We as women when we arrive to arrobe to Europe we change completely mentally we adopt are area of living easily but men dont change I mean the majority 70% don't their body in Europe but their brain is back home
Ezen ms sebaykn tebaeskn mray deqom tabyom gn Lili eti nsom zqnzwwo nskn sheger tehlfo ab geza ybzh ftah aykonn ezi komu mgbar tekone tewldka mxmam u dekka gexe kale mray gega u
ኣበይ ኢኺ ትነብሪ if your husband didn't like those men you should listen on the first place, why u are so stubborn, even now its not late report the number to the police and the cctv this s very dangerous, also u can't see any cctv in the toilet how is that possible 😮?
ኩቡራት ቤተሰብ Mahustar #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ
ኣብ ቀዳማይ ዓለም እንተኾይኑ ካብ ንዕኡ ምምስሳል ነታ ቁጽሪ ቴለፎኑ ንፖሊስ እንተትህቦም ካብ ዘለዎ ሒዞም ዓስቢ ሕማቅ ግብሩ ብሕጊ ምረኸቦ ኔሩ። ምኽንያቱ ቁጽሪ ቲሌፎን ናይ ዝኾነ ሰብ ኣበይ ቦታ ከምዘሎ ይፈልጡ'ዮም።
እዘን ን ደቅኽን ምስ ኣብኦም ክራኸቡ ዘይተፍቅዳ ን ደቅኽን ትብድላ ከም ዘለኽንሲ ይርዳክን ዶ እምበር ሰባይ ደኣ ካብ ካልእ ወሊዱ ደቁ ክሓቁፍ እንዲዩ pls ን ደቅኽን ሕሰባ
ጌጋ ናትኪ ኢዩ ንሱ ጌጋ የብሉን። ምስቶም ዝጽልኦም ኣይትቕረብዮም ዝበለኪ ንምንታይ ትቐርቢ?
ካብዛ ዛንታ ተመሃራ ኣዋልድና ማራ ጨካናት ኣይትኩና ምስ ሰበኣይኪን ኣፍቓርኺን
😢❤ሓቅካ ብሩከይ
ድሕሪ 12 ዓመት africa ክሰርሕ ኢሉ ምስ ከደ ምስ ካልእ ጋል ፍቕሪ ጀሚሩ, ሞራለይ ተሰሩ ልበይ ተሰሩ, ሓሳበይ ተበታቲኑ, 😢😢😢 ምሸት ምሸት ብንብዓት እየ ዘሕልፎ ነቲ ዝገበሩ እንዳ ሃባእኩሉ ጹቡቕ ኣለና እንዳ በልኩ ንሰባት ፍሺክ እንዳ በልኩ እየ ዝቕበሎም ውሽጠይ እንተ ትርእይዎ ግን ቃንዛን እሕሕታን መሊኡ
መፈጽቱኡ እንኳዕ ኣጸበቀልኪ ሓፍተይ🥲
I treat my husband like myself ,i love him i don't compare him with any one no matter what ,❤❤❤
ናይ በሃቂ መሃሪ
ኢዉይ በሰምኣብ ተካል ዘመን😭
🥺
እዝግዮ ማሐረና ክርስቶስ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ🙊🙊🙊
ኣብ መሕጸቢ ነብሲ (ባኞ) ካሜራ ተኺሉ ጥራሕ ነብሰይ ቪድዮ ቀዲሑ
ካብ መጀመርታ ንሰብኣያ ክትሰምዕን ዘረብኡ ከተኽብርን ነይርዋ ኣብ ህልኽ ኣትያ ንዕአኡ ከተሕርቕ ክትብል ሓዳራ በቲና ኣብ ዘይከዉን ዓዘቕቲ ኣትያ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ሰባይክን ምትህልላኽ ዉጻ
ዋላ እቲ ሰብኣያ ይኸዉ ይሕዋተይ ብዝኾነ ገን ተጥቀቃ
መሃሪ መደብ ጽቡቕ
ኣሰይ ገበርኪ
ህልኽ ላማ የዉሕጥ ዲዮም ዝበሉ ለባማት ብሰንኪ ህልኽ ምስ በዓል ቤትኪ ኢዩ እዚ ኩሉ ካፍቶም ሰባት ሪሒቅኪ እንተ ትኾኒ እዚ ኩሉ ኣይምወረደን
እውይ ጎይታይ ካብዚ ይምሓረና 😢🎉🎉
ብኸመይ ክረኽበካ
እዋይ እታይ ግዜ እዩ ኣንቱም ሰባት እዚ ዐገብ በልዎም ንምታይ ኢዩ ከምዚኦም ሰባትስ ሕማቅ አለዉ በጀኩም ከምዚ ዓነት ሂወት ግደፉ ከምዚ ዓነት ዓገብ
ተካል ዘመን 😢
ኣብጌጋ ምባር ጭንቀት እዩ ናይብሓቂ
Zereba sebaya zeyteseme gal da entay hadar ketgebrla
eway ata amlak bejaka lebona habena 🙏🏻
ዝገርም ዩ 😢😢😢
መፈጸቱኡ ግን እንካዕ ኣጸበቀልኪ ዝሓፍተይ
እግዚአብሔር ይጠንቀቀልና እምበር በዚ ሕጂ ስዓት እሞ ከመይ ገርካ ይጥንቀቅ ሰብኡተይ አቦ ደቀን ከምዚ ዝገብርዎን ተኮይኑስ ተጠንቅቅካ ክትንቀቅ አይትክእልን ኢካ ፈጣሪ ነዚ ከምዚ ክፍኣት ዝሓስብ ልቦና ይሃቦም እዩ ዝብሃል
ሐዳርኪ ባዕልኺ ኢኺ ፋሕ አቢልክዮ ጸገም አሎኪ ንስኺ 💔💔💔
አዋይ ሽግር
ኣታ ግደፉ ኣታ ግደፉ ዘን ይሕዋትና ንሕለየለን
ኣብ ክምዚ ኣይነኤትዎን
ንሕለየለን ንሓግዘን
Ah haftey sedat😢😢😢
ካላኣይ ጌጋ ገይርኪ ኣብታ ቪዲዮ ርክብ ክብለኪ ከሎ እምቢ ክትብልዮ ነይርኪ ህይወት ፈተና እያ ኣጋላት እዉን በጃክን ንስብያኣክን ኣኽብራ በጃክን ስባኣይኽን ኣክብራ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ሰብ ክሓዝነልኪ ዲኺ ነዚ ጽዩፍ ተግባራትኪ ተስምዕና ዘለኺ በዓል ንስኽን ኢኽን ክቡር ባህልናን ሃይማኖትናን ትብርዛ ዘለኽን
Of Temsgan fateri enta bxbuk tefxam 🙏🙏🙏
ዋእ ትፈልጥዮ እንተትኾኒ እምበር ምስ ዘይትፈልጥዮ ሰብስ ክንድዚ ሓደ ሓደ ግዜስ እዘን ኣዋልድ ንበሃል ከመይ ኢዩ ካብ ስራሕ ወጻኢ ዝኸውን እዚ ርእስና
Geiga nay deki sebat bahrawi eyu gen natki btaemi zegerem bealki hadarki betenki ab Europe ms ateki kale wedi merixki tehzini mechem
Good job 👏
We as women when we arrive to arrobe to Europe we change completely mentally we adopt are area of living easily but men dont change I mean the majority 70% don't their body in Europe but their brain is back home
ሐሲብኪ አይከድክን ዶንቆሮ
ዎው ንስኺስ ሸምኣ ሂዝኪ ኣብ ቦኞ እንታይ ትገብሪ ኔርኪ 😅😅😅
Bnebski resi yeblkn wela ysdedo n Police zeythbri mrekbwo endo.
ኣብቲ መጀመሪያ ብጭንቀት ተባሳጭኺ ትሓኒቕኪ ክትሞቲ ኔርኪ ረሳሕ 😂
መብዛሕተን ኣቦ ንቀለብ ጥራሕ ዝሕግዝ ኢዩ ዝመስለን ሞ መንግስቲ ምስ ቀለበን ሓዳረን ይብትና ግን ቆልዓ ኣቦን ኣደን ብሓባር አንተየዕብዮሞ ዝበለጸ ንቁሕ መስተውዓሊን ፈቃርን ናይ ምካን ዕድሉ ልዑል ኢይ ኣብ ዓድና ብመጠኑ ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰቡ ስለዝዓቢ ኩለን ኣደታቱ ኩሎም ኣቦታቱ ኢዮም ኣብ ስደት ግን ከሙኡ ኣይኮነን ስለዚ ደቅክን ኮንቶ ኣይተትርፎኦም ቅድሚ ምውሳንክን ሕሰባ አቶም ሰቡኡትውን ከም ቀደምኩም ዘይኮነስ ከም ጊዚኡ ምክኑ ፍለጥ ኣትትረሩ
ሰብአይ ሓቁ እዩ ንስኺ ግን ጠንቃም
ዓሻ ሰበይትስ በገዛ ኢዳ ገዛኣ ተፍርስ መጀመርያ ንስብኣይኺ ዘይምስማዓኪ እዩ ኣብዚ ኣውዲቁኺ
ቐሃማማ እታይ ጉድያ ዝአኸ
Weyshigir😢😢
🎉🎉🎉🎉🎉
Dey bsenkkn eyu dea fah atiwo hiwetna beynka mnbar dehan kebid aykonen😢😢😢😢😢😢😢
Hiiii plz 🙏 atum kemu tgebru kea nay edkum aytsanu eti zkefu ab alem n seb bukue mezmizka mqrab endyu amlak nay idkum yhabkum
ሙሉእ ችግር ናትኪ እዩ ሓፍተይ ባዓልቲ ሓዳር ምካንኪ ናፈለጥኪስ ናብ ሰብ ልምንታይ ትቀርቢ😢😢😢😢
Nay men halay eya izia
Eway btemi mhari zhanta eu 😢😢
Eway bajakin kemzi ente agatimukin n polici habra ekin atum awedat dima silemntay nhwatkum kindzi mchikani effff😢😢😢😢😢😢
ንባዕልኺ እንድሕር ታኣምኒ ካሊእ ምስክር ኣየድሌክን ኔሩ ብጣዕሚ ተጋጊኺ ዝሓፍተይ ሕዚ እውን ሓቂ እዩ ፅቡቅ ባዕልኻ ትፈልጥ ኢልኪ ደቅኺ ሓበሕቢ ካሊእ ወዲ ኣየድለየክን
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
💞💞💞💞💞💞💞
Baelki gerki temeliski kesiskyo ab zkonet gal zestewalku hlk tay keygber ybla ayftkuwomen aytqrebi elki meliski tqrbyom halay
ሓፍተይ ከምዚ ገይርዋ ነቲ ሕማቅ ዝገበረ እንተ ዝፈልጦ ብ ካራ ብ ናይ ድሕሪት ክሳዱ ምሓረድኩዎ ጨካን ኣይኮንኩን ኣብኡ በጺሐ ግን ሰይጣን ምተቀየርኩ 😢
😢
ነቶም ቆልዑኽ ኣትርእይን ዲኺ ጓለይ።ናብቶም ንሱ ዝጸልኦም ሰባት ኣይትቕረቢ ስለዝበለክስ ተሃላሊኽኪ ናብኣቶም ትክዲ ኔርኪ።ብጣዕሚ ኢኺ ስዲ በቃ።ናበይ ኢኽን ግና ክትበጽሓ ደሊኽን ዘለኽን የሕዋትና።ነቦ ደቅኻ ዝኣክል ናብ ፖሊስ የሕሊፍካ ይወሃብ።ፉሉያት ኢኽን በቃ።ሕጂውን ይቕሬታ ኢልኪ ተጸቒጥኪ ናብ ሓዳርኪ ተመለሲ።
ኖ ኖ ኖ ምእንቲ መምሃሪት ካልኦት ክትከውን እዛ ሰብ እዚኣ ዝተረፈ ዕድሚኣ ብዘይ ወዲ ወይ ሰብኣይ ከተሕልፎ እዩ ዘለዋ
ወረ ከምዝርዳኣንስ ካልእ ዝሓብአትልና ጉድ ኣይሳኣናን እዩ እዛ ስዲ
ሕጅስ ኣይትኸውንን እያ
@@kesetehabte1955 ሓሪራታ ሙሽ'ዶ ካልእ በናና ዳኣ ትድለይ ግደፋ
ምስክነይቲ 😭ናኣየይ ለጋጠመኒ ኮይኑ ተሰምዑኒ 😔😢እፍ ከመይ ገይርኻ ዩ ሰብ ክእመን ኣምላክ ኣቦይ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና ሩሑስ ሓዱሽ🌻 ዓመት ይግበረልና ከብ ፈተናን ክፉእ ወረን ይሰውረና መድሃኒኣለም እፍ 😢🙏❣️
ጌጋ ናትኪ ኢዩ ንሱ ጌጋ የብሉን። ምስቶም ዝጽልኦም ኣይትቕረብዮም ዝበለኪ ንምንታይ ትቐርቢ
ናይ ብዙሓት አዋልድ ጌጋታት ሓንሳእ እንተተጋጊኽን መሊስክን ነቲ ጌጋ ትድግመኦ ሼር በሎ ኢልክን ዘይተዓርፋ ካልእ ትደግማ ባእ
ሓደሓደ ግዜስ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ነገር ባዕልኻ ኢኻ ትምህዞ መስለኒ
ልምንታይ?
ኣረናማንዩ ኣሕዋተይ❤ንስማዕ❤ክጠቅመና እዩ❤
Nski eki hadush bahri atriki mejemerya😢
❤❤❤❤😢😢😢
❤❤🎉🎉🎉
Edlana u kabaki mrhaku
Hdar malt mkbebar u
Dhar ka balti hdar
Sabayken mhzaken klakes
Hasawti
❤❤❤❤❤
Ezi kulu sahran bahrn segirkas akndi temesgen baesi
Ezen ms sebaykn tebaeskn mray deqom tabyom gn Lili eti nsom zqnzwwo nskn sheger tehlfo ab geza ybzh ftah aykonn ezi komu mgbar tekone tewldka mxmam u dekka gexe kale mray gega u
🥺🥺
ካብዚ ኩሉ ሽገር ቴሌፍን ምቅያር ዳ አይምሐሽን ካብ ቀዳማይ ካላአይ
Bhaqi merir iyu
Amenzra zkonet dona
Seb tshegreu mkri dlyu enda krbes tmlska tsrfen yhawt yblkan du 😢
Bsenkn ko wela key weldna mnbar merixna resahat hfertkn zey thaba ke lokamx kzrgahaki keman network resah
😢
Kulu natki eu gega tegagiki ab hadarkis zkone ykun seb ktekrbi ayneberek nsebayki kulu ktsemeyo nerki please keytmlesa 😢😢😢
😥😭
Terewit hasewti teregobti
Izi iu mesta hadarki iu.
😢😢😢😢😢😢
ዊዒሉ ሓዲሩ ክፈልጥ እዩ ሓቂ ብርእሳ ተረገጽካያ ብእግራ ትወጽእ ከም ዘባሃል እንድሕር ሓቂ ኮዩኑ እዚ ዛንታኩም።
Fokass eki lekbatt baelen zigebero eyu kal sebayaa semiaa hadara kidana keytekbi fie mibal merixa kulu nay shawor yikun video call bi fkada keygededA ziweaaleto eyu
😢😢😢😢😢😢😢
😂😂😂😂 entay zereba eyu ayteqrebyom elki teqerbyom emo niski da miskin sebay rekibki ember kalot haridomki mahalwu
ኣብ ጽተበኣስክሉ ናብ ፖሊስ ካብ ትከዲ እቲ ቪድዮ ክሰደልኪ ከሎ ኢኩ ናብ ፖሊስ ክትከዲ ኔርኪ ከይወዓሉ ከይ ሓደሩ ምረከብዎ እንኮዕ ኮንኪ ኣይብለክን እየ ወን ንዕኡ ኣይነቅፎን እየ መን እዩ በደለኛ ባዕልኩም ትፈልጥዎ እግዛብሄር ይሓግዘኪ ዝሓፍተይ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Shgre xegem kulu Awald iyen
deysema xemamat deymhara kab adetaten
Bealti hadar mis awedat zekirib entay alewa hasawit eya ezia serakit eya.
ጌጋ ኣብ ሊዕሊ ጌጋ ናትኪ እዩ
ኣበይ ኢኺ ትነብሪ if your husband didn't like those men you should listen on the first place, why u are so stubborn, even now its not late report the number to the police and the cctv this s very dangerous, also u can't see any cctv in the toilet how is that possible 😮?
Is this fiction (ልቢ ወልድ ) ድዩ ? Shit my goodnnes
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Nice Fiction 😅 ቁሩብ ቅንስ ኣብለሉ ሓሶትካ
ከምዝታት ከጋጥመክን ከሎ ንፖሊስ ሓብራ ካበይ ይድወል መን ይድውል ይፍለጥዩ ሕጅውን ምን ምክኑ ክትፈልጢ ተድሊኺ ናብ ፖሊስ ኪዲ ካብ 5-10 ዓመትን ማዕሰርትን ብዙሕ ናይ ገንዘብ ምቅጻዕቲ ኣለዎ ስቅ ኢልክን ኣይትደሕሃላ ኣዋልድ
ቁም ነገር ምስራሕ ዳኣ ዘይፈልጦኦ።
Esks balki eki Hadarki betinki hji kea balki mefthi deleye
Ewe eti giega natki eyu meknyatu esu zeyfotwo ktgebri ayneberkn trgum hadar tekababirka teradadiekan slezkone asbi giegaki dma rekbki
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሓደ ነገር ኣላ ትገርመኒ ጥራይ ነብስካ ሒዞም ሸር ክብሎ ኢሎም ሸር በልዎ ምባልስ ታይ ዩ ጸገም
Kebid yu sister sle zeyweredeky yu
ሰላም ናይ ኣምላኽ ምስ ኩልኹም ይኹን ኣሕዋት❤🎉ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም subscribe ግበሩለይ 1k ቀሪባያ❤🎉
Gierelka
@@Naval-force-h3f thankyou ሰላም ኣብ ቤትኪ ጥዕና ኣብ ሂወቲ ይምነ።
ሕራይ ጌረልካ😌🥰
@@cbffhf1567 ሰላምኪ ከም ሓጻ ባሕሪ ይሰስነለይ።thankyou
Gerelka🥰
ሓበሻ ጸገምና ኮይኑ ዘሎ ዝዓበየ ጌጋ ወዲ ይኹን ጓል መናብርትና ዝጸልኦ ነገር ክንገድፎ ዘይንመርጽ ምዃና'ዩ፡ወላ ነቲ ደስ ዝብለና ክርድኣልና እንተዘይክኢሉ ንድሌት መጻምድትና ክንመልእ ደስታና ዘይንገትእ ምዃንና'ዩ።ንመጻምድትና መስዋእቲ ክንከፍል ድሉዋት እንተዘይኮይንና ከምዚ ናይ ሓፍትና'ዩ ዘስዕብ። ኣምላኽ ሕድሕድ ኣኻእሎ ይሃበና።
👍👍👍👍👍 ነሱዩ አትሓቂ
Kelbi wahid