ኣደይ ለተዝግሄር - ፍርያት ማህፀነንን ቁፃር መቐነተንን ንትግራይ ዝሃባ ኣደ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 160

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 4 ปีที่แล้ว +16

    😭😭😭💔 ኣይ አዴታት ተጋሩ ለዋሃት ለጋሳት ዋዕሮታት ንዓኽንዶ ፀገምን ድኽነትን ምተገበአክን?💔ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደይ🙏🙏ዝብሎ ቃላት የብለይን😭

  • @frefer7772
    @frefer7772 4 ปีที่แล้ว +12

    በጣዕሚ ገሪምኒ ኣደኒ ማዓርይ ዕድመን ጥዕነን ያሃብኪን ምሰ ደቅኸን ❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏

  • @febenrezene2000
    @febenrezene2000 4 ปีที่แล้ว +27

    ኣደኒ ማዓረይ ዕደመን ጥዕና ይምነየልክን ምስ ደቅኽን ❤❤❤❤

  • @aronmedia3481
    @aronmedia3481 4 ปีที่แล้ว +14

    ንብዓተይ ምቁጽፃር ሲኢነ ብሓቂ ነዘን ወላዲት ምስ ራእኹ" #ዓባየይ ተራኢየናኒ"ኣምላኽ ስደትና ኣሕፅረልና ፈጣሪ"ምስ ስድራና ክንራኸብ"

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣደይ ማዓርይ ዕድመን ጥዕናን ይህብኪ ፍትውውውው ኣደዋንይ
    በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ አብ ገንኩም አየ ሓፍትኩም ክብ ስደት ስዑዲ ዓርብ ዓደይ ትግራይ ሕዋነ

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +55

    ኣነስ ኣዴታት ትግራይ መግለፂ የብለይን እንታይ እየ ዝብሎ ኣደይ ማዓረይ ኣትን ጀጋኑ

    • @tsiontesfay3632
      @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +3

      ዋይ ንቅሓት ዋይ ሓቦ ዋይ አደ ትግራወይቲ እዙይስ እንታይ ይበሃል አነ እየ ዝበለ ሙሁር ከምዙይ አይሓስብን::አዴታት ተጋሩ ኹለን professor እየን::

    • @frered3116
      @frered3116 4 ปีที่แล้ว

      ❤🇨🇳❤🇨🇳💪💪👍👍💋💋💋💋

    • @redaemile8754
      @redaemile8754 4 ปีที่แล้ว

      محمد احمد hj

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ​@@tsiontesfay3632 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ፅዮን ሓፍተይ😢

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ጓል ውቅሮ ፃዕዳ ኩርዕቲ ዓጋመ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +16

    ላደይ ሓላለይ ላይክ አስክ ደቂ ትግራይ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @የመድሃኒኣለም ልጅ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ሩትጎልኣብርሃም
    @ሩትጎልኣብርሃም 4 ปีที่แล้ว +19

    ጅግና ወላዲት ❤️❤️❤️❤️

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ሩት ጓል ኣብርሃም ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሩት ሓፍተይ

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ታርኽ ዝገርም ናይ በሓቂ ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ኣዴና

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +10

    #ሓደራኩም ተጋሩ ተሳኒኩም ንበሩ አዴታት ትግራይ ጀጋኑ ወለድቲ ጀጋኑ ንበራልና❤️❤️❤️

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣይይይይይይይይይይ ትግራወይቲ ኣዶ ሸጥ መዓንጣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማየ ቤኪ ቀፅለሉ ግርማይ ገብሩ ኸኣ የቀንየልና

  • @ritagebrezihar6841
    @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደዋኒተይ መዓረይ

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +9

    እስይይይይ ኣደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ፊሊሞን ኣባዲ የናቱ ልጅ ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ፊሊ ሓወይ

  • @kirossyrgaembaye1592
    @kirossyrgaembaye1592 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋይይይይይይይይ አደይ ምዓረ መግለፂ የብለይን

  • @AKTG19
    @AKTG19 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣደ መኣረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ

  • @ferewynigebremeskel3088
    @ferewynigebremeskel3088 4 ปีที่แล้ว +16

    ጀግና አዶ ትግራይ❤️

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 4 ปีที่แล้ว +19

    ዝን ወላዲት ኣዶ ስዋኣት ጀጋኑ ቁዱስ ሓሳብ ብጣዕሚ ንቡዛሓት ትምህርቲ እዩ ዕድመ ጥዕና ይሃበን

  • @ትግራይዓደይ-ከ1ጨ
    @ትግራይዓደይ-ከ1ጨ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ኣደዋይ ማዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እምበርሃን ትሓልይኺ ቀዛሕታ ብሃንቀዉታ እየ ዝከታተሎ ቀፅሉሉ ጀጋኑና 🙏🙏🙏🙏

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ትግራይ ዓደይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ቃላት ሓፂርኒ ኣደዎይ ዓለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 ปีที่แล้ว +3

    ብእውነት ብጣዕሚ እዩ ለገረም ማማየይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብን ቤኪየ ካአ የቀንየለና 😍😍😍

  • @ritagebrezihar6841
    @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว +10

    ንኣኩም ሒዝና ንኮርዕ ፀላኢኩም ይደፈን እግዚአብሔር ፅላል ይኩንኩም

  • @SamiSami-ls6jf
    @SamiSami-ls6jf 4 ปีที่แล้ว +28

    ማማየ ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና ኡፍፍፍፍፍ ተመስገን ካብ ትግራይ ምፍጣረይ♥

  • @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
    @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 ปีที่แล้ว +9

    😭😭😭😭 አብ ኣበ ኳና እነረዳነበራ መሊሰን ኣብ ልዕሊ ደቀን ገንዘበን ኣወፍየን ኣደይ መዓረይ ነዊሕ ዕድመ ይሃብክንሲ ማማየ❤💛

    • @SaraSara-wn1iz
      @SaraSara-wn1iz 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ትግራይ ዓደይ ቅድስቲ መሬት ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @selambrhane1993
    @selambrhane1993 4 ปีที่แล้ว +16

    ውይይይ ጌታ ሆይ ትግራወይቲ ኮይነ ብምፍጣረይ መግለፂ ዘይብሉ ሓጎስ ኢዩ ዝስመዓኒ ሕጉስቲ ምኳነይ ካዓ ክብርን ምስጋናን ናዓካ ይኩን ጌታየ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @selam berhe ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሰሉ ሓፍተይ

  • @ritagebrezihar6841
    @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣደታት ትግራይ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብክን ንዝሞቱ ጀጋኑና መልካም ዕረፍቲ ይኩነልኩም ንሕና ናታትኩም ውፅኢት ኢና

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +24

    ኡፍፍፍፍ፣ዛወላድ፣ትግራወይቲ፣ሕራነኣ፣ይቅፅል፣ኣሎ፣በሉስከ፣ደቂትግራይ፣መዓረይ፣ዛትግራይና፣ኣለኪ፣ንበልና

  • @habenlove6170
    @habenlove6170 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ብጣዕሚ ፈትየየን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 4 ปีที่แล้ว +10

    ህዝቢ ትግራይ ወርቂ ዝተብሃለ ንቡዙሓት ሃሳሳት ኣይርደኦምን ግን እዚ እዩ ንዓደይ ዝብል ብሂወቱ ብንብረቱ ብኹሉ ነገራቱ ዘኹርዕ ህዝቢ
    እንቋዕ ካባኹም ተፈጠርና ሓላላል ህዝቢ ትግራይ!!!!

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +14

    ወይ አዴታት ተጋሩ ቃል የብለይን::በኽየ ክጸግብ አይክአልኩን በቃ long live.

  • @palzathem8278
    @palzathem8278 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣደየይ ነዊሕ ዕድመንጥዕናን ይሃበልና

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +16

    ተጋዳላይ ግርማይ ገበሬው ጀግና የቀንየልና ዝሓውይ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ትግራይ ዓደይ ናፊቀ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ሶሎሜጓልባባ
    @ሶሎሜጓልባባ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይ ኣደዋይ ኣትን ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤💛💛💛

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ሶሎሜ ጓል ባባ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብሰተይ

  • @tillybaby5110
    @tillybaby5110 4 ปีที่แล้ว +1

    ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ንኣዶታት ትግራይ ይሃበልና ፈጣሪ ኣታ አነስ ከመይ እየ ተዓዲለ ካብ ትግራይ ብምፍጣረይ ተመስገን ፈጣሪ(3)

  • @herilove7610
    @herilove7610 4 ปีที่แล้ว

    እነ ዋይ ዕድመን. ጥዕናን ይሃብክን ሙሉእ ሓጎስ ክትርኣ ካኣ ንምነ 🙏

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +14

    አድዋይ ዓለመይ ጀግና 😍😍😍

  • @ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ
    @ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣደዋይ ማዓረይይይይይ❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

    ልሞትስያ ውሉድ ሕነኣ ኣቦይ ስውእዩ ግን ስለዝወለደ ንፈጣሪ የመስግኖ እየ ዋላ ደኣ ሕንቃቅኡን ሓልዮቱን አይፍለጦ እምበር ምእንቴኪ እዩ ዓደይ ኣደዋይ ኣቲ ወሓለ እህህህ ፈጣሪ ኣብ ሕቅፈ ቅድሳን የንብረልኪ ክብሪ ንዓኪ ወላዲት ጀጋኑ😭😭😭

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣየ ኣዴታትና ኣትን ሓላላት ንበራልና ስኪ ልብኻ ዝትንክፍ ስራሕ ስሪሕኽን ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @hanabana905
    @hanabana905 4 ปีที่แล้ว +6

    Ahhhhhhh tigray adey I miss you so much, God bless you tigray adey, tigray adey geganu seb sere

  • @aregawigebre4573
    @aregawigebre4573 4 ปีที่แล้ว

    ኣየ ወላዲት ትግራይ ንክገልፆ ቃላት የብለይን ኣቲ ወላድ ትግራይ ዕድመ እስቲ ይሃብኪ ጥራይ

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 4 ปีที่แล้ว +1

    እፉፍፍፍ እዘን ኣደ ከብደይ በሊዐናኒ የዒንተይ ክቆፃፀር ኣይከኣልኩን ኡፍፍ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንክብርቲ ወላዲት ምስቶም ዘለው ደቅኽን

  • @salmuhairi9618
    @salmuhairi9618 4 ปีที่แล้ว +4

    ንሕና ንትግራይና ሸጥ መዓንጣና

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +10

    ትግራይ ምልባማ እሰይ ማማዋይ

    • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
      @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 4 ปีที่แล้ว

      ዋው እደዚህ አይነት ቤተሰብ የለም ለህዝቡ ትልቅ አርአያ ምን ያህል አገራችሁን እንደምትወዱ አስደናቂ ታሪክ ለትውልድ የሚሆን ነው እድሚያችሁ ይለምልም🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🎉🎉🎉💐💐💐❤️👍

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ሚልካና ጓል ትግራይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሚልካና ሓፍተይ

  • @samiramir6719
    @samiramir6719 ปีที่แล้ว

    ኣይ እቱ ፀዋሪህዝብ ትግራይዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @elsabrhane4113
    @elsabrhane4113 2 ปีที่แล้ว

    ማማዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዒናን ይሃበን

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +5

    ማማየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን💟💟💟

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว +1

      ማማየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን👍👍👍

    • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
      @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 4 ปีที่แล้ว

      በረከትዬ እድሜህ ይለምልም አገር ወዳድ ወንድሜ ዘመንህ ሀሳብህ የመከናወን የመሳካት ይሁንልህ እግዚአብሔር ካንተ ጋር ይሁን ቀሪው ዘመንህ የደስታ ይሁን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ኣስኳል ሓፍቲ ኣማን ጓል ሓይቆ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @alsaassefa3300
    @alsaassefa3300 2 ปีที่แล้ว

    ኣዶ ትግራይ ግን ማኣዝ ኢኺ ደቅኺ ሓፉቀኺ ክትነብሪ 😭😭😭 ዘላኣለማ ናገበረት ትነብር ኣዶ ተሃለየት ኣዶ ትግራይ እያ ኣደዋይ ፈጣሪ ይኽሓስኺ ልጀጋኑ ኣሕዋትናለ ኣብ ገነት ይንቦርልና

  • @lvumamimamiye7660
    @lvumamimamiye7660 4 ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭😭offffffff eyikalokun edewayi eademen teanan yebken😍😍edo jeganu ♥️💛♥️

  • @fdhhtfhh.9264
    @fdhhtfhh.9264 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ልማማ

  • @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ
    @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ 4 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና መቸም ጅግና ኢዩ ኣደይ ማዓረይ ቃላት የብለይ እስኪ ጉበ ላበላዕኹም ገንዘብ ህዝቢ ትወሩ እስኪ ካብዘን ጅግና ኣደ ትምሃሩ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @የቅዱስ ገብርኤል ልጅ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @aminemekonen2408
    @aminemekonen2408 4 ปีที่แล้ว +3

    Tgrawnet kuriat eyu kbret yhabkin mama mefestemta yerekn haftom kea jgna beal habo korienalka👍👍👍👍💕💕💞💞

  • @Mmmm-pu2oq
    @Mmmm-pu2oq 3 ปีที่แล้ว

    ኣደዋይ ርህርህቲ ትግራይ 💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ሜሪ ጓልቶም ቶኪሶም ዘይስሕቱ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሜሪ ሓፍተይ

  • @merhawitkelele9422
    @merhawitkelele9422 4 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይና ምልባማ

  • @shishayzeru143
    @shishayzeru143 4 ปีที่แล้ว +2

    ላዛ ትግሪኛ ኢንዳበልኩምስ ያው ያው ናይመን ቇንቃን ኢዩ ካብተን ኣዴና ግና ያው ዝብላ ቃል ኣይነስማዕናን ።ትግሪኛና ኣይተቅተልወ ባዕልኩም ያው። ወድያው ኢና ቡና ዝብል ቃላት ናይ ባዕዲ ኢዩ ንዓና ትግሪኛ ሓውኹም ካብ ኤርትራ ።ኢቲ ተብግሶ ድማ ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣጀኩም ብዙሓት ኣብ ገጠራት ዝነብራ ዓድታት ብስእነቲን ሪሕቀቲን ትምህሪቲ ዘይራሃወ ኢዩ።

  • @Beautyofthenature10
    @Beautyofthenature10 4 ปีที่แล้ว +1

    ንብዓተይ ክቆፃፀር ኣይከኣልኩን 😭😭😭😭😭

  • @aranshigidey3171
    @aranshigidey3171 4 ปีที่แล้ว

    Great job heroes my country Tigray people. Continue. 💖💖💖I love you Mam Tigray and ✊✊✊🙏🙏🙏💋💋💋

  • @eyerusalemkiflay2309
    @eyerusalemkiflay2309 4 ปีที่แล้ว +2

    Mama egzabiher edmen tinan yhabkin hasabkin yefetsimkin

  • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
    @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 4 ปีที่แล้ว +2

    ቢሮክራሲያዊ ስርአት አጥፉ ቶሎ ጀምሩላቸው እማማ በጉዜ አይተው እንዲደሰቱ መልካም ጅማሬ እና ፍጻሜ ይሁንላችሁ 💐💐💐💐

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @እግዚአብሔር ይመስገን ሰብ,ስክራይብ ግበርለይ መኣረይ

  • @yonasbrhane2893
    @yonasbrhane2893 4 ปีที่แล้ว +1

    ሕውሓት ብደቂ ሰውኣትን ኣደ ሰውኣትን ተጻዊትኩምለን ትግራይ ትዓብላ እናበሉ 27 ዓመት ኣዲሳበባ ከልምዑ ህዘቢ ትግራይ ብማይ ጽምኢ ብድክነት ቀቲሎሞ ኣዲሳበባ መውዓሊት መሕደሪቶም፡ጌቶም ዘነበሩ ሕውሓት ካድረኦምን ሕዚ ምሰተባረሩ መቀለ ኢያ ገዛና ትግራይ ኢያ ዓድና ይብሉ ክትሰምዕ ከለካ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዘን ብዘበለጸ ህዘቢ ትግራይ ክሳብ ሕዚ ሰርሖም ዘይነቃሓሉ ብዘበሉዎ ዘከይድ ይሕዘነካ ክላኩም ክትነቅሑ ኣለኩም ይኣክለኩም ክንብሎም ኣለና

  • @simonsimon6482
    @simonsimon6482 4 ปีที่แล้ว +6

    💞💞💞💞

  • @atsedetsige6105
    @atsedetsige6105 4 ปีที่แล้ว +3

    ካብቲ ውህብተኪ እቲ ሓሳብኪ ማማየ አድንቀኪ እና እድምን ጥዒናን ይሃብኪ ማሚየ

  • @akhbrtmama4237
    @akhbrtmama4237 4 ปีที่แล้ว +7

    😭🇻🇳🇻🇳🇪🇹❤️❤️💪

  • @dfdf851
    @dfdf851 2 ปีที่แล้ว

    ማማየ ከዚከ እንታይ ኢልክን ትኮና💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭እህህህህህህህህ አዶዋይ ጋልትግራይ ወሊዳ ንመስዋእቲ 😭😭😭

  • @Hi-y8wምንባር
    @Hi-y8wምንባር 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማየ

  • @ritagebrezihar6841
    @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว +4

    በረከት ሓውና ኣብ ሰዑዲ ዘለና እታ 6831 ከመይ ገይርና ንልእክ

    • @ssss-nj7ef
      @ssss-nj7ef 4 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ሕቶ እውን እያ

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓሲብኪም ብዓመት ኣራብሕኹም ናብ TDA ምእታው

    • @gideyhaila1646
      @gideyhaila1646 4 ปีที่แล้ว +1

      ኩሉ አብ ደገ ዘለና አነ ኸማን ኩሉ ግዜ እየ ዝሐስቦ ሕጂ አብ ድባይ ክንጅምር ኢና ኢሎም አለዉ ብማዓልቲ 1 ሐንቲ ድርሀም አብዚ ዓዲ ግሩብ አለና ናይ ትግራይ ስራሕ ዘይብሎም ብማዓሌቲ ሐንቲ ድርሀም ዘለዋም ዘለዋም ድማ ብወርሒ ዓቅሚ ዘለዋ ድማ ከምድሌቶም በብወርሒ ክዋፃእ ክግበር እዩ ብቀዳማይ አብዚ አብ ድባይ ናብ ሱዑዲ አስርቤት ንዘለዋ ንባድ መግዝኢ ክኾነን አዋፂኤን ሊኢከን አነ ከማን አይፈለጥኩን ኔረ ሕጂ እየ ሰሚዕ ከክልተ 200 ሚኢቲ ድራሀም አዋፂኤን ሊኢከን ሕጂ አብዚ ክጅመር ከሎ አብፀገም ዘለዉ አብ ሱዑዲን አብ የመን አብ ሰቃይ ንዘለዉ እንዳተዋፀእ እዩ ፅቡቅ እዩ አብ ኩሉ ዓለም ዘሎ ተጋሩ ሐንቲ $,£ አብቻይናም አለዉ ተጋሩ እንድሕር ተዋፂኡ ህዝብና ተማህሩን ፀጊቡን እዩ ዝሐድር

  • @medehennereha6762
    @medehennereha6762 4 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂይ ትግራይ ምልባማ!❤❤❤

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 4 ปีที่แล้ว

    Adeni maarey edmen tienan yihabki amen 🙏🏻.

  • @kidanhegos9582
    @kidanhegos9582 2 ปีที่แล้ว

    ኣይ ማማየ ዓለመይ ንበርለይ 💕🙏💕😘😘😘

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @sara hagos ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሳራ ሓፍተይ

  • @አፀደጎደፍ
    @አፀደጎደፍ 4 ปีที่แล้ว

    ኦዶ ጅግና ኣይሞቱ ዘይርሳዕ ሰላም ብርሃን ገድፎሙ ብሓቂ ኣዶ ጀጋኑ ፍልቲ ብሓቂ ትግራይ ምኻን ዕድል እዩ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @ኣፀደ ጎደፍ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ኣፁ ሓፍተይ

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይይይይይይይይይይይይይ😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      ትግራይይይይይይይይይይይ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @lelugualadwa4781
    @lelugualadwa4781 4 ปีที่แล้ว +1

    Edemen tenan yehabeken gobez ado jeganu

  • @daniagualtigray5555
    @daniagualtigray5555 4 ปีที่แล้ว +8

    ❤️💛 Tigraweyti Adoooooo 😭😭😭

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @danial gul tgray ሰብ,ክራይበ ግበርለይ ክብረተይ

  • @jojopabob1509
    @jojopabob1509 4 ปีที่แล้ว

    Edme tena yehabeken aditat tigraye😍😙

  • @tigraytigraytigraytigeray3066
    @tigraytigraytigraytigeray3066 4 ปีที่แล้ว +1

    asay asay asayyyy mam adjagnu edman tenan yabken mamawayyyyyy💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @fatomabasher5759
    @fatomabasher5759 4 ปีที่แล้ว +3

    💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +12

    ቀዛሕታ ቅፅላል

  • @winvms2148
    @winvms2148 3 ปีที่แล้ว

    ኣደዋይ ንከብደይ ልሂወተይ ዘይትብል ለትግራይ ውልዳ ገቢራስ ጡሮትኡውን ልትግራይ ይገርም ኮእዪ

  • @Birukgreat
    @Birukgreat 4 ปีที่แล้ว

    Really thank you Brother Bereket. Betaimi ze heguis sirahh eiyka geyirka. Kibret yihabeley.
    I really want to participate n i dont know how u can help me. I live in USA. Give us more info on it.

  • @توميتومي-خ4ح
    @توميتومي-خ4ح 4 ปีที่แล้ว +2

    Jegna weladit selam ksanetn ms zterefu dekkn kulu hzbi tgray wldkn eu adey mearey

  • @AAa-bf5oo
    @AAa-bf5oo 2 ปีที่แล้ว

    Adeway newih admen tanan❤❤❤😭

  • @lave9644
    @lave9644 4 ปีที่แล้ว

    ቤክየ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ghideyberhane
    @ghideyberhane ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @NeguGalTgray
    @NeguGalTgray 4 ปีที่แล้ว +4

    Mamayey. Edmen. Tenan. Yhabkn

  • @alishotekie2278
    @alishotekie2278 4 ปีที่แล้ว

    Ambessaye emamaye...Ambessay all of you...all of us... lets get rid of poverty for once and for ever ...all it takes hard work ...all of us...everyone should take responsibility ...I m working on a project God help I will succeed...

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣታዮ ሰብ ሃፍቲ ኢድኩም ሕውስ ኣቢልኩም ነዘን ወላዲት መልዐሊ ስም ደቀን ግበሩለን ደው ኢለን እናሃለዋ

  • @solomentsegay4788
    @solomentsegay4788 4 ปีที่แล้ว

    My mom😭😭😭😭😭😭 😍😍😍😍😍😍😍

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 ปีที่แล้ว

    Bereket kaa keslelu tsbuk srah

  • @sarasemere7584
    @sarasemere7584 4 ปีที่แล้ว +3

    Edmen tienan mulue ymnyelkin kibrti weladtina ado jeganu

  • @احمدقاسم-ف9ع6ط
    @احمدقاسم-ف9ع6ط 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣየ ኣዴታት ትግራይ እንታይ እሞ ህወሓት ግን --------? ኣይንዛረብን ግደፉ

  • @museaman686
    @museaman686 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭💔

  • @smtsmt1477
    @smtsmt1477 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭❤🙏

  • @wintanakfele1489
    @wintanakfele1489 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና ማማ

  • @askualhailemariam9481
    @askualhailemariam9481 4 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 ปีที่แล้ว

    Adey Ltezgi Kbri yhabkn Ado jeganu

  • @hanahana4246
    @hanahana4246 4 ปีที่แล้ว +1

    Aye tigray tay ke yeblu yekonu etom merhti tigray kab tigray zekukom ne fidrale mengist zeshikmwu zelew adey mearey kemaken yebzah edmekin newehi yekun 😥

  • @tasfaysoljana3775
    @tasfaysoljana3775 4 ปีที่แล้ว

    Korelkin adey marey edmena tena ymneyelkn

  • @aminabegum8180
    @aminabegum8180 4 ปีที่แล้ว

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️

  • @Hi-y8wምንባር
    @Hi-y8wምንባር 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ዞም ተጋሩ ክልብሙ

  • @speedcall8796
    @speedcall8796 3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤😍😍😍