ፖዴም ኤርትራ ጥራይ ወኒናቶ፣ ሓደገኛ ተንኮል ሓምዛ ኣብ ልዕሊ ኣክሽ! ኣክሽ ን3 ማልያታት ይሃድን ኣሎ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ก.พ. 2025
- ዙር ኣልጀርያ ሎሚ ሰሉስ ውን ብናይ 3ይ መድረኽ ሓያል ውድድር ቀጺሉ ውዒሉ! ሚልክያስ ማእከለ ትማሊ ኣብ ዝነበረ ካልኣይ መድረኽ ብኣልጀርያዊ ያስን ሓምዛ ከምዝተዓጽወ ሓቢሩ ኔሩ። ሎሚ ከኣ ንማልይኡ ኣውሒሱ ኣብ ሃድን ካልኦት 2 ማልያታት ኣሎ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ኮይና ትቕጽል፣ 3 ተቐዳደምታ ከኣ 3 ማልያታት ናይዚ ዙር ወኒኖም ንኩሉ ህልኽ ኣልጀርያውያን የምክኑ ኣለዉ። ሰፊሕ ጸብጻብ ናይዚ ዙርን ትማሊ ንሚልክያስ ማእከለ ዘጋጠሞ ምዕጻውን ሒዘልኩም መጼ ኣለኹ።
ኣብ ዙር ዖማን ዝሳተፉ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናሆም ዘርኣይን ሄኖክ ምሉብርሃንን ኣብ ናይ ግዜ ደረጅኦም ምምሕያሽ ብምግባር ውድድሮም ብሰላም ዛዚሞም!
#alexanderisak #alexanderisakgoals #manchesterunited #premierleague #striker #newcastleunited #sweden #eritrea #ቢንያምግርማይ #tourdderuwanda #ዙርሩዋንዳ #californiamarathon #marathon2024 #rashford #alexanderthegreat #saitamacriterium #mrbeast #urchristiano #messi #eurosports #markcavendish #tadejpogacar #worldchampionship2024roadrace #singaporetourdefrancecriterium #eurosport #Tourdefrance2025presentation #movistar #ቱርዲፍራንስ #tourdefrance
#ቢንያምግርማይ #borgusbh #biniamghirmayteamleader #biniamghirmaynetworth
#prizemoney #procycling #tourdefrance2024
#CAF #tadejpogacarnewcontrat #uaeteamemirates
#eritrea #africa
#miketeunissen #saitamacriterium2024 #markcavendish #tourofgeeguanxi2024 #ናቱ #dailysportnews
#breakingnews #ዜና #ቢኒ #ኣስመራ #ሬድሲካመልስ #ኢሳይያስኣፈወርቂ #ናቱ #ኤማ #cycling #eritv #eritrea #ናትናኤል ተስፋጽዮን #ኣማኑኤልገብረእግዚኣብሄር #ሬድሲካመልስ #ዜና #ቢኒ #ሄኖክምሉብርሃን #CAC2024 #eritv
#ኣድያምዳዊት #ቅሳነትወልደሚካኤል #ሱዛናፍሰሃየ #ዮናስዘካርያስ #ዮናስሓላባይ
#ኤርትራ #ሃገራዊትጋንታ #ዮናስሓላባይ #ዳንኤልተኽለሃይማኖት #ሬድሲካመልስ #breakingnews #ዜና #ቢኒ #cycling #eritv #ሄኖክምሉብርሃን #ኣድያምዳዊት #መርሃዊቅዱስ #ቢንያምግርማይ #ሚልክያስማእከለ #ሜሮንተሸመ #Africancycpingchampionship2024
#Classicjiroemilia #tadejpogacar #tourdefrance2024 #lavueltaespaña #primozroglic #ዜናስፖርት
#ቢኒ #matewvanderpoel #zurich2024 #uci #biniamghirmaywife #jonasvingegaard #remcoevenepoel #ሳምሶንሰለሙን #ዮናስሓላባይ #dehay_tv #ዜና #ቢንያም-ግርማይ #ሬድሲካመልስ #ዎርልድቻምፕዮን #ናቱ #ሄኖክምሉብርሃን #ዜና #ኤርትራውያን #ኤርትራ #ኣማኑኤልገብረእግዚኣብሄር #ኣስመራ #ቅሳነት ወልደሚካኤል #eritreanbiniamgirmay #cycling #worldchampionship2024roadrace #ዮኤልሃብተኣብ #መርሃዊቅዱስ #eritreanmedia #habesha #eritreantv #eritv #sports #live #tadejpogacar #madspedersen #eritreanbiniamgirmaysong #lidltrek #tourdefrance2024 #worldchampionship2024 #intermarche #neweritrean #newsong #ደርፊቢንያም #tadejpogacarworldchampion2024
ክቡራት ተኸታተልተይ ሳብስክራይብን ላይክን ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ!!!
❤❤❤❤❤ክቡራት ተኸታተልተይ ሳብስክራይብን ላይክን ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
waww🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Just woooow❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✌️❤️❤️
💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏💪💪💪
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯
❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ወ ሰናይ ደቂ ኤሬይ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Seyyyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇🍇
❤️❤️❤️❤️❤️ 🇪🇷
Anabs fenkel🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eri first
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Milkias makele tesfa zelewo fuluy teqedadamay
Aksh jgna belom tray nezom melatat
mmm ኤርትራውያን ኣብ ግዜ ሃይለሰላሴ ይኹን ደርጊ ኣብ ቅዲድም ብሽክለታ ኣብ ኣፍሪቃ ውን ዝወዳደሮም የለን። ንኣይ ዝገርመኒ ግና ነዞም ጀጋኑ ኤርትራውያን ብሓንቲ ዓረባዊት ገመል "Arabian Camel" እሞ ኸኣ ላህዛዝ ፡ እቶም ዓረብ ከይተረፉ ንጋንታታቶም ዘይጥቀሙሉ ስም፥ ሬድሲ ካመልስ "Red Sea Camels" ፡ እናበልካ ምስያም እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ንኤርትራ ሓራ ዘውጻእና ባራዩ ወይ ዓቢድ ናይ ዓረብ ክንከውን ፡ ቋንቋታትና ክፍንፈን ዲና ተጋዲልና፧
ብዙሕ ንኤርትራ ዘንጸባርቕ ግሩም ኣስማት ከም ፡ ረድሲ ዋርዮርስ "Red Sea Warriors" ወይ ወሪራ ቀይባሕሪ ፤ ቀይሕ ባሕርኛታት "Red Sea Mariners" ፡ ነብሪ ጎልጎል "Cheetah" ፡ ነብሪ ኤርትራ "Red Sea Leopards" ፡ ኢራብ ኤርትራ "Antelope" ፡ ሺላ ኤርትራ "Red Sea Falcons" ከም ኣብነት ምጥቃስ ይከኣል።
ኣነስ ላይክ ከይገበርኩ ኣይሓልፍን እንድየ፡ ኩልኹም ተኸታተልቲ ካኣ በጃኹም ላይክ ግበሩላ፡ ግን ንስኺ ካኣ ኣመና ልመና ኣብዚሕኪ! ኣብ ጽፈት ፈነወኺ ግዳ ኣቶኩሪ!
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤🎉🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤