እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ትግራይ፣ህወሓትን ግምትን | ህዝቢ ታይ በለ? /tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #tigray #ethiopia #tigraynews #ethiopiannews
    This stream is created with #PRISMLiveStudio

ความคิดเห็น • 55

  • @MenkamMan
    @MenkamMan วันที่ผ่านมา +1

    ዝገርም አሽካዕል አብ ህዝቢ ትግራይ

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 วันที่ผ่านมา

    ንኩሎም እዱል ሀቦም ምስወዳካ ርእይቶ ይመስለኒ ይቅርታግን

  • @GebradhanaGebrewahd
    @GebradhanaGebrewahd วันที่ผ่านมา

    ሀገርእዞምፀርፍን፣ውንጀላንዝዛረቡኣብድያኻተዘይተታኣናግፅቡቅእዩ።

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 วันที่ผ่านมา

    🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉👋

  • @hailemariamyifter3635
    @hailemariamyifter3635 วันที่ผ่านมา

    ሐገር ተከለብርሃን አተዳሉ ካብሸረ አጨንከዮ ናደብረጽዮኘን ደጋፊ ትመሰል

  • @SuodAlshdwy-qy2gy
    @SuodAlshdwy-qy2gy วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ፀረ ህብይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ንምብላዕ ይሰርሕ አሎ ትድኤፎ ስምዓዮ ናትካ እጃም ይደሊ አሎ ህዝቢ ትግራይ ሓደራኹም ስመሩ

  • @قرمايامحري
    @قرمايامحري วันที่ผ่านมา

    ክልተ ሕዋሓት የለን

  • @azmeraw5341
    @azmeraw5341 วันที่ผ่านมา

    ቅድሚ ኩናት እዉን ብከባቢያዊነት ክኸፋፍሉና ፈቲኖም ነይሮም እኒ ሊላይ

  • @SamiYewah
    @SamiYewah วันที่ผ่านมา

    ገቼ ኣታ በጃካ ስለመድሂናኣለም ስክን ኢልካ ሕሰብ ህዝብና ናብመከራ ኣይተእትዎ

  • @azmeraw5341
    @azmeraw5341 วันที่ผ่านมา

    ምስ ጌቾ ዘለዉ አባላት ሕወሐት ሰረቅቲ ሌያቡ እዮም ጌቾ አይተደናግረና ሕወሐት ክትትካዕ ግድን'ዩ ነገር ግን ብምጭብርባር አይኮዉንን።

  • @AmahaAmaha-ld6zx
    @AmahaAmaha-ld6zx วันที่ผ่านมา

    ተኽለብርሀን ዝመድረኽ ናይ ሻዕብያ ክኽውን እዩ ተጠንቅቕ

  • @MenkamMan
    @MenkamMan วันที่ผ่านมา

    በጃኻ ንጌታቸው ዝወገነ ሰብ እቲ ሓቂ አይረኣዮን ሳዓት ወዲኡልና ሕለፎ

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን วันที่ผ่านมา

    ረሳሕ ሰብዩ እዚ ወዲ ተመዝገበቶኮ አጥፊኧ እየ ኢልካስ

  • @MenkamMan
    @MenkamMan วันที่ผ่านมา

    ሕቶ አለኒ......ጌታቸው ረዳ ጉባኤ ልምክያድ እንተአቂዱ ፣ ህጋዊ ናይ ሕወሓት ሰውነት ካብ ፌደራል ምርጫ ቦርድ ተውሂቡዎ ድዩ ?

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 วันที่ผ่านมา

    ብደ/ፅየን ዝምራሕ ሕወሓት ዝበሃል ናይ ስርቂ ጉሕለትን ውዳበኑ ስለዚ ሕጋዊ አይኮነን

  • @AmahaAmaha-ld6zx
    @AmahaAmaha-ld6zx วันที่ผ่านมา

    አነ ዝመስለኒ ዝስብ እዙይ ኤርትራዊ እኩይ ብዙሕ ግዜ አትሀቦ በጀኻ

  • @AmahaAmaha-ld6zx
    @AmahaAmaha-ld6zx วันที่ผ่านมา

    አነ ዝመስለኒ ዝስብ እዙይ ኤርትራዊ እኩይ ብዙሕ ግዜ አትሀቦ በጀኻ

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 วันที่ผ่านมา

    ምሕረት የውርድ ጌታቸው ምስሌነ ኣብይ ከምዝኾነ መረጋ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา

    ካበይ ዚመጸ ሐዱሺ ህዉሐት እዩ ነባር እዩ ናይ ጌታቸው ረዳ ናይ አቢዪ አካይድ እዩ ዚከይድ ዘሎ እና ጌታቸው ረዳ ትግረይ እናሸጠ አዩ

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun5658 วันที่ผ่านมา

    ሃገር ሃሳብ እዩ ዝህበካ ዘሎ እቲይ ካብ ሽረ ዝደወለልካ ልክዕ እዩ

  • @kebedeberihu1243
    @kebedeberihu1243 วันที่ผ่านมา

    ሕጋዊ አፍልጦ እንተተዋሂብዎ ንምግባር ምንም ዝዓግቶ ነገር የለን።ዋና ነገር ብሰላማዊ መንገዲ ክፍጸም አለዎ።እታ ዋና ናይ 50 ዓመት ዕድመ ሕዋሕት አፍልጦን ዋንነትን ብሰላማዊ መንገዲ ዘምልስ ንድግፍ።

  • @TsegayKfle
    @TsegayKfle วันที่ผ่านมา

    ገታቸው ጉባኤ ክገብር ምባሉ ሓቂ ድዩ?ብኸመይ ከ እዩ ክገብር ዝገርም ላግጺ እዩ።ሰባኣይ እንተኾይኑ ዳኣሞ እንታይ ኮይኑ ኣብቲ ዝሓለፈ ትኻቲዑ ዘይወጽእ ድሓን እንታይ ከምትኸውን ንርእያ

  • @azmeraw5341
    @azmeraw5341 วันที่ผ่านมา

    ጀኖ ሳይድ ዝፈጸሙ አርባእተ ሚኢቲ ዝሰደደ አመራርሓ አብ ኢዱ ናይ ሰማኒያ መኮንናት ተጋሩ ደም ከምዘሎ ክርዳ አለዎ(ምዕራብ ኣባያ ዝተቀተሉ)

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul วันที่ผ่านมา

    ሚድያታት ትግራይ በይዛኻትኩም እቲ ሓቂ እንዳፈልጥኩም ኣብ ምክፍፋል ህዝቢ ዝነጥፉ ኣካላት መንን ካበይን ብዘየግድስ ክውገዙ ጥራሕ እዩ ዘለዎም። ጠሪጣስ እንተትሓፍረልካዶ ተባህለ። ካብ ሕግን ስርዓትን ወጻኢ ዝኽየድ ክያዶ ተለኻኺምካ ምጥፍፋእ እዩ ዘስዕብ ይምሓረናዳኣምበር❤🎉❤🎉❤🎉

  • @azmeraw5341
    @azmeraw5341 วันที่ผ่านมา

    ግዝአታዊ ሐድነት ትግራይ ቅድሚ ምምላሱ ናይ ወረዳ አመሐደርቲ ምቅያር እንታይ አምጾኦ? ምስ ጌታቸዉ ዘለዉ ሌያቡ
    1) ጎደፋይ፣አለቃ ጸጋይ፣ አባይ ወልዱ፣ክንደያ፣ተኸለ ወይኒ፣ አባዲዘሙ፣ ረዳኢ ወዘተ.

  • @FisahaFish
    @FisahaFish วันที่ผ่านมา

    ሃገር መጀመርታ ኣብ ጉዳይ ት/ቲ ዝረኸብካዮ ሓበሬታ ሶርሰኻ ግለፅ ኢኻ።ቀፂሉ ነቲ ፀገም ፀጥታን ብቛንቛኻ ምምሃርን ዝብል ድማ ቢሮ ት/ቲ ክፈትሖ ኣይኽእልን።ምኽንያቱ ጉዳይ ፌደራልን ግዝያዊ ምምሕዳርን ስለዝኾነ።

  • @ArayaTareke-m9n
    @ArayaTareke-m9n วันที่ผ่านมา

    መረፃ ቦርድ ነቶም ቅድም ኢሎም ጉባኤ ዘካየዱ እውቅና ዘይ ተውሃቡ ክብሉ እዮም ዝኸሱ ነይሮም ነቶም ሕዚ ክነካይድ ኢና ዝብሉ ዘለዉ ኸ እውቅና ተዋሂብዎም ድዩ ብኸመይ ኸ ተዋሂብዎም እንተተዋሂብዎም ድማ ካሊእ ነገር ዘሰዕብ እዩ

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER วันที่ผ่านมา

    ክፍሊ 2
    ሃይለ ደደብ ት መንዩ?
    ሕዚ ጀግና መመኪሒና ዝኾነ ጀ/ል ፃድቃን ብስሚ መሪዝኩም ቅተልዎ ዳበለ መናፍሒ ፕሮፓጋንዳ ዘካይድ ዘሎ ወዲ ሃገረሰብ እዩ። ኽሳብ ትማሊ ኢዱ ተሓጺቡ ምብላዕ ዘይፈለጥ ነበረ ደንቆሮ ደፋሪ ጠልን አድጊን እዩ። መንዩ? ሃይለ ህበይ እዩደ
    እዚ መዕበርበሪ ሃይለ ጭው ዝበለ ግዕዙይ ጥቅመኛ እዩ። እንኡ ኻባ ኣድዋ ተሰዲዳ ሺረ ሰፊራ ስዋ ጾማቂትን ብ 3 ታዕሪፋ ትድቅስ ነበረትን ዒዋሉ ዝለማመዱላን ነበረት እያ። እዙይ እንዳረኣየ ዝኣበየ ሃይሉ ንምንታይ ኸምዙይ በለ ንማለት ታይሪኡ ድኣ ኣብዩ ንማለት የኽእል እዩ። ንሐደ ጀግና ግን ኸምኡ ኽብል ሞራላዊን ህጋዊን አይኮነን።
    ኽቡር ጀ/ል ፃድቃን ጥፍአቱ ታይ እያ?
    ኽዛረብ ብንሰምኦ:
    1. ኒ ትግራይ ኹሉ ዘካትት syztem ንፍጠረላ
    2. ውድብን መንገሥትን ይፈለ
    3. ናይ ኹሉ ደሞክራሲያዊ ሥርኣት ንህነፅ
    4. ትግራይ ብኹሉ ኣንፈት ነምዕብላ እዩ ዝብል።
    ጸለመ ገጅለ ህወሓት አብ ልዕሊ ጀ/ል ፃድቃን መለኣእሊኡ እንታይ አዩ?
    1. ብተግባር፣ ብትምህርቲ፣ ብሀብቲን ብጀግንነትን ዘመስከረን ኣለም ለኸ ተቀባይነትን ሰለዘለዎ ናይ ደ/ፅዮን ቅንኢን ምንቀኝነትን ዘጠነሶን ዝወለዶን ስለዝኾነ
    2. ሓቂ ሒዙ ስለተቃለሰን ኣብ ሐጺነ-መጺንን ወርቂን መኣድናትን ኢዱ ስለዘይርከብ ኸጋልጸናን ኸእስረናን ዝብል ፍርሒ ስለዝሓደሮም
    3. ብዝኣመነሉ ጽኑዕ ስለዝኾነና ወሽረኽረኽ ስለዘይብል
    4. እታ ዝኣምነላ ዘላቂ ሥርዓት ምፍጣር ስለተፍርሆምን ናብ ደቆም ሥልጣን ኸውርሱ ስለዘይኽእሉን ጀ/ል ፃደሰቃን ድማ
    ሕዝቢ ትግራይ ኣጽኒትዎ ኻብ ዘሎ ናይ ደናቁርን እክብካብ ካድረን ሓራ ኸውጽእ ኣቋም ስሐዘለዎ
    ስለዚ ጀ/ል ፃድቃን ብመሓውር ጉጅለ ልምኣትን ሓላዊ ኤድጊን ጤልን ጠርኒፉ አውዲቁ ኸይገዝኦ ሕዝቢ የንቅሓልና አሎ ታብዝብል ደንቁርና ዝመልኦ ኣታሓሳስባ እዩ።
    ሃይለ ደደብ ት ደ/ፅዮን ደንቆሮ ሻዕብያ ኣይሳኽኣልኩምን!
    ኸመይ?
    ብጌታቸውን ጀ/ል ፃድቃንን እንዳተመራሕና ኽንስዕረኩም ኢና ብቃልሲ ሓሳብ! ስሚ ግን አይንምነየልኩምን!!!

  • @geremewgebremariam
    @geremewgebremariam วันที่ผ่านมา

    ብተለይ ብጉጅለ አድመ ደብረጽዮን ዝምራሕ ፍጹም ደርባውን ዓፋንን ንስልጣን ህርፋን ዘለዎ ጉጅለ ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይን ንግዝአት ትግራይን ክብሪ ዘየብሉ ምንም እስትራተጂ ይኩን ራእይ ዘየብሉን ብዓቅሙ ዝለመሰን ብምካኑ ናብ ህጊ ቀሪቡ ክሕተት ጥራሕ እዩ ዘለዎ ድሕሪ ደጊም ንትግራይ ክመርሕ አይክእልን።
    ካሊእ ጉባኤ ዘይአተወ ናይ ለውጢ ሓይሊ ብምካኑ ነቲ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ዓፈናን ውርደትን ህልቂት ዋላ እኳ ክፈትሕ ዘይካአለሉ ምክንያት ጉጅለ አድመ ህወሓት ዕንቅፋት ብምካኑ ሓላፍነቱ ክዋጻእ አይካአለን ።ነገር ግን ንህዝቢ ትግራይ ናይ ለውጢ መንገዲ ዝከፍት ዘሎ ብምካኑ ክድገፍ ይግበኦ ።ካብዚ ዝሓለፈ ግን ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅሙ አይኮኑን።

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዝገርምን ዘታዓዛዘብን እምበር ትማሊ ጉባኤ አይንድግፍን አየድልን ኢሎም ባዕሎም አግሊሎም ከብቅዕ ሕዚ እንታይ ተፈጢሩ እዩ ጉባኤ ከካይድ ላዕልን ታሕትን ምባል ፍፁም ምጭብርባር እዩ ናይ ግዜ ጉዳይ እንተዘይ ኮይኑ ፅባሕ ናብ ዘይንፈልጦ ሓደጋ ዘእተወና እዩ ጌቾ ብግርህና እዩ ከምኒ ፃድቃንን ካለኦት ሰባትን ተንኮል ሽርሒ ሸፈጥ ሓደገኛ ንህዝቢ ዝጎድእ እዩ

  • @ArayaTareke-m9n
    @ArayaTareke-m9n วันที่ผ่านมา

    ሃገር ስልክኻ ሓብረልና ምእንታን ክንድውል

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 วันที่ผ่านมา

    ፀገምዘለዎም ንምኒታ ዘይአለይዎም

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 วันที่ผ่านมา

    ጉባኤ አይትግበሩ ዚበለአካልከ እታይእዩ መልሱ ብሱሩ ዘረባ ጠፈእዎም ብስሩ በጃኩም ካብዉገንና ወፃእ ኩኑ

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 วันที่ผ่านมา

    ጉባኤ አይትግበሩ ዚበለአካልከ እታይእዩ መልሱ ብሱሩ ዘረባ ጠፈእዎም ብስሩ በጃኩም ካብዉገንና ወፃእ ኩኑ

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun5658 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ ገይሩ የብራርህልካ አሎ

  • @TsegayKfle
    @TsegayKfle วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዱ ዝብሎውን ኣይፈልጥን እዩ

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw วันที่ผ่านมา

    ቀኑን እየነገርከን

  • @MulualemTadese-h7p
    @MulualemTadese-h7p วันที่ผ่านมา

    ክልተ ህወሓት ዝባሃል የለን

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n วันที่ผ่านมา

    Ata siltunat do aynebernan etom tselaetna emo sirhom yserhu alewu ,,,kab ninibaelka mitikikae wetsina eti zsake zelo hizbi wahs nikuno,,,

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos9575 วันที่ผ่านมา

    ከንግዝካ እየ ዝግብእን ግን ዓቕም የብለይ

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 วันที่ผ่านมา

    ሀገር አይትካታ

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን วันที่ผ่านมา

    ንስኻ ተዳሊ ትገርም

  • @yefasillijፅዮን
    @yefasillijፅዮን วันที่ผ่านมา

    ሀው ደውለለይ

  • @MulualemTadese-h7p
    @MulualemTadese-h7p วันที่ผ่านมา

    ክሊ ዓጣሪት

  • @TsegayHailemariam-up7xg
    @TsegayHailemariam-up7xg วันที่ผ่านมา

    ዋይ ዋይ ዋይይ

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia วันที่ผ่านมา

    ፈሽካል ሓሳዊ

  • @MulualemTadese-h7p
    @MulualemTadese-h7p วันที่ผ่านมา

    ወሽማኣ እዩ

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ

  • @MohdDanish-gy9vi
    @MohdDanish-gy9vi วันที่ผ่านมา

    Halewlow

  • @tsehaytekle6178
    @tsehaytekle6178 วันที่ผ่านมา

    በጃኻ ህለፎ ተላኢኩ እዩ

  • @assefaaynalem4660
    @assefaaynalem4660 วันที่ผ่านมา

    ጉጅለ ደበረ ፅዮን ዘካየዶ ጉ ባኤ ካብሕጊ ወፃኢ ስለዝኾነ እቱ ትክክለኛ ህወሓት ናይ ጌታቸው ጉጅለ እዩ ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ አካይዳ ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ እዩ ናይ ደብረ ፅዮን ጉጅለ ናይ ሰረቅቲ እኽብኻብ ናይ ሰረቅቲ ና ናይ ሐሰውቲ እኽብኻብ እዮም ንህወሓትም ወንጀለኛ ዘገበረ እዩ ።ጌታቸው እና ደብረ ፅዮን ጌታቸው እዩ ጀግና እዩ ።

    • @rahwag.6888
      @rahwag.6888 วันที่ผ่านมา

      ጌች ምፍታው ካሊእ
      ኣብ ናይ ትግራይ ክንመጽእ ግን
      ጌች ካልኣይ አብይ ኢዩ ዝመስል ኣካይድኡ
      ሽመልስ አብዲሳ ከየማኸሮ አይተረፈን ከመይ ጌርካ መንእሰያት ተስልፍ እንታይ እንተልካ ሰብ ይፈትወካ ወዘተ
      ሐቂ ድዩ ኣይኮነን ብዘየግድስ
      ጌች አብይ ትግራይ ዝቆጻጸረሉ መንገዲ እዩ ዘመኣራሪ ዘሎ
      አብይ ብመረጻቦርድ ኣቢሉ ን ሕወሓት እውቅና ክሕብ ይኽዕል እዩ ንጌች
      ያው ብሓደ ስለዝሰርሁ ዘለዎ
      አብይ ዝበሎ ይኹውን ኣሎ
      ገንዘብ ዘይገዝኦ ሰብ የለን
      ጌች መስተ ን ጽቡቕ ሆቴል አአ ገዚኡዎ
      መሰከፍን መሕፈርን

    • @BinyamBinyam-bl7tz
      @BinyamBinyam-bl7tz วันที่ผ่านมา

      ደብሪፅ ጀግና

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER วันที่ผ่านมา

    ሃይለ ደደቢት መንዩ?
    ክፍሊ 1
    ኣብ እዳጋ ኣርቢ ብቅጽል ሽማ ትካቦ ሙሰጠፋ ሓሰን ታብ ትብሃል ኣብ 59 ዓመታ ወለደቶ። ስዋ ትሽይጥ እንተላ ማዕሚና ዝወለደቶ ሃይለ ኣብኡ ኣይፍለጥን።
    ናይቲ ኸባቢ ሓረስታይ ርባዕ ሸቃ ኣረፋይነ ብዙቅ ድማ ጤለ በጊዕ ኽሕልወሎም ብቆልኡኡ ቆጸርዎ። ከም ወዶም ገይሮም ካኣ እንዳዕበይዎ ተለዉ ጤል ኽደፍር ሪኦሞ ደንጊጾም ብዝሓዝዎ ጎሞድ ደብረይሉ። ዐይኑ ዳርጋ ኣጥፊኦሞ ነበሩ። ምስ ደመየ ደንጊጾም 'ሃያል ኣምላኸይ እንኳዕ ዐይኑ ኣየጥፋእኹዎ' አሎም አመስገኑ። ሃይሉ ኢሎም ከኣ ይጽውእዎ ነበሩ። ዳሕራይ ት/ት ቤት ኽኣቱ እንተሎ ታሽም ናብ ሃይለ ቀየራ!
    ኣኩኡ ዓለም ገ/ዋህድ እንዳሓገዞ ዳሕራይ ይነብር ነበረ። ኣውስትራልያ ክኸይድን ደደቢት ሚድያ ጠጠው ከብል ኸኣ ክሳብ $2.75 ሚልዮን በደ/ፅዮን ብሎንደን ኣቢሉ ተላኢኹ ተደላደለ። ኣብ መርበብ ህወሓት ኽፍሊ ወጻእ ትእምንት ተመዲቡ ኽኣ ኸባቢ 7950 ፓውንድ ብወርሂ ኽሳብ ሕዚ ይኽፈሎ።
    እዚ ወዲኣዲ ናብ ሥልጡን ሃገር መጺኡ፡
    ህወሓት ጥራይ ትምራሕ፣
    ደንቆሮ ደ/ፅዮን ጥራይ ይምራሕ፣
    ካድረ ጥራይ እዩ ህዝቢ ትግራይ፣
    ካድረ ዝበሎን ጉጅለ ልምኣትን ዝበልዎ ጥራይ ይኹን!
    ጀግና ጀ/ል ፃድቃን መርዝዎ ቁርዲድ እዩ!
    ዝብል መሃይም።፤ ታዲግሪኡ ታበይ ከምዝረኸባ ሕቶ ተልዕል እያ!
    ቀዳማይ ጀግናኻ ኣይቅተልን ሺሕ ተጸላዕኻዮን ተበደለካን! ናይ ሐገር ጸላኢ ትለዓለካ ዘድሕነካ ትጀግና ስለዝኾነ!
    እዙይ ኸኣ ኣብ ኢትዮጵያ ተራኣየ እዩ። ኣብ ኢትዮ ኤርትራ ኹይናት እኮ ናይ ደርጊ ጀነራላትን ኮሬናላትን ተጸዊኦም ተቃሊሶምን ተሰዊኦምን ንኤርትራ ያዱሽ ኣቢሎም እዮም።
    ኣንታ ደንቆሮ ሃይለ ደደቢት ግን ነቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ደ/ፅዮን፣ መንጆርኖን፣ ኣለም ገ/ዋህድን ገበኖም ኸይግለጽ ህዝብና አብ ጽንተት ዘብጽሕዎ ደናቁር ተሓዊስካ ለኻዕኻዕ ትብል ኣለኻ!
    ተመሪዘ ነይረ ኢልካ ኽትዕውጅ ተለኻ እንኳዕ ኣምላኽ ታብ ግብረ ጸላዕቲ ኣድሓነካ በልና በር ኻሊእ ኣይተመነይናልካን!
    ኣንታ ደንቆሮ ወዲ ማዕምን ግን ቁርዲድን መርዝን ኢልካ ብዐለም ለኸ ተኣቂኑ ናይ ተጋሩ ጀግንነትን ጽንኣትን ዘመስከረ መርኣያን መመኪሒናን ኣያና ኸምኡ ኽትብሎ ሓዚና። ኣንታ ሸኳዕ ጨናዊ ኣብ ስሪኡ ዝሸይን መሃይም፣ ኹሉሻብ ነፍስኻ ሓሉ! ኸምኡዳበልካ ዘረባ መንቀሊኻ እዩ። ዳሓን!!!