ቀጥታ ቃለ መሕተት ምስ ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ኣብ አዋናዊ ዛዕባን ስነጥበባዊ ስርሓቱን ሓፈሻዊ ብዛዕባ ኣብ ፍትሒን ምድጋፍን ዘሎ ሕብረተሰብን።

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 1K

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +91

    መደብ ተፈታዊ ህዝብና ዝከታተሎ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቱ ሳትላይት እዩ። ነዚ ሳትላይት ወርሓዊ ኣሽሓት ዶላራት ኢና ንኸፍለሉ ን ቐጻልነት ሳትላይት ውሑስ መታን ክኸውን ኩላትኩም ዓቕምኹም ወርሓዊ ክትሕግዙ ብ ትሕትና ይላቦ።
    Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow

    • @መሪሕ-ሰናይ
      @መሪሕ-ሰናይ 2 ปีที่แล้ว +2

      ንቅድሚት ተፈታዊ ዓርከይ

    • @yohannesmehari6296
      @yohannesmehari6296 2 ปีที่แล้ว +4

      @@መሪሕ-ሰናይ nabey getsu yeman weys tsegam

    • @samsomgebremeskel
      @samsomgebremeskel 2 ปีที่แล้ว +1

      Mx kiros nkdmit

    • @makelegrmay5498
      @makelegrmay5498 2 ปีที่แล้ว

      ኣታ ሰልጠነ ኣንታይ ጌሮሙኻ ኣዮም ስነጥበባውያን ከተባኣስ ድቃስ ዘይብልካ ተሓድር ኣወል ክትብልሲ ኣወል ቡን ከየርከብካላ ክትመውት ኢኻ
      ብዝኾነ ኣተሓትታ ካብቶም ቀዳሞት ተምሃር ኣንበር ዘረባኻስ ሰሚዕናዮ ኣቲ ስርዓት ኣንተ ኢልካ ኣወል ካብቶ ኣብቲ ስርዓት ዘለዉ ኣዩ ኣንታይ ውልቀሰብ ዘጸውዕ ኣለካ ኣወል ውልቀ ሰብ ጸዊዑ ከመስግን ኣንበር ውልቀሰብ ጽዊዑ ክጸርፍ ኣይረኣናን

    • @gziehalafayeyu6974
      @gziehalafayeyu6974 2 ปีที่แล้ว +1

      Kirosey kem lbey

  • @yehaofficialmedia3139
    @yehaofficialmedia3139 2 ปีที่แล้ว +39

    ሓቂ መልክዕ እንተዝህልዋ ኪሮስ ኣስፍሃ ምመሰለት ❤❤❤❤🙏🙏🙏ኪሮስ ኣቦ ውፁዓት

  • @yorsaliemaraya5954
    @yorsaliemaraya5954 2 ปีที่แล้ว +29

    ኪሮስ ጅግና ዕድሚኡ ምሉእ ምእንቲ ውጹእ ህዝቢ ዝቃለስ ኣሰር ቢትወደድ ዝሓዘ ኣቦ ቃልሲ።

  • @michaelgoitom4507
    @michaelgoitom4507 2 ปีที่แล้ว +3

    ኪሮስ ጅግና ሓወይ ምስ ዓበኩ ከማኩ ከማካየዝከዉን ይሰልጠነ ስዲ ሰራቂ ሓሳዊ መዳናጋሪ ናትናን ዘይናትን ንፈልጥ ኢና ካብ ደቀስመራ ትገድድ ለክባጥ ሰብ ኢካ ፉጉር ኪሮስ ግን ጅግና ሽኮር

  • @mielatbelay1267
    @mielatbelay1267 2 ปีที่แล้ว +4

    ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ♥️♥️♥️ሰልጠነ ጅግና ከምዚኦም ዝበሉ ሓቂ ዝወሓጡ ኣብ ገጾም ዝንበብ ኣምጸአ ልና ግን ሕቶ ኣለኒ ንወዲ መምህር ዘይተቅርቦ ??? 🇻🇳🇻🇳🇻🇳ሓፍትኻ እየ

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident 2 ปีที่แล้ว +17

    🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷
    🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷
    ማእከል ምርምርን ሕክምና ስነ ልቦና Psychiatry🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
    ካብ ጸጽቡቁ ድምነየልካ ዝምነየልኩም ሓዉኩም
    🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
    ኣታባባዒ Motivational Inspirational Speaker እምበር ቡዙሕ ኣድናቂ ዓይነት ሰብ ኣይኮንኩን::ንኩሎም ከይፈርሑ ሓሳቦምን ሕቶኦምን ድገልጽ ዓይነት ሰባት ግን የድንቆምን የክብሮምን::
    🇪🇷❤🇪🇷እወ! ናይ ስነ ልቦና ( Psychiatry) Natural Medicine Doctor Nutritionist based on Natural Remedies ዶ/ር ሓኪም Dr.::!
    ብተወሳኪ ስነኣእምራዊ ስቅያት ድሳቀ ዘሎ ብዚ ኣብ ታሕቲ ትጠቂሱ ዘሎ ሕማማት ድሳቀ ድሎ ሰብ ዶ/ር Dr.ሓኪም ናይ:
    1. ሕማም ጽለኢ!
    2: ሕማም ህልክ
    3. ሕማም ጸለመ
    4.ሕማም ሕስድና
    5. ሕማም ሓሶት
    6. ሕማም ፍርሒ
    7. ሕማም ጽርፊ
    8. ሕማም ሕማቅ ኣሳቃይ ቅንኢ
    9. ሕማም ፈጠራዊ Propoganda Mis information
    10. ሕማም ቂም
    11. ሕማም ዱንቁርና
    ሕማማት ይሕክም🇪🇷❤🇪🇷
    ተማራማሪ ስነ ልቦና Psychiatry Sceintist ናይ ሶሻል:Social, Economical, Nutritional, Psychological, and Political, Intelligence Engineering.
    ነዚ ጹሑፍ ከም ሰነድ ከም Document ዓቅቦ!
    ነዚ ጹሑፍ ማዓልታዊ ኣንብቦ!
    Read this Message Everyday:!
    ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ ናብ መላእ ዓለም Share በሎ::!
    ማእከል ምርምርን ሕክምና ስነ ልቦና Psychiatry🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
    🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷
    🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident 2 ปีที่แล้ว +1

      መፍትሒ/Solution
      ኣይትተንክፉለይ ኤርትራ ሃገረይ
      ኽትጭነቅ ከላ ክጣበቀላ 'የ ብዓቅመይ::
      ክጥርንፎ የ ነዚ ዋና ሲኢኑ ክም ደቂ ዛግራ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ደሎ ህዝበይ::
      እስካ ዉን መንእሰይ ኣይትተንኩፉለይ ኤርትራ ሃገረይ በል ኢካ
      ሃገርካ ክትጭነክ ከላ ተጣበቀላ ብዓቅምካ
      ነዚ ዋና ሲኡኑ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ዘሎ
      ህዝብካ
      ተበገስ ክትጥርንፎ ግዜ ከይወሰድካ
      ብሂወቱ ከሎ ዝሞተ ብህዝቡን ሃገሩን ዘይሓስብ ፍረ ኣልቦ ዓይነት ሰብ ኣይትኩን ኢካ::
      ግዜካ ተጠቀመሉ ካብ ዛ ገዛ ክራይ ዓለም ብሞት ከይተፈለካ
      ብትብዓት ብጅግንነት ከይትእሰር ከይትመዉት ከይፈራህካ
      ሃገርካ ክትጭነቅ ከላ ተጣበቀላ ብዓቅምካ
      ዘዝተወለደ ወለዶ ህዝብካ
      ናብ ስደት ከይጠፍእ ስደት ይኣክል ኢልካ ምኮሮ ንህዝብካ
      ካብ ኣፍንጫካ ኣርሒቅካ ሕሰብ ንስርዓታት ኣፍሪቃን መራሕታን ጥራይ ኣይኩን ጠቀናካ
      መቃቂልካ ግዛእ ዝብል ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ
      ሽጣራታት ኣስተብህለሉ ኢካ
      ሞፍቶ ሙዕቡላት ሱዉራት ባዕዳውያን ገዛእቲ
      ክይከዉን መረበት ዓደ ኣቦካ::
      ስቅ ኣይትበል ብሂወቱ ከሉ ዝሞተ ዓይነት ሰብ ከይከዉን ታሪክካ
      ንለውጢ ጻዓር ንስለህዝብካ

  • @habtomkiflay3247
    @habtomkiflay3247 2 ปีที่แล้ว +2

    ኪሮስ ጅግና የቐንየልና።
    ካብ ዙር መዓት ወረ 2005።

  • @ambesambesa428
    @ambesambesa428 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣንታ ሓቑ እባ እዩ ኣወል ስዒድ ተረፍ ናይ ዕቁብ ክብለኩም:: ኣነስ ዝገርመኒ ናይዚ ኪሮስ ኩሉ ግዜ ዘይመላዕልቱ ዘይlevelu ዘይሚዛኑ ከልዕል ኮሎ እዩ: ሕጂ ፈሊጠ ጀኒኑ ከምዘሎ ከይዳቶ 2/7 ወዲ🙏🏾🙏🏾
    ክንድቅስ ክንትንስእ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኣይንረስዕ✊🏾🦁🦁✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷

  • @sz8028
    @sz8028 2 ปีที่แล้ว +7

    ኪሮስ ዓቢ ሓርኢ ናይ ጎደና ርእሱ ኣብ መልሓሱ ምንጪ ደቂ ኣሰመራ ገጠርዩ:: ከምዚ ከማኻ ወዲ ስግር መረብ በዓል40 ቅልውላው መንነት ዘለዎ ኣብ ናይ ኣረቅን ቢራን ተኣሊኹ ዝንቀሳቀስ ዝነበረ ሬሳ ንህቢ ኤርትራ ኩፍእ ጥራይ ዝምነ ትሕቲ መሬት ዝንቀሳቀስ ፍጡር:: ርግጸኛየ ንዓኻ ሲኢነሞ መልኣለይ ኢልካ ዘይፈልጥ:: ኤርትራዊ ወዲ ኣስመራ ንስድርኡ ሑጻ ጌሩ ክነብር ዘይደሊ:: ህዝበይ ኢልካ ኣይትዛረብ እንታይ ትፈልጦ::ጌና ሓጋዚ ኣይኮነን ከም ዝተፈጠርካ ውን ክትርሳዕ ኢኻ:;

  • @dctv8334
    @dctv8334 2 ปีที่แล้ว +51

    Ata kem kiros jigna, tebae. Mergexiu zeyqyr sebay. Yhlu do abza Eritrea 🇪🇷. I love you wedi erey

  • @amunasaad2201
    @amunasaad2201 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሐቂ ደስ ይብል ሐሳብካ ኪሮስ ወድና
    ፈታዊ ዓዱ ህዝቡ ኢኻ አጆኻ ቀጽሎ ....

  • @efremkidane6597
    @efremkidane6597 2 ปีที่แล้ว +26

    መርገጽካ ዱልዱል ዕርዲ
    መትከልካ መትከል ሓቒ
    ዘረባካ ኩሉ ግዜ ወርቒ
    ጥበበ ዝዛሪ ለይቲ ምስ ማዓልቲ
    ኣቦ ውጹዕ መንእሰይ ኣቦ ሓቂ
    ኪሮሰይ ናይ ሕልና ፈውሲ
    ንስኻ ለዋህ ሓያውይ ደለይ ፍትሒ
    ንጹር መርገጺኡ ንህግደፍ መጥፈኢ
    ለዋህ ሓያዋይ ንሓወይ ባሃሊ
    ክምዕብል ክፈልጥ ክማሃር ዝደሊ
    ንፍጥሒ ንሰላም ኩሉ ግዜ ዘማሪ
    ሓቐና መርገጺኡ ንፍትሒ ዝደሊ
    ኪሮስ ማለት " ብኣኻሉ ሓቒ እዩ።

    • @Seludisen5280
      @Seludisen5280 2 ปีที่แล้ว

      tebaie ewe abo meniseyat waww nhagzo tray

  • @standupforyourright
    @standupforyourright 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮም ኪሮስ ኣምበሳ ኣውሒድካሎም ከማን

  • @kulusenayeyu
    @kulusenayeyu 2 ปีที่แล้ว +10

    ዓንጀንጀል ኣይትበል ራኣይኒ ራኣይኒ ሕብኡኒ ሕብኡኒ ዩ ዘምጽእ ስደት ወጺካ ሰሪሕላ ብልዕ ወሽለክለክ ኣይትበል

    • @kalMHe
      @kalMHe 2 ปีที่แล้ว

      Suk bel

  • @mbbm2385
    @mbbm2385 2 ปีที่แล้ว +31

    ዋው ውውው ውውው
    ኪሮስ ስስ ስስ ስስ ስስ
    ኣቦ ፍትሒ ልዕሊ ነብሱ
    ንፍትሒ ዘቐድም ፍጥረት
    ተፈታዊ ዝከኣል እንተኾይኑ
    ኣብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ
    ኣምጽኣዮ 👍✋👌🙏

  • @habtegaandat8400
    @habtegaandat8400 2 ปีที่แล้ว +8

    ኪሮሰይ ዘመድ ልበይ ሕልምና ተጋሂዱ ገጽካ ክርኢ ተብቂዕኒ ፈጣሪ ድሕሪኡ ሞት ከም ኣዳም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ናዓኻ ዝገልጹ ቃላት ዕድመይ ሙሉአ ተማራሚረ ከማን ከዋህልል ዝካኣል ኣይኮነን። but I love you so deeply❤❤❤ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏 ፍቱወይ ናተይ ጅግና👑👑👑💪💪💪💪💪🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥

  • @isayaszerizgi5921
    @isayaszerizgi5921 2 ปีที่แล้ว +2

    You are right brother

  • @estifanostewelde3351
    @estifanostewelde3351 2 ปีที่แล้ว +4

    ኪሮስ ጅግና ተባዕ ተቀላሳይ እቲ ናይ ውሽጢ ሰብ ትፈልጥ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ

  • @eseyasghebrhiwet
    @eseyasghebrhiwet 2 ปีที่แล้ว +2

    ተባዕ ተቃላሳይ ኪሮሳዊ ኣምበሳ 👌👏👏 thanks ተፈ ጅግና በልዎ ነዚ ርኩስ ስርዓት ህግደፍን ኣተሓሳስቡኡን ካብ ሃገርና ይጥፍኡ...

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 ปีที่แล้ว +8

    Nay mudayyy KIROSEY JIGNAAA ADE KINDIE 10000 welida🥰🥰🥰🥰

  • @MklMkl-v2h
    @MklMkl-v2h 3 หลายเดือนก่อน

    Aweleyy mexai jeneral 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Yonass-r2s
    @Yonass-r2s 2 ปีที่แล้ว +27

    ኪሮስ ፡ ቅኑዕ ሰብ ፡ ሓቀኛ ፡ ስነ ጥበባዊ፡ ፈታዊ ሃገሩን ህዝቡን፡ ክንዲ 1000 ፡ ኣደ ወሊዳ ትምከን።

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 ปีที่แล้ว +10

    ➱ክቡር ሓዉና ሰነ ጥበባዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ኣቦ ዉፁዕ ባዓል ሕልና 🥰🥰🥰 ሰልጠነ ሓዉና ዉን ንእትገብሮ ቃልሲ ክብሪ ይግብኣካ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰🙏

    • @K111-t6f
      @K111-t6f 2 ปีที่แล้ว

      ናዓኩም ንዓጋመ

  • @samisami-yx1mv
    @samisami-yx1mv 2 ปีที่แล้ว +12

    ኩራዕ ኤሪትራዊ

  • @gergisandemariyam7039
    @gergisandemariyam7039 2 ปีที่แล้ว +1

    Bal hlna ajokum kwegh u edmen tenan yhabkum tebareku

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 2 ปีที่แล้ว +29

    𝑲𝒊𝒓𝒐𝒔 𝒌𝒊𝒏𝒈 𝑶𝒇 𝒂𝒓𝒕 ✰
    ኣቦ ሓቅን ፍትሕን💖💖

  • @merhawitgebre7187
    @merhawitgebre7187 2 ปีที่แล้ว

    ኪረሰይ ጅግና እንቃዕ ናትና ኮንካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @asmeretgebrehiwet3801
    @asmeretgebrehiwet3801 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰልጠነ ሓወይ ካኣ ጅግና ዝላዓለ ክብሪ ናዓኻ😘😘😘

  • @GennetAraya
    @GennetAraya 7 หลายเดือนก่อน

    Juris lovely simple. Justic seeker. Live long

  • @admas-d7e
    @admas-d7e 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ክመጽ ኢልካ ምጽባይ ሕልሚ እዩ። ለባም ምሁር ካብ ሃጠሙ ። ጸብሕኻ ጨው ኣይዝመቶ ጉዳይካ ዓሻ ዳኛ ኣይመጕቶ" (
    ለባምስ ብኣፍ ዓሻ ይዛረብ.)
    ምስላ ኣቦታትና ሓቂ እዩ።

  • @kidistiberhane23
    @kidistiberhane23 ปีที่แล้ว

    You are amazing and you speak your mind. I love everything you saying every time ❤. Thanks for educating us and lifting us up with your powerful words. I love your song “Meate Woera
    Keep it up

  • @asmeretgebrehiwet3801
    @asmeretgebrehiwet3801 2 ปีที่แล้ว +16

    እዛ ብዛዕባ ደቂ ኣስመራ ዝበልካያ ሓቂ ብሓቂ ልክዕ ኣለኻ ። ኣነ ጓል ኣስመራ እየ ግን ካኣ ተቓላሲት ኣብ መትከለይ ደው ዝበልኩ እየ። ደቂ ገዛውተይ ግን ከምዚ ዝበልካዮ ለኽባጣት እዮም

    • @1ምእንቲህዝቢ
      @1ምእንቲህዝቢ 2 ปีที่แล้ว

      🙏🏾🥰

    • @1ምእንቲህዝቢ
      @1ምእንቲህዝቢ 2 ปีที่แล้ว

      @@freweynikidane4943
      እዞም ዝተባህለ ፍረ ከይሰሙዑ ዘጣቅዑ መጣቀዕቲ ከጣቅዑ ሪኢናዮም እንዲና ::44

  • @asmerabelojomen3044
    @asmerabelojomen3044 2 ปีที่แล้ว

    ኪሮስ ሓወይ ወዲ ገዛውተይ ኣብ ሓቅነትካ ምጽናዕካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ። ግን ገለ ወደ ኣስመራ ከምዚ ትብሎ ክህሉ ይክል ኢዩ። ግን ኣስመራ ወዲ ኣስመራ በብዘለናዮ ሰላም የውርደልና ኪሮስ እንባጋልያኖ ዘክሮ ባር ኣስገደ ባር ኣስመላሽ ኣጆካ ኣቡ ሻሂ ክሰቲ ኢና ግን ኣስመራ ወዲ ኣስመራ ኣይትርሓቅ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ወዲ ኣስፍሃ ጅግና ኪሮሰይ ሓወይ

  • @rota8742
    @rota8742 2 ปีที่แล้ว +11

    ኪሮስ ሎሚ ኣይገደፍካሎምን በታቲክካዮም ኢካ
    ጂግና keep going

  • @efremtesfimcale7990
    @efremtesfimcale7990 2 ปีที่แล้ว

    Thankes for evrthing keross

  • @Raki1204
    @Raki1204 2 ปีที่แล้ว +5

    Ajoka alenaka win misaka Deki Asmera
    Kirosey ❤💐😍😘

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 ปีที่แล้ว +2

      Anewin gual Asmara eye ab goni Kiros aleku💯👍❤👌

  • @kflebrhane4638
    @kflebrhane4638 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ብሓቂ ዝሓቂቕ ሰብኣይ
    ክሮስ asfha

  • @abiase6834
    @abiase6834 2 ปีที่แล้ว +11

    ኪሮሰይ ናይ ብሓቂ ሰብ!!

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز 2 ปีที่แล้ว +1

    ኪሮስ ኤልዛ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኣድናቂካ እየ

  • @tsehayewedi3617
    @tsehayewedi3617 2 ปีที่แล้ว +3

    ኪሮስ ኣጆኽእ በርትዕ፡ሰልጠነ ከኣ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 2 ปีที่แล้ว

    ከመጀመርታ ኪሮስ አስፈሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደሓር ነዞም ከደዓት ዋጦት ህግደፍ በዲህካ ነቲ ጸረ ህግደፍ ንህግደፍ ሓሸምሸም ዘብሎም ደርፍታትካ ንጽበ ።

  • @tsgabberhane4761
    @tsgabberhane4761 2 ปีที่แล้ว +23

    ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ኣቦ መንአሰይ ተባዕ ተቃላሳይ

  • @biniammicheal9207
    @biniammicheal9207 2 ปีที่แล้ว

    Kiros tebae kemaka kbezhu ena ndeli kexlo 💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 2 ปีที่แล้ว +4

    ኪሮስ ጅግና ሐቀኛ ቁኑዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tekestemlisha6474
    @tekestemlisha6474 2 ปีที่แล้ว

    ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ እቲ ኩሉ ዝበልካዮ ቃለ መሕተት ዋላ ሓንቲ ጌጋ ኣይብሉን ትኽክለኛ ኢኻ ተዛሪብካ እና ክላበወካ ዝደሊ ኮንስርት ክትገብር እንከለኻ ኣብ ዝኸድካዮ ዓብይ ጥንቃቀ ግበር እዝግኣቢሄር ምሳኻ ይኹን ኪሮስ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ንበረልና ንዘልኣለም ።ብስም ንፍትወካ ትግራዎት!!

  • @temesgen673
    @temesgen673 2 ปีที่แล้ว +8

    ኪሮስ ተባዕ አብ ሓቂ ትነብር እድመን ጥዕናናን ይሃብካ አጆካ

  • @lidyakifle9161
    @lidyakifle9161 2 ปีที่แล้ว +1

    Kiros Abo haki edimen tinan yhabika fetari kulu alem

  • @tsegabtsegay1962
    @tsegabtsegay1962 2 ปีที่แล้ว +25

    ኣጆካ ኪሮሳ በርትዕ ጻዕርካ ኣየጣፋልካ

  • @samuelhabtom3009
    @samuelhabtom3009 2 ปีที่แล้ว

    Bravo ምክንያት ግን ኣለና

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 ปีที่แล้ว +5

    ኪሮሳ ወዲ ህዝቢ ንበርልና ቡሩክይ ድምፅካ አይታሐባእ እግዚአቢሔር ምስካ ዩኩን ስላምካ ይብዛሕ እድሜ ካ ይንዋሕ እሜን አሜን አሜን

    • @K111-t6f
      @K111-t6f 2 ปีที่แล้ว

      አየ ዓጋመ ትጻወትሉ አለኩም ንኪሮሰ

    • @K111-t6f
      @K111-t6f 2 ปีที่แล้ว

      አታ ተወታፊ ባረያ አይተልዕል መላዕልትካ አይካነን ዓጋመ

  • @samuelhabtom3009
    @samuelhabtom3009 2 ปีที่แล้ว +1

    Orginal ኣስማሪኖ ባሕሪ ዝኾነ
    መግለጺ ኣሎና ቅሰኑልና ትነቅሑ
    ስለ ዘለኩም ክንምጽእ ኢና
    ጆባ መሓሪ ኣብራሃም&
    ካልድን ሓውና

  • @ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
    @ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 2 ปีที่แล้ว +4

    We love you Kirosey ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ።

  • @danielgehbru6075
    @danielgehbru6075 2 ปีที่แล้ว

    እንዳ ትግራይ ትዕወት" ክባን ዕጽዋን"መወዳእታ "ክክክክክክክክክክክክ🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Abush-c5c
    @Abush-c5c 2 ปีที่แล้ว +27

    ኪሮስ ጅግና በዓል ሕልና ኣቦ ፍትሒ አንቃዕ ብደሓን መጻካ ❤✌

  • @smi0717
    @smi0717 7 หลายเดือนก่อน

    Kirossssyyy I can’t describe you 💙💙💙💙💙💙✊✊✊✊

  • @ermiastewelde4762
    @ermiastewelde4762 2 ปีที่แล้ว +3

    Edmen tenan neaka Abo haki motor hizbi 👑🎼

  • @weldubahta7284
    @weldubahta7284 2 ปีที่แล้ว

    Betam tsbuk hasab

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 2 ปีที่แล้ว +7

    I’m gual Asmera he is right ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ , ትብዓት ,ልውህና, ንጹህ ልቢ ኣደ ወሊዳ ትምከን ኪሮሰይ

    • @bisratoogebresion1844
      @bisratoogebresion1844 2 ปีที่แล้ว

      Ate haftey entay hakie alwo da he is right teble deke asmara mo kemze zeblena zelo zeyekona please ayetegageye

  • @robieltesfay7466
    @robieltesfay7466 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዞህ ኪሮስ ቀባጽ

  • @meksebhalefakulu9297
    @meksebhalefakulu9297 2 ปีที่แล้ว +5

    ኪሮስ ጅግና ንበረልና ።ተፍየ ከምዚኦም ተባዓት ኣምጽኣልና።ኣብዞም ክንዲ ሃመማ ክብሪ ዘይብሎም ደገፍቲ ኢሰያስ ግዜኻ ኣይተጥፍእ።

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 2 ปีที่แล้ว

      @@Chixias.amora11 entay eka tizrgih.

    • @samuelhabtom3009
      @samuelhabtom3009 2 ปีที่แล้ว

      Orginal ኣስማሪኖ ፈቃር ሃገረሰብ
      አግሮም ሓጺቡ ቶንኮበት የንጽፍ
      ምስ ጥልያን ተጋሩ ኣምሓሩ ፈትዩ ከይፈተወ
      ዓቢ ከተማ international እዩ
      ሓቢሩ ዓብዩ...,..,....

  • @azmeratesfazgi1159
    @azmeratesfazgi1159 2 ปีที่แล้ว

    anes kiros kzareb kelo bkyat ymetsani ngus dawit nay zemena eikum kirosn wufuyun abta natse eritra kriekum tsolotey yu edmen tenan yhabkum hasab lbkum yhabkum amlak zmenkum kulu ztebareke ykun amlak yerfkum ❤❤

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 2 ปีที่แล้ว +8

    Kiros hero you always straightforward ❤️you always your self. That’s what I like about you my dear bro ❤️keep it up all the great work we love you 😘❤️I agree with you 💯 % 💪🏽

  • @rutatesfamariam7130
    @rutatesfamariam7130 2 ปีที่แล้ว +1

    Kirosey natey abo haki 🤴🤴🤴🤴🤴♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪💪💪💪💪💪💪

  • @asmeretgebrehiwet3801
    @asmeretgebrehiwet3801 2 ปีที่แล้ว +5

    Kirosey jigna idmen tiinan yhabka I LOVE YOU

  • @UR.Cristianoronaldo1234
    @UR.Cristianoronaldo1234 2 ปีที่แล้ว +1

    Report deki ereyyy 🇪🇷❤️

  • @abetybaye1950
    @abetybaye1950 2 ปีที่แล้ว +7

    እዛ ናይ ደቂ ኣስመራ ዝበልካያ ግን 100% ምስ ኪሮስ ይሰማማዕ እየ ጽባሕ ንግሆ ግን ዋጋ ከኽፍለና እዩ ደቂ ኣስመራ

  • @werknehdejen8654
    @werknehdejen8654 2 ปีที่แล้ว +1

    ኪሮስ ጅግና ተቀላሳይ ኣጀኻ
    ሰልጠነ ሓወይ ይቅኒልና ንኪሮስ ዘምፀኸልና ❤️🙏
    #ሰልጠነ ሓወይ ብ f.b ዓፂኻኒ ብፍልጥ ዲኻ ብዘይ ፍላጥ ኣይደኖ ኣይፈልጥን ኣነ ግን ምንም ኣይገበርኩኻን ደጋፊኻ እበር ነቃፊኻ ወይ ካሊእ ኣይኮንኩን ብዝኸነ ቃልሱኹም ኣበርቱዑ መትከልኩም ፅንዕ ይኹን ሰሰናይ ናዓኹም ❤️🙏

  • @saronteame773
    @saronteame773 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣየ ኪሮስ ኢሉካ እንድዩ ዳዊት እዚ ኣምላክ ሲ ናይ 10 ሰብ ዕንጅልና ሂቡካ ዝገርም እዩ ብርግጽ እዩ ካኣ

    • @filimon1343
      @filimon1343 2 ปีที่แล้ว

      Suk beli telebedu

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว

      ዕሱባት በቦታና ንፍለጥ እዚ ሚድያ ናይ ፍትሓውያን እዩ።

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 2 ปีที่แล้ว +1

    Negus medrke kiroseyy jegna ♥️

  • @senaynekun1878
    @senaynekun1878 2 ปีที่แล้ว +15

    Kirosey jgina tefetawi bekulu edemen tinean yehabka AMLAK 🌴🌻🌴👏

  • @bereketbeyene8675
    @bereketbeyene8675 2 ปีที่แล้ว +2

    ኪሮስ ጅግና ኢዩ ቀጽሎ ጥራይ

  • @titiashow7411
    @titiashow7411 2 ปีที่แล้ว +3

    ኪሮሰይ ንሓቂ እኮ ትመተላ ኢኻ ኩሉ ግዜ ንዓኻ ሒዛና ኢና ንምካሕ

  • @WediWedimesgen
    @WediWedimesgen 7 หลายเดือนก่อน

    ኪሮሰይ ምስ በልኩ እድየ💙

  • @fisahagebru2059
    @fisahagebru2059 2 ปีที่แล้ว +3

    welcam seltenay and kiros

  • @dungadunga-f1z
    @dungadunga-f1z ปีที่แล้ว

    እቲ እንኮ ንሓቂ ዝመተላ ኪሮሰይ በዓል ትባዕ ሓሞት

  • @nahomwedi5148
    @nahomwedi5148 2 ปีที่แล้ว +4

    ንኹሉ ወዲ ኣስመራ ምልካም ጽቡቕ ኣይኮነን። ብዝያዳ ኣብ ስደት ንህግደፍ ዝድግፋ ዘለው ደቂ ኣስመራ ኣቕሽሽቲ እዮም።

    • @berietheone2386
      @berietheone2386 2 ปีที่แล้ว

      Xbuk aleka bzuhat alewu tekalesti gn mebzahtom adakerti koynom

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 หลายเดือนก่อน

    Jigna kiros tebae korax felitkmom alekum nexr sfah gfah asfafh tawt❤

  • @goitomhabtegabr3842
    @goitomhabtegabr3842 2 ปีที่แล้ว +14

    ኪሮስ ሰብኣይ ትመስል ክኣ።በካይ ንዘይፈልጠካ በሎ ። ንስካ እካ ሑጻ ክትከዉን። ሰብ ስረ ኤርትራውያን ደኣ ኣለዉ። ደቂ ኣስመራ ደም ኣፍስሶም ሃገር ዘውሓስ እዮም ። ከማካ ኣብ ዩቱብ ፈከራ የለዉን ።ዓጃዋት

    • @bisratoogebresion1844
      @bisratoogebresion1844 2 ปีที่แล้ว

      Ayenaye emo elwo elkayo eka Goitom hawey mehratie yewredalu fetari

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ኤርትራዊ ከይትፀልኦ ከም ን ባዓል አማኒኦል አሰና ከም ስነ ጥበባዊ ኪሮስ ከማካ ጆን ብላክ ስነ ጥበባዊ ፈረሰላም ሓቀኛታት አለኩም እምበር ካልኦት እኳ እንተዘይ ተዛረብክሉ ይሓይሽ

  • @____-vy2mm
    @____-vy2mm 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣቤት ትብዓት ኣቤት ሓሞት ኣታ ጅግና👌✅

  • @kunamawedisheraro7115
    @kunamawedisheraro7115 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhab 💖 👈

  • @zemenzemen9673
    @zemenzemen9673 2 ปีที่แล้ว +22

    ኩሉ ነብሱ ሓቂ 👑♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 ปีที่แล้ว

    ኪሮስ ንዓይ ጅግና እዩ ሓቂ ክዛረብ ስለ ዝሰመዖ አነ ትግራዋይ እየ ኩሉ ኤርትራዊ ከም ሰነ ጥበባዊ ኪሮስ ክኸውን አለዎ እየ ባሃላይ እየ ከም ሓደ ትግራዋይ

  • @hilnahaile2982
    @hilnahaile2982 2 ปีที่แล้ว +19

    Wadr zeyblu jigna nay zebena ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mihretabmeasho323
    @mihretabmeasho323 2 ปีที่แล้ว

    Great keep it up bro

  • @habtearon704
    @habtearon704 2 ปีที่แล้ว +10

    Thxxxxxx

  • @ፈቃርልባፍቅሪስማ
    @ፈቃርልባፍቅሪስማ 2 ปีที่แล้ว +2

    መዓስ እዩ እንጅልና ክትገድፎ

  • @natna_tube9926
    @natna_tube9926 2 ปีที่แล้ว +3

    ኪሮስ ጅግና አነ ትግራወይቲ እየ ግን ዋላ ኣብ ኣዲ ከለኻ ደርፍኻ ካብ ምፍታው ዝተልዓለ ኣዝየ እየ ዘድንቀካ ሕጂሞ ኸኣ ብዝበለፀ🥰

  • @truth8492
    @truth8492 2 ปีที่แล้ว +1

    ኪሮስ ጅግና ኩሉ ግዜ እንዳተሓጎስካ ንበር ኣነውን ይዝከረኒ ብማዓት ወረ ትብል ካሴትካ ጽሉል ኢየ ኔረ ክሳብ ሕጂውን ካብ ኣእሙሮይ ኣይትወጽእን ኢያ::

  • @1ምእንቲህዝቢ
    @1ምእንቲህዝቢ 2 ปีที่แล้ว +38

    ❣️💞ትምኒት 🌟ኪሮስ + ሰልጠነ🌟 ዝምኖዩልና ይግበሮ💯✅

  • @genetgebregiorgis2885
    @genetgebregiorgis2885 2 ปีที่แล้ว

    Hataf

  • @genshelgenshel1237
    @genshelgenshel1237 2 ปีที่แล้ว +3

    እንታይ ብዕራይ ኢዩ ወደይ ክንዲ ገጂፍ ሓርኢ! ሰብ ዝመስለና ዝነበረ ገጂፍ ሓርኢ!

  • @hagasha4234
    @hagasha4234 2 ปีที่แล้ว

    Kiros speak from heart x gut

  • @whyalwaysme4990
    @whyalwaysme4990 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣንታ ካብ ክልቴኹምስ ሓደ ለባም ክስኣን ምዃን መን ምዃንካ ንኽፈልጥሲ ምስ መን ክምትኽይድ ንግረኒ እኮ ተባሂሉ ኢዩ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว

      ቦቦታና ንፍለጥ እዚ ናይ ፍትሓውያን እዩ።

    • @whyalwaysme4990
      @whyalwaysme4990 2 ปีที่แล้ว

      @@tiebeghebru2649 ጽቡቅ ኣለኺ ጓለደይ ቦቦታና ምፍላጥ ኣገዳሲ ዩ ንዓና ፍትሒ ዝጸልእ ሰብ ኣሎ ኢልኪ ትሓስቢ በዚ ሎሚ ግዜ ክምቲ ዝበልክዮ ግን ቦቦታና ንፍለጥ ብገርህኺ ወይ ለቢመ ብዝብል ኣተሓሳስባስ ከቢድ ዘረባ ደርቢኺ ቦታና ኣበይ ኣበይን ተራሓሒቅና ክምዘለና ግን ንፍለጥ ፍትሒ ተመሲልካ ሃገርን ህዝብን ክተጽንቱ ትምነዩ መሕፈራት

  • @mihrethagos8291
    @mihrethagos8291 2 ปีที่แล้ว +1

    ኪሮስ ወዲ ህዝቢ ደላይ ሰናይ ወዲ ሐቂ ጻዕርካን ድካምካን አጀካ ቀሪባያ አጀና ፈሬ ጻማካ ናይ ግድንዮ ኪሮስ ዓቢ ሰብ ሰልጠነ ሐውና ኻአ ንኪሮስ ስለ ዘቅረብካልና Thank you so much ህዝቢ ትግራይ ሐውና ኻአ ሰላሙ የምጸአሉ ያኽለካ ይበሎ♥️♥️👍👍🙏🙏

  • @ክብሮም-ከ6ኸ
    @ክብሮም-ከ6ኸ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኩሉ ከም ኪሮሰይ እንተዝኮውንስ ኣብ ዓድና ምስሃለና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰ይቀኔልና ተፈታዊ ምስ መምህርና ኣያና ለካስ ኩሉ ኪሮሰይ 🥰🥰

  • @henokbelay8680
    @henokbelay8680 2 ปีที่แล้ว +1

    ዞም ትጻረፉ ዘለኹም ትሓፍሩ ዶ ልዕሌና ደቂ ኣስመራ ክትመስሉ ትደልዩ ሓቂ እዩ ትርዛሪቡ ንሕና ኢና ኣግዲዕናዮም ካብ ሎሚ ምስ ህዝብና ይኣክል ህግደፋዊ ኣታሓሳስባ ጥልያናዊ ኣታሓሳስባ ኪሮስ ተባዕ መንእሰይ ካብ ኣስመራ ሙልእ ንስኻ ጅግና ተረኺብካ

  • @tesfomgebreyesus980
    @tesfomgebreyesus980 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሐቂ ኪሮስ አምበሳ ንቅድሚት ጥራሕ በል አብ ጎንካ አሎና

  • @wedigash5236
    @wedigash5236 2 ปีที่แล้ว

    ደቓሉ

  • @dctv8334
    @dctv8334 2 ปีที่แล้ว +36

    My best and My Hero kiros asfaha the one who reflect our really eritrean life ❤️ ♥️ 💙 you are standing always with your people ❤️ 💙 ♥️ 💗 💜