ነሹ መጸ መጸ/ ህግደፍ ዝገበርዎ / ብውፉይ ዝበሃል ዘሎ/ መርዓዊ ኣብ መርዕኡ ጉድ ሰብ ኣዛሪቡ ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ህግደፍ ዝገበርዎ / ብውፉይ ዝበሃል ዘሎ/ መርዓዊ ኣብ መርዕኡ ጉድ ሰብ ኣዛሪቡ ኣሎ

ความคิดเห็น • 310

  • @SenuAman
    @SenuAman 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዞም ሰባት ዓገብ, ጸገም አለዋም ብዙሕ ግዜ ክዝንጥሉ ክከፋፍሉ ሰሚዕናዩም ሸከም ኢዩም

  • @fiomorichannel1311
    @fiomorichannel1311 3 หลายเดือนก่อน +4

    Neshnesh gn btaemi ika fethawi kulu gzie degafiena ne deki anstiyo wekile kemesgneka yfetu❤❤❤❤

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wofoy jegena ajoka Amlak edmen tinan yehbeka hasadate eyem alkeleb yenbahe alejamel yahrebe eye emu ajoka Wofoy wedey marey eze naye yegdef serahe eye 🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪

  • @ነቓጽዮምዝብሉኒ
    @ነቓጽዮምዝብሉኒ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ክልተ ግዜ ምርኣይ ኣድሕነኒ ደለይቲ ፍትሒ ተመሲሎም ጎሰስ ዝብሉ ዝነበሩ መዋዳእትኡ ሕማቅ ኣዋዳድቃ ወዲቆም

  • @ove6164
    @ove6164 3 หลายเดือนก่อน +7

    ፐው ቅንኢ ኣፍ ኣውጺኡ ክዛረብ ከሎ ኣብዞም 4 ሰባት ሪአ፡
    እንበር ውፉይ'ሲ ካፓ ለቢሱ ንራእሲ ተሰማ ኣስመሮም እንበር ንሃይለስላሰ ክመስል ኣይክእልን'ዩ። እንበር ከ ካፓ ናይ መንን ካበይን ሙካኑ ኣፍልጦ ኣለዎም ድዩ? ወዲ ንጉስ ኣብ ከምዚ ወዲቁ ክሪኦ ግን ብኡነት ምሽ ክጽበዮ ሓሲበዮ ከማን ኣይፈልጥን፡ ድሕሪ ሕጂ ንሰባት ክኣምንን ከደንቅን ከምዘይብለይ'ውን እዩ ጌሩኒ። ዝኮነ ኮይኑ ውፉይ King እዩ።👑👑👑

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 3 หลายเดือนก่อน +1

    አዝዩ ዘሕዝንን ዘሻቅልን ድንቁርናን ዕስለነትን ባሃምነትን ትሑት ንቅሓተሂሊናን አዝዩ ይበዝሕ አሎ ? አነነት ዝዓሰሎ ህዝባዊ ዓላማ ዘየብሉ ቃልሲ ፈፂሙ አይዕወትን ስለዙይ በይዛኩም አደብ ግበሩ ? ጊላነትን ሕሽክርናን አወጊድኩም ህዝባዊያን ኩኑ !!😭😭😭

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 หลายเดือนก่อน

    ብርጊድ ናሓመዱ ጥራይ ኣሰተውዕል ካብ ስሚዕት ወፃካ ዓዲካ ብቁሉጡፉ ካይቲ ኣቱ ዘዐኒቁፉካ ዘለዉ ቦታ ኣይታ ሃቦም ፈጣሪ እንበር ኣብ ሰብ ኣይቲ ወከል❤

  • @SaliemSolomon
    @SaliemSolomon 3 หลายเดือนก่อน

    Neshu Baba Buxiamlk mara hakiecha memher eyu
    ❤❤❤❤
    Thank u sela temxielna
    Nay emniet jigena abo eyu baba bexiamlkie....

  • @filmongebrehiwet5625
    @filmongebrehiwet5625 3 หลายเดือนก่อน

    Nshu arkey , xbuq zkone medeb.

  • @jadnawfal3534
    @jadnawfal3534 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ነሹ የጆሲ እና የሰልጠነ ችግራቸው በንግግር መፍታታቸው ያናደዳቸወ ሰዎ ሳይ ገረመኝ so ተስፎም መሃሪ እንዲህ ወርዶ በማየቴ አዘንኩኝ አሽሙርና አሉባልታ ላይ ተጠምጇል ውፍይ ሓውና ቅናት ነው ሊስቱሮ ኔሩ ገለመለ መንእሰየ ስለወደዱት ቅናት ነው እንዲህ ሓተፍተፍ የሚሉ

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 3 หลายเดือนก่อน

    እዞም አቦይ ብጹእ ዝበሃሉ እቲ ቃል አምላኽ ከመሐላልፉ ከለው ጸርፊ እናወሰኹስ ደስ ዘብል አይኮነን.ክእለት አገላልጻ ስለ ዝሐጽሮም እዮ ጸርፊ ዝምልኡሉ.ንሐንጎልና ጸርፊ ንመልኦ እንተ ኮይና ደሐር ዋላ ክንጸርፍ አብ ዘይንደልየሉ ግዜ አብ ቀረባ ዝጸንሕ ጸርፊ እዩ ዘቀብለና.ስለዚ ሐንጎልና ከም ሐደ ሕጻን ብሰናይን ውርዙይን ቃላት ብምስትውዓል ከነለማምዶ አለና,ብፍላይ አብ ንስ ዕድመ አለና.for the bad words we need to learn self-control.

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 3 หลายเดือนก่อน

    Wufuy is mature neay mkwam malet kabay ntahti mwradyu great speach wufuy ❤

  • @tsegaabrham2087
    @tsegaabrham2087 3 หลายเดือนก่อน

    Donakur eyom.

  • @Desertflower-k6z
    @Desertflower-k6z 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ እውን ካባኻ ሲሒበ ኣለኹ። don’t take sides

  • @TeebeWoldemariam
    @TeebeWoldemariam 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውፍይ ሃጠራው

  • @tesfaldetmehari8497
    @tesfaldetmehari8497 3 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ብይኖም ዮም ጥሪት አስያስ ዓልም ኣግሪሞም ክስዕስዕን ባርነት ክቅብሉን ሰብ ኣይኮኑን

  • @bereasmelash9261
    @bereasmelash9261 3 หลายเดือนก่อน

    Eziom dea hasadat nay yufui eyom hankolti Nay qalsi kea 😮

  • @temarwelday4645
    @temarwelday4645 3 หลายเดือนก่อน

    Aboy buxue amlak tray yom haqena bente. Hizbom ygsxu nay hasot qala zeyzareu 💚

  • @zekigerye8778
    @zekigerye8778 3 หลายเดือนก่อน

    Hmumat eyom

  • @luwamamenay8086
    @luwamamenay8086 3 หลายเดือนก่อน +1

    Awita kabtom anbs eka kenkalna keep going ❤

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 3 หลายเดือนก่อน

    ዘሎ ሓቂ ኢዩ ነሹ ኣዋልድ ይዓብዳ ኣለዋኣ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉

  • @wahs1235
    @wahs1235 3 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክክ ዋይ ነገር በራዩ፡ ከላሽን ጌርካ ኩስትር ተብሎም እምበር።

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 3 หลายเดือนก่อน

    ነሹ ሽኮርር ቶምስ ዝፍትዎ ተዋሳአይ ❤❤❤

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 หลายเดือนก่อน

    ፍልሚ መኣዝን ናይ ጀረመን ጀምራ 😬

  • @TeebeWoldemariam
    @TeebeWoldemariam 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውፉይ go to school and also neshnesh

  • @adbt3565
    @adbt3565 3 หลายเดือนก่อน

    ተዓወት ንእሱይ ዓዊታ ሃገር ኣብቶም ውልዶ መንእሰይት እዩ ተስፋኣ እንበር እዚኦም ኣግማል ክንደይ ከ ክግፍትፉ እዮም

  • @ALIAli-w7d1d
    @ALIAli-w7d1d 3 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @micheleberhehagos3502
    @micheleberhehagos3502 3 หลายเดือนก่อน +7

    እዚ ዓሌትነት ይስዕርር ዶ ኣሎ ሓቀይ ! እዚ ሕብረተ ሰብ ትግርኛ ኮ ኮምባሳ ዝጠፍኣ ጃልባ ይከውን ኣሎ ።

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 3 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ኢዮም ከ ዝመስሉ ኩሎም ርእሲ ዱባ ብፍላይ እቲ ጉልሻ ኣብርእሱ ጌሩ ዘሎ

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 3 หลายเดือนก่อน +1

    ነሽነሽ ብጣዕሚ ተደንግጸኒ ኣለካ እዚ ዘረባ እኮ ሕጂ ኣይኮኑን ተዛሪቦሞ ንምንታይ ኣብግዚኡ ዓገብ ክባሃል ዘይተመርጸ እቲ ሕጂ ተተንኪፉ ዘሕመኩም ዘሎ በየነ እኮ ስለዚ ክፉእ ዘረቦኦም ውን ዓገብ ኣይበለን ዶስ በየነምስተተንከፈ ኢኩም ኩሉ ዝርዳኣኩም ሕጂ በየነ ምስተንከፍዎ ከተምጾኦ መሪጽካ በየነ ድዩ ሃገር እዋየ እዋየ ኣነስ ዝገርመኒ ቃልሲ ትቃለሱ ንሃገራዊ ዕላማን ንክብርታት ሃገርን ሃገራውነትን ዲኩም ወላስ ናኣምልኮን ጎምባሕባሕን መራሕቲ ኢልኩም እተቀምጥዎም ጣኦታትኩም ክክክክክክክ ደገፍቲ ህግደፍ ክንዲ ዝተባላሸወይባላሸው ክንዲ ዝተደፈረ ይደፈር ሃገራዊ ክብርታት ኢሰያስ ተዘይተተንኪፉ ምንም ኣይስሞዖምን ንስኩም ካኣ ከማኣ ክንዲ ዝተዘረበ ይዘረብ ክንዲ ዝተደፈረ ይደፈር ሃገርን ሃገራዊ ክብርታትን በየነ ጥራይ ኣይተንከፍ እምበር ምንም ኣይስማዓኩምን እዋይ እዋይ ነብሶም ዝሳኣንዋ ባኣምልኮን ፍቅርን ዛዓወሩ ዕውራት ንስኩም ዳኣ እንታይ ዝረብሕ ክትሰርሑ ከምቶም ንሓደሰባኣይ ኣይትጽረፉልና ኣይትበሉልና ክብሉ ውርደት ህዝብን ሃገርን ዘይንታዮም ንስኩም ውን ከሙኡ ኢኩም በየነ ኣይጸረፈኩም ኣይተንከፈኩም እምበር ውርደት ሃገርን ህዝብን ኣይንታይኩምን እዩ እዚ ሰባኣይ ሕጂ ኣይኮነን ክዕፈኑ ኢሉ ኣበይ ኔርኩም ባዓል ነሽነሽ ሹዑ ዓገብ ዘይትብሉ ነውሪ ነቶም ተቃሊሶም ሃገር ዘምጹኡ ጻሞኦም ዘይተከፈሉ ብመተራኣስ ተዓፊኖም ክቅተሉ ኣይኮነን ቃልስና እንተኮይንልና ነቶም ጻሞኦም ዘአይተከፈል ጻሞኦም ክንከፈል ነቶም ገበን ዝገበሩ ናብሕጊ ከነቅርብ ኢና ንቃለስ ዘለና እምበር ብመተራኣስ ዓፊና ብምቅታል ገበን ክንገብር ኣይኮናን ኣይበልኩምን ሕጂ በየነ ስለዝተተንከፈ ጸላዕላዕ ኢልኩም 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅 እዋይ መስሓቅ ኣነስ እታርእስኩም ክርእያ ከለኩስ ብሳሓቅ ፍልሕ እኮ እየዝብል 😅😅😅😅😅😅😅😅
    ሰነፍፋት ንሰነፋት ብሓሳባት ክተሃናነጹ ወይ ክነቃቀፉ ኣይኩኡሉን እዪም እዞም ተምጾኦም ዘለካ ኮነ በየነ ትማሊ ኣብዝክየድ ዝነበረ ከይዲ ኩሎም ብዙሕ ጌጋን ዘይሓላፍነታዊ ዘረባታት ዝተዛረቡ እዮም ብወገን በየነ ውን ከሙኡ ብዝሑ ጌጋን ዘይሓላፍነታዊ ጌጋ ኔሩ እዩ ናይባሓቂ ሕልምን ራእን ንሃገርን ህዝብን ዝከውን ተዝነብሮም ኣብግዚኡ ምታኣራረሙን ምተወቃቀሱን ምክንያቱ ኣብቃልስን ጉዕዞን ጌጋ የጋጥም እዩ ሃገራዊ ዕላማ ተለካ ግን ተነቃቂፍካ ጉዕዘካ ትቅጽክ እዚኦም ግን ዕላሞኦም ህዝብን ሃገርን ማእከል ዝገበረ ስለዘይኮነ ሪኢካ ከምዘይራኣካ ክክየድ ተጸኒሑ ሕጂ ረብሓካን ዕላማክን ዝትንክፍ ምስተረከበ ትኮሳተር ክክክክክክክክክ ሲሒቅና መቸም😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @Lewhatey
    @Lewhatey 3 หลายเดือนก่อน

    ነሽዋይ ከመይ ዊዒልካ❤

  • @YonasMebrahtom-f9e
    @YonasMebrahtom-f9e 3 หลายเดือนก่อน

    እዞም ሰባት ኮነ ኢሎም ህዝቢ ንምድንጋርን ምቁሻሽን ዝመጹ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ ኣዝዮም ሓደገኛታት ኢዮም

  • @zetamful
    @zetamful 3 หลายเดือนก่อน

    Kab Berged Nehamedu 100% ,Isaias. Only Neshnesh is the best

  • @betrihaki3884
    @betrihaki3884 3 หลายเดือนก่อน

    23:40 this girl is FARRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRR better than any Eritrean girl.
    She is MORE Eritrean AND Habeshia THAN THOSE BORN IN ERITREA.
    MARA kef alewaaaa, SHIKORINA GUAL,.
    AMLAK YIDMEN TIYINAN N KILTEKOM YIHABKUM, WILADKUMMM DEKIKUMMM YERIENAAAAAAA AMEN.

  • @WiliQachil-hs2mf
    @WiliQachil-hs2mf 3 หลายเดือนก่อน +1

    Enqae selam,mexaka,neshu hawna ❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 3 หลายเดือนก่อน

    Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤💛❤💙💙💙

  • @yasminismail2269
    @yasminismail2269 3 หลายเดือนก่อน

    Tifi dekilo dergii wefiu dikile saikram

  • @Kbdcitawrodri1716
    @Kbdcitawrodri1716 3 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክ ውፉይ ድኣ ጻልጣ ጽሩይ ፋራ ካኣ እንበር😂😂

  • @Habtegebreal-bn4dj
    @Habtegebreal-bn4dj 3 หลายเดือนก่อน

    Ezom abay dsti gdefom enflatat

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k 3 หลายเดือนก่อน

    ሃሳዊ nesh neshnes ገይ ኢካ ሎቅማጽ መንነ ት ዘይብሉ ረሳህ ለክባት I

  • @marbayname
    @marbayname 3 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ነሹ ንዓኻን ነፀላኻን ናፍቀካ በልባ ቅልቅል በል ክንሪኤካ ነሹ ሓውና❤❤❤

  • @wediyacob
    @wediyacob 3 หลายเดือนก่อน

    Of course, inadequate action

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 3 หลายเดือนก่อน

    Neshnash lebm seb nay behaki kaytkyer kexlo please 🙏🏻

  • @alemtekeste5757
    @alemtekeste5757 3 หลายเดือนก่อน

    Ohhhhhhh unbelievable very sad. Story

  • @habtom5
    @habtom5 3 หลายเดือนก่อน +1

    ነሸነሸ ኣብዚ ማስመዳ ኣቀነኻን ዲኻ ነሹ ካብታ ወፍሪ ሰላም ኢዬም ጀሚሮም ዬዲት ውን ዬዲት ውን ሱቅ ኢላ ትሰምዖ ነራ ሓሳቦም ዝለ ትቅበሎ .

  • @TesfalemOntura
    @TesfalemOntura 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሊት ኤርትራ ሽንፍላ ዲዮም ዝበሉ ዶክተር ቢንያም ልዕሊ 10 ዓመት ተቃልሶም ካብታ መበገሲት ነጥቢ 1 ሚሊ ዘይምጉዓዞም ትግረም ናይ ብሓቂ ሽንፍላ

  • @Gunners_4ever
    @Gunners_4ever 3 หลายเดือนก่อน

    Josi is king 🤴

  • @ShalomLijam
    @ShalomLijam 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህግደፍ መኤከቢን ደንቆሮ ዓያሹ አንጻር ረብሖቦም እዬም ዝሰርሑ 🤔🤔🙏

    • @Sama-d5v
      @Sama-d5v 3 หลายเดือนก่อน +2

      Mekebi donqoro abey eyu nrio alena men dyu hade hzbi emo hade bhier bmhdera tlyan awraja ztebahle zbalae zelo ab dembe teqawmo zeykonen kabzi ziabi dnqurna alo

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 3 หลายเดือนก่อน

      Mhdera Engliz dea bel Engliz eyu amxiewo awrajawnet eziom kea ale'a'ilomo metfi'e'om ykewn gdi hji bzaeba hadnet kzarebu yehfru. ​@@Sama-d5v

  • @belazena5791
    @belazena5791 3 หลายเดือนก่อน

    ናይዞም ሓሳዳት ዘረባ ሼር እናገበርኩም ኣተኩሮ ትገብርሎም ንስኹም ትገዱ

  • @tim582
    @tim582 3 หลายเดือนก่อน

    Please don't disinform to defend wufuy.

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 3 หลายเดือนก่อน

    ነሹ ብጣዕሚ ንፉዕ ጽቡቕ መደብ ከምወትሩ: እዚ ብመተርኣስ ዓፊንኩም ቅተልዎ ዝበለ ሰብ: ኣስተውዕል ጽንሕ ኢሉ ከም ብዓል ወዲ ባሻይ: ከም ዘርእሰናይ ደምበ ፍትሒ ገደፉ ኣብ ቀረባ ምስ ህግደፍ ክትሪኦ ኢኻ..ናቱ ድኣሓን ናይ ተፈታዊ እዩ ዝገርመኒ ንምንታይ ከምዚኦም ውዱቓት ምዝራቡ እዩ..

  • @yasminismail2269
    @yasminismail2269 3 หลายเดือนก่อน

    Wey izi fare harestey

  • @adbt3565
    @adbt3565 3 หลายเดือนก่อน

    ነሽነሽ ሓፋር ተቃላሳይ ኣይትኩን ኩሉኩም ሳብስክራይኩም ሰሓቡ እንተ ትኻኢሉ ከማን ጋሕ ኣብልዋ እዚኦም ተቃለስቲ ድመስሉ ህግደፍ እዮም

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน

    Selam nhu zidea kenu andu anta nehu aby dika kenika❤

  • @samiabrha8099
    @samiabrha8099 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tikikl Mulia

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso 3 หลายเดือนก่อน

    ነሹ ናፊቀካ ክሳብ ማዓስ ኢካ ገጽካ ሓቢእካ ከምዞም ህግደፍ ኮንካና😂🤣🤣🤣

  • @fggb468
    @fggb468 3 หลายเดือนก่อน +1

    "ይካአሎ ኩሉ ዝካአሎ" ንዓለም ፈጥፈጥ አቢልዋ ብናይ ሐሶት ካላሽን:: ክተት ኤርትራዊ ስውአትካ ንዓለም ናጻ ከውጽኡ እዮም ተሰዊኦም😢😮😅

  • @michaeltsegay5880
    @michaeltsegay5880 3 หลายเดือนก่อน

    Neshnesh af engule gdn kea ember subscriber yshbu bala mexia yqreta zeythatt loqmax nabaka keytmexeka ferihka malet ko u entekielka nnhamedu saport gber zkone Yukun nay hgdef aytemxe

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay6915 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ Neshu❤❤❤❤❤❤❤

  • @-hd9nv
    @-hd9nv 3 หลายเดือนก่อน

    Well come neshu arkey xbuq medab like gebaru eska

  • @ብሪጋልኢሮብ
    @ብሪጋልኢሮብ 3 หลายเดือนก่อน

    ተስፋኦም ግን ናብ ዘይደረጃኡ ወሪዱ ዋይይይ በስምአም ዉፉይ ክብሉ ፃሓይ ዓሪቡዎም መሳኪን ዉፉይስ ሓሲቡኩም አይሞተን

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 หลายเดือนก่อน

    Hiji girm 👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙

  • @DanielTesfahiwet
    @DanielTesfahiwet 3 หลายเดือนก่อน

    Aye kem Eritirawi amiselu yihulu do 😢

  • @AronImmeti
    @AronImmeti 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሸበርትን ዲክታቶርን ዘዋፍርዎ ካራን መሳርሕ ውግእ እዩ ዓያሹ ወዲቡ.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน

    Texlilom Ako eyom zelwo❤

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 3 หลายเดือนก่อน

    yes God belss❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WelduKifle
    @WelduKifle 3 หลายเดือนก่อน

    Menkeskesh,😢😢😢😢😢, bun tehareca ala?

  • @wediereyfetawiadu2413
    @wediereyfetawiadu2413 3 หลายเดือนก่อน

    Nay bahqi Naka ymesl neshu shkor😅😅😂

  • @teibetesfai4182
    @teibetesfai4182 3 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ኢኻ ዘይጠቅም ዜና ተመሓላልፍ ክብ ብሀሊኡ ደጋሚኡ ይኸፍእ ይበሀል

  • @bereketabmengesteab7626
    @bereketabmengesteab7626 3 หลายเดือนก่อน

    Nskum keman tketlwo etay yflet lokmatsat

  • @MerimeriMerimeri-qv7zt
    @MerimeriMerimeri-qv7zt 3 หลายเดือนก่อน

    Shlom shlom

  • @letehaimanothaile1642
    @letehaimanothaile1642 3 หลายเดือนก่อน

    Hakika awita

  • @senaittewelde9018
    @senaittewelde9018 3 หลายเดือนก่อน

    Neshu abi seb 💙💙💙

  • @yes6292
    @yes6292 3 หลายเดือนก่อน

    የሸየ ሓብቢ ❤🎉🎉🎉

  • @zemedhin7091
    @zemedhin7091 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂yahooo neshnesh fooog

  • @alemtekeste5757
    @alemtekeste5757 3 หลายเดือนก่อน

    No how many times they are coming. 1 s a week. In. Yodita Media

  • @bingo8314
    @bingo8314 3 หลายเดือนก่อน

    Body guard, nefarit, kaba, kelbi......... ktblu duhulat

  • @kutanbibi91.
    @kutanbibi91. 3 หลายเดือนก่อน

    Men eyu shimu eti bkrar zderfe?❤❤😢

  • @BitMatama
    @BitMatama 3 หลายเดือนก่อน +1

    Neshu

  • @ZufanAraya
    @ZufanAraya 3 หลายเดือนก่อน +1

    🤲🙏🙏🙏

  • @fthawitabraham4195
    @fthawitabraham4195 3 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey 3 หลายเดือนก่อน

    Ayyy tesfom entay weriduka ndhrit 😡

  • @mebrhitabraha2381
    @mebrhitabraha2381 3 หลายเดือนก่อน

    ልዕሊ ሰሙን ዝገበረስ ጌጋ ኢልካ ትሓልፎ ኮነኢልካ ንውፍይ ንምውዳቅ ኢዩ ቀናኣት ሓሳዳት ኢዮም

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 3 หลายเดือนก่อน

    Hasadat 😢😢 iziom

  • @Tareke-cr1md
    @Tareke-cr1md 3 หลายเดือนก่อน

    ሰሙን ሙሉእ ጸርፊ ጥራይ ሰርዓ እዛ ቻነል ፋልማያ ኣይኮነን ናትና ዓቕሚ ከኣ ሳብስክራይብ ምስሓብ ዩ ኣኸለ ይቕረ ኢላ ናብ ቀደማ ተተመልሰት ጽቡቕ እዞም ሓመይቲ ዮም ዝሕሹኒ ኢንተኢላ ግን መሰላ ዩ ማዕከን ሕሜት ኮይና ትተርፍ

  • @MichealBahrenegasi
    @MichealBahrenegasi 3 หลายเดือนก่อน

    Ata neshnesh natka ke entay alowo , kab mihsaw halifu

  • @ሰሉ-ፈ8ቸ
    @ሰሉ-ፈ8ቸ 3 หลายเดือนก่อน

    ንዉፉይ ፈዉሲ ዓይነት ፈዉሲ ዕንቅፋት ይኮኖ። ነዞም ሰባት ከኣ ንዓይነት ክኦይናቶም እምበር ኣነ ካብ ተስፋይን ሰማርን ሓሳብ እምበር ዘለፈ ኣይጽበን ነይረ።

  • @Trhas832
    @Trhas832 3 หลายเดือนก่อน

    Ewe tblo zelkea xbuk aleka Nesheneshe Eiseyas were enazerguhu hmak zereba enazerghe nenhdka kemzey tsemamae eu zgeber ab Eritrea neyru hjy kngorh alena

  • @ሻም
    @ሻም 3 หลายเดือนก่อน

    ሕሙማት እንድዮም ከመይ ጊርኻ ክትመርሖም😂

  • @akalberaki7960
    @akalberaki7960 3 หลายเดือนก่อน

    Entay dea denguka neshu anbesa❤

  • @yordanossahle6383
    @yordanossahle6383 3 หลายเดือนก่อน

    Nesh nusu terah ayekonen eti teramuz ab tavla meliaom entay ayenet film eyu mahari ayekonen

  • @TigistSahle
    @TigistSahle 3 หลายเดือนก่อน

    Entay ayent denkurena eu kaba mekedane kendzi kechwechwe abilwom mehert yewrdlkum

  • @nahomkidane1078
    @nahomkidane1078 3 หลายเดือนก่อน

    Jeganu deqi rimey ❤❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch 3 หลายเดือนก่อน

    ❤😊

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k 3 หลายเดือนก่อน

    ስቅ በል ሃስዊ ድቃላ ባንግለደስ ናጀሪያዊ ድቃላ አሪትራያዊ ኢይኮንኮንካን ለክባት ሃሳዊ ገይ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน

    Anta nehu ketmxo keman ay gbakan eu❤

  • @fiqrimiskulilove6595
    @fiqrimiskulilove6595 3 หลายเดือนก่อน +12

    😅😅😅😅😅😅Ezom tekalati.
    Abey emo ente ziasiriwom nihna eko Mearefina
    Ezi merawi niaka yimesili😅

  • @genettecle6461
    @genettecle6461 3 หลายเดือนก่อน

    Ezom 4 tuyat aykonun, kolel eyom zblu entayu dlyetom. Wfuy akniom eyu.

  • @jadnawfal3534
    @jadnawfal3534 3 หลายเดือนก่อน

    ለውፉይ ለምን በሓሳብ ዘይምጉትዎ የሌለ ስም ማጥፋት ቅናት ነው ይሄ ሁሉ ሓተፍተፍ

  • @Amleset-yn5ml
    @Amleset-yn5ml 3 หลายเดือนก่อน

    Eza yodit tbehal seb sdi eya wana chanel tebahila mebasit eya