ኣብ ኣስመራ ዶ ኣዲስ ኣበባ ? ለውጢ ብ ህዝቢ ኤርትራ ዶ ብ ናይ ግዳም ሓይልታት ? ፈታኒ መድረኽ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 405

  • @danielteame4033
    @danielteame4033 2 วันที่ผ่านมา +40

    ብዘየገድስ ለውጥ በየን መጺ አብ ጉድጉድ ኮይነን ዝጽበያ ትንፍስ አለዋ

    • @Lunatedros
      @Lunatedros 2 วันที่ผ่านมา +3

      Change cannot come from within Eritrea because there are no free soldiers; the soldiers are being used as slaves. In Eritrea, you see more elderly people and children, while those aged 17 and above are on the front lines. Therefore, change must come from outside Eritrea because there are 1,000,000 people aged 17 and above living outside the country.

  • @ZakiHopemarry
    @ZakiHopemarry 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሜሪ ኣስሊ ኣነ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እየ ሓሳባትካ ከኣ ብጣዕሚ እዩ ዝስሕበኒ ናይ ልበይ. ክሓተካ እንዶ ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጠይ ዘላ ነገር እያ ንሳ ከኣ ሓንቲ ፓርቲ ዘይንምስርት "ኣይ ህግደፍ ኣይ ብርጌድ" ትብል ንኤርትራ ከምዘላታ ትቕበል ፓርቲ ክብርታት ኤርትራን ኤርትራውነትን እትኣምን ፍትሒ ዝነገሳ ኤርትራ Focus ጌራ ትሰርሕ ፓርቲ እንተንምስርት ከመይ ትሪኣ እዛ ጉዳይ ተገዲስካ መልሰለይ ክጽበየካ እየ❤

    • @loveeritrea9621
      @loveeritrea9621 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ane wen temasasali hasab eu zeloni kemey si ezom abzey brged breged nehamedu zebhalu fxum hagerawnet yblomn tegaru ena eyom zbluna beabiu keman kalsi 30 amet zeykbelwo eyom ne federation zmerexu eyom meron gen hagerawi eu lewti zedeli abey emo natu parti tezemxe hzbi Eritrea 🇪🇷 medegefo kemey si Eritrea ne Eritreawyan sele zble

  • @kidanetsehaye2806
    @kidanetsehaye2806 2 วันที่ผ่านมา +39

    ሕውስውስ ዝበለ ዘረባ : ኣንፈት ዘይብሉ ::

    • @eriiilove9093
      @eriiilove9093 2 วันที่ผ่านมา

      Nski eki hwswes zbelki nxur eyu

  • @Wedihagereseb-q3h
    @Wedihagereseb-q3h 2 วันที่ผ่านมา +43

    ኣየ መሮን ነፋሕቶ መርጋጺ ዘይብሉ ለባም ለባም ኣይትጻወት

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 วันที่ผ่านมา +1

      Klae denakur hasabat zeybilom fiturat

    • @Wedihagereseb-q3h
      @Wedihagereseb-q3h วันที่ผ่านมา +1

      @whatabouttomorrow1990 temhrti temahar eske neska ka wala nati xerfi zekowin (donqoro)

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 2 วันที่ผ่านมา +23

    ኣብ ዓለም ብዙሓት ሃገራት ብናይ ደገ ሓይልታት ጥራይ ሰላመን ዝረኸባ ኣለዋ። ኣይተዕገርግር ካብ ህዝቢ ተስፋ የለን ብፍርሕን ራዕድን ዋላ ወዶም ኣብ ቅድሚኦም እንዳ ተቀተሉ መንግስትና ደዉ ይበለልና ዮም ዝብሉ።

    • @majitey
      @majitey 2 วันที่ผ่านมา +3

      Eske neabnet kabten benay dege hayletat selamen zerekba tekselna

    • @JemalAbdu-vo2sp
      @JemalAbdu-vo2sp 2 วันที่ผ่านมา +2

      ግብፂ ብዓባያ ብርኪ ነፋሶ ክቅፅለልካ

    • @robelsultan8980
      @robelsultan8980 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@majitey Uganda

    • @robelsultan8980
      @robelsultan8980 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@majitey wala ኤርትራ ከማን ምስ ወያነ ተላፊኖም ዮም ሻዕብያ ሒዞማ

    • @SaymonSaymon-e3k
      @SaymonSaymon-e3k 2 วันที่ผ่านมา

      ናይ ብሓቂ

  • @tekledebesay8931
    @tekledebesay8931 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሜሪ ❤ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘተባ እዩ እስራትና ይፈትሑ ምባል እታይ እዩ ጸገም 😢ከማና ፍጥራት ዘይኮንን ናዓይ ይጣዓመኒይ ኮይኑ ናይ ባራዩ ነገር ግን ካብዚይ ከይዶም 1 ወርሒ እካ ዘይቅመጥዋ ከመይ ኢሎም ጽብቅ ኣላ ሃገርና ይብሉ😢

  • @t-familymedia1911
    @t-familymedia1911 วันที่ผ่านมา +3

    ሕቶ - 1 - እቶም ብዝኮነ ይኩን መዳይ እቲ ስርዓት ክጠፍእ ኣለዎ ኢሎም ፡ ስቅያት ህዝቢ ንምሕጻር ድማ ምስ ዝኮነ ሰብ ሃገር ይኩን ውድብ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ዝሓስቡ ፡ ሃገራውያን ኣይኮኑን ድዮም ፡ እታ ሃጋራውያን ትብል ስም በዓል ንስካን ህግደፍ ዝጠቀሙላ ስም እያ ሞ ፡ ናይዚክ ኣዲስ ኣበባ ወሪዶም ዘለዉ ይኩን ፡ እቲ ስርዓት ብዝኮነ ክጠፍእ ኣለዎ ኢሎም ዝቃለሱ ዘለዉ ፡ እንታይ ዝበለ ስም ዘህልዎም ።
    2 - ንስካ ትኣምነሉ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ሓቢርካ ምቃልስን ፡ ምንም ደጋዊ ሓይሊ ዘይምትእትታው ዩ ፡ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ፡ ግን ከምዚ ዓይነት ኣታሓሳስባ ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ኣይተፈተነን ዱዩ ፡ ኮምኡ ዓይነት ኣተሓሳስባ ከ ግዜ ዝወስድ ዶ ኣይመስለካን ፡ ግዜ ምውሳድ ከ ስቅያት ህዝብን እቲ ስርዓትን ምንዋሕ ዶ ኣይኮነን ። ብዝተረፈ ሓሳባትካ ከምዚ ሰብኣይ ደሊካ ጭሕሚ ጸሊእካ ኮይኑ ስቅያት እቲ ህዝብን ዕድመ ስርዓት ዘንውሕ ንከይከውን ፡ በዚ ንስካ ትቃለሶ መንገዲ እቲ ቃላሲ መዓስ ክዕወት ይክእል ኢልካ ትሓስብ ፡ ንጹር መልሲ ክጽበ የ ፡ ምክንያቱ ብሰለማዊ መንገዲ ስርዓት ዝቅይርን ስቅያት ህዝቢ ዘሕጽርን እንተ ተረኪቡ ቀዳማይ ምርጫይ ንሱ ዩ ፡ ግን መዓስ ፡ እንተ ዘይኮይኑ ህዝቢ ኣጎልጉል ኮይኑ ናይ ስደት ናይ ከርተት ግዚኡ ከይነውሕ ተቃለስ ። Thank you

    • @Habesha_insider
      @Habesha_insider 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      U are clear ❤

  • @Awet1975
    @Awet1975 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሐቀኛ ደስ ዝብል መግለጺ ❤❤❤

    • @BereketGirmay-yo2vl
      @BereketGirmay-yo2vl วันที่ผ่านมา

      Dunkro barya be hawula temhader hager heizkase adi hallo dunkure 😊

  • @zerithagos5974
    @zerithagos5974 2 วันที่ผ่านมา +11

    ብዝኮነ ኮይኑ አዚ ስርዓት ጥራሕ ይተኣለ ካብዚ ዘለናዮ ዝከፍእ ኣይመጽን እዩ ሰብ ይበልጽ ካብ ሃገር።

  • @dawitmichael2383
    @dawitmichael2383 2 วันที่ผ่านมา +10

    BIRGADE nihamedus enkaE tefeteru❤

    • @nakfa270
      @nakfa270 วันที่ผ่านมา

      Halewulew natkumsi
      😂😂😂
      Kab felten zadra andren elen zandra ybezha

  • @bitwededjigna6028
    @bitwededjigna6028 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሮን ዓርከይ፣ ፖለቲካ ገዲፍካ ኮመዲ ዘይትሰርሕ ክትእመን። ኣብ ፖለቲካ መትከል ዘይብሎም ኣብ መጨረስታ በይኖም እዮም ዝተርፉ። በይንኻ ከይትተርፍ ነጽር።💙💚💙✊

  • @BereketYohannes-k8f
    @BereketYohannes-k8f วันที่ผ่านมา +2

    ነጽር ስፋሕ ተዓወት። ሜሮን ሓሳብካ ጽቡቕ እዩ፡ እሱራት ይፈትሑ እቲ ዝኣሰሮም ኣካል ከ እንታይ ይኹን? ቅዋም ከ ፈራዲ ኩሉ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባታት ዘይኮነን? ንድፈኣሉ ።

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy วันที่ผ่านมา +6

    ሜሮን ሚኑኒ ሸንካ ጥራይ ደቅስ ንሕና ንእሰያስ ንምጥፋእ ምስ ደስ ዝበለና ሓይሊ ኮይና ክንቃሎሶ ኢና::💙💙💙💙💙💪🏼💪🏼💪🏼

    • @astertesfe5701
      @astertesfe5701 วันที่ผ่านมา

      Likie

    • @Seretchanel
      @Seretchanel วันที่ผ่านมา

      Tebeges mo tetesalka tat entay kiabis eyu 20 amet koinu

  • @ZakiHopemarry
    @ZakiHopemarry 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምስ ናይ ሜሮን ሓሳብ ዝሰማማዕ እስከ ላይክ ረጊጽካ ሕለፍ❤

  • @ademromodan4704
    @ademromodan4704 2 วันที่ผ่านมา +7

    ንኹሉ ንምርኣይ ምቅናይ እዪ ነገሩ ኩሉ ንስልጣን እዩ ዝጎይ ዘሎ።

  • @ZakiHopemarry
    @ZakiHopemarry 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለውጢ ደኣ ብጣዕሚ የድልየና ኣሎ ግን ብኢትዮጵያ ዝመጽእ ለውጢ ኣየድልየናን እዚ ማለት ከኣ ምስ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ናይ ኢትዮጵያ እንተኾይኑ ዝገደደ ሽግር ኢና ክነምጽእ ምኽንያቱ ኢትዮጵያ መሬትናን ባሕርናን እዮም ዝደልዩ ፡ ኣነ ግን ከም ሓሳብ ብሓገዝ ኣሜሪካ ወይ ቻይና ወይ ከኣ ሩሲያ ለውጢ እንተ ዝመጽእ በሃላይ እየ እዚ ግን ውልቃዊ ርእይቶይ እዩ ።

  • @nebutewelde681
    @nebutewelde681 2 วันที่ผ่านมา +2

    አርኪ ዳኒኤል ዓርኪ ሰባር ነቃዕ ካብበይንካ ትህውትት ምስየሕዋትካ ነጺርካ ዘይትሰርሕ

  • @bshbsh1025
    @bshbsh1025 2 วันที่ผ่านมา +8

    ኣታ ሜሮን ላንጋ ላንጋ ሎሚ ሎምስ ኣርዘእስቲ ድዝረብ ይጠፍኣካሎ
    ማይካብ ዓሟቕ ዘረባ ካብ ሕማቕ
    እዛ ምስላ ንዓኸእያ ላንጋ ላንጋ
    አይተስተዋሕዳ ሜሮን ማዳ ሃገር

  • @MehariTeklemariam-jp1zj
    @MehariTeklemariam-jp1zj วันที่ผ่านมา

    እቲ ናይ ለውጢ ጊዜ ቢቲኪክል ሒጂ ኢዩ ዝመስል❤ thanks mery, your points perfec100%

  • @haregot8000
    @haregot8000 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሮን ንእትህቦ ሓሳብ ተቃውሞ የብለዪን ብህግደፍ ለውጢ ክመጽ ዝጽበ ከም ካብ ብዕራዪ ጸባ ምጽጸባዪ እዩ

  • @Weldatfese
    @Weldatfese 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሮን ድሕሪት ኣይተብል። ኣብ ናይ ሓሳባት dilema ክንደይ ግዜ ሓሊፉ፡ እዚ ትብሎ ሓሳባት ተፈቲኑ ዩ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት፡ ብቀሊል ዝእለ ኣይምሰልካ። ሓብሬታ ዘይብሉ፡ ተኣማሚንካ ክትዛተ ዘይትኽእለሉ ብከምዚ ትብሎ ዘለካ እቲ ስርዓት ዝእለ ኮይኑ ኣይርኣየንን። እቲ ዝበለጸ ሓይሊ መንሰያት ሓቊፉ፡ ንሓይሊ ውን ኣብ ሓደ እዋን ንባይታ ክወርድ ዝኽእል ብርጌድ ንሓመዱ ዩ፡ ዝተርፎ ግን ኣዝዩ ብዙሕ ዩ፡ ኣነ ለውጢ በዚ ብ/ንሓመዱ ክመጽእ ይከኣል ዩ ዝብል እምነት ኣለኒ፡ ዝዓበየ ሓይሊ ኮይኑ ይስምዓኒ።

  • @kikki5502
    @kikki5502 2 วันที่ผ่านมา +2

    Meri hawey hegdf is never going to change. Ne Eritrea Kab higdef neska Ane, nehamedu yehswa 😢😢 your are very smart btw

  • @gebar-fo8nf
    @gebar-fo8nf วันที่ผ่านมา +4

    ኣብ ኤርትራ ለዉጢ የድሊ እዩ ። ግን በዚ ዝክየድ ዘሎ ለዉጢ ክመጽእ ግን ዘይሕሰብ እዩ ። ኤርትራ ብኤርትራዉያን ጥራሕ።

    • @Habesha_insider
      @Habesha_insider 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      can you suggest to us how it could work?

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓንሳብ ሓንሳብ ሲ ንህግደፍ ትድግፈሉ እዋን ኣሎ ። ከምዚ ከማይ ዚኮንኩም like ግበሩ ። ከም ባዓል ሜሮን ንከይዛረቡ ናይ ናጽነት ፕረስ ብምዕጻዉ ካብ ሕማም ቃሓር ወይ እስቶሞኮ ስለ ዘድሕነካ ።

  • @ኣማን-በ2ጰ
    @ኣማን-በ2ጰ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes... you get me today.

  • @Yohanasenafe12
    @Yohanasenafe12 2 วันที่ผ่านมา +6

    Yes, changes only come from inside.when it comes from 🇪🇷 we will support them definitely.

    • @Lunatedros
      @Lunatedros 2 วันที่ผ่านมา +4

      Change cannot come from within Eritrea because there are no free soldiers; the soldiers are being used as slaves. In Eritrea, you see more elderly people and children, while those aged 17 and above are on the front lines. Therefore, change must come from outside Eritrea because there are 1,000,000 people aged 17 and above living outside the country.

    • @Yohanasenafe12
      @Yohanasenafe12 2 วันที่ผ่านมา +1

      @Lunatedros when change comes from outside, they're still fighting against our people. Do u even know how many lives we lost ? Even if they change comes in support of outside what they take from us, I mean they don't do that for free.what does eritrea lose? I have a brother in eritrean, Solider, and my family's are living on the border of ethiopia, so I don't want any change coming from ethiopia.

  • @Erenahagerejeganu
    @Erenahagerejeganu วันที่ผ่านมา +2

    ሜሮን ካብ ህግደፍ ለውጢ ትጽበ ኣለኻ
    ካብ ብዕራይ ጸባ ተጸበ

  • @abe7478
    @abe7478 วันที่ผ่านมา +2

    ዘረባኻ ኩሉ ቆሎ ጥጥቆ እዩ!!! እሞ ንስኻ ኩሉ ስጉምትታት ካብ ትቃወሞ፣ ናትካ መትከል ሒዝካ ዘይድግፍ? እዚ ናይ ዩቲዩብ ገንዘብ ጡኡም እዩ፡፡ ኣብ ገዛ ኮንካ ለፍ ትብል ኣለኻ፣ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ!!
    ኩሉ ትቃወሞ፣ ንምኹዋኑ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ክመጽ ትደሊ ዶ??
    ባእልኻ ከምቶም ኩሎም ዓዲ ገዲፍካ ተሰዲድካ፣ ከምዚ ዓይነት ሓሳባት ክትሕብን ክትነቅፍን ጥራይ???
    ዋላ ከም ደጋፋይ ናይ ህግደፍ ኮንካ ናቶም ፕሮፓጋንዳ ምግባር ይሕሸካ፡፡ እንታይ ትደሊ ከምዘለኻ ከማን ኣይፍለጥን???

  • @HumanResource-eo3do
    @HumanResource-eo3do 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክቡር ንኡስ ሓወይ ሜሮን መደባትካ ኣዝየ ይከታተሎ ኢየ።እንተኾነ ግን እቲ ሽግርና ባዕልና ንፈልጦ ኢና ስለምንታይ ለባም ንደልየሉ።ክነግረካ ሓደ ነገር ኣብ ኣስመራ መትዓቢተይ ዝነበሩ ከም ኤርትራውያን ዝፈልጦም ዝነበርኩ ሰባት ተጋሩ ኮይኖም ጸኒሖም።ንሕና ህዝቢ ኢና ኣብ ደገ ሃሉ ኣብ ውሽጢ።ለውጢ ጽቡቕ ኢዩ እንተኾነ ግን በየናይ መንገዲ።ከሕጽረልካ ስነልቦና ናትና፡ማንም ሰብ ዝፈልጦ የለን ኣይክህሉን ኢዩ ውን።እታ ናይ ሕልሚ ኢትዮጵያ ድማ ብሓንሳብ ኣለና እንታይ ከም እትኸውን ክንርእያ ኢና።ለውጢ ዝሓስብ ሰብ መጀመርያ ኣተሓሳስብኡ ክልወጥ ኣለዎ።ብዝኾነ ሰሰናዩ ሜሪ ሓወይ ሓደ መዓልቲ ኣብ ላይቭካ ይመጽእ ይኸውን።

  • @BisheleIbrahim-k9x
    @BisheleIbrahim-k9x 2 วันที่ผ่านมา +1

    ብርግዳዊ ከምቲ ትገልጾ ዘለካ ዩ ።ኣይትጠራጠር ።ኩቡር ሓው ብርግድዊ ይሕዋትካ ዮም።

  • @esknderyemane2510
    @esknderyemane2510 2 วันที่ผ่านมา +18

    Merry u lost in this point bro!!!!!!!

    • @Lunatedros
      @Lunatedros 2 วันที่ผ่านมา

      I often agree with Meron, but on this subject, he is indeed lost. Now I’m doubting whether he’s ready for change.

    • @Ladolce-x1d
      @Ladolce-x1d 2 วันที่ผ่านมา

      @@Lunatedroshe lost his power

    • @susugidey8571
      @susugidey8571 วันที่ผ่านมา

      ህግደፋዊን = ፍትሓዊን ጥራሕ ኢዩ there’s no in between 💙💙💙💪🏽

  • @isacsaimon6757
    @isacsaimon6757 2 วันที่ผ่านมา +2

    America is nating waiting to God please.

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 2 วันที่ผ่านมา +7

    ፍቶ ጽላእ ተመፃዲቁ ወይ ለሚኑ ብዲክተተር ዝተዋህበ ናጽነት ኣብ ዓለም የለን :: ብርጌድ ንሓመዱ አቁርደት ከይዱ ኣኼባ ክገብር አይክእልን ዩ :: ንስርዓት ኢሰያስ ንምልጋስ ድማ ከምቲ ሰውራ ኤርትራ ክዕወት ካብ ሃገራት የዕራብ ዝረኸቦ ሓገዝ ሕጂ ውን ክሕግዘና ዝኽእል መርሓባ ኢልና ኢና ንቅበሎ

    • @gebar-fo8nf
      @gebar-fo8nf วันที่ผ่านมา

      ሓገዝ ኣይጽላእን እዩ ግን ዝትሓዝ ሒዝካዩ ሓገዝ ዝድለ ዓቅሚ ዘይብልካ ሓገዝ ክትሓትት ማለት ግን መወዳእትኡ ከቢድ ዕንወት እዩ።

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly วันที่ผ่านมา

      @
      ዝተሓዝ እንተሒዝካ ደኣ እንታይ ሓገዝ አድሊካ? ዓቅሚ እንተሊካ ደኣ እንታይ ከ ካብ ሰብ አጸበየካ ? ትብሎ ዘለኻ እርደኣካ ዶ አሎ? ቆልዓ እኮ ተሓጊዙ ዩ ዝዓቢ :ታተ ከይበልካ ዝጅመር ገድሊ አሎ ድዩ ?

  • @RobelTesfalem-qj5gc
    @RobelTesfalem-qj5gc วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ን ኤርትራዉያን ብኤርትራዉያን ኢሉ ዝልዓል ማዕበል ሓያል ጎስገጓስ ከምዚ ናትካ ከድልዮ እዩ ብድሕሪኡ ጥርናፈ ሽዑ ለዉጢ ---ክከዉን እዩ

  • @GhideyM
    @GhideyM 2 วันที่ผ่านมา +1

    ምስባዓል ንስካ ዘበት ብጀካ ዘረባን ሐሶትን ሃገር አብዋጋ ዕዳጋ ምውዳቅ ዓቢ ተራ ትጻወቱ ሰባትን መንእዩ ክድግፈኩ። አብየት ትልፍልፍ እንካ ወዳ ሐራም። 30ዓመት ዳአ መን ከልኪልዎ ዘይቀየሮቶ ሐውና። ጽንዓት ይሀብካ

  • @kebrom
    @kebrom 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    2025 one day eritar🎉🎉🎉🎉

  • @DanielGuoush
    @DanielGuoush 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ወዲ እዚ እንታይ ኢዩ መርገጺኡ ናይ ባሓቂ ሸቃጢ ኢዩ ከሙ ጌራ ብላዕ እንታይ ደኣ

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 วันที่ผ่านมา

    I agree with you you're very smart boy.ህዝብና ኣብ 5 ተከፋፊሉ ኣሎ።1ይ ብሃገር ዝሓስብ ለውጢ ዝደሊ ትቃዋሚ ባዕሉ ንባዕሉ ዝኣምን 2እዚ ከኣ ጨካን ብስሚዒት እምበር ብርድኢት ዘይከይድ እንታይ ይመጽእ ዘይፈልጥ ተቋዋሚ 3 ሃገር ከይትበታተን ሕርር እና በለ ዝድግፍ 4 እዚ ውን ጨካን ደጋፊ ንስርዓት እምበር ብዛዕባ ሃግርን ህዝብን ዘይግድሶ ንዓይ ይጥዓመኒ እምበር ሓወይ ዘይብሉ ተበለጽቲ እዮም 5 እዚኦም ከኣ ኣብቲ የለው ወላ ኣብቲ በቃ ጉዳይ እንጀርኦም ጥራይ ዝኣርዩ በቲ ኮይኑ በቲ ግን ፈቲኻ ጸሊእኻ ጉዳይ ሃገርካ ይጸልወካ እካ ሃገር እንተ ሓሚማ ኩልኻ ኢኻ ትሓምም ኣብ ደገ ሃሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ሃሉ በቲ ኮይኑ በቲ ምሕረት የውርደልና!!!!

  • @luelbrhane2412
    @luelbrhane2412 วันที่ผ่านมา

    ምስ መን ይዛረብ ኣሎ ማዓልትን ሰዓትን ይፈሊ ኣሎ እሱራት ዝፍትሑሉ ጽቡቕ ትምኒት ኢዩ

  • @EdenWeldemichael-n8o
    @EdenWeldemichael-n8o วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ መደብ እዩ ኣሽንካይ ዶ ምስ አብይ ኣሕመድ ዋላ ምስ ሸታን ኮይና ህግደፍ ክእለ አለው አብይ ኣሕመድ ሰብ እዩ ንፕሮፓጋንዳ ኢሉ ዓሰብ ተበለ ሽግር የብሉን ንኢዳምን ዳዳ ካብ ስልጣኑ መን ኣልይዎ ታንዛንያውያን እዮም ምስ ሕጂ ናይ Uganda ዝመርሐ ዘሎ ብሐንሳብ ኮይኖም ኣልዮሞ ስለዚህ ዋላ ሐንቲ ሽግር ኣይመጽእን እዩ ጥራይ ህግደፍ ይኺድ

  • @ShidenYual-p2p
    @ShidenYual-p2p วันที่ผ่านมา +1

    እዚኣ ትብላ ዘለኻ ኩሉ ኤርትራዊ ዝሰማማዓላ ሓሳብ ኢያ። ንኤርትራን ኤርትራውነትን ግን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክኣቱ የብሉን።

  • @zekaryasyonas2098
    @zekaryasyonas2098 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ok netom zserhu zelewu eka neqefita thib zeleka natka sirah mo ari shiu haqu alo knbleka bro

  • @danielkidane3572
    @danielkidane3572 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርጌድ ንሓመዱ ሕጂ ብጣዕሚ ጥንቃቔ የድሊ፡
    1. ኣቢ ፈጺሙ ስለዘይእመን ምስ ኢሰያስ መተዓረቒ ገይሩ ኣሕሊፉ ክህበካ ድሕር ኣይብልን እዩ
    2. ፖሎቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርግርግ ስለዘሎ ክሳብ ዝጸሪ፡ ኣብ ደገ ውዳቤታትካ ክተሔይል ምጽናሕ ዝበለጸ ምኾነ። ምኽንያቱ ምስ ኣቢ ምስራሕ ኣንጻር ትግራይ እዩ፡ ትግራይ ከይሓዝካ ንኤርትራ ክትጽጋዕ ኣይክኣልን እዩ።
    3. ንሓደ ኣብ ውድቀት ዝቐረበ ውልቀ መላኺ ክተውድቕ ክትብል፡ ናብ ዓድኻ ዝብኢ ሒዝካ ምእታው ከይከውን ጥንቃቔ የድሊ። ኣቢ ብዘይካ ባሕሪ ካልእ ሕልሚ የብሉን።
    ክኸውን ዘለዎ
    1.ኣብ ደገ ሓይልኻ ምድልዳል፡ ምስ ናይ ደገ መንግስቲ ምስራሕን ምሕባርን
    2.ግዜን ኩነታትን ምምራጽ፡ ንሃገራዊ ረብሓኻ ምቕዳም
    3.ድሕሪ ኢሰያስ ዘሎ ምሕሳብ

  • @Frewinebokre
    @Frewinebokre 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዝ ትብሎ ዘለካ ንህዝብ ኤርትራ ብጸላኣቱ ከተርግጾ ደስ ድዩ ዝብለካ ሕደግዎ ነት ህዝብ

  • @danieltekle109
    @danieltekle109 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኣገናዕ!

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷❣️❣️⚘️⚘️👍

  • @loveeritrea9621
    @loveeritrea9621 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron kulu nay lbey eka gelixkayo please natka parti eba gber enber leli brged nehamedu xelati yeblnan kabza bluxat kefilna zemxenaya bandera nay federation ena nedeli zbluna denakur ftah kmexe zeyhseb eu

  • @Gsol105
    @Gsol105 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከመይ ቀኒካ ሜሪ ሓወይ ዝገርም እዩ ወረ ሕሉፍ ሓሊፍዎም እንታይ ሓሲቦም ኣለው መሲሉካ እቲ ኣብ ኣዲስ ዘሎ መንሰይ ብሓይሊ ናይ ብርገድ ንሓመዱ ኣባልነት ካርድ ንክሕዝ መታን ከምዚ እሎሞም ኣለው ፣ ዝኮነ ዝተትሓዘ ሰብ እታ ካርድ ከይሓዘ እንተጸኒሑ ኣባል ህግደፍ እዮ ክቁጸር ብኡ መልክዕ ድማ 30000 ክፈል ክትወጽእ ወይ እውን ዘይክወጽእ ይክእል እዮ ካብ በት ማእሰርቲ፣ ንሕና እንተ ተሓቲትና ድማ ምሳና እንተዘይ ጸኒሑ ስምኩም ኣባል ህግደፍ ምኳንኩም ኢና ክንሕብር ተባሂሎም ኣለዉ ፣ ሓደ ኣብ ኣዲስ ዝቅመጥ እዮ ከሙ ኢሉኒ ፣ እንተክኢልካ ከም ቀደምካ ሜሪ ሓወይ ኣጻሪካ ሓቲትካ ነዞም ካብ ህግደፍ ዝገደደ ዲክታተር ንምኳን ሰብ ስደቱ ከይኣክሎ ምምባር ክስእን ዝገብርዎ ዘለዉ በለጸኛታት ዓገብ ክበሃሉን ሰብ ኩሉ ክፈልቶምን እጃምካ ግበር። ጽባሕ ንግሆ እዚኦም ከም ገለ ስልጣን እንተሒዞም ካብ እዚ ዘሎ ስርዓት ከም ዝገዱ ፍሉጥ እዩ ከንደየናይ ደአኣ ከይእወቱ እምበር ምከንያቱ ኣካይድኦም ናብ ዓወት ዝወስድ ዘይኮነስ ጸላኢ ዘብዝሕ እዪ። እግዝያብሄር ይቅረ ይበለሎም።

  • @JonathanKiflom-c6m
    @JonathanKiflom-c6m วันที่ผ่านมา

    Ane kemzi natka hasab eyu zelni ❤

  • @fkreykidane
    @fkreykidane 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ሃለዉለው ግምጥል ግምጥል በርገር ንኸብዱ ይኹን ካልእ ትርጉም የብሉን

  • @birikitidagnew9643
    @birikitidagnew9643 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Correction, why Eritrea it's what it is , because The West sanction Eritrean thanks to Meles Zenawi. Brgerd in Hamedu is Tigray people not Eritrean remember that I think you're smart enough to that.

  • @mikaelbelay3029
    @mikaelbelay3029 2 วันที่ผ่านมา +3

    ብእግሪ ጉዕዞ ድዮም ኣ/ኣ ኣትዮም?
    ብረት ዓጢቖም ሓንቲ ለይቲ ኣብ በረኻ እንተሓዲሮም፣ ሽዑ ዮም ተባዓት ዝበሃሉ። ሜሪ ኣይትህጸጽ።

  • @TesfahiwetbrhaneHdru
    @TesfahiwetbrhaneHdru วันที่ผ่านมา

    ኣብ ድሕሪ ኮምቢተር ኮይኖም ዝዛረቡ ኣይሳኣንናን ብግብሪ ግን ሽታ ማይ ኮይንና ሎ ዕንበባ ኣይትፍኮስ ካብዚ ናትካ ዝበዝሕ ዘረባ ኣለና ገን ዘይትገብሮ ምዝራብ ዩ ጸገም ኣብ6 ወርሒ ዝኮነ ፍታሕ ኣሎ ድየከ ዝሰምዓኩ ኣስሚረላ ኣለኩ ። ከይትሕፍረካ ኦኬ

  • @BiniamKibrab
    @BiniamKibrab 2 วันที่ผ่านมา +4

    ስምዕኒ ሜሪ ኣዲስ ምብጻሕ ዓቢ ንገር ጌርካዮ ኩሉ ሰብ ዝከዶ እዩ ተወረድካ እዩ እበር ዉፉይ ኣዲእ ክረክብ እዩ ከይዱ።

  • @ሄኖስብርሃነ
    @ሄኖስብርሃነ วันที่ผ่านมา

    ሜሪ በዚ አብ ኣ/ኣባ ዘሎ ይኹን ብዝኾነ ዓይነት ዝገብርዎ ዘለዉ ኣብወልሓደ ከብጽሕ ኣይክእልን ምናልባት ግን እቲ ስርዓት በዚ ነገራት ሰጊኡ ገለ ለውጢ ይገብር ይኸውንይብል ኣነ(ኣላፋችኦም)

  • @FotoAfewerki-l8k
    @FotoAfewerki-l8k วันที่ผ่านมา

    ሜር ኣንበሳ

  • @RimDawit-i9l
    @RimDawit-i9l วันที่ผ่านมา

    ዋይይይይ ሜሮን እንታይ ዝበልዎ ዘልባዕባዕ እዩ መትሓዚ ኮ ሲኢነልካ ሓደ መርገጺ እባ ይሃልካ ሰባይ ዘይኮንካን 😂😂😂😂

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሮን. ደሓን ዝመስል ፍልጠት እንዳ ሓለወካ ሓደሓደ ግዘ ግን ይግረም. እዞም ኮመንስቲ ዝሕብእሉ ቃላት ትጥቀም. ብኸመይ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ዘለናን ዘይብልናን ኢልካ ትፈልዮ ኣለካ. ኣብዛ መሬት ኤርትራ ሲ ልዕሊ ብርጌድ ነሓመዱ ንህዝቡን ሃገሩን ዘፍቅር ኣሎ ኢልካ እካ ተኣምን. ብርጌድ ነሓመዱ እኮ ከምዝኾነ ሰብ ነብሱ ፈትዩ ኮፍ ኢሉ ክዕዘብ ይክል ነሩ እዩ. ይኹን ክቱር ፍቕሪ ሃገሩን ህዝቡን ዝመጸ ይምጻእ ኢሉ ኽሳብ ሂወት ከፊሉን ይከፍልን ኣሎ. ግን ከምዘይ ሃገራዊ ተቀምጦ ኣለካ. ንብርገድ ነሓመዱ ልዕሊ ማንም ክትድግፎ ዝግበኣካ ንስኻ ኢኻ መኽንያቱ ህዝብኻን ሃገርካን ስለ ትፈቱ. ኣርሞ ንቐፎ ግን ካ ደግፎ ጎስጉሰሉ እዚ ወለዶ እንተ ዘይኣልያዎ መን ከኣልዮ ትደሊ ኣለካ ነዓይ ምስጢር እዩ. ስለዚ እጃምካ ኣበርክት ክእለ እንተ ኮይኑ ህግደፍ በዚ ወለዶ እዩ ክለለ ኣኸለ ::

  • @Fesshaye-p8k
    @Fesshaye-p8k วันที่ผ่านมา

    1 ናይ ሰርዓት ደገፍቲ
    2, አዚ ለዉጢ ከም ናትካ አታሓሳሰባ
    3 ብርገ ንሓመዱ
    ሕጀ ነሰተዉዕል ካብዞም ሰለሰተ መን ምሰ መን አንተሰርሑ ይሓይሸ ትብል ?
    ቀጸሪ 1 ምሰ ቅጸሪ 2 ክሰርሑ ይክል ዝብል እምነት የብለይ ሰለምንታይ አቲ ቁጸሪ ሓደ ምንም ተሰፍ ሰለ ዘይብለይ ።
    ለዉጢ አብ ምደላይ ቁጸሪ 2 ምሰ ቁጸሪ 3 ዝሓሸ ምቅረብ አለዉም ዝብል እምነት አለኒ አቲ ሕቶ አቶም አብ ቁጸሪ 2 ዘለዉ ይሕዋትና ተቃለሰቲ ፍሉጥ ጥርናፈ ዘይምሕላዉም አየ አቲ አሸጋሪ አየ ዝብል አነ አቲ ሓሳብ ብዉልቂ አንበር ጥርናፍ ሰለ ዘይብሎም ለዉጢ ደማ ብዘይ ጥርፍ ሰለዘይክአል።
    አነ አብቲ ጥርናፍ ቁጸሪ 3 አለኩ አዞም ጥርፍ ቁጸሪ 2 ዝብለዉ አብ ልዕላዉነ ዝብል ምሉእ ተቀባልነት አለኒ አቲ ሻዕብያ ታሪክ ዝብል ዘረባ ጸቡቅ ሕማቁን ብፍላጣት ታሪክ ይጸሓፍ ጸገም የብለይ ሻዕብያ ዝብሃል ጉጀለ አብ ፓለቲካ ኤርትራ አማራጺ አይኩነን ምዕራፋ ዝወደእ ታሪክ አየ ። ከሰጋገር ተለሚኑ ሕዝቢ ዘጸንት ዘሎ አየ።

  • @Kubrom-v2o
    @Kubrom-v2o 2 วันที่ผ่านมา +2

    Brgedey❤❤❤

  • @bereketdawitnuguru
    @bereketdawitnuguru วันที่ผ่านมา

    በዚኣ በቲኣ ብውሽጢ ብግዳም ብቅድሚት ብድሕሪት ዘረባ ምሕያኽ ቀሊል እዩ፡ኣብ ተግባር ግን ኩሉ ቀሊል የለን፡ብርጌድ ንሓመዱ ካኣ ኣማራጺ ስለ ዝሳኣነ ነቲ ከቢድ መሪጽዎ ኣሎ፡ቀሊል ዝባሃል የለን ጥምቀት ቆልዓ እካ ናይ ባዕላ ክብደት ኣለዋ፡እቲ ዝኸፈአ ግን ላንጋ ላንጋ ምኻን እዩ፡።ሕጂ ውን ኩሉ ሰብ ክርዶኦ ዝግባእ ኣብ ኢትዮጵያ ምምጻእ ማለት ቃልሲ ዝተጀመረ ኮይኑ ክስማዓና የብሉን፡እንታይ ዳኣ ዝምድና ግን ንገብር ኣለና ምስ ጎረባብትና ፡ዝምድና ምግባር ካኣ ምስ ሓደ ወገን ምውጋን ኣይኮነን፡ምስ ትግራይ ወላሓደ ደም ዝተጸዮቆ የብሉን ጽባሕ እውን ኣይክህልዎን እዩ ብርጌድ ንሓመዱ፡ልክዕ ዝምድና ናይ ሻዕብያ ምስ ሓደ ወገን ወጊካ ምህራም እዩ እዚ ባህርያት እዚ ካኣ ካብ ቀደም ዝጸነሐ ገበናት እዩ፡

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey วันที่ผ่านมา

    ሜሪ እዚ ትብሎ ዘለካ ስልጡን መፍትሒ እንዱ ግን እዚ ጸማም ስርዓት ዝሰምዕ ኣይኮነን ዓቅሚ ኣብ ዝተረክበ ጀፊዕካ ክሳዱ በቲካ ከይተደርበዩ ምስቲ መንበር ናይስልጣኑ ተጣቢቁ እዩ 💙💙💙✊✊

    • @IsraelTadese-k6z
      @IsraelTadese-k6z 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Isayas entexedifu hagerna wey kem libya wey kem U.s.a ktkewn ya behayli mglbat gn kbd ybl.

    • @Tesfaeusinkey
      @Tesfaeusinkey 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @ ካብ ንኤርትራ ከም ልብያ ከይትከውን ንብል ንሊብያ ከም ኤርትራ ከይትከውን ክንፈርሓላ ኣለና እንታይ ኣሎ ዘይዓኑወ ኣብ ኤርትራ እቲ ሕሰም መከራ ግፍዒ ሽኩረራ ኣብ ኤርትራ ኣሎ እዚ ኩሉ መንሰይ እኮ ናብ ልብያ እዩ ዝከይድ ዘሎ ኤርትራ ስኦል ኮይና እያ ትስምዖ

    • @IsraelTadese-k6z
      @IsraelTadese-k6z 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Tesfaeusinkey Bezi medibkayo zeleka behayli kndefoo entekoynna gn zedlyena bzuh neger ale neabnet....habirna knelem alena
      Axwarat zegzee genzeb wey awarq kedlyena iyu
      Kulu teqawamay zebele srahun hadarun gedifu ab hade kekeb alewo
      Nezikulu ukub hayli zeakl snqn lbsn khlu alewo etc.......
      Bhayli kkewn entedea koynu ezikulu kemzedli flut eyu mnalbat etom African zelenas dehan tesfa qurub yhlwena ezakula sgr bahri zelake ezi tezaz tqbelodo tbl.

  • @medhanieyihdego533
    @medhanieyihdego533 วันที่ผ่านมา

    ሜርን ከኣ አኢድካ ሂብካ ኣስመራ ክትኣቱ ደሊካ😂 ጽቡቅ ኣሎካ መሰልካ እዩ።

  • @bitwededjigna6028
    @bitwededjigna6028 วันที่ผ่านมา

    እሱራት ምፍታሕ ትብል ኣለኻ። ትፈልጣ ዶ እዛ ምስላ፣ ደርሆስ ብነዊሕ ገመድ ጌርካ ተኣሰርካያ ዝተፈትሐት ይመስላ። ንስኻ ዉን ዋላ ኣብ ጀርመን ከለኻ እሱር ናይ ሻዕብያ ኢኻ።👈

  • @Bere-05
    @Bere-05 วันที่ผ่านมา +1

    wahlile kblas xahli yeatna dyom zbelwo
    hji eska gohaf sdetena ab 3 amet wereketu zkyr 😅tentinka malet eko eyu
    ab Frankfurt tegahifka zelekas entay akmi aleka eyu bel tehfr gn bhaki 😅😅😅

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሜሮን ወድና እቲ ኣርእስቲ ርአ ክዛረብ ዝርዝር ዝሃብካዮ ክሰምዖ ኣይደልን ቃልሲ ብደገፍ ምሕዝነት ሓገዝ ካብ ዝኾነ ይኹን ምቅባል ጌጋ ኣይኮነን ቀዳማይ ጸላኢ ንምውዳቅ ዝግበር ኣገባብ ቃልሲ ኢዩ ልዑላውነት ከየድፈርካ ስለዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን ሃገር ዝግበር ምትእኽኻብ ምኽንያት ፈጢርካ ማእዘን ቃልስና ኣይተዘንብዕ ሰባት ኣይተዳናግር ዕንቅፋት ንቃልሲና ጽቡቕ ኣይኮነን

  • @SaymonGermay
    @SaymonGermay 2 วันที่ผ่านมา +1

    Selam kubur ብረዝደንትና

  • @gebar-fo8nf
    @gebar-fo8nf วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ከማካ ዓይነት መንእስይ ዘይ ኮነስ ከማካ ዓይነት መንእሰያት እዮም ዝድልዩና።

  • @salinaeri936
    @salinaeri936 2 วันที่ผ่านมา +1

    Wow you read my mind

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 2 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂 ቁሊሕ ምሊሕ ዶ ኮይና ኣጆካ

  • @Mohchannel91
    @Mohchannel91 2 วันที่ผ่านมา

    ፍርሕኻ ፈትፊትካ ብልዓዮ፡ ፈራሕ ኤርትራዊ የብልናን። ኢሳይያስ ወላ ይሰዋእ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ኢሳይያስ እዩ። ኩሉ ቪድዮታትካ ሓንቲ መዓልቲ፡ ኣብ ቅድሚ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ጸብጻብ ክትህበሉ ኢኻ። ገበነኛ እዩ ተብሂሉ ዝተኣሰረ ሰብ ፍትሕዎ ማለት ምስ ምንታይ ክቑጸር እዩ። ሕጂውን ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ፡ ኣብ ባርዕ ሰውራ ህዝቢ ኤርትራ ሓራሪ ምዃኑ ኣይትዘንግዕ። ሎሚ ሻዕብያ፡ ጽባሕ ሻዕብያ፡ ንዘንተ እለት ሻዕብያ። መሮአ ድዮም ዝብሉኻ ወላ መሪር ሰብ፡ ሰሪሕካ ብላዕ፡ ፖለቲካ ኣይናትካን እዩ። ህግደፍ ዝብሃል ኤርትራዊ የለን፡ ብርእሰ ምትሓትን ብሕልናዊ ናይ ገበናትካ ወቐሳን ትሳቐ ምህላውካ ፍሉጥ እዩ። ገበነኛን ሃገር ዘግደዐን ጽባሕውን እንተኾነ ብጽኑዕ ክእሰርን ግቡእ ስጉምቲ ክውሰዶ ምዃኑ ናትካ ብኽያት ዝዓግቶ ኤርትራዊ ሕጊ የልቦን። ብዓል ስልጣን ሕጊ ከኽብር እዩ ዝሽየም። ኣብ ኤርትራ ድማ፡ ንዓኻን ከማኻ ዚኣመሰሉ መርገጺኦም ዘይፍለጥ ኣምሰሉታት ዝቐጽዕ ሕጊ ኣሎ። ሃገርና ሃገረ ሰማእታት እያ። ሃገረይ ዝብል ኤርትራዊ፡ ህግደፍ እዩ ምባል ደው ኣብል። ህግደፍ ውድብ እዩ። ኩሉ ሃገረይ ብሃሊ ድማ፡ ህግደፍ እዩ ኣይትበል። ምስላጥ ኣብዩኩም እምበር፡ ብዓል ንስኻ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘፍሰስኩሞ ጽዋእ ተቓውሞ፡ ንህላወና ዝፈታተን እዩ ነይሩ። ተጻበኦኹም ትማሊ ከቢድ እንተ ነይሩ፡ ሎሚ ኮነ ጽባሕ ፈጺሙ ዘይሕሰብ እዩ። መርገጺኻ ኣነጽር፡ ከም መፋሒቶ ሕብርኻ እናለዋወጥካ ኣይትንበር። ሳዕቤኑ ዘይትጸሮ ኪኾነካ እዩ። ኣብዛ ሰዓት እዚ ንማንም ከተታልሎ ኣይከኣለካን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ኩሉ ነቒሑን ኣለልዩኩምን እዩ። ሓሰውቲ ዑሱባት ባዕዳውያን፡ ባንዴራና ኣብ ክሳዱ ተሓንጊጡ ዘታልልን መንእሰያትና ኣብ ቲክቶክ ኣኪቡ ዘበላሽዎምን ዘሎ ንስኻ ኢኻ። በዚ ድማ ብታሪ ወለዶታት ኤርትራ ትሓታቲ ኢኻ።
    (God Bless Eritrea Alhura)

  • @BhieratEritrea
    @BhieratEritrea วันที่ผ่านมา

    ብርግጽ ዝወሓጥ ዘረባን ሓሳባት ኢዩ።!!(((9)))

  • @Lunatedros
    @Lunatedros 2 วันที่ผ่านมา

    Change cannot come from within Eritrea because there are no free soldiers; the soldiers are being used as slaves. In Eritrea, you see more elderly people and children, while those aged 17 and above are on the front lines. Therefore, change must come from outside Eritrea because there are 1,000,000 people aged 17 and above living outside the country.

  • @Saheldegena1
    @Saheldegena1 2 วันที่ผ่านมา

    YOU ARE WOYANE AGENT- TRY TO BE AN ERITREAN 🌕🌕99 % Are tegaru - ADGI NEHAMEDU --they should do their Tigray business Their face Even do not looks like eritrean 🌕🌕 THE WOYANE GAME 🌕 99 % birged nihamedu are in European prison 🌕🌕

  • @AliAhmed-n2y
    @AliAhmed-n2y 2 วันที่ผ่านมา +1

    ،bravo

  • @tesfalemredaetesafai2054
    @tesfalemredaetesafai2054 วันที่ผ่านมา

    Hgi ewen esurat aytbel ata mininuuuu 2 yhwatey zketele tasiru entay gber tbil alka
    Esu 40 nska bzeyfre 70 ika ❤❤❤

  • @aronkesete-fh1ez
    @aronkesete-fh1ez 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መትከል ይሃልኻ ወዲ ሓወቦይ

  • @birhanenegash2382
    @birhanenegash2382 2 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ፍርቂ ጎኑ ሂግደፍ ፍርቂ ጎኑ ተቃዋሚ ክትፈልጣ ዘለካ እቲ ኣብ ውሺጢ ሰራዊት ከርተት ክብል ዝጸነሔ ዘሎን ለውጢ ዘማዕዱ ሰራዊትን ህዝብን ድልድል ዝብለ ምቅዋም በየን ይርከብ ዝብል ዘሎ ናብ ብርጌድ ንሓመዱ ምጽንባር እዩ ኣብዚ ሓጺር እዋን ተደልዩ ዘሎ

  • @AngesomKidane-d5g
    @AngesomKidane-d5g 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are trying to be an intelligent political analysis expert but, you didn’t even get there, there no Eritrean by Eritrean in politics.

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 วันที่ผ่านมา

    ክፋለመና ዝደሊ ዓዲ ዓጋመ ሰጊሩ ይምጻእ ኣብ ዓድና ኣሎና፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ሃገሩ ጠንጢኑ ዝኸደ ድኻ ስደተኛ ኣይምልከቶን ኢዩ። ኣብ ኤርትራ ዋላሓደ ኣሜርካ በሎ ሰይጣን በሎ ዘኣቱ የለን እዚ ትንታኔኻ ፖለቲክ ኣፍልጦ ከምዘይብካ ኢኻ ትነግረና ዘሎኻ ሞ ኣይትዓሹ ሻዕቢያ ኣይትፈልጦን ኢኻ ድሕሪ 2ተ ዓመት ክርዳካ ኢዩ እዚኣ ዘክራ፡ ካብዞም ሓደስቲ መንእሰያት መራሕቲ በዓል ኢሳያስ መሓሸና ክትብል ኢኻ ሃገረይ ዝብሉ መራሕቲ ክምውጹ ኢዮም እስኻ እንተኺኢልካ ተመሃር ሃገር ከተመሓድር፡ ፖሊሲ ሻዕቢያ ኣይቅየርን ኢዩ ዝመጸ መራሒ እንተመጸ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪 ፈራሕ ኢኻ ሜሮን ኣሰላልፋ ዓለም ተቐይሩ ኢዩ ኣንብብ ብስሚዒት ኣይትዛረብ።

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 2 วันที่ผ่านมา

    ኢዚ ትብሎ ደለኻ ብትኽክል ድቕበሎ ኢየ ኮይኑ ግን ኢሰያስ ይኹን ሳዓብቱ አብ ወሽጢ ሃገር ድኾነ ምንቅስቓስ ክትገብር ዕድል አይህብን ኢዩ ብፍላይ ንድሕነቱን ንድሕነት አሽሓት ቶናት ወርቁን ሃብቱን ኒኤሪትራ ካአ ካብቶም ጠቕሊላ ክትጠፊእ ድምነዩላ ሓደ ኢሰያስ ኢዩ ስለምታይ ብምሉኦም ቅልውላው መንነት ደለዎምን ብድበሎም ድኸዱ ሙኡዙዛትን ገይሩ ሃኒጽዋ ስለዚ አብ ኤሪትራ ለውጢ ድደሊ ኢቲ ድጸቦቦ ኢዩ ኢሱ ኻአ ብብዝሒ ወጺኡ ኢዩ ኢቲ ድተረፈ ካአ ይወጽእ አሎ ኢቶም ደቂ ሰበስልጣንን ቁሩብ ቁራቦ ናይ ኢሰያስ ድረኽቡን ከም አወል ሲዒድን ግን ቀንዲ ናይቲ ሲርዓት ኮሮኩር ኢዮም ሓንቲ ግን አነ ድብላ ምጽባይ ካብ ድሓለፈ አይነውሕን ኢዩ ኢንበር ምስ ኢትዮጲያ ኮንካ ከሙኡውን ምስ ትግራይ አብዘይ ወጽእ ዓዘቕቲ ምእታው ኢዩ ከም ተወሳኺ ውን ኒኢትዮፒያ ብድተፈላለየ መገዲ ከንድቆጻጸርዋ ኪገብራ ይኽእል ኢዩ ኢሰያስ ምኽኒያቱ ዕላሙኡ ኤሪትራ አካል ኢትዮጲያ ኮይና ክትቅጽል ኮይኮነ አኡተርፍን ኢዩ ኢንበር አብ ዓላ ኮይኑ ዳአ ምሸፈተ አስመራ አትዩ ድወጽእ ድነበረ ኢዩ ስለዚ ኢዚ አጀንዳ ደለዎ ሰብ ኢዩ ሲልጣን ምስ ወደአ ኒኢትዮጲያ ከርክባ ኢዩ ኤሪትራን ኢትዮጲያን ነንበይነን ሃገር ኢየን ድብል ነቲ ሓቂ ደይፈልጥ ኢዩ ኢሉ ኢኮ አደርጊዑ ተዛሪቡ ኢዩ ስለዚ ግዜ ምቕታልውን ሲዕቤኑ ኪገድድ ኢዩ

  • @HiwetGebreyonas
    @HiwetGebreyonas วันที่ผ่านมา

    ሚሮን በርጌድ ንሓመዱካ ንኤርትራ ሓልየት የብሎም ማለት ዲዩ

  • @AlemBrhane-t1q
    @AlemBrhane-t1q 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፋሓ የብለካ ኣሎ ማሮን ደብልቅልቅ ዘረባ ካብቲ ናብቲ አይትውሶ

  • @Lunatedros
    @Lunatedros 2 วันที่ผ่านมา +2

    Halw lew iyu izi. Ferah eb zezarbo. Sebay kun Meron

  • @ابوعبدالرحمن-ط3ل
    @ابوعبدالرحمن-ط3ل 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ ‏‪

  • @merhawitgebre7187
    @merhawitgebre7187 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙

  • @tsigeredakifle7396
    @tsigeredakifle7396 2 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ብ ባንዴራ ተሐቢኦ ን ደቀ ባት ደቀ ባት ዝኾኑ ዘለዉ ሕጂ መሬት ምስወግሔ መኸዲ የብሎምን አምሐሩ ምስ ኢሳያስ ኽ ኸዱ እዬም

  • @eritreamassaw3059
    @eritreamassaw3059 วันที่ผ่านมา

    አይ ሜሮን አንፈቱ ዝጠፍኦ መንእሰይ ፋሕ ኢላትካ አላ ከም ሸርሙጣ ንአሰርተ ዝተጋሰስዋ ሸርሙጣ ምስጠነሰት ካመን ከምዝጠነሰቶ ዘይትፈልጥ ኢካ ኮይንካ

  • @Meron-h5g
    @Meron-h5g วันที่ผ่านมา

    ኣቦይ ኒኒ ኑ

  • @YergalemYakob
    @YergalemYakob วันที่ผ่านมา

    ለውጥ ብአኩም ሸየጥቲ ሃገር ዘይኮነ ብአምላክ ኢዩ ዝመጽእ የለን አብውሽጢ ኤረትራ ኢዩ ዘለው ህዝቢ ብኡኡ ኢዩ ለውጢ ዝመጽእ

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix วันที่ผ่านมา

    ፍጽም መትሓዚ ዘይብሉ ካበይ ናበይ እዩ ዝነጥር ኣዲስ ንባዕላ ትእለ ኣላ ንህግደፍ ዝኣሊ ኣሎ ኢልካ ትኣምን ህውተታ እዩ ትራም ዝቅይሮ ስርዓት የለን ንኢመሪካ ኢልና ንቅይሮ ስርዓት የብልናን ህላወና ልዕሊ ኩሉ

  • @RobielKesete
    @RobielKesete 2 วันที่ผ่านมา

    ትራምፕ ዘይኮነ ንስካን ህግደፍን ኢኩም ጠጠው ክትብሉ ዘለኩም ዋላ ንስካ ካብ ኩርስካ ሓፍ ከይበልካ ኣሪግካ ኢካ መኒካዚ

  • @teklehaimanothaile4425
    @teklehaimanothaile4425 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ne adis sela zekadu jeganu ayblomnu abta dob kaydom seriom yereuna shieu jeganu kinblom.
    Abea kaydom kuah kamzayblu 💯 regxina eye

    • @eriiilove9093
      @eriiilove9093 วันที่ผ่านมา

      Ata kemey aynet gohafat ekum yehwat nehwat ketetafu dermber eritreawyan ekum resahat

  • @Saheldegena1
    @Saheldegena1 2 วันที่ผ่านมา

    YOU ARE WOYANE AGENT- BUT TRY TO BE AN ERITREAN FRIEND 🌕🌕99 % Are tegaru - ADGI NEHAMEDU --they should do their Tigray business Their face Even do not looks like eritrean 🌕🌕 THE WOYANE GAME 🌕 99 % birged nihamedu are in European prison 🌕🌕

  • @alazarberhe9443
    @alazarberhe9443 วันที่ผ่านมา

    To make you don't need majority eplf was not majority

  • @HaniHani-co7ur
    @HaniHani-co7ur 2 วันที่ผ่านมา

    ሜሪ ስማርት መንአሰይ ኣነስ ሓሳባትካ ማራ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ፨.ኤማ ራስታ ካብ ማአከል ልቢያ

  • @EMH91
    @EMH91 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኮለል ሉኤላውነት ሉኤላውነት ሉኤላውነት ክንደይ ትልፍልፍ አኻ ኣብ ሓደ አንደ ቁም

  • @wolderufael
    @wolderufael 2 วันที่ผ่านมา

    ዓቕሚ እንተዘይብልካ ሓገዝ ክትሓትት ናይ ግድን እዩ። Idi Amin ብTanzania, Pol Pot ብ Vietnam, Syria ብTurkye/USA/ ገሃነም ዝኾኑ ስርእታት ኣልጊሶም እዩ። ሜሮን ጽቡቕ ነጥቢ ኣስሚርካላ። ቅድሚ ብሓይሊ ናይ ደገ ምትእትታው ቀዲምናዮም ንህግደፍ ከነልግሶ ኣለና!

  • @SenaytTsegay-r6h
    @SenaytTsegay-r6h วันที่ผ่านมา

    Meniya kolel aytkun meron manta nay sebay yehaleka,mestaleye ezi konkan aboka eseyas kendey tenfas ketdhen eya kendey nefas zesane alo ab tehti meriyet alo bezerba zehnetse tezhelu kedamay neska bilatat mehanetseka

  • @muniabraham6595
    @muniabraham6595 2 วันที่ผ่านมา

    Ab xelam zelwu abotatna zfthlu
    Ab sdet zelena adna nkedelu medrek ygberelna ❤❤