ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንሳቶም ዘይቅኑዕ ረብሓ ምእንቲ ክረኽቡ ኢሎም፡ክምህርዎ ዘይግባእ እናምሃሩ፡ንብዘሎ ኣባይቲ ዝገለባብጡ ስለዝኾኑ፡ኣፎም ከተትሕዞም ግቡእ ኢዩ። ቲቶ 1፥11) ንሕና ውን ነዚ ጽሑፍ መሪሕ ጌርና ነቶም ርኹስ ዝኾነ ኣስተምህሮ ዘመሓላልፉ ሰባት ኣፎም ከነትሕዞም ኣሎና። ( ሰሚዕና ናብኦም ነብጽሓሎም )
እሺ ክቡር መምህርና
አሽ ኸብርት ሐውን 🙏🙏🙏
ትክክል መምህረይ ልክዕ ልክዖም ድኣ መልሰሎም ፀጋ በረከቱ ያብዛሓልኻ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ሃዋርያ ቅዱስ ይሁዳ ዉን ኣብ መልእኽቱ ብዛዕባ ነበይ ቅዱስ ሄኖክ ጽሒፍልና ኣሎ :: ይሁዳ 1 (Jude)14-15፤ ሄኖክ፡ እቲ ሳብዓይ ካብ ኣዳም፡ ነዚኣቶም፡ እንሆ፡ ጐይታ ንዅላቶም ኪፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ አሎ፡ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዜብሎም ኵላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕብኡ እተዛረብዎ ዘበለ ዅሉ ዘረባ ድርቅናን ኪቐጽዖም እዩ፡ ኢሉ ተነበየሎም። ነዚ'ኸ እንታይ ክብልዎ እዮም:: ሄኖክ ነበይ ከምዝነበረ ባዕሉ መጽሓፍ ቅዱስ ይምስክር :: ካበይ ደኣ ሃዋርያ ቅዱስ ይሁዳ ኣምጽኢዎ? ካብ መጽሓፍ ነበይ ሄኖክ እዩ::
እሺ ክብር ሓውና
ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ይመስገንአምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ካብ ውዳሴ ከንቱ ይሓልካሓደ ነገር አሎ ዝተዓዘብኩዎ መናፍቃን ዋላ ደኣ ነቲ ናትካ አይቀበልዎ እምበር እቲ ትሰዶ ትምህርትካ ዳርጋ ኩሉ ይከታተልዎ እዮምእንታይ እየ ክብል ደልየ ትምህርትካ ቀጽሎ ንሕና ንመሃር ንሶም ከኣ መን ይፈልጥ ሓደ መዓልቲ ናብ ልቦም እንተተመለሱ
እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐና እቲ ኣብ ችግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ስደትና እውን የሕፅረና አሜን የቀንየለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
አሜን አሜን አሜን✝️
ብልበይ አሜን፫
እንኳፀ አበ ብርሃነ መሰቀል ብሰላም አብጹሐና ስለጠን ሓወና ቃል ህይወት የሰመፅሊና አሜን
Amen (3)
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ስልጣን ሐውና ብሐቂ ቃል ሂደት የስመዓልና እግዚብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ እንተ ንሳቶ ግን ልቦና ይሀቦሞ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ኣብጸሐና ዘመነ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና ኣብጥሜትን ዉግእን ዘሎ ህዝብናእግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የዉርደልና ድምፂ ወለድናን ኣሕዋትናን የስመዐና✝✝✝🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ወላዲ ኣምላክ ምሳካ ትኩን 💒💒💒🙏🙏🙏✝️✝️✝️እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ዓይነ ልቦኖኦም ኣብርሆሎም ጎይታይ ከም በዝሒ ምሕረትካ ማሓረና እና ፈለጡ እዮም ዝጠፍኡ ዘለው ልቢ ልድያ ዝከፈትካ ልቦም ክፈተሎም
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ንዓቶም እውን ናብ ልቦም ይመልሶም ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ኢየሱስ ክርስቶስ ናዝራዊ ንህዝብና ምሕረት ይልአከልና ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና ህዝበ ክርስትያን
❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህረይ 🥰🙏
ሰላም ዉሰናይ ክብራተይ ደቂ ተዋሕዶ እምነተይ ከመይ ዊዒልኩም ኣብ ዘለክምዉ ሰላም ኣምላክ ይሃብኩም ሰልጣን ሓወይ ማኣረይ እንቋዕ ብሰላም መፃእካና ውይ ሸበካ ዘይብለ ዳሕራይ ክሰምዕ ከም ፍቃድ ኣምላክ ይቅሬታ ኣትየ ወፅየ ሰናይ ማዓልቲ ይግበረና 🙏🙏🙏
መስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣቤት ክሕደት ኦ ጎይታናን መድሓኒትናን ኣየሱስ ኩርስቶስ ከም ሰብ ተናዒቅካ ኣንኩዓ አረተዶኩስ ተዋህዶ ኮነኩ ከንደይካ ይጥዕም ትሃይማኖትና ንመምህር ስልጣን ሓዉናዉን ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ሽሕ ዓመት ንበረልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር🙏
ኣሜንንንን🙏🙏🙏 ቃል ህይወት የስመዐና🤲🤲🤲 ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልበነኣም ይክፈተሎም ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር ይባረክ ስልጣን ሓወይ 💒💒💒⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
ሰላምኩም በክርስቶስ ይብዛሕ ኩቡራተይ እንኳዕ አብፀሐና ለብርሃነ መስቀሉ ኩቡር ሓውና መምህርና ስልጣን ከሰተ ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና በል ዳአም ልክዕ ልክዕ መልሶም ሃቦም ንሕናው ብዝበለፀ ሃይማኖትና በጥልቕ ናትማሃርና ዩ እግዚአብሔር አምላክ ምሽጥረ ጥበቡ ይግለፀልካ ናይ አጎልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር ይባርከልኻ ዕድመን ጥዕናን ይመነልካ ስልጣን ሓወይ
ብሓቃ ቃል ሕወት ይስመዐና ፀጋኡ ይብዘሐልካ ክብር ሓውና ስልጣን
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡረይ❤✝️✝️✝️
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ስልጣን ሐወይ✝️👏ዘም ኣሕዋትናለ ናብዛ ቅንዕቲ ኦርቶ ዶኩስ ተዋህዶ ክመፁ ተስፍ ንገብር እግዚአብሔር ዓይኒ ልበነኦም ይክፈተሎም ዲያብሎስ ኣብ ኣቶም ኮይኑ እዩ ዘይኮን ዘረባ ዝዛረቡ ዘለው በእነት ከሕዝንካ እግዚአብሔር ናብ ሎቦም ይመልሶም😥
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር መምህረየይ
አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና አንካአ ብሰላም መፃካ ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ድያቆነይ ብጣአሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አዩ ተመፀአልናለካ አብ ሃይማኖት ክንብርትአ አዩ ዝገብረና ዘሎ አና ቀፅለሉ ንሶም ዶማ መንፈስ ቅዱስ አፎም ከፍቱ ገፆም ፀፊኡ የዛርቦም አሜን ክብሪ ንአምላክ ይኩን በውነት አግዚአብሔር ናብ ልቦም ክምልሶም ናቱ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን አሜን 👏👏ዶሞ አንካአ አብፀሐኩን ደቂ ተዋህዶ ንበአል መስቀል መስቀል ኃይልነ. መስቀል ፅንአነ. መስቀል መድሃኒት ነቭስነ ናይ ፍቅሪ ናይ ሰላም ንሀገርና ንህዝብና ሰላሙ ይልአከልና መድኃኒዓለም ክርስቶስ አሜን 🤲🤲🤲
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ከማካ ዘበለ የብዘሐዮ ሰልጣንይ ሓወይ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዛብሄር ፀግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና ልዓና ድማ አዒንቲ ልቦናና ይክፈተልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፀጋኡ ያብዘሐልካ ሓውና የወንቅእችት ቅዱስ ገብርኤል እመቤታችን ፅዮን ድንግል ማርያም ምስካ ትኩን አሜን።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጋ በረከቱ የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ስልጣን ሓውና አሜን፫ ስልጣን ሓውና ሕደጎም ዚኦም ኣይሰምዑንዋ
ቃለ ሂወት የስማልና ሰልጠነ ሓወይ ናይብሓቂ ካባካ ብዙሕ ትምህርቲ ኢና ንማሃርን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ቃል ህይወት የስመዐና ጸጉኡ የብዝሕ ስልጣን ሓወይ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ክቡር ሓውና አንሕናም ሰሚዕና አብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ ድክመትና ተመልኪቱ ቅኑዓት መምህራን የተንሰአልና
እግዝኣብሄር። ይመልሶም መምህርና ኣብ ሃይማኖትና እንፅናዕ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ስልጣን
Sultan hawey kale hiwet yesmalna Amen.hanti hasab alatni eti hawna paster kab menafik nabta hajeina ortodox tewahdo zitemelse egzabiher zitemesgene ykun Amen.sultan nezi hawna edme gerka bziyada neti ziteratern neti abti hiwet zelon subuk geru meredo mo eti haki mfeleto egzabiher amlak yhagizeka nay edme ageguletka yebzahayo Amen.
ቃለሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ን ኣብ ኣምሓራ ዘሎ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ከዓ ብፀሎት ሓግዞም ስልጣን ሓወይ
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ህዝቢ ኣሜን ልብሎ እዩ 🤔ስልጣን ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ እመብርሃን ማርያም ትሓልውካ ✅✅✝️❤️❤️💖
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና እግዛብሓር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏
ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይእስይይይይይይ ጅግና ናይ ተዋህዶ ሓርበኛእግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባርከልካ ዝያዳይይይይ ኣስይይይ እንኳዕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮንኩ ክንደይ ዕድልት እየእንዃዕ እስኪ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንባዓለ መስቀል ናይ ብርሃንን ፍቅርን ሰላምንይግበረልና እሕዋተይይይ😍😍😍🕯
Tebarek memhr sltan hawna egziabhier xegeu yebzhalka neana kea ayne lbonana ykfetelna amen (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ርሑስ በዓለ ቅዱስ መስቀል ይግበረልና መምህር ሱልጣን ሓውና ናይ በሓቂ ጅግና ቀጽሎ በርትዕ እዞም ናትና ዘይትምህሩና ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ከምዚ ያ ኢልኩም ዘይትምህሩና ንብል ሰባት ድማ ስለ ናትና ድሕነት ጥራይ ኣይንሕሰብ ካብዚ ዘቅርቦ ዘሎ ምስክርነት ንቡዙሓት ነብሳት ክመልስ ንሪኦ ዶ የለናን ስለዚ ኣጆና ኣይንሕመቅ ደቂ ተዋህዶ፡" ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም መራሕቲኹም ዘክርዎም፡ መወዳእታ ንብረቶም እናተቛመትኩም፡ ኣሰኣሰር እምነቶም ስዓቡ።" (እብራውያን 13: 7)
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን። እግዚኦ ተሰሃለነ(፫)🕯🕯🕯ዋይ ብጣዕሚ ለባም ሰብ ተበልካስ መን መፅእና ካልኣይካ መምህር ዝመጸ መስልኒ አነ ዝገርመን ባዕልቶም ሕቶ ይኮኖም ባዓልቶም ይምልስዎ ይገርም😢ጸልዩ በእንተ ዝሁራን(ተዛሃርቲ)ትዕቢተኛታት
🤲🙏⛪💒
እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልናክቡር ሓውና እንካዕ ኣብፀሐካ ንብርሃነ መስቀል ፅቡቅ ብርሃነ መስቀል ይግበረልና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ በረከት የብዘሐልኪ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አሜን 🤲🤲🤲
I'm proud of you. keep up going.ልዉሃት ንሓሳዉን ዘይቁኑዕን ትምህርቲ መናፍቃን ኣይድልን እዩ ኦርቶዶኩሳዉያን። ነቶም መቀረት ኦርቶዶስ ዘይፈልቱጡ ቅዳሴ ነዊሕና ኢልና ናብ ኣዳራሽ መናፍቃን ንጥምት ዘለና ዘገድስ ትምህርቲ እዩ ኣጆካ ሓዉና እግዚኣቢሄር ይሓግዝካ ድንግል ጽላላ ተንብረልካ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ አመብርሃን ምሳካ ትኩን ቡዙሕ ናተማሃርና ኢና ቀፅለሉ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Sultan hawna,❤💒❤.Kabom aykonen eti melsi, kabti nay tnti xelaena eyu, kudusan Abotatna si Sekirom kelewu zsehafwo kibl, B taemi yehzin😓, kudusan Abotatna ykre bellu, O Goyta zgebrwo ,zblwon ayfeltun eyom emo Ykre belelom Amen, O Goyta mefexemtana axebkelna Amen 🙏❤💒❤
ባሓቂ ቃል ሂወተ ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ካዝ ዛዓበየ ምሽጥሩ ጥበበ ይክፈተልኻ ስልጣ ሓወይ ጅግና የአሪተደክስ ልጅ እንካዓ ዳኣማ ናባዕልና ኸንኻ ብራሃና ሉቡ ቅኑዑ ስራዓታ ዘለካ ብጥዕም እኻ ተድንቀን እግዚብሕሪ ኹሉ ግዝየ ያበሪትዕኻ መምህሪ ስልጣና ሓወይ ሐዝ ከመይ ገብረ የአ ዝጥይቀካ ሓንት ሓፍተየ ነብራ ባንጠ ኸይና ናባ መንገድ ብራሃና ምስ ስልጣና ሓወይ ኸይነ ንክምልሳ ተስፋ ኣለን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልካ ንዐኦም ድማ ናብ ልቦም ይመለሶም ነዓና ከኣ ኣብ እምነትና የጽነዓና ርሑስ ኣውደኣመት እንቃዕ ናብ ብርሃኑ መስቀሉ ኣብጸሓና
.ቃልህወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አብ እምነትና ያጽንዐና እስካውን በረትዕ አጀኻ ስልጣን ሓወይ 🥰🌺🌾
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህሃርና ስልጣን ስለቲ እትምህረናን እትግስፀናን ብጣዕሚ ኢና ንመስግን እግዚኣብሄር ዓስብኻ ይሃብካ 🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክብር መምህርና
ስም እግዚኣብሄር ዘወትር ይመስገን ሓዉና መምህር አምላኽ ጸጋኡ ኣዕዚዙ ይሃብካ እንተ ናይ እዞም መናፍቅ ሽጣራ ምፍዳሕ ቀፅሎ እዚኦም እምነትካ ተዘይ ቀየሩ የጠራጥሩዃ ፈላጣት ዝመስሎም ዕቡያት ፍቅሪ ቅዱሳን የቃድሩ ቀፅሎ ኢካ እዚ መፅኒዒና ኢዩ
በእውነት ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና ፀጋኡ የብዙሐለካ እግዚአብሔር አምላክ ዝጠፊኡ አሒዋቲና እግዚአብሔር መስተዉዐሊ ልቦና ክሁበም ናብ ተዋህዶ ሃይማኖትም ክሚለስ ናይ እግዚአብሔር ፊቃዱ ይኽን አብኡ ዘለና ድማ አብ ሃይማኖቲና ይፅንዕና ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነት አይፈለየና አሜን ፫
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክብር ሓውና ሥልጣን ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ ንዓኣቶምውን ዓይነ ልቦና ይሃቦም እንበር ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑ መዳናገርቲ
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና መምህር ስልጣን ስለቲ ቅዱስ ቃሉ ናይ በዓል ቤት ልኡለ ባህሪ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክና ስሙ ንዘላለም ዝተመስገነን ዝተከበረን ይኩን አሜን ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ኩቡር ሓዉና ሰልጣን💖💖❣️💖💘💞💞❤️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብርእሲ ፀጋ ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይትባረክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ቀፅለሉ ስልጣን ሓውና ቡዙሕ ንማሃርለና ካባካ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህረይይ
ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ሱልጣን ሓውና ርሑስ ኣውድኣመት
ሰላም አምላክ ይብዘሐልካ ስልጣን ሐወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ሕቶ አለትን ተክለ ማርያም ማለት አንታይ ማለት ድዮ ማለተይ እት ሰባአይ መናፍቃን አየ ግን እዝ ሽም አዞይ ከመይ እሎም ይጥቀሚሉ ምስ ሰናይ ይቅራታ
እንካዕ ንብርሃነ መሰቀል አብፀሐካ ክብር ሓወና ሰልጣን ብሓቃ ቃል ህይወት ይሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሃልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጣነይ ማዓርይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐልካ እግዚብሔር ኣምላኽ ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና
እንኳን አብፀሐክም ክቡርተይ ክብር ሓዉና ጸጋኡ ይብዛሓለክ እይይ በንጣ ወትር ሰርስር ቆልዓ ዓመት ዶ ክይነምይ እመ ብርሃን ይቅር ይብለክም ኣ አምላክይ ሕልዉን አዘም ብንጣ አዘምሰ ሰይጣን ሰለ ሕዛዉም ሰለ ድናሃ ናብ ምንጭለት አግብእም ነብር ኦርቶዶክስ ተዋህድ ትጥንቅቅ
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሕልካ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የበዘሐለኻ መምህርና🤲🤲🤲
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ዞም ቋንቋ አማሓርኛ ዝባሃሉ ምስ ህዝቦም ረብሾሙና ሰይጣውንቲ
ስልጣን ሐውንስ ንስካስ ብሱሩ ጅጋና ናይ ተዋህዶ አካ አምላክ ክብዙይ ንላዕል የብራትዕካ ክብር መምህርና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና እንካዕ ኣብፀሐኩም ልባዓል መስቀል ስድራ ሉኡል እግዚኣብሄር ዞም መናፍቃን ደሞ ልቦና ያሃቦም
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ሥልጣን ሓወይ✝️🌻_
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር አምላክ ስልጣን ሐዉና✝️
ሓውና ስልጣን አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድንግል ማርያም ትሓልውካ
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ ክብር ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብ ሰላም ኣብጻሓና ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኣ የብዘሓልካ እግዚአብሔር አምላኬ ክብር ሓዉና
*_ኣነ ዝገርመንስ እቶም ኣሜን ዝብሉ ኣቤት ጌታ ሆይ ካብዚ መሓረና_*
እግዚአብሔር ይመስገን ፍፁም ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ደሓን መፃኻ ኩለና አምንቲ ክርስትያን እንኳዕ አብፀሐና ንብርሃነ መስቀል ናይ ዓመት ሰባት ይበለና አሜን😘🕊 ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣነይ❤🕊 ንዓቶም ከዓ ናብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ
ቃልሂወትየስመዐልና ፀጉኡየብዘሐልካ ኩብር መምህርና ስልጣን ፀረ ማራሃዲና እንኾዕ ናትና ኾንካ 🥰🥰🥰🥰🥰⛪⛪⛪⛪⛪⛪
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ንቁሕ መምህርና ተመስገን አምላክ ንዓኻ ዝሃበና ስልጣን ሓውና መምህርና እመብርሃን ትሓልወልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላኬ ፀጉኡ የበዘሐልካ ናተካ ቃል ክሰመዐ እንተለኩስ በጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ 💒💒💒💐💐💐
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እሰይይይይይይይይይይ አግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ቀፅለሉ
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና (መምህርና)
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣነይ ከመይ ሓዲርካ ቃልሂወት የሥመዐና ጅግናዋይመስተወዐሊ ልቢ ይዓድልሞ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር መምህርና ቃል ሂወት ይሰመዐልና መሰትወዓሊ ልቦና ይሃቦም እግዚኣብሔር ኣምላክ:: ኣርተቶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝያዳይ እና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምርቲ እዩ ቀፅለሉ ማዓረይ እና እግዛኣብሄር ዓይነ ልቦነኦም የብረሀሎም መዓረይ
ስልጣነይ ኣመና እየ ብትምርትካ ተቀይረ ቀፅለሉ ዝያዳይ
ቓል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓዉና ንሕና ኽኣ ኣብ እምነትና ጸኒዕና ክንከይድ ቕዱስ እግዝኣብሄር ብምህረቱ ይደግፈና።
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ ልቦነአም ይክፈተሎሞ አግዚአብሔር አምላክ አሜን።
ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ባናዶል ናይ መናፍቅ ኢኻ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጥበቡን ፅግኡን የብዘሐልካ
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሀልካ ስልጣነይ እመቤትየ ማርያም ምሳካ ትኩን ኣሜን፫
ሰላም ዉሰናይ ሰልጣን ሓወይ ማኣረይ ኣብ ዘላካዮ ሰላም ኣምላክ ሓይሊ ኣምላክ ይሃብካ ፈጣሪ ይሓልወለይ ዝያዳይ 🙏🙏🙏ብሓቂ ኣባካ ሓዲሩ ዝማሃረና ጎይታናና መዲሓኒና እዮሱሰ ክርስቶስ ይክበር ይመስገን 🙏🙏🙏
Amen amen amen qal hiwet yesmealna seltene hawey wetehader kestos amlak ybarkka wedi eme brhan.
ኣየ መናፍቅ ስሞም መናፊቅ ስረሖም መናፊቅ እዮስስ ምባል ዘይከነ እማ ምስትውዓል ናብ ልብካ ምምላስ የድሊ ጎይታይ ጎይታይ ዝበለኒ ኩሉ ኣይድሕንን ይብለና ጎይታ ባዕሉ ንእሜቤታችን ውን ኣይክብሪዋን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ዳኣ ካብ መን ተወለደ ሕቶ እዩ ናዓይ
ሰላም ከመይ ሓዲርኩም ሰላም ክትህልው ናይ ወትሩ ምንዮተይ እዩ።እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ። ናብ እዚ ከብር በዓል ቅዱስ መስቀል ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘብጻሓና ።እንዃዕ ብሰላም መጻካና ሓወና ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
እዝግዮ ምሕረይካ ልኣከልና ጎይታይ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭እንኳዕ ብፍጹም ምሕረት ልዑል እግዛብሄር መጻካ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ዳ.ቁን ስልጣን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሄር 🙏
Amen qale hiwet yesmealna kbur hawna egziabher xegu yebzhalkum 💒💒➕
ክብሪ ይኩን ንስላስየ ይክበር ይመስገንኣምላከ ሙስየ👏ክብሪ ምስጋና ይኩንንሰሉስ ቅዱስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ጅግና ተዋህዶ ጓሳ ህዝቡ ንፉዕ ብዙሕ ነገር ከሲብና ካባኻ ቀጽሎ ኣቃላዓዮም ዳኣ እዚ ምስኪን ህዝቢ ዝጠፍእ ዘሎ ክምለስ መታን
ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አብት አብ እምነትና ይፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ ነበረያ የብረ እየም ዝፃወቱ ዘለዉ ስሳተም ክማላለሱ ዋይ
እንኮ ንብራሃነ መስቀል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሰላምካ ይብዘሐለይ ክቡር መምህረይ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ንሳቶም ዘይቅኑዕ ረብሓ ምእንቲ ክረኽቡ ኢሎም፡ክምህርዎ ዘይግባእ እናምሃሩ፡ንብዘሎ ኣባይቲ ዝገለባብጡ ስለዝኾኑ፡ኣፎም ከተትሕዞም ግቡእ ኢዩ። ቲቶ 1፥11)
ንሕና ውን ነዚ ጽሑፍ መሪሕ ጌርና ነቶም ርኹስ ዝኾነ ኣስተምህሮ ዘመሓላልፉ ሰባት ኣፎም ከነትሕዞም ኣሎና።
( ሰሚዕና ናብኦም ነብጽሓሎም )
እሺ ክቡር መምህርና
አሽ ኸብርት ሐውን 🙏🙏🙏
ትክክል መምህረይ ልክዕ ልክዖም ድኣ መልሰሎም ፀጋ በረከቱ ያብዛሓልኻ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ሃዋርያ ቅዱስ ይሁዳ ዉን ኣብ መልእኽቱ ብዛዕባ ነበይ ቅዱስ ሄኖክ ጽሒፍልና ኣሎ :: ይሁዳ 1 (Jude)
14-15፤ ሄኖክ፡ እቲ ሳብዓይ ካብ ኣዳም፡ ነዚኣቶም፡ እንሆ፡ ጐይታ ንዅላቶም ኪፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ አሎ፡ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዜብሎም ኵላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕብኡ እተዛረብዎ ዘበለ ዅሉ ዘረባ ድርቅናን ኪቐጽዖም እዩ፡ ኢሉ ተነበየሎም።
ነዚ'ኸ እንታይ ክብልዎ እዮም:: ሄኖክ ነበይ ከምዝነበረ ባዕሉ መጽሓፍ ቅዱስ ይምስክር :: ካበይ ደኣ ሃዋርያ ቅዱስ ይሁዳ ኣምጽኢዎ? ካብ መጽሓፍ ነበይ ሄኖክ እዩ::
እሺ ክብር ሓውና
ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ይመስገን
አምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ካብ ውዳሴ ከንቱ ይሓልካ
ሓደ ነገር አሎ ዝተዓዘብኩዎ መናፍቃን ዋላ ደኣ ነቲ ናትካ አይቀበልዎ እምበር እቲ ትሰዶ ትምህርትካ ዳርጋ ኩሉ ይከታተልዎ እዮም
እንታይ እየ ክብል ደልየ ትምህርትካ ቀጽሎ ንሕና ንመሃር ንሶም ከኣ መን ይፈልጥ ሓደ መዓልቲ ናብ ልቦም እንተተመለሱ
እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐና እቲ ኣብ ችግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ስደትና እውን የሕፅረና አሜን የቀንየለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
አሜን አሜን አሜን✝️
ብልበይ አሜን፫
እንኳፀ አበ ብርሃነ መሰቀል ብሰላም አብጹሐና ስለጠን ሓወና ቃል ህይወት የሰመፅሊና አሜን
Amen (3)
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ስልጣን ሐውና ብሐቂ ቃል ሂደት የስመዓልና እግዚብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ እንተ ንሳቶ ግን ልቦና ይሀቦሞ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ኣብጸሐና ዘመነ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና ኣብጥሜትን ዉግእን ዘሎ ህዝብናእግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የዉርደልና ድምፂ ወለድናን ኣሕዋትናን የስመዐና✝✝✝🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ወላዲ ኣምላክ ምሳካ ትኩን 💒💒💒🙏🙏🙏✝️✝️✝️
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ዓይነ ልቦኖኦም ኣብርሆሎም ጎይታይ ከም በዝሒ ምሕረትካ ማሓረና እና ፈለጡ እዮም ዝጠፍኡ ዘለው ልቢ ልድያ ዝከፈትካ ልቦም ክፈተሎም
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ንዓቶም እውን ናብ ልቦም ይመልሶም ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ኢየሱስ ክርስቶስ ናዝራዊ ንህዝብና ምሕረት ይልአከልና ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና ህዝበ ክርስትያን
❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህረይ 🥰🙏
ሰላም ዉሰናይ ክብራተይ ደቂ ተዋሕዶ እምነተይ ከመይ ዊዒልኩም ኣብ ዘለክምዉ ሰላም ኣምላክ ይሃብኩም ሰልጣን ሓወይ ማኣረይ እንቋዕ ብሰላም መፃእካና ውይ ሸበካ ዘይብለ ዳሕራይ ክሰምዕ ከም ፍቃድ ኣምላክ ይቅሬታ ኣትየ ወፅየ ሰናይ ማዓልቲ ይግበረና 🙏🙏🙏
መስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣቤት ክሕደት ኦ ጎይታናን መድሓኒትናን ኣየሱስ ኩርስቶስ ከም ሰብ ተናዒቅካ ኣንኩዓ አረተዶኩስ ተዋህዶ ኮነኩ ከንደይካ ይጥዕም ትሃይማኖትና ንመምህር ስልጣን ሓዉናዉን ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ሽሕ ዓመት ንበረልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር🙏
ኣሜንንንን🙏🙏🙏 ቃል ህይወት የስመዐና🤲🤲🤲 ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልበነኣም ይክፈተሎም
ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር ይባረክ ስልጣን ሓወይ 💒💒💒⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
ሰላምኩም በክርስቶስ ይብዛሕ ኩቡራተይ እንኳዕ አብፀሐና ለብርሃነ መስቀሉ
ኩቡር ሓውና መምህርና ስልጣን ከሰተ ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና በል ዳአም ልክዕ ልክዕ መልሶም ሃቦም ንሕናው ብዝበለፀ ሃይማኖትና በጥልቕ ናትማሃርና ዩ እግዚአብሔር አምላክ ምሽጥረ ጥበቡ ይግለፀልካ ናይ አጎልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር ይባርከልኻ ዕድመን ጥዕናን ይመነልካ ስልጣን ሓወይ
ብሓቃ ቃል ሕወት ይስመዐና ፀጋኡ ይብዘሐልካ ክብር ሓውና ስልጣን
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ስልጣን ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡረይ❤✝️✝️✝️
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ስልጣን ሐወይ✝️👏
ዘም ኣሕዋትናለ ናብዛ ቅንዕቲ ኦርቶ ዶኩስ ተዋህዶ ክመፁ ተስፍ ንገብር እግዚአብሔር ዓይኒ ልበነኦም ይክፈተሎም ዲያብሎስ ኣብ ኣቶም ኮይኑ እዩ ዘይኮን ዘረባ ዝዛረቡ ዘለው በእነት ከሕዝንካ እግዚአብሔር ናብ ሎቦም ይመልሶም😥
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር መምህረየይ
አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና አንካአ ብሰላም መፃካ ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ድያቆነይ ብጣአሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አዩ ተመፀአልናለካ አብ ሃይማኖት ክንብርትአ አዩ ዝገብረና ዘሎ አና ቀፅለሉ ንሶም ዶማ መንፈስ ቅዱስ አፎም ከፍቱ ገፆም ፀፊኡ የዛርቦም አሜን ክብሪ ንአምላክ ይኩን በውነት አግዚአብሔር ናብ ልቦም ክምልሶም ናቱ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን አሜን 👏👏ዶሞ አንካአ አብፀሐኩን ደቂ ተዋህዶ ንበአል መስቀል መስቀል ኃይልነ. መስቀል ፅንአነ. መስቀል መድሃኒት ነቭስነ ናይ ፍቅሪ ናይ ሰላም ንሀገርና ንህዝብና ሰላሙ ይልአከልና መድኃኒዓለም ክርስቶስ አሜን 🤲🤲🤲
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ከማካ ዘበለ የብዘሐዮ ሰልጣንይ ሓወይ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዛብሄር ፀግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና ልዓና ድማ አዒንቲ ልቦናና ይክፈተልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፀጋኡ ያብዘሐልካ ሓውና የወንቅእችት ቅዱስ ገብርኤል እመቤታችን ፅዮን ድንግል ማርያም ምስካ ትኩን አሜን።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጋ በረከቱ የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ስልጣን ሓውና አሜን፫ ስልጣን ሓውና ሕደጎም ዚኦም ኣይሰምዑንዋ
ቃለ ሂወት የስማልና ሰልጠነ ሓወይ ናይብሓቂ ካባካ ብዙሕ ትምህርቲ ኢና ንማሃርን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ቃል ህይወት የስመዐና ጸጉኡ የብዝሕ ስልጣን ሓወይ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ክቡር ሓውና አንሕናም ሰሚዕና አብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ ድክመትና ተመልኪቱ ቅኑዓት መምህራን የተንሰአልና
እግዝኣብሄር። ይመልሶም መምህርና ኣብ ሃይማኖትና እንፅናዕ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ስልጣን
Sultan hawey kale hiwet yesmalna Amen.hanti hasab alatni eti hawna paster kab menafik nabta hajeina ortodox tewahdo zitemelse egzabiher zitemesgene ykun Amen.sultan nezi hawna edme gerka bziyada neti ziteratern neti abti hiwet zelon subuk geru meredo mo eti haki mfeleto egzabiher amlak yhagizeka nay edme ageguletka yebzahayo Amen.
ቃለሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ን ኣብ ኣምሓራ ዘሎ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ከዓ ብፀሎት ሓግዞም ስልጣን ሓወይ
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ህዝቢ ኣሜን ልብሎ እዩ 🤔
ስልጣን ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ እመብርሃን ማርያም ትሓልውካ ✅✅✝️❤️❤️💖
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና እግዛብሓር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏
ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ
እስይይይይይይ ጅግና ናይ ተዋህዶ ሓርበኛ
እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባርከልካ ዝያዳይይይይ ኣስይይይ እንኳዕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮንኩ ክንደይ ዕድልት እየ
እንዃዕ እስኪ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንባዓለ መስቀል ናይ ብርሃንን ፍቅርን ሰላምን
ይግበረልና እሕዋተይይይ😍😍😍🕯
Tebarek memhr sltan hawna egziabhier xegeu yebzhalka neana kea ayne lbonana ykfetelna amen (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ርሑስ በዓለ ቅዱስ መስቀል ይግበረልና መምህር ሱልጣን ሓውና ናይ በሓቂ ጅግና ቀጽሎ በርትዕ እዞም ናትና ዘይትምህሩና ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ከምዚ ያ ኢልኩም ዘይትምህሩና ንብል ሰባት ድማ ስለ ናትና ድሕነት ጥራይ ኣይንሕሰብ ካብዚ ዘቅርቦ ዘሎ ምስክርነት ንቡዙሓት ነብሳት ክመልስ ንሪኦ ዶ የለናን ስለዚ ኣጆና ኣይንሕመቅ ደቂ ተዋህዶ፡" ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም መራሕቲኹም ዘክርዎም፡ መወዳእታ ንብረቶም እናተቛመትኩም፡ ኣሰኣሰር እምነቶም ስዓቡ።"
(እብራውያን 13: 7)
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን። እግዚኦ ተሰሃለነ(፫)🕯🕯🕯ዋይ ብጣዕሚ ለባም ሰብ ተበልካስ መን መፅእና ካልኣይካ መምህር ዝመጸ መስልኒ
አነ ዝገርመን ባዕልቶም ሕቶ ይኮኖም ባዓልቶም ይምልስዎ ይገርም😢
ጸልዩ በእንተ ዝሁራን(ተዛሃርቲ)ትዕቢተኛታት
🤲🙏⛪💒
እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
ክቡር ሓውና እንካዕ ኣብፀሐካ ንብርሃነ መስቀል ፅቡቅ ብርሃነ መስቀል ይግበረልና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ በረከት የብዘሐልኪ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አሜን 🤲🤲🤲
I'm proud of you. keep up going.
ልዉሃት ንሓሳዉን ዘይቁኑዕን ትምህርቲ መናፍቃን ኣይድልን እዩ ኦርቶዶኩሳዉያን። ነቶም መቀረት ኦርቶዶስ ዘይፈልቱጡ ቅዳሴ ነዊሕና ኢልና ናብ ኣዳራሽ መናፍቃን ንጥምት ዘለና ዘገድስ ትምህርቲ እዩ ኣጆካ ሓዉና እግዚኣቢሄር ይሓግዝካ ድንግል ጽላላ ተንብረልካ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ አመብርሃን ምሳካ ትኩን ቡዙሕ ናተማሃርና ኢና ቀፅለሉ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Sultan hawna,❤💒❤.
Kabom aykonen eti melsi, kabti nay tnti xelaena eyu, kudusan Abotatna si Sekirom kelewu zsehafwo kibl,
B taemi yehzin😓, kudusan Abotatna ykre bellu, O Goyta zgebrwo ,zblwon ayfeltun eyom emo Ykre belelom Amen, O Goyta mefexemtana axebkelna Amen 🙏❤💒❤
ባሓቂ ቃል ሂወተ ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ካዝ ዛዓበየ ምሽጥሩ ጥበበ ይክፈተልኻ ስልጣ ሓወይ ጅግና የአሪተደክስ ልጅ እንካዓ ዳኣማ ናባዕልና ኸንኻ ብራሃና ሉቡ ቅኑዑ ስራዓታ ዘለካ ብጥዕም እኻ ተድንቀን እግዚብሕሪ ኹሉ ግዝየ ያበሪትዕኻ መምህሪ ስልጣና ሓወይ ሐዝ ከመይ ገብረ የአ ዝጥይቀካ ሓንት ሓፍተየ ነብራ ባንጠ ኸይና ናባ መንገድ ብራሃና ምስ ስልጣና ሓወይ ኸይነ ንክምልሳ ተስፋ ኣለን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልካ ንዐኦም ድማ ናብ ልቦም ይመለሶም ነዓና ከኣ ኣብ እምነትና የጽነዓና ርሑስ ኣውደኣመት እንቃዕ ናብ ብርሃኑ መስቀሉ ኣብጸሓና
.ቃልህወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አብ እምነትና ያጽንዐና እስካውን በረትዕ አጀኻ ስልጣን ሓወይ 🥰🌺🌾
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህሃርና ስልጣን ስለቲ እትምህረናን እትግስፀናን ብጣዕሚ ኢና ንመስግን እግዚኣብሄር ዓስብኻ ይሃብካ 🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክብር መምህርና
ስም እግዚኣብሄር ዘወትር ይመስገን ሓዉና መምህር አምላኽ ጸጋኡ ኣዕዚዙ ይሃብካ እንተ ናይ እዞም መናፍቅ ሽጣራ ምፍዳሕ ቀፅሎ እዚኦም እምነትካ ተዘይ ቀየሩ የጠራጥሩዃ ፈላጣት ዝመስሎም ዕቡያት ፍቅሪ ቅዱሳን የቃድሩ ቀፅሎ ኢካ እዚ መፅኒዒና ኢዩ
በእውነት ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና ፀጋኡ የብዙሐለካ እግዚአብሔር አምላክ ዝጠፊኡ አሒዋቲና እግዚአብሔር መስተዉዐሊ ልቦና ክሁበም ናብ ተዋህዶ ሃይማኖትም ክሚለስ ናይ እግዚአብሔር ፊቃዱ ይኽን አብኡ ዘለና ድማ አብ ሃይማኖቲና ይፅንዕና ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነት አይፈለየና አሜን ፫
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክብር ሓውና ሥልጣን ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ
ንዓኣቶምውን ዓይነ ልቦና ይሃቦም እንበር ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑ መዳናገርቲ
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና መምህር ስልጣን ስለቲ ቅዱስ ቃሉ ናይ በዓል ቤት ልኡለ ባህሪ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክና ስሙ ንዘላለም ዝተመስገነን ዝተከበረን ይኩን አሜን ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ኩቡር ሓዉና ሰልጣን💖💖❣️💖💘💞💞❤️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብርእሲ ፀጋ ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይትባረክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ቀፅለሉ ስልጣን ሓውና ቡዙሕ ንማሃርለና ካባካ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህረይይ
ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ሱልጣን ሓውና ርሑስ ኣውድኣመት
ሰላም አምላክ ይብዘሐልካ ስልጣን ሐወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ሕቶ አለትን ተክለ ማርያም ማለት አንታይ ማለት ድዮ ማለተይ እት ሰባአይ መናፍቃን አየ ግን እዝ ሽም አዞይ ከመይ እሎም ይጥቀሚሉ ምስ ሰናይ ይቅራታ
እንካዕ ንብርሃነ መሰቀል አብፀሐካ ክብር ሓወና ሰልጣን ብሓቃ ቃል ህይወት ይሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሃልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጣነይ ማዓርይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐልካ እግዚብሔር ኣምላኽ ስልጣነይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና
እንኳን አብፀሐክም ክቡርተይ ክብር ሓዉና ጸጋኡ ይብዛሓለክ እይይ በንጣ ወትር ሰርስር ቆልዓ ዓመት ዶ ክይነምይ እመ ብርሃን ይቅር ይብለክም ኣ አምላክይ ሕልዉን አዘም ብንጣ አዘምሰ ሰይጣን ሰለ ሕዛዉም ሰለ ድናሃ ናብ ምንጭለት አግብእም ነብር ኦርቶዶክስ ተዋህድ ትጥንቅቅ
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሕልካ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የበዘሐለኻ መምህርና🤲🤲🤲
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ዞም ቋንቋ አማሓርኛ ዝባሃሉ ምስ ህዝቦም ረብሾሙና ሰይጣውንቲ
ስልጣን ሐውንስ ንስካስ ብሱሩ ጅጋና ናይ ተዋህዶ አካ አምላክ ክብዙይ ንላዕል የብራትዕካ ክብር መምህርና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና እንካዕ ኣብፀሐኩም ልባዓል መስቀል ስድራ ሉኡል እግዚኣብሄር ዞም መናፍቃን ደሞ ልቦና ያሃቦም
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ሥልጣን ሓወይ✝️🌻_
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር አምላክ ስልጣን ሐዉና✝️
ሓውና ስልጣን አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድንግል ማርያም ትሓልውካ
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ ክብር ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብ ሰላም ኣብጻሓና ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኣ የብዘሓልካ እግዚአብሔር አምላኬ ክብር ሓዉና
*_ኣነ ዝገርመንስ እቶም ኣሜን ዝብሉ ኣቤት ጌታ ሆይ ካብዚ መሓረና_*
እግዚአብሔር ይመስገን ፍፁም ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ደሓን መፃኻ ኩለና አምንቲ ክርስትያን እንኳዕ አብፀሐና ንብርሃነ መስቀል ናይ ዓመት ሰባት ይበለና አሜን😘🕊 ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣነይ❤🕊 ንዓቶም ከዓ ናብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ
ቃልሂወትየስመዐልና ፀጉኡየብዘሐልካ ኩብር መምህርና ስልጣን ፀረ ማራሃዲና እንኾዕ ናትና ኾንካ 🥰🥰🥰🥰🥰⛪⛪⛪⛪⛪⛪
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ንቁሕ መምህርና ተመስገን አምላክ ንዓኻ ዝሃበና ስልጣን ሓውና መምህርና እመብርሃን ትሓልወልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላኬ ፀጉኡ የበዘሐልካ ናተካ ቃል ክሰመዐ እንተለኩስ በጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ 💒💒💒💐💐💐
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እሰይይይይይይይይይይ አግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ቀፅለሉ
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና (መምህርና)
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣነይ ከመይ ሓዲርካ ቃልሂወት የሥመዐና ጅግናዋይ
መስተወዐሊ ልቢ ይዓድልሞ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር መምህርና ቃል ሂወት ይሰመዐልና መሰትወዓሊ ልቦና ይሃቦም እግዚኣብሔር ኣምላክ:: ኣርተቶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝያዳይ እና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምርቲ እዩ ቀፅለሉ ማዓረይ እና እግዛኣብሄር ዓይነ ልቦነኦም የብረሀሎም መዓረይ
ስልጣነይ ኣመና እየ ብትምርትካ ተቀይረ ቀፅለሉ ዝያዳይ
ቓል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓዉና ንሕና ኽኣ ኣብ እምነትና ጸኒዕና ክንከይድ ቕዱስ እግዝኣብሄር ብምህረቱ ይደግፈና።
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ ልቦነአም ይክፈተሎሞ አግዚአብሔር አምላክ አሜን።
ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ባናዶል ናይ መናፍቅ ኢኻ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጥበቡን ፅግኡን የብዘሐልካ
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሀልካ ስልጣነይ እመቤትየ ማርያም ምሳካ ትኩን ኣሜን፫
ሰላም ዉሰናይ ሰልጣን ሓወይ ማኣረይ ኣብ ዘላካዮ ሰላም ኣምላክ ሓይሊ ኣምላክ ይሃብካ ፈጣሪ ይሓልወለይ ዝያዳይ 🙏🙏🙏ብሓቂ ኣባካ ሓዲሩ ዝማሃረና ጎይታናና መዲሓኒና እዮሱሰ ክርስቶስ ይክበር ይመስገን 🙏🙏🙏
Amen amen amen qal hiwet yesmealna seltene hawey wetehader kestos amlak ybarkka wedi eme brhan.
ኣየ መናፍቅ ስሞም መናፊቅ ስረሖም መናፊቅ እዮስስ ምባል ዘይከነ እማ ምስትውዓል ናብ ልብካ ምምላስ የድሊ ጎይታይ ጎይታይ ዝበለኒ ኩሉ ኣይድሕንን ይብለና ጎይታ ባዕሉ ንእሜቤታችን ውን ኣይክብሪዋን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ዳኣ ካብ መን ተወለደ ሕቶ እዩ ናዓይ
ሰላም ከመይ ሓዲርኩም ሰላም ክትህልው ናይ ወትሩ ምንዮተይ እዩ።
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ። ናብ እዚ ከብር በዓል ቅዱስ መስቀል ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘብጻሓና ።
እንዃዕ ብሰላም መጻካና ሓወና ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
እዝግዮ ምሕረይካ ልኣከልና ጎይታይ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭እንኳዕ ብፍጹም ምሕረት ልዑል እግዛብሄር መጻካ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ዳ.ቁን ስልጣን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሄር 🙏
Amen qale hiwet yesmealna kbur hawna egziabher xegu yebzhalkum 💒💒➕
ክብሪ ይኩን ንስላስየ
ይክበር ይመስገን
ኣምላከ ሙስየ👏
ክብሪ ምስጋና ይኩን
ንሰሉስ ቅዱስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን