ጥንታዊ ህንጻታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ዓዲ ዃላ - መደብ ናትራን - ንኡስ መደብ ዘዋሪት ካሜራ | Historic city of Adi Quala - ERi-TV
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- ERi-TV, Eritrea - መደብ ናትራን - ንኡስ መደብ ዘዋሪት ካሜራ - ጥንታዊ ህንጻታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ዓዲ ዃላ | History city of Adi Quala - ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Adi qala adey adi xada taf adi jeganu 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Eri tv ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ኣቦይ ታረቀ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
ደስ ዝብል መደብ ሰነድ ዉቅብቲ ከተማና..
📚🕰️❤️🤝🌴🐪🗝️☕️🍪
Welcome Eri tv 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👏🏼
ERITREANA ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቅ መደብ 🇪🇷❤️ግን እታ መስመር ኣድከተዮ ጥራሕ ኡኩል ኣይኮነን ናበይ ይወስድ ክተላልይዎ ነርኩም
መስመር ኣድከተዮ ናብ ሓዉስይ ከተማ ዕዳገርግጽ ዝወስድ ቀጽሉ ድማ መስመር ቃሓይን ንኡስ ዞባ ማይምነ ኢልኩም ኣስፍሕ ኣብልኩም ክትገልስሉ ይግባእ 👈🇪🇷
ቀጽልዎ ጽቡቅ መደብ ደቅይ ኤረይ
Selam...ደቂ.. Erey🇪🇷💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Tv Ere Tsbuq eka tekrebkumo gin ahxrkumo ezas Tsbuq aykonenet buzuh neyru keterina nerkum thanks 🇪🇷💫
Wow Adiquala is a beautiful town! It is a surprise for me. Thanks for the presentation
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🌲👑wow ❤my history
ATA KID MEMHR 92 NEYRE KĶ TSEHAYNO ZBHAL ABTA ENDA ELTRIC !!MENGSTE SEMAY YEWARSO !!
ዕድመ ይሃብኩም ።ኣሰርኩም ዝክተል ወለዶ ይግበረና
ሰላም ልዋም ደስ ዝብል መድብኪ ከምዚ ናይ ዓድኻላ ታሪካዊ ቦታ ናይ ኤርትራ ክትገልጽልና ኣዚና ነመስግነኺ ክብርቲ ልዋም ሓፍትና ኣጆኺ ቀጽልዮ 🌲❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Amazing 🇪🇷♥️
Salme Eritrean God bless you Eritrean Amen 🙏 🙌 ❤️ 👏 💖 ✨️ 🙏 🙌 Eritrean Thanks
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
Good job TV eri ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea hagerey adi tarik adi kubur hzbi, eritrea eta enko wshtawi selam zelewa xbktin tebahagitn hager eya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Thanks Eri TV!
You guys bring some amazing programs please keep doing what you are doing! I hope the next video U will shows us Asseb city. Thanks for your hard work as always!
Old is gold aboy tareqe edmenn tionann yihabkum
ኣምልክ ህግርን እብርክ ክብርን ምግስን ንስርውትን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤
Long live 🙏🏾 Abona
BRUKEY BAKAL EKA EYOM ZEZE TEWLKA ZELEWU !
🇪🇷🙏🇪🇷
Amlak bqayni nga nmray yebqana❤❤❤❤
ጽቡቕ ገበርኩም በርብርዎ ደኣ ብዙሕ ኣሎ🎉❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉❤
Adey marey werhi 6 kmexeki iye❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Luwam Naybhaki xbuk medebat Deki erey adi kala adi kala kulu nebsa tarikawi bota eya🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Adey adi puala adi jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተዘኩሮና የሐዲስና ኳሊኖ ቆንጆ ክመጸኪ ኢየ ሕጂ ኣብዛ ሕቅፎኺ ትሕሸኒ ኣሎ መዓት ታሪካዊ ቦታ ንባዕላ ኣብታ ትሕቲ ትምዐ ዝነበረት መስቀል ጥልያን ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ ከም ሓሳብ እተን ቻነላት ኣብዝሕወን ደቂ ኤረይ ምጽዓን ጥራይ ትኾኑ ሽዑ ሓንቲ ቻነል ኣኻሊት ኣይኮነትን IRTV 1,2,3,4,5
ዑና ተቐይራ ዓዲ ኻላ ዓደይ
Kemey dya nera kedem ke
4 exfi kabzi delato, zebelexet nera@@ylm8589
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ጹቡቕ መደብ ግን ብዙሕ ታሪኻዊ ዝኾነ ህንጻታት ወይ ቤት ትምህርቲ ዝጎደለ ኮይኑ ይስማዓኒ ወላ ማይ ጡዑም ዘሎ ናይ ኤለትሪክ ታሪኻዊ ኢዩ ኢሞ ቁሩብ ግዜ ውስድ አቢልኩም አቕርቡልና
ሆትልት ቤት መግቢ ቤት ንባብ ዛአመሱሉ ከ ንምንታይ ዘይቱርና ዛሓፍተ ❤🎉
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤
Adi quala I know with my family after Asmera exposed violent death in 1975.I hope will see Adi Quala again.
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Eway werdet adi qala aneya😢
2015 thayesh neyra lomi teklala eya ferisa😢
1:15 👀ጽርግያ 😢 ahh
Adiquala Bank 🏦 kigbrela alowo seb tewaridu Mendfra kekayd transport 🚌 zayblu adi😅
Tigre yelen adi kala.hasiki.
ERi tv ክም ዝነበረ ጥራይ ክይና ከም ዘሎ እባ በሉ 😂
መብዛሕታ ህዝቢ ብከተማን ገጠርን ወጻኢ ዘለው ተሓባቢሩ ሃገሩ ይሓንጽ ኣሎ ንስካትኩም ድማ ከም ኡ ገበሩ ፣መንግስቲ ካብታ ውሱን ዝረክባ ግብሪ ኣታዊን ኣብ ብዙሕ መዓላ እዩ ዘውዕሎ
ሳላ ጥልያን 😂
🤲🇪🇷🕊🤝🇪🇷📚🖊🇪🇷🕊🤝🇪🇷💯🙌🤲😁
ህግደፍ ሓንቲ ነገር ከይሰርሑላ መዋእል ጌራ
አዋይ ዓደይ ኩላ ዓንያ😢 ብፍላይ ክኣ ጽርግያታታ እቲ ዝገረመንን ዘሕዘነንን ግን ድሕሪ መግዛእቲ ጥልያን ብዘይካ ኣዳራሽ ዓዲ በጊዖ ዝትሃነጸ ዘይምህላዉ ኢዩ 😢
መብዛሕታ ህዝቢ ብከተማን ገጠርን ወጻኢ ዘለው ተሓባቢሩ ሃገሩ ይሓንጽ ኣሎ ንስካትኩም ድማ ከም ኡ ገበሩ ፣መንግስቲ ካብታ ውሱን ዝረክባ ግብሪ ኣታዊን ኣብ ብዙሕ መዓላ እዩ ዘውዕሎ
@@robeltewelde1199 ዓደይ ጠፊኡንስ ትህነጽ ኣላ ትብለኒ ማሕጉላ ይኣከ እስከ ገለ ካብዝትሃንጸ ንገረኒ ድሓር ካኣ ንስካ በል ክንደይ ኮይነ ድየ ዝርኣየካ ዘለኩ
😅😅😅😅😅😅 hasewti akkkk tuuuuffff
😢😢😢😢😢😢አዋይይይይ እታ ሽዓብያ ዝዕንዋን ዘብረሳን ኑኡስ ዞባ
ትውሳኹ ጥልያን ደርጊ ያ በለ 😢😢😢😢
😁🤲🇪🇷🧓❤👳♂️❤🧕🇪🇷💯🙌🤲😁
እዛ ሃገር እንታይ ክሳብ ትከዉን ኢኹም ትጽበይዋ ዘለኹም ዓንያ ኮ ምጾት ኣለም😢😢
ከምታ ዝነብረታ ፡ገለ ለዉጢ የሎን
Eri tv kabten hasot zeymnewen medeber tv eya 34 amet haqi keytezarebet halifuwa
Adi qala tifelta dika entay hasot reka abzia
@Ghinda wokaria niska eka hasawi wedi jasus
@@robeltewelde1199 ketematat eritrea kab asseb kisab teseney shaebia hagereseb qeyruwen kemey zibela ketematat eyen neyren abey mo antum berayu libi entetigebru gin barya ayqiyern u kulu gize agelgelti wey kea deqalu nay dergi tikonu tsibuq nay hagerna zeytidelyu
ምስክነይት ዐድካላ ጽርግያኣ ብሰራዊት ይህነጽ ኣሎሞ ገና ዐንያ ኢያ ብኩሉ ትሕዝን ኮይና ጽርግያ ዝነበረ ሐመድ ተቀይሩ ምሕደራውን ጽቡቅ ኣይሰርሕን ዘሎ
ሃገረ ዓንያ አያ ዝሕዝን ትሪኢት አዩ 30ዓመት ብዘይ ህንጸት ዝሕዝን አዩ
መብዛሕታ ህዝቢ ብከተማን ገጠርን ወጻኢ ዘለው ተሓባቢሩ ሃገሩ ይሓንጽ ኣሎ ንስካትኩም ድማ ከም ኡ ገበሩ ፣መንግስቲ ካብታ ውሱን ዝረክባ ግብሪ ኣታዊን ኣብ ብዙሕ መዓላ እዩ ዘውዕሎ
ዝኸበርኩም አቕረብቲ ዘዋሪት ካሜራ። እቲ እተቕርብዎ መደባት ብተምሳጥን ንከታተሎ ኢና በርትዑ ንብለኩም። እንተኾነ ግን ብጣዕሚ ሓጺራ ። እቲ ቪድዮ ካኣ ነቲ ታሪኻዊ ቦታ ኮነ ነገር ንክረአ ተደልዩ ዘሎ ብግቡእ ከተርእዩና ንጠልብ። ብተወሳኺ ኸአ አብ ጥንታዊ ቦታታት ሓድግታት ብሔራትና እንተሰራሕኹም ጽቡቕ ነይሩ ይብል ሓውኹም @91ኤሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤