Teddy Press ኣብ እስራኤል ዘሎ ምዕባሌታት - ሙሉጌታ ጥዕሙዝጊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያን ዩጋንዳን በጺሑ ዝመጸ ሙሉጌታ፡ ተመኩሮታቱ ከካፍለና እዩ። ብዛዕባ እቲ ኣብ እስራኤል ዘሎ ምዕባሌታትዉን ክሕብረና እዩ።

ความคิดเห็น • 26

  • @kibromtewelde2549
    @kibromtewelde2549 15 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks muluye ❤

  • @LoveLove-uv6mj
    @LoveLove-uv6mj 15 วันที่ผ่านมา +2

    ሙሌ ሐውና አዝዩ ዝብላዕ ዘረባ እግዚአብሔር ይባርካ

  • @sababerhane6937
    @sababerhane6937 16 วันที่ผ่านมา +2

    በጃኻ ሙልየ ዓቅምኻ ዘፍቅዶ ንኽልቲኦ እቀራሪብካ አብ ስላም ክተምፅኦም ፈትን እግዛብሄር ይሐግዝካ

  • @muluebirhansimon2500
    @muluebirhansimon2500 11 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ሓሳብ ሙልየ

  • @teklittsiwa588
    @teklittsiwa588 15 วันที่ผ่านมา +1

    Bteami zwehat zereba ❤

  • @mulugetatumuzghi
    @mulugetatumuzghi 16 วันที่ผ่านมา +4

    @ teddy press ንዝሃብካኒ ግዜ ኣዚየ የመስግን

  • @berihudrar4133
    @berihudrar4133 16 วันที่ผ่านมา +1

    That’s right take action for peace immediately stop killing to each other.i now how ur struggling .I used to live there. My people who live in Isreal.

  • @1995mwa
    @1995mwa 16 วันที่ผ่านมา +3

    እሞ እዚ ምቅትታል ውልቃዊ ድዩ ወይስ ፖለቲካዊ መበገሲ ኣሎዎ? እነ ዘሎኒ ርድኢት እቶም ደለይቲ ፍትሒ ንነብሰ ምክልካል እምበር ንኽቀትሉ ይብገሱ ኣይመስለንን።

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu 12 วันที่ผ่านมา

    ቴዲ ንሙሌ ካልኣይ ግዜ ዓድሞ Pls።

  • @meseretmessimeseretmessi1262
    @meseretmessimeseretmessi1262 16 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙🥰🥰

  • @dawittewelde4126
    @dawittewelde4126 15 วันที่ผ่านมา

    ናይዚ ሰብዚ ጦብሎቕሎቕ ዝገርምዩ
    ኣብ ካናዳ ኮይኑ ምዕባለታት ናይ እስራኤል ክገልጽ

    • @samielbe5275
      @samielbe5275 15 วันที่ผ่านมา

      Isreal you zneber kab Ab muluye tedheb abti hasabat tezareb

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 16 วันที่ผ่านมา +2

    ሙሌ ኣብዚኣ ሓሳብካ ብዛዕባ ነበርቲ ኣብ እስራኤል ብጣዕሚ ተሓጉሸ፣እዚኦም ኣሕዋትና ክኣ ኣብ ናይ የእምሮ ነውጺ ስለ ዘለው ክድግፉ ኮኑ ፍትሒ ከምጹኡ ኣይክእሉን ኢዮም።እንተ እቲ ካልእ ናይ ኤርትራን ኢትዮጲያን ፖለቲካ ግን ኣይዓቅምኻን ኣብዚ ሰዓት እዚ።

  • @1995mwa
    @1995mwa 16 วันที่ผ่านมา

    መቸም ህግደፍ ከይተረዳእናያ ንነብር ዘሎና ይመስለኒ። ምንጭ ናይ ምቅትታል ህግደፍ ኣይኮነን ድዩ ዝብሃል ዘሎ ወይስ ህግደፍ መልኣኽ ተቐይሩ ዕርቂ ይቅበል እዩ።

  • @HabtonKewani
    @HabtonKewani 16 วันที่ผ่านมา

    1 selten euo ezi kulu zgbr solo

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 16 วันที่ผ่านมา +1

    Anta kid emo templek

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 9 วันที่ผ่านมา

    ድንቁርና ስለ ዝዓብለለና ካብዚ ክንወጽአ ኣይካኣልን ኢዩ። ኢሳያስ ዘይተማህሩ ሰባት ፈጢሩ።

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 16 วันที่ผ่านมา

    People are sick of comenting in the coment section 😂😂😂

  • @teametadese3105
    @teametadese3105 15 วันที่ผ่านมา

    ባእ ኣቱም ሰባት
    ብዘለኒ ሓቤሬታ ቀታሊን ተቀታሊን 'ዩ
    እዚ ማለት ብገባቲ ስርዓት ኢሰያስ ዝከይድ ዘሎ'ይ።
    በጃኩም ጊጋ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ንቆጠብ።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 16 วันที่ผ่านมา

    ቴዲ ኣንታ ልሕጲ ኣይትወሪዘ እንታይ ዓይነት ሕቶ እኻ ትሓትት 😢

  • @yemaneberhangebremedihn7684
    @yemaneberhangebremedihn7684 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሞት ተፈሪሑ ዝግደፍ ቃልሲ የለን፣ ብጀካ ህግደፍ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ሞት ከቅጽል ዘተባብዕ የለን ብአንፃሩ ንስድራ ምውታት ይሕግዝን ይሕብሕብን ኢዩ ዘሎ።

  • @helengebregiorgis8329
    @helengebregiorgis8329 15 วันที่ผ่านมา

    I don’t trust this guy.