ልዩ ልዩ ዓይነት በሆነ እንግዳ ትምህርት አትወሰዱ (ክፍል አምስት) በቆሞስ አባ መዓዛ ክርስቶስ በየነ ደ/ኃ/ቅ/ገብርኤልና/ቅ/ዮ/መ/የኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ DC

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1

  • @tesfamichaelfshaye4265
    @tesfamichaelfshaye4265 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክቡር ቆመስ ኣባ መኣዛ ክርስቶስ ፣ ብሓቂ ብሓቂ መግለጺ ቃላት ስኢነልኩም !
    ብፍላይ ንሕና መንኣሰይ ኤርትራውያን ኣብ ዓሚቕ ደልሓመት ተዋሒጥና ጠፊእና ዝነበርና ፣ ፍሒርኩም ካብ መቓብር ናብ በሪኽ ብርሃን ሰቒልኩምና ኢኹም ፣
    ንዓና ክፉእ ከይረኽበና ፣ ኣምላኽና ነዓኹም ነዊሕ ዕድመን እኹል ጥዕናን ሂቡ ንኽትምህሩና ልሳንኩም ከም ጳውሎስ ይግበራ ጎይታ ፣
    ዛዕባ ፕላግዮስ " ትምህርቱን ውግዘቱን ዝነበሮ ሓይልን ፣ ንዓና ብዝርድኣና ትገልጽሉና ኣለኹም ፣
    ክቡር ኣቦና ቆመስ ኣባ መኣዛ ክርስቶስ ዕድሜኹም ይንዋሕ ፣ ንስኹም ንዓና ንህዝቢ ኣግኣዚ ካብ ሰማይ ዘወረደ መና ኢኹም ፣
    ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ኤርትራን ፣ ብማሕበረ ቅዱሳን ዝበሃል ማሕበር ተመሪሓ ናብ ባሕሪ ክትጥሕል ንሕንጢጢ በጺሓትሉ ዝነበረት ግዜ ፣ ኢየሱስ ክርስቶስ ነዓኹም ኣተንሲኡ ፣ ኅይወት ዘሪኡላ ፣
    ደጊም ኣተንሲእኹምና ኢኹም ሰረ የዕጢቕኩምና ፣ ካብ ኣንደበትኩም ተማሂርና ንብዙሓት ሰበት ንሕና ውን ኣበራቢርና ፣ ❤
    ኣምላኽና ስሙ ይባረኽ ፣ እንታይ እሞ ክብል ።