እንታይ ትመኽሩኒ ብናይ ፕላስቲክ መሳርሒ’ያ ትራኸብ ጎሮባብቲ ክሳብ ዝሰምዑና ተእዊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • ብናይ ፕላስቲክ መሳርሒ’ያ ትራኸብ
    ጎሮባብቲ ክሳብ ዝሰምዑና ተእዊ
    ብመንነተይ ይሳቐ ኣለኹ

ความคิดเห็น • 154

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 3 ปีที่แล้ว +12

    አቱም ሰባት ባዕልኩም ትፈጥርዎ ፈጠራዊ ዕላል ዲዩ ብሓፃራ ከይትምርዐዋ ግደፋ ደይትብልዎ ፁዩፍ ዘረባ ኢንበር ሳዕሪርኩ ገፅኩም ትከወል ረሳሓት

    • @lovyoumam7932
      @lovyoumam7932 3 ปีที่แล้ว

      Haqka hawey 100% balom zfetruwo eyu

  • @wedigash3630
    @wedigash3630 3 ปีที่แล้ว +25

    ስላም ዝሓወይ እዚ ናይ ሰበይቲኻ ጸገም ኣይኮነን ወልፊ እዩ። ቅድሜኻ ምስ ካልእ ዜጋ ጸወታዊ ርክብ ትገብር ኔራ እያ ። እቶም ሰባት ኣፍሪቃውያን ክኾኑ ይኽእሉ ኤውሮጳውያን ። ስለዚ ንሳ ነዚ ዝለመደት ካባኻ ክትረኽቦ ኣይክኣለትን ማለት ብማሃንቱሰይ ተራኸበኒ ክትብለካ ሓፊራ ዉይ ክኣ ፈሪሓ ከይትከስረካ ። ንሳ ሕጉስቲ ስለዘላ ክኣ ክትገድፎ ኣይትክእልን እያ ንሳ ንኽትገድፎ 30% እዩ እቲ ዕድል ስለዚ ንስኻ ክትገድፎ ካብ ሞያውያን ምኽሪ ሕተት ናብ ሓዳር ግን ኣይትታሃወኽ።

  • @ghebriel932
    @ghebriel932 3 ปีที่แล้ว +35

    Eweeyyyy Hji teredieni besmeam bxelot nhagzo Ember ክትገብረን ኣለካ ኢለ ዝጊምት
    1 ምብዛሕትኡ መዛሙራት ስማዕ ማለት ተለቭዥን ወይ ኣብ መኪና ወልዓላ ብሓንሳብ ስምዑ፡
    2 ስብከት ናይ ኣቅሽሽቲ ወይ ከኣ ናይ ኣባቴታት ስምዑ።

  • @MATTI-YOW
    @MATTI-YOW 3 ปีที่แล้ว +15

    "ባዓል መንነት" ንስኻ ጸገም ናይ መንነት ዘይኮነ ዘለካ ጸገም መንነትን ዜግነትን ፈላሊካ ዘይምፍላጥካ ኢዩ ካልኣይ ክርዳኣካ ዘለዎ ኢትዮጵያዉን ኤርትራዉን ዝባሃል ዜግነት ድኣምበር መንነት የለን ምኽንያቱ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ መንነቱ መለለይኡ ማለት ከኣ ፣ 1 ቋንቁኡ 2 ባህሉን ያትኡን 3 ታሪኹ 4 ስርዓተ ክብርታቱን ልምድታቱን ኢዩ። እዚ ተደማሚሩን ሓቢሩን ከኣ መንነቱን መለለይኡን ይኸዉን ተዘይኮይኑ ግን ኣብ ኢትዮ ዘሎ 82 ቛንቛን በበይኑ ታሪኽን ልምድን ባህልን ስርዓተ ክብርን ሲ መንነት ኢልካ ክትገልጾ ምፍታት ግን ዕሽነትን ባሃምነትን ኢዩ ዛዓርከይ። እዚኣቶም ኩሎም ከኣ ዜጋን ዜግነትን ድኣምበር ኣራኺብዎም ኢትዮጵያዉያን ዜጋታት ዘብሎም መንነትቶም ኣየራኽቦምን ኢዩ። ከምኡ ዉን ተመሳሳሊ ኣብ ኤርትራ ልክዕ ከምዚ እሱ ስለ ዝኾነ ኢዩ ከኣ ኢሰያስ ተጠሊዑ ኤርትራዊ መንነት የለን ግን ከኣ ንምህናጹ ኣብመስርሕ ኣለና ዝብል ተጠሊዑ።
    እንተ እቲ ቃልኪዳን ክንኣስር ዶ ገለ ዝበልካ ዓሻ ደላይ ምኽሪ ከኣ ሰበይትኹም ምስ 2 ሰብኡታ ቃልኪዳን ክንኣስረላ ንዳሎ ኣለና ምባል ይሓጽረልካ!

    • @biniamtekie5370
      @biniamtekie5370 3 ปีที่แล้ว

      ኣየኸየይ

    • @MATTI-YOW
      @MATTI-YOW 3 ปีที่แล้ว +5

      @@biniamtekie5370 ሓሳብካ ምግላጽን ምዉርዛይን በበይኑ ኢዩ ተኺኢልካ ሓሳብካ ኣፍስስ ኣነ ስለዝበልኩ ዉን እኮ ኣነ ቅኑዕ ኢየ ማለት ኣይኮነን

  • @kbrinegzabherykun8396
    @kbrinegzabherykun8396 3 ปีที่แล้ว +7

    Hawey natey Qluwlaw mennet zeyblka mearey .
    Nskha 1000 % Eritrean ekha qesinka b Riese teamannet mennetka habr

  • @ስደትስዲ-ነ9ረ
    @ስደትስዲ-ነ9ረ 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣነ ነዛ ቻነል ገዲፈያ እየ እንታይ ክገበር ሪኤያ ውን ንባዕለይ ይገርመኒ ኣሎ፡ ግን ሓደ ነገር ክዛረብ፡ እዛ ቻነል ትህቦ ዘላ ምኽሪ ፍታሕ ዘምጽእ ኣይኮነን፡ እንድሕር ጸገም ኣለና ኮይኑ ናይቲ ጸገምካ ሓኻይም ኣለዉ ምኽናቱ ሰብ ክሳብ ዝኾንካ ንሰባት ዘጋጥም ጸገም እዩ ዘጋጥመካ ከይተሰከፍካ ናብ ሰብ ሞያ ምኻድ ከድሌና እዩ፡ ልዕሊ ኹሉ ከኣ መጽሓፍ ቁዱስ ምንባብ ንልመድ ኩሉ መፍትሒ ኣቡኡ ኢዩ ዘሎ፡ መዝሙር ውን ወትሩ ንስማዕ፡ እግዛቢሄር የሕምም ኢግዛቢሄር የሕዊ

  • @solomontsehaye5755
    @solomontsehaye5755 3 ปีที่แล้ว +6

    Kalie tarik amxelna plastic do kondom do gedefo new belo timherti aykonen xeyqi eyu

  • @ghebriel932
    @ghebriel932 3 ปีที่แล้ว +16

    HY ክላእ ኣታ ሓወይ ናተይ ንስካ እኮ መሪጽካ ኣይኮንካን ተፈጢርካ ግን ክኣ ብፍቅሪ ናይ ክልተ ምጭዋት ስድራ ምፍጣርካ ክትሕጎስ ኣለካ ንስድራካ ርእዮም ንሳቶም ብሉጻት እዮም ንስካ ድማ ከምናቶም ብሉጽ ኩን ኣጆካ ሓውኒ።

  • @segen8531
    @segen8531 3 ปีที่แล้ว +7

    ኤፐ እግዚኣብሔር ይምሓረና ፡ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም ክንደይ ንበላሾ ኣሎና ልዋም ውን ሓንቲ ካብኡ እያ ። ግብረ ሰዶምነት ዓቢ ሓጢኣት እዩ ከምኡ ውን ሸጣናዊ ነገር እዩ። ግዳይ እዚ ሸይጣና ዝኾኑ/ና ብኣግኡ መፍትሒ እንተ ዘይተጌሮምሉ ነፍሶም እዮም ዘጥፍኡ ስለዚ የሕዋት ርግእ ንበል እሞ ፈጣሪና ንዘክር

    • @mikigesikon3560
      @mikigesikon3560 3 ปีที่แล้ว +1

      EZi hawey ane wedi asmera eye sedray gin tegaru eyom adey segab hiji asmera ala b bicha tasera Malet EU ane gin mesaka yeneber ab ethiopia werhi gere sedet kesile hiji ane Luzern yekimet mesaka contact me via gmail

    • @segen8531
      @segen8531 3 ปีที่แล้ว

      @@mikigesikon3560 hi mike ጸገም የለን

    • @segen8531
      @segen8531 3 ปีที่แล้ว

      @@mikigesikon3560 Gmail aleka dyu

  • @יעקבאוזן-ק3צ
    @יעקבאוזן-ק3צ 3 ปีที่แล้ว +14

    እዛ ቻነል ንመክሰባ ክትብል ኣብ ዘይሞይኣ ትኣቱ ኣላ፡ኣሕዋት ልቢ ግበሩ ሜድያ ጥንቃቀ ዝሓትት ሞያ እዩ።ሰብ ዘጋጠመ የጋጥሞ ናብ ብዓል ሞያ ምካድ ይምረጽ።

    • @abrahamafewerkiaraya699
      @abrahamafewerkiaraya699 3 ปีที่แล้ว +1

      ዝገርመካ እዚ ህዝቢ ኣፍልጦ ዘይ ብሉ ሪኤሞ ድላዮም ክዛረቡ ይውዕሉ ኣለው ግና ጽባሕ ይውሕትቶም ምኻኑ ይፍልጡ ዶ ወይ ክብሪ ባህልና የገድሶም ዶ ማራ ዩ ዝገርመኒ ሕጂ ሳብስክራይበይ ሲሒበ ኣለኹ።

  • @samze930
    @samze930 3 ปีที่แล้ว +5

    Anta anes kulu gize kedamay.adi wiel eye meslani

  • @henosmeles5059
    @henosmeles5059 3 ปีที่แล้ว +3

    Eway zara sedenet beieligenia ezy dirsetkum kab bahlinian limdetatnan axieyafiy tehiztokum endagohaf gohafiwio resahat

  • @Mycrazylife993
    @Mycrazylife993 3 ปีที่แล้ว +10

    😂😂 luwam Sidi.

  • @fithiqanattigre5944
    @fithiqanattigre5944 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣንታ ኣነ እየ ምክሪ ዘድልየኒ ዘሎ ምስ ኣፍቃሪተይ 3 ዓመት ጌርና እቲ ሽግር ኣፍቃሪተይ ማራ በሽቃጥ ኮይና በቃ ከም ቆልዓ ግዝኣለይ ትብል ትኩሪ,ትዛረብ,ትበኪ ወላ ኣብ ሹቅ እያ ከምኡ ትገብር ኣነ ክኣ ጉንዲ እዝና ጽፍዓያ እዩ ዝመጸኒ ዘሎ መሪሩኒ እዩ ሕጂ ኣነ!:: ጸላኢና በሽቃጥ ይኩን

    • @mohammedalghafri7456
      @mohammedalghafri7456 3 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkkk

    • @mohammedalghafri7456
      @mohammedalghafri7456 3 ปีที่แล้ว +3

      Way hawey xegem rekbka ajoka ane Gen beshkati Gal mar eya zeftew

    • @zewdishiko
      @zewdishiko 3 ปีที่แล้ว

      Wey halewelew

    • @fabs7161
      @fabs7161 3 ปีที่แล้ว

      1000 hibka ataysa

    • @ብሌናይጻዕዳ
      @ብሌናይጻዕዳ 3 ปีที่แล้ว +4

      በላ ገጭባ። ጓልን ሰፍእን እናጸፋዕካ እዩ

  • @SMARA291_LDN44
    @SMARA291_LDN44 3 ปีที่แล้ว +2

    እዚብፍጹም መምሃሪ ክኸውንኣይክእልን እዩ። ከም virus ናብ ካልኦት ኣሓትና ከይመሓላለፍ’ከ ሓሲብክሙሉ ዲኹም? ጸገም ኣለዎ ናብ ሰብ ሞያ ከይዱ ጸገሙ ይፍታሕ ፣ ወይ ከኣ ንስኹም ብPrivate ኣማኹርዎ እምበር ኣብዚ ኣምጺኹም ከተላብዕዎ ጽቡቕ ኣይኮነን

  • @Natan0755
    @Natan0755 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብዛ ናይ መንነት ጉዳይ ንዓይ ውን ልክዕ ከም ናቱ ሽግር ተጋጥመኒ እያ ኣነ ብደይ ኤርትራዊ በቦይ ኢትጰያዊ ካብ ኦሮሞ ዝውለድ እየ ብፍቅሪ ምስ ክልተ ኣዋልድ ዘይረ ኣለኩ ግን ኣብ መወዳእታ ማራ ስለ ዝፈርሕ ጉዳይ ባዕለይ ፋሕ ከም ዝብል ይገብር በቃ ኣዝየ ዳፍቀርኩን ሕጂ ግን ኮንፊደንስ ሲኢነ ንዓይ ትመስል ከም ናተይ ካብ ክልተ ትውለድ ይጽበ ኣለኩ ንዘጋጥሞ ብጣዕሚ ሽግር እዩ

  • @seareyihdego8956
    @seareyihdego8956 3 ปีที่แล้ว +5

    Hawey Aqal mkreye neghone mshetene xelot endageberka sgede nay zmut menfes wuxae endabelka nebska nebsi sebeytkane adehene tekeilka kea kab nay Abagrma tmhrti wey kea memehre tesfay temharu bxeme xelot sgdane zwugede neger u wey kea kab menfesawiyane seb eika mefthi mkri trekeb hawey kemeu gber mhret yeazzela

  • @delyselam5668
    @delyselam5668 3 ปีที่แล้ว

    Ezi temhrti zibuq eyo ntom besul atahsasba zeyblom gena good information eyo zekowen zelo emo bezetekele tehti edeme tezey teazebwo temerazi ykewen

  • @weiniamanuel6076
    @weiniamanuel6076 3 ปีที่แล้ว

    Hawey xebaki Aelako Gen eizi zesekef yebelkon Eritrea eko xegam yelan nexi keyneko turay kirebe hawey natay

  • @rakirari4473
    @rakirari4473 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane kemraweka ye Shikorina ajoka atehasasbaka ember kabey mexika agdasi aykonene

  • @samihintsa4167
    @samihintsa4167 3 ปีที่แล้ว

    ፎ ኣታ ታይ ዝበለ ክፍእ ስማዕ ኢዩ ወደይ ዚ በል ምስ ተመለሰት ክትናሳሕ ንገራ

  • @teamapropart7534
    @teamapropart7534 3 ปีที่แล้ว +4

    Uyyy ata untay meatu Eu wedey blastik ilka alo 😥😥

  • @ኣምላኽፍቅሪእዩ
    @ኣምላኽፍቅሪእዩ 3 ปีที่แล้ว +4

    ፎእ ኣደድ ኣባርራ ኣይትደልያን
    ከምዚ ኣይትቅርቡልና ሩኹሳት

  • @עמןעמן
    @עמןעמן 3 ปีที่แล้ว +1

    Shul goror thanks bro

  • @youtube2719
    @youtube2719 3 ปีที่แล้ว +6

    እዞም ኣወዳት ክንደይ ትሓምቁ ተጻሪፍኩም ኣይተጽርፉና ዘይተስምዓ እንተ ኮንካ ደኣ ብላስቲክ ኣይኮነን ዕጨይቲ ውን ከተእቱ እያ

  • @berakibibi3485
    @berakibibi3485 3 ปีที่แล้ว

    Anta azi wedi kindey yihamiw bika keytefeterika tetifika gunuf adey ethiopia eya elikas miskaf waymosiba

  • @merahiom3285
    @merahiom3285 3 ปีที่แล้ว

    Selam HY Hawey entay zhfer aleka nska Eritreawi ember éthiopiawi aykonekan meknyatu aboka eritreawi eu

  • @henokhabtegiorgis6471
    @henokhabtegiorgis6471 3 ปีที่แล้ว +2

    Two sim eya zarkey.

  • @elsabirhane5227
    @elsabirhane5227 3 ปีที่แล้ว

    Kebezemeska mesa neaka fetey temesa bemenenteka ketdadar 🙏🇨🇭 Zürich

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 3 ปีที่แล้ว +6

    Eway mecheresha zemen eyu enber ezis zeybahlna eyu ezi

  • @ንጊዜንግደፎ
    @ንጊዜንግደፎ 3 ปีที่แล้ว +5

    ሰብ ስዊዝ ኣይጥዓኩምን

    • @ጁዲጓልኤረይ
      @ጁዲጓልኤረይ 3 ปีที่แล้ว

      🤣🤣ኣብዛ ዘለኹዋ ቦታስ ወደይ ኣይንፈልጦን
      ኢና ከማኻ ኢና ሰምቢድና

  • @generaltv6912
    @generaltv6912 3 ปีที่แล้ว

    Anta nayzi kaliay si suk ilka yu ertrawi abo ms zhluweka ertrawi eka abta niharfa eritrea wela bede zeginet mwusad khilu yu

  • @merahiom3285
    @merahiom3285 3 ปีที่แล้ว +1

    Ay sdet rugum kemezi wn alo eu embar

  • @rutatumuzgi470
    @rutatumuzgi470 3 ปีที่แล้ว +2

    Ezi kone elna ni dekenstyo xeleme yu komu tgebr gal ala ele ayhasbn ye chanelka ktiebi seb aytexelm hawey bzhu tmrti alo nay haymanot nay hager ...... wezete deyele aytemixie awedat ahwatna kea kemzi gerkum nnfas aythabwen pls Amlak fkrn selamn yewrdelna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mikaeltesfamariam9387
    @mikaeltesfamariam9387 3 ปีที่แล้ว +1

    Kidmi mireakum etzi shegir zikoni niger mifthe rikblu. kidmi misaka erknit mikana ab kale zilimidoto kikwen seli zikien tizraribkum kitfthewo fitnu.sebketin mizmurin misemae win amiratsi eu .bi mulu libkum nab amlak kirbu.

  • @rutatumuzgi470
    @rutatumuzgi470 3 ปีที่แล้ว +2

    Ezi kone elna ni dekenstyo xeleme yu komu tgebr gal ala ele ayhasbn ye chanelka ktiebi seb aytexelm hawey bzhu tmrti alo nay haymanot nay hager ...... wezete deyele aytemixie awedat ahwatna kea kemzi gerkum nnfas aythabwen pls Amlak fkrn selamn yewrdelna

  • @jerusalemlewah6262
    @jerusalemlewah6262 3 ปีที่แล้ว +1

    Bmeskot derbiyo drbay kurub amber do sebay eka trufa deytgldima

  • @goitomdawitt3026
    @goitomdawitt3026 3 ปีที่แล้ว

    Natekum dereset du wallas naye hizebena sheger ekum teqerebulena zeleku eko geremen n sebi meharen kikewun alewo please don't forget the first thing mood

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu2092 3 ปีที่แล้ว +1

    Kab nay Obama tbl nay isayas zeytblo

  • @alembrhane6325
    @alembrhane6325 3 ปีที่แล้ว

    Eritrawi Ethiopianwi keteblu gezekum aytetfeu seb mekankum eyu agedasi

  • @newyear1949
    @newyear1949 3 ปีที่แล้ว +1

    Gud iyu

  • @JESUS-711
    @JESUS-711 3 ปีที่แล้ว +1

    Mhantus entay malet eyo bejakum ngeruni?

    • @Ämieke-s5f
      @Ämieke-s5f 3 ปีที่แล้ว

      መዓኮር

    • @eritrawieyebelom242
      @eritrawieyebelom242 3 ปีที่แล้ว

      ጣዝዋና ፕላስቲክ መትሎ ተደክለሉ ክክክክ

  • @fish6580
    @fish6580 ปีที่แล้ว

    Eway Luwam asli

  • @ሱቕጥዑም-አ5ሠ
    @ሱቕጥዑም-አ5ሠ 3 ปีที่แล้ว +1

    Hagereseb entay aflitwom yu elomo elom yom ko

  • @erenaloveu1980
    @erenaloveu1980 ปีที่แล้ว +1

    ኣን ሞትሎካ ለሚን ወይ በርበረ ለኪካ ንመዓኮራ ኢእትወላ ኪትገዲፍ ኢያ

  • @petrossamsom1556
    @petrossamsom1556 3 ปีที่แล้ว +1

    Hawey natey Iseyas keman Ethiopiawi kelo afi libu nefihu yikeyid alo niska dea Eritrawi keman ajoka aytisekef zehawey

  • @sham4415
    @sham4415 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣየ ኤርትራውያን በዚ ህግደፍ ንረብሑኡ ክብል ዝዛረቦ ዝነበረ ምክንያት ሲ ነደኻ ክትፍንፍን ፈቲካ ጸሊእካ ኣብ ኤርትራ ተወለድ ኣብ ትግራይ ተወለድ ትግራዋይ እካ ብመንነትካ. ኩቡር መንነት እዩ ኣስተውዕል

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 3 ปีที่แล้ว +3

      ክላእ ሃላው እንታይ ሃለውለው ዘብል ኣለካ ገልጣም ዓጋመ

    • @samsomwedieri447
      @samsomwedieri447 3 ปีที่แล้ว +1

      መን ምስ በለኪ ንሱ እካ እትዮፕያዊት እምበር ትግራወይቲ ኣደይ ኣይበለን ወላ ኣምሓረይቲ ትከዉን መቸም ኣብ ጥራይ ርእስኩም ትግራይ ትግራይ ክትብሉ ጸሓይ ዓሪብኩም ቅድሚ ትግርኛ ዝተፈጥረ ብዙሕ ቃንቃ ኣሎ ክማኩም ጌሮም ክምክሑ ግን ኣይረኣናን ።

    • @sham4415
      @sham4415 3 ปีที่แล้ว

      @@whatabouttomorrow1990 ሰክት ኣታ ሃላውወዲ ጦር ዋሒድ

    • @sham4415
      @sham4415 3 ปีที่แล้ว

      @@samsomwedieri447 ያ ትክክል ኣለካ ሓወይ ካብ ዘጋጠመኒ ግን ካብ ትግራዎት ዝውለዱ እዮም ሰጋእጋእ ዝብሉ

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 3 ปีที่แล้ว

      @@sham4415 ናይ እንዳመን ዓዋን እዩ ወደይ ጉማማ

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 2 ปีที่แล้ว

    Try to work your mind brother we are not the 19 or 20s century we 2021 century wherever you come from your a human beings and broud where you come from

  • @lomiyamnbar4415
    @lomiyamnbar4415 3 ปีที่แล้ว +3

    Entay wala somal zeytkewn entay xegem alewo kkkkkkkk

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 3 ปีที่แล้ว +1

    ማሃንቱስ ዝኾነ ግዜ !!
    ገለ ንብሩ ሲኢና ገለ ማንቱስ ዲ ወዲ ማሃንትይስ

    • @snitentertimment8913
      @snitentertimment8913 3 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክ ማሃንቱስ ዝኾነ ጊዜ ሞይተ ዲየ ገለ
      ኣይትስኣን ዳኣ

    • @ABIABI-2013
      @ABIABI-2013 3 ปีที่แล้ว +3

      @@snitentertimment8913 ሓወይ & ሓብተይ ፡ ናተይ ካብ ስሓቅ ዝዓቢ ነገር የሎን ሞ ኣብ ኩሉ ግዕዞኻ ሳሓቅ ይግበርልካ /ኪ !
      ኣነ ዉን ኣብ ገለ ኮምንት ከንብብ ከለኹ ማራ መስሓቅ የ ዝረክብ፡
      ናተይ ኮመንት ዘስሕቆም ሰባት ዉን 23% ደስ ድማ ይብለኒ ስሓቅ 😷🤣🤣🤣🤣

    • @daniwedieri741
      @daniwedieri741 3 ปีที่แล้ว

      @Wedi Aaron ድሕሪ ክንላለ ክንላዘብ ኣሎ መቐረት ዘለዎ ዝብዝብ ክክክ
      ትላዘቡ እስኺ ክክክክ

  • @tesfaldetmehari8497
    @tesfaldetmehari8497 3 ปีที่แล้ว

    Eway Luwam sidi

  • @kesetegeresus3020
    @kesetegeresus3020 3 ปีที่แล้ว

    besmam kamzi ka alo du uf 🤔

  • @abrahammahaei2286
    @abrahammahaei2286 3 ปีที่แล้ว +6

    Eza channel nay 666 eya

  • @kingnip6018
    @kingnip6018 3 ปีที่แล้ว

    Yg pls

  • @godislove9683
    @godislove9683 3 ปีที่แล้ว

    Kdi dribay eka denkoro ktkoroi zgbeakas hafrka kea nkt felti bel ab tgray zeywulde aychiwan eqo zbehal emo kabey dea mexika nska wedey

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 3 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣🤣 kab tgray zeywled Chwa kab tgraway zwled chwa 🙂🤣🤣🤣

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 3 ปีที่แล้ว +1

      Ab eritra tgraway hwas telika abotatna ayemeriwukan iyom 👍🏽

    • @መራወዲዲሲ
      @መራወዲዲሲ 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ሳማዊኤሪትራዊ እዚ ሕጂ ህግደፍ ደምጽዎ እዮም ምበር እዚ ከባቢ ዶባት ዘለው ህዝቢ ኩሎም ይዋለዱ እዮም ነሮም✌️

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 3 ปีที่แล้ว

      @@መራወዲዲሲ indi nay dobat si ane gn kem zzkereni ab shwiate weledoka tgraway teliu nmeria Chaw ika tbla

  • @qestedebenaentertainment5447
    @qestedebenaentertainment5447 3 ปีที่แล้ว +1

    th-cam.com/video/IfKD4EbAb68/w-d-xo.html
    Mihret yewrd

  • @semere7388
    @semere7388 3 ปีที่แล้ว +3

    Hgdef eyu beal qlwlaw mennet

  • @abrahammahaei2286
    @abrahammahaei2286 3 ปีที่แล้ว +2

    Sik elkum bealkum derskum anbibkum nhzbna hmak iytmharu

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 3 ปีที่แล้ว

    Gidefa

  • @bahri7715
    @bahri7715 3 ปีที่แล้ว

    Hto kab za nay lomi hanti gal ab ewan sex kutur dimtsi tigebr ezi kanza dyu walas simit ?

  • @eriblackstar8049
    @eriblackstar8049 3 ปีที่แล้ว

    Ab Abey dea krokbom eye😁😂😂😂

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 3 ปีที่แล้ว

    Senseless education 🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑

  • @directtop5202
    @directtop5202 3 ปีที่แล้ว

    🤬

  • @genetfessehatsion6891
    @genetfessehatsion6891 3 ปีที่แล้ว

    Eway gele kinsemie ena anta sebay Liwam bejaka nigeran hagizan ezi tigebro kitgedfo, ms gedefeto temeriawa aytitehawek

  • @tiegstiteklay6250
    @tiegstiteklay6250 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkkkk

  • @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር
    @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር 3 ปีที่แล้ว +1

    እረ ድራማ 666

    • @eritreaadeyafworki6890
      @eritreaadeyafworki6890 3 ปีที่แล้ว

      Bejakum dislike gerna sensrat kegbru negbrom please nehna be smeom be mehlawna eyom zemhzwo zelewu viewers eu zegdsom

    • @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር
      @ቢቶውቢቶዉኢልናንዘምር 3 ปีที่แล้ว

      @@eritreaadeyafworki6890 እገረም እዩ ኣነሰ ከም ገከ ኪብል እየ ሰሚዐ ገሪሚኒ ስብከት እዩ እዚ

  • @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
    @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkk Dekiza Duhurat beka akilkim Mennet kitblu ATA hsebu emo kea ab muebul alem koynak Mennet kitblu fezazat

    • @gma6633
      @gma6633 3 ปีที่แล้ว

      Kkkk ginna ab 19 kefle zemen endeyom zelwu anen neskan gedifenayom 2050 ina zelna 😂

  • @evenafewerki3202
    @evenafewerki3202 3 ปีที่แล้ว

    I know this plastik Luwam stupid 😂😂keep up

  • @meracolorado
    @meracolorado 3 ปีที่แล้ว

    Hateftef .....

  • @hiyabelkessete3496
    @hiyabelkessete3496 3 ปีที่แล้ว

    ኤርትራዊ ዝባሃል መንነት ክብርታት የለን አግአዝያን መንነትን ክብርታት ግን አሎ

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 3 ปีที่แล้ว +9

    ጎሐፍ ከይፈተኻ እንታይ ዘንብር አለካ ትጉሕፋ ስዲ ንስኻ እዉን ምስዛ ረሳሕ ምኻድካ እዉን ጥዓና የብልካን አብ ሐሙሽተ ደቂቅ ጎሐፋ ከምኡ አይኮነን ክትገብሮ ክሐስቦ ካማን አይትፍቅዳላ ብጀኻ አጥፋአልና

    • @starsign2795
      @starsign2795 3 ปีที่แล้ว +1

      Ata sab fkri flat kame sbk aykonen
      Sagam sla zlwa afkrtka ktghfa

    • @baqr4383
      @baqr4383 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ንሱ ንገዛእ ርእሱ ግብረሰዶማዊ እዩ ምግሓፎም ጥራሕ እዩ

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz ปีที่แล้ว

    HY አብዚ እዋን እዚ ኤርትራዊ ምዃን ዘሕፍር እኳ እንተኾነ ኤርትራዊ ኢኻ : ኢትዬጵያ አበይ ትፈልጣ : እቲ ኤርትራዊ ደንቆሮ ስለ ዝኾነ ሕማቅ ክዛረብ እዩ አመሉ እዩ አይትገደሰሉ: ዓጋመ : አምሐራይ : አኮለጉዛይ : ሰራየ : ሐማሴን እንዳበለ ወትሩ ክዛረብዩ ኩሉ ወየ እዩ : ኤርትራዊ ተኾንኻ በውራጃ ኢትዬጵያዊ ተኾንካ ብዓሌትካ ቀጻሊ ካብ ምዕግርጋር አይዓርፍን እዩ ስለዚ ሸለል አዝዘሎም::

  • @messikahsay3562
    @messikahsay3562 3 ปีที่แล้ว +2

    Luwam side
    Kabbyy amxkyo
    Ezi serhhh
    Eza gal qeltfka gedfa
    Ok

  • @baqr4383
    @baqr4383 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚኣ ቻነል ንመንእስያትና ሕማቕ ኣስተምህሮ ትህብ እያ ኣነ ብነብሰይ ኣንላይክ ካብ ሕጂ ጀሚረ ኣለኹ

  • @aklilubelay1901
    @aklilubelay1901 3 ปีที่แล้ว +1

    ብዛዕባ መንነት ሰብ ብአሰር አጻብዕቱ ብአሰር አዒንቱ ብድምጹ ብዲኤንኤ በታሐሳስብኡ ብመልክዑ ብሐይሊ ኮታስ ሰብ ብዝኮነ ይኩን ዝተፈላለየ እዮ
    ዋላ ካብ ሐደ ማህጸን ዝወጸ ግን ንደቂ ሰባት ማዕረ ዝገብረና ነገር እንተሎ ዘገርመንን ዘስሕቀንን ኩሉ ካብ ወርሐዊ ጽግያት ጎል አንስተይቲ ከም ዝስራሕ ኩሉ ወዲ 9 ወርሒ ከም ዝኮነ
    ኩሉ እውን ከምዝመውት ሀብታም ይኩን ድካ ሐያል እኩን ሰነፍ ንጉስ ይኩን ተራ ማለተይ ጥበኛ ኮታስ ብጅግንነት ንሞት አይንዐግቶን ብገንዘቦ እውን ገንዘብ ሪኡ ዝተመልሰ ሞት የለን ጅግና ሪኡ እዉን ዝተመልሰ ሞት የለን ጥበበኛ እዉን ንሞት ደዉ ዘብል መሳርሒ አይሰረሐን ደቂ ሐደ ወርሒ ወይ ክልተ ወርሒ እውን የለውን
    ኢና ዝብሉ አይሰአኑን እዮሞ ከም በዐል ሻዕ ን አም ን እዞም ከምዚ ዝብሉ ሐቂ ሐሶት ሐሶት ድማ ሐቂ እዮ ፈትዬም ጸሊኦም ካብ ወርሐዊ ጽግያት ጎል አንስተይቲ ወይ ከዐ ረሰሐት ማለተይ ማንስትረሽን ፔረድ እዮም ተሰሪሖም
    ስለዚ እዮ ድማ ፈቲኪ ጸሊእኪ ማንስትሬሽን ፔሬድ ኢኪ ዝተባህለ
    አነ እውን ነቶም ገለ ኢና ዝብሉ መታን ከሕፋሮም ማንስትረሽን ፔሬድ እብሎም ወይከዐ ረሰሐት ዝኮነ
    ሰብ ውልድ ምስ በለ ናበይ ወስድዎ ናብ ሆስፒታል ስለምንታይ ጥዑይ ስለ ዘይኮነ ዐመት ሙሉእ መርፋእ ይውጋእ
    ብድሕሪኡ አምሮኡ ጥዑይ ስለ ዘዮኮነ
    ናብ ቤት ትምህርቲ ብዶሕሪኡ ኩሉ ሰብ አስጋኢ ስለዝኮነ ፖሊስ ወይ ዶክተር ወይ ወታደር ወይ ሙሉ ቹፒዬ
    ወይ ከዐ.ዎርድያ ኮይኑ የገልግል ብድሕሪኡ ወርሐዊ ጽግያት ጎል አንስተይቲ ይመውት ስለዚ እዬ አምበአር ሰብ ከሎ ሐሳዊ ምስ ሞተ ጨናዊ ዝበሃል ::
    እዝኮይኑ ምውላድ አሎ ምሞት አሎ ምትንሳእ እዎን አሎ ከምቲ ፋረ ስርናይ
    ምስ ተመንቆ ትመውት ትምሽምሽ ከምብሐድሽ ከም ዘራእካያ ማይ ከም እተስትያ ትበቁል. አብ ማይ እንታይ ስለ ዘሎ እዬ መቸም ማይ እንክትርእዬ
    መልክዕ አልቦ መቀረት አልቦ ሕብሪ አልቦ ዘይተሐዝ ዘይጭበጥ እዬ ግን
    ነታ ስርናይ የተንስአ ብዙሐት ሂወት ዘለዎም እዎን ከም በዐል ዕንቁሮዖብ ዕሰለ ጣንጡ ውንጅር ወዘተ ይወጽኡ እዬም:: ቃል አምላክ ከአ ማይ ንዝሞቱ
    ሂወት ዝህብ እዮ ክንሮእዮ ከለና ግን
    ተራ ነገር እመስል ስለዚ እዮም ኩሎም
    ሃዎርያት ዝተሐርዱ ዝተሰደዱ ዝተሰየፋ
    ዝተሰውኡ ዝተሰደዱ ከም አራዊት ዝገጠሙ ምክንያቱ ክርስቶስ ከም ዝሞተን ዝተንሰኤን ስለ ዝረአዮን ዝዳህሰስዋን ዘረምሰስዎን ካልኦቶ እውን ክትንስኡ ስለዝረአዮ እዮም
    እምበር ስለ ዝዐሸው አይኮኑን መጽሐፋ
    ቅዱስ ሐድሽ ኪዳን ማይ ሂወት እዬ
    ራእይ ዩሃንስ 22:1_21
    እቲ ዝምካሕ ብእግዚአብሄር እመካሕ
    ሮሜ. 10: 8 እቲ ቃል
    እንታይ ደአ ይብል እቲ ቃል አብ አፋካን
    ልብካን ጥቃካን እዮ እዚ ማለት እቲ ንሕና እንሰብኮ ቃል እምነት እዩ እቲ ጽሑፍ ብእኡ ዝአምን ዘበለ አይሐፋርን ይብል እዬ እሞ ሰብ ብልቡ አሚኑ ይጸድቅ ብአፋ ተአሚኑ እውን ይድሕን እዮ ስለዚ ብአፋካ የሱስ ጎይታ ምኾኑ
    እውን ነገርካ ብልብካ እውን አምላክ ካብ ምውታት ከምዘተንሰኦ እንተአመንካ ክትድሕን ኢካ::

  • @floridahaile36
    @floridahaile36 3 ปีที่แล้ว +2

    HY niska da Eritreawi enber,aboka ente zikewn Etopiya minalbat.gn niska abhgoy tibl aleka silezis teregagi zesekif yeblkan kisanet haba nebska kulatna dima kabi luli fetari zitefeterna ena

  • @haniGumama
    @haniGumama ปีที่แล้ว

    Naza thay. Tmls dkm sab eka gdfna esk kalena yaklna bajaka sab kn

  • @samimerhawi7295
    @samimerhawi7295 3 ปีที่แล้ว +9

    Praise to Lord. I was addicted to doing this bad habits but the Lord Jesus delivered me.
    John 8 :36 ስለዚ ወዲ ሓራ እንተ ኣውጽኣኩም፡ ብሓቂ ውጹኣት ሓራ ኽትኰኑ ኢኹም።
    Matthew 11:28 ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
    John 1:29 ንጽብሒቱ ዮሃንስ ንየሱስ፡ ናብኡ ኺመጽእ ከሎ ረኣየ እሞ፥ እንሆ፡ ሓጢኣት ዓለም ዜርሕቕ ገንሸል ኣምላኽ፡ በለ።

  • @whyalwaysme4990
    @whyalwaysme4990 3 ปีที่แล้ว +13

    ኣሕሊፍካ ኣይትሃባ ግን ክትዛራረብሉ ፈቱኑ ኪኢላ ሕክምና ውን ፈትኑ

  • @asmerajoye9194
    @asmerajoye9194 3 ปีที่แล้ว +4

    Entay aynet sedtat zekonkum channel eikum wedi mehantuska de teqded ember. 😏😏

  • @tesfomtesfagergish4175
    @tesfomtesfagergish4175 3 ปีที่แล้ว +1

    Eway fetera tzarebwo tefiukum loms kemzi entetgedfuwo xbuk neru

  • @abdumahammed3903
    @abdumahammed3903 3 ปีที่แล้ว +4

    ሕተታ ከም ትገድፎ ድማ ንገራ

  • @hagoshagos2503
    @hagoshagos2503 3 ปีที่แล้ว +3

    Eti plastic awxika nahka dulla wetefo senef

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኡፍፍፍፍፍ እዋይ እኒአካ ሩኹስ ዝኾነ ወለዶ እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ተበፂሑ ዘሎ እግዚአብሔር ኣምላኽና ይቅረ በለልና ሓፍተይለ ሰይጣን እዩ ሓዲሩኪዋ ንፈጣሪ ፀልይዪ

    • @baqr4383
      @baqr4383 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ሊብያ ክሓልፉ ከለው ኩላ መዓኮራ ተሓኹራ እያ እዚኦም ኩሎም ኣኪብካ ምክራጆም እዩ

  • @mikigesikon3560
    @mikigesikon3560 3 ปีที่แล้ว +1

    Sedray Tegaru ane kea wedi asmera eye ethiopia gin werhi gere hiji ane Luzern yekimet mesaka ab hanti ketema Malet EU .bokri hawey 2kea menasu eritrawit eya adiom nehna gin eritrawi zegnet yeblnan nementay kea kedliyena tigrigna b mequana nekoria hagere gin ab selam zelewo bota nenebr

  • @MossKMH
    @MossKMH 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ El chapo ታሪክ ሂወት እባ ኣምጻልና?

    • @samjc9814
      @samjc9814 3 ปีที่แล้ว

      U dummy, ab nay Fnan App aleka

    • @kukkak8125
      @kukkak8125 3 ปีที่แล้ว

      netflix aleka.

  • @MD2d431
    @MD2d431 3 ปีที่แล้ว +3

    Nay pop smoke aqerbelna pls

  • @beniamghebrengus4612
    @beniamghebrengus4612 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk eway eritrawe Hawey nayizi zelenayo gizea menesey IT CHIWA BAHELIKAN KIBERIZU ERITRAWEYAN TEMESILEN TEMESILOM ABEDEN AYTIKEBELOM FO FO BELOM

  • @makdaghezai3801
    @makdaghezai3801 11 หลายเดือนก่อน

    Hiii hawey ani weni kemzie natkia eyu tarekyie mealti mother eritreawit and father etiopea oromo geni I proud .

  • @FASEAful
    @FASEAful 2 ปีที่แล้ว

    Bial mennet ashnkay do natka b mennet adeka ktskef Ade zeyblu seb kemzelo dzengaeka mesleni!!

  • @azukidane6807
    @azukidane6807 3 ปีที่แล้ว

    Mgramey n men khbo ata bae

  • @robel4297
    @robel4297 3 ปีที่แล้ว

    Zegerem eu Zara suq ilkum dikum tamnu nskumke halewlew

  • @abelkael7281
    @abelkael7281 3 ปีที่แล้ว

    Fo fo ngezb view ketzarbu kakyat chnel

  • @philmon3937
    @philmon3937 3 ปีที่แล้ว

    Lwam ab mehantusa zeywtef wetifa 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @እግዚብሄርጋሳየይኢዩ
    @እግዚብሄርጋሳየይኢዩ 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay plastic eti zkefe welfi yu kes gerka aredaya mexhaf kudus anbbu

  • @kingnip6018
    @kingnip6018 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay YG kebl eko meret aribatni neaba bejaka

    • @ftsumafewerki1163
      @ftsumafewerki1163 3 ปีที่แล้ว

      Nay yG kemtxelkaye abzi msay eu znebr

    • @kingnip6018
      @kingnip6018 3 ปีที่แล้ว

      @@ftsumafewerki1163 ur from LA kkkkk

  • @johnjonh5772
    @johnjonh5772 3 ปีที่แล้ว

    OMG🤭

  • @siku9753
    @siku9753 3 ปีที่แล้ว +2

    ይገርመና'ሎ ........

  • @kingnip6018
    @kingnip6018 3 ปีที่แล้ว

    Nay yg pls

    • @zarafltet
      @zarafltet  3 ปีที่แล้ว +2

      Okay bro

    • @kingnip6018
      @kingnip6018 3 ปีที่แล้ว +3

      @@zarafltet Thanks bro zemleskaley keman sele tegedasnetka be lebi yemesgneka ✌️✌️✌️

  • @nahomfreedom4051
    @nahomfreedom4051 3 ปีที่แล้ว

    yqrieta deamber anes thsu koynu u zsmeani drset u kulu.
    medeb sport endo aqrb tay gedishka thsu