ผ่านมา +2

    Wow Abi hawey enqae biselam temeleska🎉

  • @okbaygebresilase3569
    @okbaygebresilase3569 15 วันที่ผ่านมา +7

    Eta nay 1000 € sdedelu

  • @TesfalemGhirmay-eb5jw
    @TesfalemGhirmay-eb5jw 14 วันที่ผ่านมา +6

    ሓወይ መንግስቲ ብዙሕ ሓላፍነት ኣለዎ።ንስካ ከም ዜጋ ከ እንታይ ትገብር ኣለካ።ከምዚ ናይ ኣለና ዋልታ ሃገር ግበር

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 14 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 7 วันที่ผ่านมา

    🙏እይታሓዜሌይ እኔ ኔቂፌካ ቤዛ ማስክካ ጌሬልካ ኢዬ እም ኬይ ፌሌጥኩእ ዝፌሬድኩካ እቅሬታ እዚ ዌዴይ እቲ ድምጽካ ኬማን ሕጂ ቴሬዲኡኒ ጤፊእካ ስሌ ዝኔቤርካ ምጂ ቴሬዲኡን ካብ ልቤይ እቅሬታ እሓትት 🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏

  • @SaraHaile-s8k
    @SaraHaile-s8k 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amlak yhagizka kubur Hawey

  • @mihretteklomteklom4016
    @mihretteklomteklom4016 10 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ሓሳብ ዘዉጸእካዮ ኣምላክ ይተካኣልካ ግን ገንዘብ ስደደሉ ካብ ኤርትራ ክገዝእ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SenaitTesfai-jz4kp
    @SenaitTesfai-jz4kp 5 วันที่ผ่านมา

    Goood

  • @eritrea123
    @eritrea123 14 วันที่ผ่านมา +2

    መርሐባ አንቋዕ ብደሐን መጻካ አቤ👍👍👍👍🌹🌹🌹💐💐💐🌿🌿

  • @bsrattesfay2104
    @bsrattesfay2104 10 วันที่ผ่านมา

    jgna eika nska tebarek

  • @NaodAshaber
    @NaodAshaber 14 วันที่ผ่านมา +7

    አንታይ ኮንካ ንስኻ ዘይሰደድካሉ ናብ መንግስቲ ተጸጎዖ ካን ተለቢሙለይ

  • @yordanoshans2828
    @yordanoshans2828 15 วันที่ผ่านมา +2

    Egzabher Amelk mehret yewrdelka abi hawey

  • @amanuelgebre2285
    @amanuelgebre2285 14 วันที่ผ่านมา +3

    በቃ ናብ መንግስቲ ጽግዕ መብስል ኣይትገድፍዋን ኢኩም። መጀመርታ ከም ማዕበል ናትካ እሞ ግበር ዳሓር ናይ መንግስቲ ትዛረብ። ውልቸር ዳኣ ኣብዚ ኤውሮባፓ ዘለው ሱንኪላን መንግስቲ ድዩ ዝገዛሎም። ክገዛሎም ሪኤ ኣይፈልጥን።

  • @user-ee9nc9fh5x
    @user-ee9nc9fh5x 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @irgealam
    @irgealam 10 วันที่ผ่านมา

    Abesa ❤❤❤❤abesa 🙏🙏🙏

  • @YosiefTekleab-fh8ex
    @YosiefTekleab-fh8ex 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @user-uq9hz5ss4e
    @user-uq9hz5ss4e 10 วันที่ผ่านมา

    Anta abzi zelkum sebat texhfelu zelkum mengsti ayetbel men ekum neskum hadimkum zemxakum kemti nesu Abel du semu komu akmekum geberu hasewuti ❤❤❤

  • @iyobwoldai2584
    @iyobwoldai2584 14 วันที่ผ่านมา +1

    እተን 200 ኤውሮ ልአኸሉ ዝማላአልካ ሰብ ከምዘይትረኽብ እንዳፈለጥካ ጠራዕራዕ አይትበል፣

  • @semeretekia1372
    @semeretekia1372 11 วันที่ผ่านมา

    ብራቦ ❤❤❤❤❤

  • @Rut96969
    @Rut96969 14 วันที่ผ่านมา +1

    በጃካ mask እለዮ protocol ናይ ቻነልካ

  • @michaeletesfai4300
    @michaeletesfai4300 14 วันที่ผ่านมา +1

    Abi hawey ntehagagez emo ta nay eletrik ngbera

  • @tsigeredamana4383
    @tsigeredamana4383 13 วันที่ผ่านมา

    Selam Abi hawna qbuk hasab eyu sdedelu kedengqeka ezi wedi hakka neshtoy eyu 👍

  • @user-ck9ix4xh2z
    @user-ck9ix4xh2z 12 วันที่ผ่านมา

    Hawey eti nayti wedi bzaeba wilcher abti Interview zgebero atika smayo miknaytu eti egru kurub sele zxgmo ymesleni

  • @kibrawerede7574
    @kibrawerede7574 14 วันที่ผ่านมา

    ብኣምላኽ ርከቦ ሐወይ ናተይ

  • @fireweynigirmay5248
    @fireweynigirmay5248 13 วันที่ผ่านมา

    Bravo kemzi Ina zbelna sdedelu.

  • @hss2423
    @hss2423 10 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍👍👍🍀🌷🌸💐

  • @WediWeldab
    @WediWeldab 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kuwamedia9285
    @kuwamedia9285 13 วันที่ผ่านมา

    Habibi b Post ktseda tkiel eka ember mizan kebid eyu men kmalslka, wey wn genzeb sdedelu abeu kogeza ykiel eyu

  • @habtomnayzgi3750
    @habtomnayzgi3750 12 วันที่ผ่านมา

    አታይ አሞ ኢዱ ቲሃበ ከምካትኩም ሰብ ኢድዩ

  • @marahab6772
    @marahab6772 11 วันที่ผ่านมา

    Post gerka zeytesedelu kab Germen dea tsubuk gerka

  • @SandroEritrawi-yx4lo
    @SandroEritrawi-yx4lo 15 วันที่ผ่านมา +5

    ኣቢ ኣተሓሳስባ ፖሎቲካና ብዘየገድስ ግን ማራ እየ ዘሕብየካ ምሕረት ከኣ የውርደልካ❤❤❤

  • @selamzaid8539
    @selamzaid8539 14 วันที่ผ่านมา

    Well came tefika endika mhret yhabka kea habibi

  • @yodithagos320
    @yodithagos320 15 วันที่ผ่านมา

    Good job amelak yehagezeka ❤❤and welcome also neaka dema amelak meluhe meheret yehabeka ❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 11 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ሱቅ በል ሃገር ቀጥ ኣቢሉ ሒዙ ኣሎ, ሃዳሚ ደይትሕግዝ ሃታፍ

  • @eyobvk9677
    @eyobvk9677 11 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኮመንት ኣንቢብካስ ተባህለ ኢልካ ተምጸልና ድሁል
    ኣይ አረ ኣይ ሕፈስ ዘረባካ

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 14 วันที่ผ่านมา

    Edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shewakidane7785
    @shewakidane7785 14 วันที่ผ่านมา

    We are proud of you

  • @XnatOkbay
    @XnatOkbay 14 วันที่ผ่านมา

    Abi hawey anqa bselam mexakana ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eritreamassawaredsea
    @Eritreamassawaredsea 14 วันที่ผ่านมา

    Selam Enkae biselam metsaka .
    GIN NISKA HAKIKA AKIMIKA EKA TIGEBIER KUBUR HAWEY EZA NATIKA KITIKEMELA AYKIELIN EYU MIKINIYATU CYCLE, Moter circle eyu zitikem .SILEZI GOFUNDME WEY GROUP TEAKIBNA NIHAGIZO PLEASE 🙏 EMBER hatitato neyra kemta biedka aytuemon eyu .gin niska nufue seb akimu eyu zigebier silezi bihabar misnatka nemaebla see you bye

  • @afeworkizemichiel
    @afeworkizemichiel 14 วันที่ผ่านมา

    Selam hawna zegermenis Nathan eyu mengsti zeyeles mengstna tbl

  • @abrhethaile9681
    @abrhethaile9681 14 วันที่ผ่านมา

    Welcome ❤❤❤❤❤mhiret yewrdelka

  • @MameHabesha-uj4jb
    @MameHabesha-uj4jb 14 วันที่ผ่านมา

    DHL gerika siddeleu habibi mhabika zeyterfeka tekoynu soory gin akirebe iye wedi rimey

  • @Wedi_kiko_arsenalwi.07
    @Wedi_kiko_arsenalwi.07 14 วันที่ผ่านมา

    Abi ሓወይ ናይዞም ሃታውት ዘረባ ኣይቲስማዕ ቡዙሕ ኣይቲበል ሰባት tag ምግባር ኣገዳሲ ኣይኮነን ንሱ ናብ ድሌቱ እናኸደ እንታይ ኮይኑ እሞ ኢዱ ዝህብ ከም ድሌቱ እናተማላለሰ ብምታይ መልክዕ እዩ ኢዱ ክህብ ትሓስብ ኣይቲስተባሃልሉ ሓውኻ ካብ ልብያ ምድራዊት ሴኦል ❤❤❤❤❤

    • @abitvtube6823
      @abitvtube6823  14 วันที่ผ่านมา

      Thx haway ajoka ka mawxo yiftralka

    • @Wedi_kiko_arsenalwi.07
      @Wedi_kiko_arsenalwi.07 14 วันที่ผ่านมา

      @@abitvtube6823 ኣሜን ኣቢ ሓወይ

  • @ThanksGodኣሜን
    @ThanksGodኣሜን 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yosiefweldesion89
    @yosiefweldesion89 14 วันที่ผ่านมา

    Amen nskan ke kab nzareb zeynhgz maebel aqmu ygebr alo slezi comont kab nxehef aqmna ngber mengsti aqmu ygebr alo

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 14 วันที่ผ่านมา

    Wawww well came❤❤❤

  • @tirhasasfaha3960
    @tirhasasfaha3960 11 วันที่ผ่านมา

    nfea hsabka xbuqu hawey gen kzwra ykel du qdem ythatet mzwar zeshtegro keykewn

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy 14 วันที่ผ่านมา +3

    ክትሰርቅ ክትብል ዲኻ ትሃሪምካ 😅😅😅😅😅😅

  • @binibini9070
    @binibini9070 10 วันที่ผ่านมา

    Eska entaye aberktka ne hezbi eritra emo

  • @maazaberhane9741
    @maazaberhane9741 14 วันที่ผ่านมา

    Well done ❤brother

  • @Awetnwxat
    @Awetnwxat 14 วันที่ผ่านมา

    ጸላኢኻ ጽላእ ፈታዊኻ ፍቶ ከምዝተባህለ ሳብስክራይብ ስሒብና ኣለና ደጋፋይ ኢኻ 💙

    • @Christ732
      @Christ732 14 วันที่ผ่านมา +1

      ወያል ጽቡቅ ዘይፈቱ ኪድ ህበይ

    • @Awetnwxat
      @Awetnwxat 14 วันที่ผ่านมา

      @@Christ732 ባርያ ክክክ

    • @user-ww2ve9zu1v
      @user-ww2ve9zu1v 14 วันที่ผ่านมา

      ክትሓስብ ፈትን ኣታ ባኮ ሩኡሱ

  • @danieltsegay2641
    @danieltsegay2641 12 วันที่ผ่านมา

    ጻዕዳ ሓሶት ብፍጹም ቶፖ ኣይከድዕን ዩ

  • @okbeabsandras859
    @okbeabsandras859 14 วันที่ผ่านมา +1

    Nhena grub alena nadna nhegzi ena kilmedi kikil alewo

  • @MedaHaile-s7x
    @MedaHaile-s7x 14 วันที่ผ่านมา

    Bravo hawei ❤❤❤❤

  • @Tnsui
    @Tnsui 14 วันที่ผ่านมา +2

    Abi bravo dankeschön gute Idea😂

  • @binibini9070
    @binibini9070 10 วันที่ผ่านมา

    gaxka kafetka zytzrabi

  • @fenkilghebreyesus8499
    @fenkilghebreyesus8499 14 วันที่ผ่านมา

    Welcome ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z 14 วันที่ผ่านมา

    YOU are right

  • @user-hf8se4hy1t
    @user-hf8se4hy1t 14 วันที่ผ่านมา

    Bro hesabka xbuq ayu gn mengsti aytnqef hzbiwn mengsti ayu slezi bro gosgaska yeryo

  • @fireweynigirmay5248
    @fireweynigirmay5248 13 วันที่ผ่านมา

    Ita zelayom murkus hibemo iyom hji gn kemzi nay walta hager zihashe murkus gezika sdedelu.wey dma money hagzo bailu kigezie.

  • @KokobYohannes-ie7jp
    @KokobYohannes-ie7jp 14 วันที่ผ่านมา

    Sleti xubuq tegbarka nemesgneka ms hawna subscribe gerelka aleku

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 14 วันที่ผ่านมา +6

    እንታይ ይምልከተካ ዘይተገብረሉ ኢልካ ትዛረብ ኤርትራውያን ብሓቂ ከም በዓል ማዕበል ጽቡቅ ይሰርሑ ኣለዎ ንስካ ግን መሸቐጢ ክትጥቀመሉ ምርኩስ ዘይሃብዎ ዶ ገለ እናበልካ ብቕዓት የብልካን ክትወራዘ

  • @loveyoumami8372
    @loveyoumami8372 14 วันที่ผ่านมา

    Eletrig kkewn alewo hawey akeb yu menkdefeo

  • @dawitesak3539
    @dawitesak3539 13 วันที่ผ่านมา

    Neta ztebalet eka degemkaya ezias

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 14 วันที่ผ่านมา

    Tezaribe elka dika?
    Abeyenay xirgiya eu kikedela?
    Semun aytigebirin kirtim kitibil.

  • @Meriamhuah1863
    @Meriamhuah1863 14 วันที่ผ่านมา +1

    አዚአ ንዓኡ ኣይትኮውንን አያ ናይ ኤለትሪክ ክኸውን አለዎ ኤዝአ ሰብ ክደፍኦ አለዎ ክትገዝአ ኮለካ ኣስተዓል

    • @abitvtube6823
      @abitvtube6823  14 วันที่ผ่านมา

      Eritrea katitiwo Electro kabid du ab airplan ewn ayxiniwon eyom

  • @dejenbokre3527
    @dejenbokre3527 14 วันที่ผ่านมา

    Abi hawey abey kebabi eka tikmet. Cargo alo kab Deutschland Nab Eritrea beu sideda ajoka

    • @habenhabibi
      @habenhabibi 14 วันที่ผ่านมา

      Ewe wedey ktsedd tedelika kargo aelo aebkulu

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 14 วันที่ผ่านมา

    Nifue kudis kinie

  • @redaghebrat2842
    @redaghebrat2842 13 วันที่ผ่านมา

    Fara kitdefru maiet ekum meches

  • @HiwetSolomon-i7p
    @HiwetSolomon-i7p 14 วันที่ผ่านมา

    Hai kemey alka xbuk hsabat ab asmara wag 5000 eyu genzb seddelu selzi amlak yhgezena

  • @amaniealhabte8604
    @amaniealhabte8604 14 วันที่ผ่านมา

    Kbri yhabka

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme9705 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @YikaTube
    @YikaTube 14 วันที่ผ่านมา

    Ezi aregit shahigag hasena bzuh gize keyregagexe eyu zizareb gin gize nhabo ms gize eyu kifilet

  • @ALU4279
    @ALU4279 15 วันที่ผ่านมา

    Bulux hasab eyu egziabher yhagzka

  • @user-jw5ys2ff5w
    @user-jw5ys2ff5w 14 วันที่ผ่านมา

    Degimka smaya eta zbela mnistri eyo sebawi dhnet kgebruley ykelu eyom ilu gen nay ayttemenn eya ilu

  • @johnaraya3870
    @johnaraya3870 14 วันที่ผ่านมา +1

    Ata entay konka maski tegaber

  • @amanuelgebreab315
    @amanuelgebreab315 15 วันที่ผ่านมา

    ኼድኻ ዶ ምሓተትካ ዝዓርክርይ

  • @ንጥበብመንዩጥበቡ
    @ንጥበብመንዩጥበቡ 14 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂 Tobo ዶ ዋላ Topo

  • @user-ci3tp4dq8q
    @user-ci3tp4dq8q 14 วันที่ผ่านมา

    Y do you care mengsti Eritrean Ertrawian hade ena

  • @user-nz7qe7ju3t
    @user-nz7qe7ju3t 14 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AmeliakTemesgen-ec1mt
    @AmeliakTemesgen-ec1mt 14 วันที่ผ่านมา

    Ata hawy entay emo mengisety kigebr neska wen eriterawy efika bewginka wen hagizo

  • @bahsavi271
    @bahsavi271 14 วันที่ผ่านมา

    እንታይኣምሊጡ ማለት ካብ ምንታይ የምልጥ ስሑው

  • @testtester7867
    @testtester7867 14 วันที่ผ่านมา

    Ezea dea man kedfeo shem zalwo kulna koynena maxanet naquhutu maqmte kekono mentan tete nesdadalu

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 14 วันที่ผ่านมา

    Eway nifu ziweday kulu fililyatna gedifna xibuk hasab eyu ezgiabher hasab libka ysmirelka