ህጹጽ ሓበሬታ ንዓመታ ኢሰያስ ኣፈወርቒ የለን ህዝቢ ኤርትራ ዓድኻ ክትኣቱ ተዳሎ ነቢ ኣቤል //Eritrean

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ค. 2023
  • ህጹጽ ሓበሬታ ንዓመታ ኢሰያስ ኣፈወርቒ የለን ህዝቢ ኤርትራ ተዳሎ ይብል ኣሎ ነቢ ኣቤል //Eritrean
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 867

  • @solomonhabtemichael2398
    @solomonhabtemichael2398 ปีที่แล้ว +45

    2024 ምስ በጽሐ ብ ናይ ኢትዮጵያ ኣቆጻጽራ ኢየ ከምኡ ኢለኩም ክብለና ኢዩ....ፕራንክ ክገብረና ኢዩ ታይ ግድኻ

  • @mussiekbreab1534
    @mussiekbreab1534 ปีที่แล้ว +63

    እቲ እግዚብሄር ዝብሎ እየ ዝፍጸም ዘሎ ቡዛሓት ሓሰውቲ ነብያት ከመጹ እዮም ❤❤❤

    • @letebrhanmogos6941
      @letebrhanmogos6941 ปีที่แล้ว +1

      Hsad kdmihu ygberka

    • @senaytesfaldet9404
      @senaytesfaldet9404 ปีที่แล้ว

      Yaa hawey nesh nesh yegeded nezom waga zeybelom bente nabzi zemxeom,,,, gen yehzneni abzi geze mehlawna

    • @ebenezer3755
      @ebenezer3755 ปีที่แล้ว

      hahaha nesh nesh shikore ashikana mexhaf kdus kea anbib eka habibi nsu eu zelalem hiwot zelewo

    • @samiwedikeshi2694
      @samiwedikeshi2694 ปีที่แล้ว

      Nay bahqi hasewti nebiyat kimexu iyu niryo dima alena tetenqequ orthodox yehwatey

    • @edueduna4508
      @edueduna4508 ปีที่แล้ว

      ​@@letebrhanmogos6941 Amennnnnnnnn

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +48

    ኣይ እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ኣነ ዘሕዝነኒ ሲ እዞም ኣሜን ዝብሉ ጥራይ እዩ 😥
    ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና 🙏

    • @Magmatic23246
      @Magmatic23246 ปีที่แล้ว +1

      ስቅ ኢልኪ ኣሜን በሊ 😂

    • @user-ds1bt1of4g
      @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +3

      @@Magmatic23246 ባች ስራሕ ስኢነ ንዐኦም እካ ኣክፍእሎም 😀

    • @user-jz9ti8dm9s
      @user-jz9ti8dm9s ปีที่แล้ว

      ​@@Magmatic23246 😂😂😂

    • @georgehagos1985
      @georgehagos1985 7 หลายเดือนก่อน

      እንታይ እማ እነሄዎ ኣሜን ለይንብለሉ፡ሂዚከ እንታይ ክንደግም። ብስሩግዛዕ ልኾነ ግዜ።
      @@user-jz9ti8dm9s

  • @elsag2834
    @elsag2834 ปีที่แล้ว +4

    ቃል አምልክ ንምራሕትኩም ፀልዩ እዩ ዝብል :: ስለ ህዝብካ ፀልይ ::

  • @loveistrue8224
    @loveistrue8224 ปีที่แล้ว +5

    እናሳሓቅካ ትንቢት ኣበይ ርኢና!

  • @desaleberhe5842
    @desaleberhe5842 ปีที่แล้ว +27

    እዋይ ዘይውዳእ ጽውጽዋይ ናይቶም ኮፍ ኢሎም ኣሜን ዝብሉ ዘለዉከኣምበር ይገርመካ

    • @luwamteklom5507
      @luwamteklom5507 ปีที่แล้ว +2

      😂😂😂 ygermeka yu

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk kulom resa eyom aythazelom. Mdre mehaym

    • @samriguggalmekele1270
      @samriguggalmekele1270 ปีที่แล้ว

      ኣነወላእዩ ዝገርመኒ ኣሜን ጥራሕ መሕረት የውርደልና 🤲

    • @stahayyebeyo3451
      @stahayyebeyo3451 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkkkk Nice movie

  • @wintameahri-sv2ny
    @wintameahri-sv2ny ปีที่แล้ว +4

    ኣዚ ኣምላክ ዝብሎ ዘሎ እዩ ዝፍጸም ዘሎ።ኣነ ኣምላክ እየ አና በሉ ሓሰዉቲ ነብያት ክመጹ እዮም ልክዕ መጺኣ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና

  • @elsag2834
    @elsag2834 ปีที่แล้ว +7

    ስለ ህዝብካ ፀልይ እየሱስ አብ አፍደገ እዩ ዘሎ እየሱስ ክመፅእ እዩ::

  • @user-xx8ej8yd1b
    @user-xx8ej8yd1b ปีที่แล้ว +9

    😂😂😂”ዘይወግሕ መሲልዋስ ኣብ ቦኽራ ትሓርእ ይብሉ" 2024 ንዓመታ እያ ንርኢ። ናቱ ዘይኮነስ ናይቶም ዝስዕብዎ እዩ ዝገርመኒ።

    • @edueduna4508
      @edueduna4508 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂 kef zelewa msla nsu ba 2024 ayreeyan ykewn

  • @beletse3
    @beletse3 ปีที่แล้ว +3

    ቆልዑ ንጻወትሉ ኣለዉ ነዚ ህዝቢ 😢😢

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 ปีที่แล้ว +2

    አይትድከሙ ቃል አምላክ አሎና ሕጅን መጻእን ዝዛረብ ናይ ማንም አፍ አየድለየናን።

  • @natsenetsemere1769
    @natsenetsemere1769 ปีที่แล้ว +1

    እታ ማዓልቲ እቲእ ብዘይካ እግዜኣቤሔር ኣብ ወላ ሓደ እኻ ኣይፈልጣን እዮ ይብል መጸሓፍ ተዋህዶ

  • @nigstaradom8368
    @nigstaradom8368 ปีที่แล้ว +4

    አቤት ማህረና ክርስቶስ ተሀቂ ሀይማኖትኩም ክትፈልጡ እግዚአብሔር አይነ ልቦናኩን ያብራልኩም የሀዋተይ ኤርትራዊያን በሀይማኖት ብኩሉ ተዋሪድና እግዚአብሔር ተፃአሉና ይቅር ይበለና ይማህረና ናይ ቀደም አቦታተይ ኔሮም ብእምነቶም ዝፀእኑ ጀጋኑ ናህጂ ወለዶ ተዋሪድና ብኩሉ አቤት ናይ ሰራዊት ጌታ አምላክ ይቅር በለን ማረን 😭😭

    • @rahelyohannes8622
      @rahelyohannes8622 2 หลายเดือนก่อน

      Bhaqi nmen kezaemn eko tesrgirna. Oh my God very bed zemen!

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander7126 3 หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላኽ ኣቦይ እንታይ ከም ዝገብሩ ኣይፈልጡን እዩም እሞ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምቶም😢።

  • @user-lh5wo1qe7c
    @user-lh5wo1qe7c 2 หลายเดือนก่อน

    ደሓን እዛ ዓመት እኮ ገና እያ ዘላ እግዝኣቢሔር ይከኣሎ እዩ ❤

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 2 หลายเดือนก่อน

    Abet Egziabiher amilakey zgebiribiwo aye felitun eyom emo yikire giberelom

  • @tseheyneshfaniel9066
    @tseheyneshfaniel9066 8 หลายเดือนก่อน

    Amen amen
    2ይ ዜና መዋእል 20
    20፤ ንጽባሒቱ ኸኣ ኣንጊሆም ተንሲኦም፡ ናብቲ በረኻ ተቆዓ ወጹ። ኪወጹ ኸለዉ ድማ፡ ዮሳፋጥ ደው ኢሉ በሎም፡ ኣቱም ይሁዳን ኣብ የሩሳሌም እትነብሩን፡ ስምዑኒ፡ ብእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እመኑ እሞ ጽኑዓት ክትኰኑ ኢኹም፡ ብነብያቱውን እመኑ እሞ ኪቐንዓኩም እዩ።

  • @Tiktokmezmurchristian
    @Tiktokmezmurchristian ปีที่แล้ว +4

    1:24 1ይ ዮሃንስ 4-1: ኣቱም ፍቁራተይ፡ ብዙሓት ነብያት ሓሶት ናብ ዓለም ወጺኦም አለዉ እሞ፡ እቶም መናፍስቲ ኻብ ኣምላኽ እንተ ዀይኖም መርምሩ እምበር፡ ንመንፈስ ዘበለ ዅሉ ኣይትእመንዎ።

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit ปีที่แล้ว +1

    Adna nafikena alna kulatna Eritrean amelak aboy sedetna ahserelina amen

  • @tesfaldethaile6709
    @tesfaldethaile6709 ปีที่แล้ว +2

    ብስም ኢዮሱስ ክርስቶስ ንግዛብሄር ንግደፈሉ

  • @bereketqatro
    @bereketqatro ปีที่แล้ว +2

    ናይ ጽሉላት ጸሎት😢

  • @gfgfddyfd-xk1kj
    @gfgfddyfd-xk1kj ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር ይግቦሮ

  • @helenberaki8940
    @helenberaki8940 ปีที่แล้ว +2

    ቅድሚኡ ዝርግሕ በል እቶም ኣሜን ዝብሉ ከኣ ዘርኢ መርገም

  • @bsratgalkesi2507
    @bsratgalkesi2507 ปีที่แล้ว +1

    በስመ ስላሴ ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና
    ወንጌል ማቴዎስ 7=15
    ካብ ነብያት ሓሶት ተጠንቀቑ ውሽጦም ዚምንጥሉ ተዃሉ ኽነሶምሲ፡ ክዳን ኣባጊዕ ተኸዲኖም እዮም ዚመጽኹም። ኹላ ተተንብቡዎ ለ ተመራጺ ነይሩ ስለ ቃሉ ይኽብር ይመስገንጰ

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h ปีที่แล้ว +8

    እግዚኦ ሃለውለው ዝኾነ ዘረባ😢😢

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +5

    ነሹ ግን እንታይ እዩ ዘስሕቀካ ዘሎ😂
    ሃገር ከይተፈወሰ ሰብ ክፍወስ ኣይክእልን፡ ሃገር ከይተለወጠ ሰብ ክልወጥ ኣይክእልን ያ😳ሃገር እንታይ ድያ? ንሃገር ከ መን ድዩ ዝልውጣ?🤦
    ልዕሊ ኩሉ ዘሕዝነካ ግን ማዕረ ክንድዚ ዝኣክል መንእሰይ ነዚ ዘይረብሕ ዘረባ ከመይ ተመሲጡ ይሰምዖ ኣሎን ከመይ ኣሚኑ ኣሜን ይብል ኣሎን ክትሪእ ከለካ 'ዩ😕
    ኣምላክ ኣይኮነን ንብዓል እዚ ነቶም ንዓለም ገዲፎም ኣብ ገዳማት ዝሰፍሩ ኣቦታት 'ውን ብቀሊሉ ዝረአ ኣይኮነን። እና ሓቁ ዶ ይኮን ኢልና ክንጠራጠ 'ውን የብልናን።

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ለባመይ

    • @AwetTsegay-gr2lx
      @AwetTsegay-gr2lx ปีที่แล้ว

      😂ዘገርም አዩ " ሰብ ምስ ተለወጥ ምስ ተማሃረ ምስ ዝነቕሕ አዩ ሃገረ ዝልወጥ " ናይ ዝኦሞ ዘይውኣዳ ጽንጽዋይ አዩ

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 ปีที่แล้ว +1

    ኣማኒ ጴንጠ ኣይኮንኩን ግን ንስርዓት ህግደፍን ባራዩታቱን ዝቕይር ሰናይ ምንዮት ክሳብ ዝኾነ ዋላ ኣነ ኣሜን ኢለ ኣለኹ😊✌🏽
    ብእምነቶም ንፍትሒ ህዝብና ምስ ዝጽልዩ ዝጎድኣኒ ክሳብ ዘይኮነ ስለ ወጽዓ ህዝቢ ሓቂ ምዝራብ ክቕጽሉ ጥራይ እየ ዝጽውዖም::
    ብሰለማዊ መንገድን ብስልጣነን ኣብ ድላዮም ይእመኑ ብዙሕ ከም ኣሉታዊ ክግለጹ ኣይግባእን::
    እዚኦም ብ10 ዕጽፊ ካብቶም መጠምጠምያ ተሸኪሞምን መስቀል ሒዞምን ንስርዓት ህግደፍ ዘምልኹን ኣብ ጥፍኣት ንጹሃን ህዝቦም ዝዕንድሩ ካብቶም ግዙኣት ባራዩ ህግደፍ ይበልጹ::

  • @merhawiandemichael8642
    @merhawiandemichael8642 ปีที่แล้ว

    Tkkl txawetlom aleka. Nhna Kab nay European amlak nay Africa amlak yhsena

  • @MahariGedeMahari
    @MahariGedeMahari 4 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ዝበሎ ይፍጸም ኣሎ ሓሰውቲ ነቢያት ክመጹዮም ዝበሎ

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ግን ዝገርመኒሲ ንሱስ ስይጣን ይጫውትልሎዋ ኣብኡ ዝለው ህዝቢ ኣሜን ዝብለው ሳኣን መፅሓፍ ቅድስ መንባብ ጠፍእለው እየሱስ ክርስቶስ እውን ነግርና እዩ ብስመይ ብዝሑ ሰብ ክታልሉ እዮም እልና እዩ ነብያት እና ላብሉ ክምፁ እዮሞ እና ኣብ እምነትና ንፅናዕ ተዋህዶ ኣሕዋተይ

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ኣብራክካ ትሰበር ኣታ ከመይ ዝበሉ ድፉናት ልቢ እዮም እቲ ዝገደደ እቶም አሜን ዝብሉ ክሳብ ክንድዚ እንታይ እዩ ኣእምሮኦም ዝደፈኖ
    አምላከይ መወዳእታይ ኣጸብቀለይ መፈጸምታ ትምቢት ካብ ምኳን ሰውረኒ😢😢

  • @sarad925
    @sarad925 ปีที่แล้ว +1

    ንርእይ መዓልትን ከልብን ከይፀዋከዮ ይመፅእ

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 ปีที่แล้ว +2

    ደፋር ፓስተር ነሹ ኻኣ የቐንየልና ኣስሒቕካና ቡኡነት😂❤

  • @elsag2834
    @elsag2834 ปีที่แล้ว

    አነ ድማ ፀሎተይ መራሕየይ ጎይታ ክረክብ ፀሎተይ እዩ ስለ ህዝበይ ድማ ይዒንቲ ልቦንኦም ክበርህ ድሌተይ እዩ ::

  • @user-qf7yg3xk7y
    @user-qf7yg3xk7y 3 หลายเดือนก่อน

    እንዬ ክርስትያን ነኝ ሆኖም ግን እነዚህ ነብይ ነኝ የሚሉ ሰዎች በስሜት ነዉ የሚነዱት አንዱም እንዲህ ብሎ ነበር እግ/ሔር ለኢትዩጵያ የራስዋን ወደብ ይሰጣታል ይህ ካልሆነ አንዬ እንዬ ነብይ አይደለሁም ሲል ሰምቻለሁ ።እስኪ ሁሉንም በትግስት እናያለን ።

  • @abibabraham3614
    @abibabraham3614 ปีที่แล้ว

    ኤህ እቶም ዝስዕብዎ ኣሜን ዝብልዎ እዪ ዝገርመኒ ደቂ ዓጋመ

  • @msgnaeyob224
    @msgnaeyob224 ปีที่แล้ว

    አግዚኣቤር ከማን ንህና ኢና ዝብሉ ሃሰውቲ ጃሱሳት ክፍተሩ አዮም ይብል አዮም ንህና ነኣምላክ ነኣምን ነቲ ብደም ንጹሃት ዝመጸት ናጽነት አና ኣቢዒልና ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ አዩ ዝብል ኣምላክ ጶሎቲካ ኣየገድሰካን አዩ ቃል ኣምላክ ኣይተራክስ ዛርከይ

  • @merhawittedros394
    @merhawittedros394 11 หลายเดือนก่อน

    Ezi dea abotatna ane qdmi seleste 3 babotatna naygedam tnbiti tezaribom neyrommm iyu ytsibeya aleku kbri nEgziabhir wedi Dngl Maryam🥰🥰🥰

  • @samriguggalmekele1270
    @samriguggalmekele1270 ปีที่แล้ว +3

    ነሹ ዓይነይ asli 😘ንኹሉ ኣምላኽ ይኣኽለኩም ይበለና ናይዝኦምስ ሃልውለው እዩ ኣሜን ይብሉ ከኣ ዋይ 😂😂😂

  • @aminegirmatsion1870
    @aminegirmatsion1870 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን

  • @maharigebrehiwet1810
    @maharigebrehiwet1810 ปีที่แล้ว +2

    ሰላመ ክርስቶስ ምሳኹም ይኹን የሕዋት ንዘይትኣምነሉ ኣሜንንን ኣይንብልን ኢና እዚ ብግምት ዝዛረብ ምስ ነብያት ዘይኮነ እዚ ዘመን ምስትውዓል ዘድልዮ ዘመን እዩ"ካብ ነብያት ሓሶት ተጠንቐቁ ውሽጦም ዝምንጥሉ ተዃሉ ክንሶም ሲ ክዳን ኣባጊዕ ተኸዲኖም እዮም ዝመጽኹም ብፍሬኦም ከተለልይዎም ኢኹም"ማቴ7፡15-16"ኢየሱስ መሊሱ በሎም ሓደ እኳ ከየስሕተኩም ተጠንቀቁ''''''''ብዙሓት ሓሶት ነብያት ክትንስኡ ንብዙሓት ውን ከስሕቱ እዮም"ማቴ24፡4-11"ኣብ ዳሕራይ ዘመናት ግና ገሊኦም እምነቶም ክሒዶም ንመናፍስቲ ስሕተት ንምህሮ ኣጋንትታትን ከም ዝስዕቡ እቲ መንፈስ ብግሁድ ይብል ኣሎ"1ይጢሞ4፡1እዚ ሕማም ካብ ምዕራባውያን ናብ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ሕጂ ከኣ ኤርትራውያን ከኣ መጺና በጃኹም በጃኩም መጻወቲ ሰይጣንን እዞም ቆልዑን ኣይንኹም እዚ ዘመን ጽሑፍ ትንቡቱ ዝፍጸሞ እዩ ኣብ እምነትና የጽንዕና ካብ ክሕደት ሃይማኖት ካብ ምልዋጥ ሃይማኖት የድሕነና"እቲ ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ ግና ክድሕን እዩ"ማቴ24፡13

    • @edumt2039
      @edumt2039 ปีที่แล้ว

      Lomi eko ezi eu zebilie endabelu eyom ziatwiwo zelewu eti denkoro hizbi gin ytefie kemzelo ayridion delo mebzahtiu habesha risk keydu eu. Ab kindi sirah kiendka genzeb temitsie Abu tealika genzeb zimitsie zimeslom eyom Abu teakibom zelewu yehwat kidu sirhu egziabihier zeyserih wey hikuy ayblaie eu elukum.

  • @saramisgana7775
    @saramisgana7775 ปีที่แล้ว +3

    በጃኻትኹም ቃል አምላኽ በዘይ ምስልቻወ አንብቡ ። ኸይኸብደኹም ካብዮሐንስ ወንጌል ጀሚርኹም አንብቡ ።እግዚአብሔር ካብ ሐሰውቲ ነቢያት የድህንኹም ። እዚ ኽብል ኸለኹ ሐቀኛ ነቢያት የለውን ማለተይ አይኾነን ። ኻብ ኸምዚ አይነት ወዲ ተጠንቀቁ ተጠበቁ

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN ,,,,AMEN haleluya Thank you Abel 2024 no more Dictator

  • @user-li3vh2dd6g
    @user-li3vh2dd6g ปีที่แล้ว

    አምላክ መጻወቲ ናይዞም ፍልጠቶም አብ ፈሶም
    ትምኒት አብ መጽሓፍ ቁድስ ተጻሕፍ አሎ ሰጋብ መጨረሻ ዓለም ትምኒት
    ሓሶት ጸወታ ትምኒት

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 ปีที่แล้ว +1

    ክንደይ ዓቐብ ዘይጠረትና በለት ኣድጊ። ቅድሚ ሕጂ ክንደይ ትንቢት ዘይሰማዕና!

  • @MrGezai
    @MrGezai ปีที่แล้ว +1

    ንዓኻ ዝነግር መንፈስ ቅዱስ የለን መጻወቲ ጌርኩሞ

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ጣጣ ታይ ዝበለ ጉድ ኢናባ ረኪብና መናፍቃን ለሁላችሁም ልቦና ይሰጣችሁ በጣም ነው እምታሳዝኑ የ666 የሰይጣን አምላኪዎች ናቹ😢

    • @TekleBrhane
      @TekleBrhane ปีที่แล้ว

      ናትካ ዘይትገብር ናይ ህንድ ስእሊ ማርያም ኢልካ ክትሰግድ እንዳወዓልካስ ናይ ካልኦት ትዛረብ

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 ปีที่แล้ว +11

    _ኣነ ዝገርመን እት አሜን ዝብሎ ህዝብስ መንእሰይ ጥራሕ ኹሉ😢ናለም ዘበን ዓመትስ ሓንቲ ወርሕ ያኣ ንርእይ በለት ዕዉርት😅 ኦ ማይ ጋድ ዶበለት ትሓሽ😂😂😂_

  • @AB-nm4hj
    @AB-nm4hj 2 หลายเดือนก่อน

    ብመርዚ መርገም ዝተባዕጠ እኩብ ትንፋስ ዘለዎ ህዝቢ ቅሩብ ቅራቦ መሕሰቢኡ ዝተደፍነ ልዕሊ ሞት ሞት ሓጥያት ትምነየሉ።
    ኣሜን ከኣ ይብሉ
    በዚ ውዳቅ ግዳም ሓደር ዝነበረ ሰብ ንሓጥያት ተኣኪቡ ክኣትዋስ ብልቢ ትሓዝን።

  • @user-qf7yg3xk7y
    @user-qf7yg3xk7y 3 หลายเดือนก่อน

    ብሽም አምላኽ አይትሸቅጡ ።ጽሩይ ወንጌል ስበክ በጃኻ ።ንፈጣሪ ፍራህ ።

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx ปีที่แล้ว +6

    ነሹ እዚ ወዲ ንጻወት ኢና ዘለና እንዳበለ ይጻወተሎም ኣሎ😢😢😢

  • @natsnetkibrom7606
    @natsnetkibrom7606 ปีที่แล้ว +1

    Ewayy yahwatey marey nab lbkume ymlaskume 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @RuthWeldeyohannes
    @RuthWeldeyohannes ปีที่แล้ว +3

    Kab iseyas zgedede ente mexekum entay ktgebru ikum temesgen nbel

  • @user-lw9qy3ih2x
    @user-lw9qy3ih2x ปีที่แล้ว

    Meafqnet ate metka Eritrea aytetwa eika Ata hasawit wahid ati z germeni sebekay n zkone seb kimewt ayfeqdn eiyu hatan Seba ab qdmi egziabiher kubur eiyu Ata haswi wahid nska zey twewt Ata wedi fara 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 ปีที่แล้ว

    Keme afka yegbrlna Amen 🙏🙏

  • @helengebre-me5tk
    @helengebre-me5tk 2 หลายเดือนก่อน

    Amen. Ywedalna eske

  • @user-zu1zc3dq9q
    @user-zu1zc3dq9q 5 หลายเดือนก่อน

    Kemey afka kelbi zeysenelu
    ኣቱም ህዝቢ ንጸሊ ሓሰውቲ ነቢያት የመጹ ኣሎው 😢😢😢😢

  • @user-vd3ze6xu8i
    @user-vd3ze6xu8i ปีที่แล้ว

    Amen yeķunala

  • @merhawimera6579
    @merhawimera6579 ปีที่แล้ว +8

    ነሹ ሓወይ 😂 ላይክ ክገብር ሓስበስ ፈሪሕ ከምዚ ንዕኡ በዘረብኡ ተደኒቀ ዝገብረሉ ዘለኹ ይስምዓን ሎ😂

  • @michealkubrom7799
    @michealkubrom7799 ปีที่แล้ว +6

    አዚ ፔንጠ ተዛሪቡ ኢልካ ኢኻ ያ ኣነ ኽኣ ክወርድ አየ ዝበለ ባዕሉ መሲልኒ ኔሩ😂😂

  • @teshemetekle7274
    @teshemetekle7274 ปีที่แล้ว +1

    ዘዝሓለሙ ክንኣምን ኣይኮናን:ኣጋጣምታት ግን ኣሎ:ግምታትውን ኣሎ።ካልእ ግን ውጹእ ሓሶት ኢዩ። ኤርትራ ግን ሓደ መዓልቲ ክትቅየር ኢያ።

  • @holbrook-ul9cf
    @holbrook-ul9cf ปีที่แล้ว +1

    Mark 13 (ትግ) - ማርቆስ
    22: ናይ ሓሶት ክርስቶሳትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪትንስኡ እዮም እሞ፡ እንተ ተኻእሎምሲ፡ ነቶም ሕሩያትውን ኬስሕቱ፡ ትእምርትን ተኣምራትን ኪገብሩ እዮም።

  • @SilvanaAbrham
    @SilvanaAbrham 8 หลายเดือนก่อน

    Amen ylewet 🙏🙏🙏🙏

  • @yohanamehari3727
    @yohanamehari3727 ปีที่แล้ว

    Eziii ጻጸ ይብሃል ኣብ ገዝውትና ምሕጎል ነሩ ሕጂ ከኣ ፕሮፌሽናል ምሕጎል ኮይኑ

  • @user-rh5uj4vb7r
    @user-rh5uj4vb7r ปีที่แล้ว

    ቃል ኢግዛቢሀር ኣይተለፊሊፍ ወያል

  • @dawitberhane1233
    @dawitberhane1233 ปีที่แล้ว

    ለውጥን ምዕባለን ብልጽግናን ዝጸልእ ዘሎ ኣይመስለንን፡፡ የግዳስ ሰባት ክሳብ መዓስ ኢዮም፡ኣብክንዲ ኣብ ቁምነገር፡ ኣብ ድራማታት ዘምልኹ?

  • @rutamebrahtu7343
    @rutamebrahtu7343 ปีที่แล้ว

    Yes Amen Elelelelele amlke ybareke nay kahsa ametna eue

  • @veronicakidanemariam6406
    @veronicakidanemariam6406 ปีที่แล้ว

    Egziabher ybarka ygberelna Eseyasn sabtun yakl.

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 ปีที่แล้ว

      kondaf ogame werdetega hasad anchwa kelele tedeliyuom yizengoki ati kondaf ogame werdetega!!!

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 ปีที่แล้ว

    Gna eyom Amien zblu zelewu eyu zgermeni 💔🙏

  • @user-zd3vn1wf7s
    @user-zd3vn1wf7s 2 หลายเดือนก่อน

    2024 አብኤርትራ ሐዲሽ ነገር ይፍጠር ኢዩ ተባሂሉ ተጠራጣራይ ኢየ ብሐባር ንርአይ ተዘይኮይኑ ህዝቢ ምትላል ኢዩ ምኽንያቱ ብዙሐት ገጢም ሞምኒ አነ አይአምንን ኢየ ሐፍተይ ገስት ሃውስ ክአትው ክልተ ግዜ አትየ ሽግርኩም ጸሐፉ ተባሂልና አብ ዝተወሀበኒ መደቀሲ መተርአስ አቐሚጠዮ መጨረሻ መውጹእየይ መዓልቲ እቲነቢይ ዝጸሐፍኩወን ነጊርኒ አሜን ኢለ ተሐጉሰ ካልአይ ግዜ እተው ኢላትኒ አትየ ክአትዉ ከለኹ መእተዊ ነፍ ወከፈን 5000 ብአጠቓላሊ 10000 ሺህ ተኸፊሉ ኢዩ 2ይ ጊዜም ለውጢ አይነበሮን ጸሐፉ ተባሂልና አይጸሐፍኩን ዓርከይ ሓሳዊ ኢዩ አይትጵሐፍ ኢሉኒ ሽዑዑ ትፈልጦ ጸሐፍ ምስበለ ትምህርቲ መጹሐፍ ቅዱስ ኢሉ አደራሽ አኪቡ ዝጸሐፍካዮ ይቐድሕዎ ንዑዑ ይደግመልካ ኢሉኒ ሽዑ ሀጠው ቀጠው ኢዩ ዝብለልካ ኢሉኒ ናብኡቀሪበ ንሐፍተይ ከይደ ጉንብሕ በል ኢሉ ካንሰር አለካ ተዘይትመጽእ ውሑድ መዓልቲዩ ተሪፍካ ኔሩ ኢልኒ ኩሊት ጸጸር ኔሩካ ተሰባበረ ተፈወስክኢሉኒዘይቲ አብርእሰይአፍሲሱ ስለ አብወጻእ ዘላ ኩስቶ ሐፍተይከ ኢለዮ አነ ወዲ ሱሳ ኢየ መጀመሪያ ብዝጸሐፍኩዎ ምዕባየይ ሙዃና ኢዩ ተዛሪቡ አብ ካልአይቲ ግዜ ምንአስ ምንአስ ምንአስካ አብሞንጎኹም አርባዕ ሐሙሽቅ ቆልዑት አለው ኢልኒ ከባድ ናልቢ ሕመም ኔርዋ ተፈዊሳ ኢሉኒ ብውሽጠይ እንዳሐረቕኩ ደገመለይ ንዓኻ መኪና ናይጽዕነት ክትሰደልካ ኢያ ንዓዓ ገዛ ክትሰርሐላ ገንዘብ ክትሰደልካ ኢያ ምስበለኒ እንዳሐረቕኩ አሜን ኢለዮ ወየ ሐፍተይ ተጠሪዛ መጺአንዓይ ምዕባየይ ኢያ ኩሉ ሕሶት ኮይኑ ገዛ አቲየ ደዊለላ ስምዒ ተሐጉ ኢለያ ብምንታይ ኢላትኒ ገዛክትሰርሒ ንዓይ ናይጽዕነት መኪና ክትገዝኢ ተንቢለይ ዘይኮነ ጠንልለይ ኢለያ ሐቂ እንዶ ኢላትኒ ከምዛ ዝበለኒ ሕማምም ኩሉ ነጊረያ ገንዘብ እሰደሉኮየ ኢላትኒ ሕርር ኢለ በሊ መኪና ትሰዲ ተኾንኪ ገልባጢት ግበርያ ኢለ አብእዝና ዓጼላ ድሕሪኡ አብናቱ ወይቭሳይት ገንዘብ ካብ ኹስት ሐፍተይ ትቕበል አብመድረኽ ከለኻ ክምንለካ ኢየ ክገብሮ ኸአየ ኢለዮ እብለኩም

  • @esseyassolomunmebrhatu3682
    @esseyassolomunmebrhatu3682 ปีที่แล้ว

    abat alagax Bhaki egzabher baynu mhretu ytemtena

  • @tsegagmedhn8377
    @tsegagmedhn8377 ปีที่แล้ว

    Amen ygibero

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash3289 ปีที่แล้ว

    Iwayyy mergem nay gexom iyom zikedu zelewu O goyta zibliwo ayfeltun iyom imo yikre giberom kabhasewti nebiat yedhnena 🙏🙏🙏😭😭

  • @amanmelake1316
    @amanmelake1316 ปีที่แล้ว

    Welcome

  • @tibezerai5571
    @tibezerai5571 ปีที่แล้ว

    🙏🙏💓💓💕💕💪💪💪

  • @mehariwelder7293
    @mehariwelder7293 ปีที่แล้ว

    Aye Namen ikum ketestemhru ertrawi ko belihyu tnkolatat ayamnnyu seytawnti abjahaneb kenetwekum inna dekalu🇪🇷💪🇪🇹🇪🇷💪🇪🇹🇪🇷💪

  • @yonwdikahse6125
    @yonwdikahse6125 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ እዚ ህዝብናስ ኣኪልዎ ድዩ ከምዚ ከም ሃመማ ኣብ ዝኮነ ክዓስል

  • @fessehaberhe3236
    @fessehaberhe3236 ปีที่แล้ว

    Thznenu kolu ktsawtlkum emo amen tblu mot Eseyas tenbiyulkum si haki aminkum tehznu

  • @letengustesfamichael7043
    @letengustesfamichael7043 ปีที่แล้ว

    Tsuk bel leba Amlak Kemal I’m aykonen leba medenageri

  • @Tig-Tube
    @Tig-Tube ปีที่แล้ว

    ንዕኡ ክንጽልየሉ ንዓመታ ክጸንሕ።ዝገርመኒ ግን ኩላና ተወጺዕና ከለና ባዓልና ካብ ንገብሮ ብጥንቆላ ንጽበን።ዝከፍአ ከኣ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ገበነኛ ኣሪጉ ክመውት ንጽበ።ዘሐዝን ህዝቢ

  • @tsigehailu1622
    @tsigehailu1622 ปีที่แล้ว

    ክምንፋሳ ንዝጨካን ክብርሮ ንህዝብ አርትራ ጸሐይ ክብርሐሉ ደኮይኑ ብኣምላኽ ክዳነቃላ ክምቲ ናይቅድም ሕጂ የብርሐሉ

  • @fevenabraha7828
    @fevenabraha7828 11 หลายเดือนก่อน

    ጽልኢ እንዳ ዘራእካስ ተነሳሕ ነቢ እየ በሃሊ ሃገር መን ድዬ እቲ ህዝቢ ዶ አይኮነን ከምዚ ነብያት አይበሉ ዋላ ሐዋርያት ምስኪናይ ህዝቢ አሜን ከአ ይብሉ ቃል አምላክ ምሃር ንስካ ልኡክ ናይ ሸይጣን ኢካ

  • @HenokAfewerki-iz8db
    @HenokAfewerki-iz8db ปีที่แล้ว

    ኩሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝመደቦ እምበር ሰብ ዝበሎ ኣይከውንዩ ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኩም ከፊቱ ይምለሰኩም ምሕረት የውርደልና ሃይማኖት መጻወቲ ኮይኑ ከምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝብሉ ሓሰውቲ ነብያት ክወጽዩም ዝብሎ ከይኮነ ኣይተርፍንዩ

  • @user-by2ee2js3u
    @user-by2ee2js3u 10 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢mehrt yewrdelke fteri

  • @makdaaman1147
    @makdaaman1147 ปีที่แล้ว

    እንታይ ጌርና ኪንጸልኦ ንጸላኢኹም ኣፍቅሩ እንዳበለና ንመራሕና ባዕሉ ደይኮነን ኣምላኽ ነገስታት ዝሸይም ኣምላኽ ክወስዶ ይክእል ኢዩ ዕድመ ጸግቡ ኢዩ ዝነብር የለን እንተእቲ ንኤርትራ ዝመጸ ጽቡቅ ኢዩ ኣምላኽ ይዛረብ ኢዩ ካብቶም ሓቀኛታት ነቢያት እንተኮይኑ ዝበሎ ክፍጸም ኢዪ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk ปีที่แล้ว +1

    ኣ ኣምላክይ ኣቦይ ልበነእም አብራሀሎም እምብር እንታይ ክባሃል ከይኑ በቃ ኣሜን ኣሜን ከይኒ ስረሐም አብይ ይቅረ በለልና😢

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkkkkk እዋይ ዝቢ ዝረኽቦ መጻወቲ ኮኒ

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 ปีที่แล้ว

    ነሹ እዚ እቲኣብቲ ዳሕረዋይ ዘመን ዝመጽእ ርኹስ መንፈስ ኣሎ ካብኡ ተጠንቀቑን ርሐቑን ዝተባህለሉ ብጽሑፍ እዩ

  • @fevenabraha7828
    @fevenabraha7828 11 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ናብ ያሁዋ እምበር ናብ ሰብ አይንውከልን ኢና ጥዑይ መንፈስ እንተዝህልወካ ስለ ኩሎም መራሕቲ ዓለም ምጸለካ ተሕዝኑ

  • @the_family1
    @the_family1 ปีที่แล้ว

    Kulu seb Amen ybell 2024 eseyas zektmelu Ameteyu.

  • @yoelmengstab6397
    @yoelmengstab6397 ปีที่แล้ว

    ን ነብያት ጦንቆልቲ ዝብል ትንቢት ኣይቅበልን እየ ዝብል ኣማኒ የለን ፍሽ ቡሩኽ

  • @anfura3124
    @anfura3124 ปีที่แล้ว

    Neshnesh temesitka goyta ybarikika

  • @ngstigebretnsaie5491
    @ngstigebretnsaie5491 ปีที่แล้ว

    Eyom hasewti nebyatn mesihatn klaelu eyom zbelom mexhaf qudus nska jemerka meneseyat ketetfe deqey haymanotkum axneu

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348 ปีที่แล้ว +2

    አርትራ ብኢሰያስ ጥራይ ዲያ ትምራሕ ዘላ ኣየ ንስኩም ዓንጃላት ከይለበምኩም ኣሪኩም ክክክ

  • @zizaid6485
    @zizaid6485 ปีที่แล้ว +3

    እዚኣ ሲ ወላ እነ ኣመን ክበልካ ኢየ 😂😂😂2024 እንሻላህ ዓድና ንምለሰሉ ይግበረልና❤❤❤❤

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂 ሰናይ ምንዮት ስለዝኾነ ኣነ ውን ብውሽጠይ ኣሜንንን ክብል ጸኒሐ እየ::

  • @kokobdebesom2660
    @kokobdebesom2660 ปีที่แล้ว

    Way ahwatey entay u weriduna yqre belelna amlak aboy eziom dea mesakin nguho zbelueiwo qursi ente zhtetu keman amen mbelu nerom ytref nay 2024 kneguruna eti zfelt hade amlak eyu ayngage ahwatey

  • @merhawikahssai5092
    @merhawikahssai5092 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-wq7oy9is5y
    @user-wq7oy9is5y ปีที่แล้ว

    Alxamdulillah nehna bezokone seb zedanagera haymanot yaybelnan

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 ปีที่แล้ว

    Hager keytelewete seb klwet aykeln u tibl mejaka eileka nisom kea amen yblu suk eilom
    Seb atehasasbu mis tekeyere u hager zkyer ageb aslewilu

  • @kebron1032
    @kebron1032 ปีที่แล้ว +1

    ዋእ ኣታ ነሹ እንታይ ድኣ። ፖለቲካ ዳ ምሃሮም ኣሜን ይብሉ

  • @alemabirhanegebregiorgis4509
    @alemabirhanegebregiorgis4509 ปีที่แล้ว +6

    I don't blame anyone I am appreciate the Earth how many people have on it.

    • @Berhankulu2000
      @Berhankulu2000 9 หลายเดือนก่อน +1

      Including you 😅😅😅😅😅