Breaking ሕቡራት ሃገራት ብኤርትራ ተደኒቕና፣ ኣስመራ ጽባሕ ፉሉይ ፌስትቫል፣ ህወሓት ሕጋዊ ኣፍልጦ ረኺቡ august 9 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
    እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
    ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
    subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
    ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
    I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
    Thank you for your continuous support.

ความคิดเห็น • 35

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ነፍሪቃን አፍሪቃውያንን ስደትን ውርደት ይአኽለና እታ ሀብታም ኮንትነንት አፍሪቃ ግዝይአ ይምጻአላን ይምጸአልናን🙏

  • @user-ck5jk4lv1j
    @user-ck5jk4lv1j หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ከባሪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-il6dt9oe2h
    @user-il6dt9oe2h หลายเดือนก่อน +1

    Thanks bor

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala1835 หลายเดือนก่อน +8

    بالد بلد شوهدا. الله. يحفزلي. وا. يبرك. يارب احفز مين ايو. شير يارب♥️🌺💪🇪🇷💪🌺♥️🌺💪🇪🇷💪🌺♥️🌺💪🇪🇷💪🌺♥️🌺💪🇪🇷💪🌺♥️🌺🇪🇷🇪🇷💪🌺♥️🌺💪🇪🇷

    • @user-ik5mi2dp4z
      @user-ik5mi2dp4z หลายเดือนก่อน +1

      Amen kuburti haftey❤

    • @madinaabdala1835
      @madinaabdala1835 หลายเดือนก่อน

      @@user-ik5mi2dp4zان شاءلله 🌺♥️🌺♥️🌺🤲

  • @user-ee9nc9fh5x
    @user-ee9nc9fh5x หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m หลายเดือนก่อน

    ❤🐪🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏

  • @user-ol6gh2ps8c
    @user-ol6gh2ps8c หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክ ኢታ ክደይ ትሕሱ ኢያ ሕማቕ ብምህላዋ ድያ ተደንቓ😂

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 หลายเดือนก่อน +7

    Welcome KB bro
    የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @Africastar
    @Africastar หลายเดือนก่อน +6

    Eritrean true voice, no lie no fake,,, Eritrean truth ❤Eritrea

  • @eyobyohannesooo3957
    @eyobyohannesooo3957 หลายเดือนก่อน

    Up side fike news

  • @fisehatesfamariam8792
    @fisehatesfamariam8792 หลายเดือนก่อน

    1111

  • @galetigray12233
    @galetigray12233 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome kb

  • @user-wd1om1is1d
    @user-wd1om1is1d หลายเดือนก่อน +2

    1 alku

  • @merafara4647
    @merafara4647 หลายเดือนก่อน

    Bravo hakenia seb eska tray eika please nay z kone seb Party aytkun tanks ❤

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน

    Welcome KB

  • @senaitgebremeskelberaki2654
    @senaitgebremeskelberaki2654 หลายเดือนก่อน

    Best zena

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z หลายเดือนก่อน

    well come

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @PIA70s-hf8lk
    @PIA70s-hf8lk หลายเดือนก่อน +1

    AYOKHUM NAYNA 😂

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 หลายเดือนก่อน +1

    ኢትዮጵያ ብሰንኪ ሕማቕ ኣመራርሓ ናይ ደ/ር ኣብይን ፓርቱን፡ ተወሳኺ ካኣ ናይ ወያነ ግዕዘ ኩነታትን፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ኢትዮጵያ ምስ 4 ሃገራት እያ ናብ ግርጭት ተምርሕ ዘላ። ንሳተን ካኣ
    1ይ} ምስ ኤርትራ {2ይ} ምስ ሶማልያ
    {3ይ} ምስ ግብጺ። {4ይ} ካኣ ምስ ሱዳንን ኮይኑ፡ ከም ተወሳኺ ካኣ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ግርጭት ንኣብይን ሰልፉን ምእላዩን ምፍትሑን ተሳኢንዎም ዘሎ ዓብዪ ውሽጣዊ ግርጭትን እዩ። ንሱ ካኣ ምስ ሓይልታት ፋኖ ናይ ኣምሓራ ምንቅስቓስን፡ ምስ ናይ ኦሮሞ ምንቅስቓስን ዘሎ ዓቢ ጸገምን ኲናትን ኮይኑ ነዛ ሃገር ናብ ፋሕ-ፋሕ ከየእትዋ ዘስግእ ኩነታት እዩ ዝረአ ዘሎን። ሰለዚ ኣብይን ወያነን ካብ ስልጣን ከልግሱ ኣለዎም። እንተዘይኮነ ኢትዮጵያ ፋሕ-ፋሕ ክትብል ምዃናስ እንዳተጋህደ እዩ ዝኸይድ ዘሎን።

  • @rahelgoitom6686
    @rahelgoitom6686 หลายเดือนก่อน

    Welcome 🎉Kb

  • @AskaluManna
    @AskaluManna หลายเดือนก่อน

    59

  • @muluegebreslasie5954
    @muluegebreslasie5954 หลายเดือนก่อน

    KB qedamay ebre kalay ebre ziena nay ezi elet ilka sdedelna, ndenager alena nay measyu ilna

  • @channel-dz5zb
    @channel-dz5zb หลายเดือนก่อน

    W.c k.b ❤ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ክኮነልና አንዳተመንኩ ሳብስክራይብ ክትትሓባብሩኒ ብትሕትና ይሓትት የሕዋትይ የቀንየልይ 🙏❤

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed3171 หลายเดือนก่อน

    ካብትም ብቋንቃ ትግርኛ ዝቐርቡ ብዛዕብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ስምዕታት ናይ ሓድሕድ ጽልእን ቕርሕንትን ዝረሓቀ ሚዛናዊ ዝኾነ ሓበረታታት እተቕርብ ንስኻ ንበይንኻ ኢኻ, ቐጽሎ ጃህራን ፈኸራን ፡ ጽልእን ቅርሕንትን ዝመልኦ ዜናታት ናይ ኤርትራውያን ደገፍትን ተቓወምትን ስርዓት ኤርትራ ፍጊዕ ኢሎና ኣሎ።፡ ናትካ ግን ምዛናዊ ኢዩ ፡ ❤

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros6199 หลายเดือนก่อน +1

    1111