Thank you EMN for sharing this constructive my family love story and pass it to the new generation. I would like to congratulate the Biniam family for their 50’th anniversary.❤️🙏🌹
What a blessed family. I hope and pray to God to bless me with happy and beautiful family like them. May you have a long life on this earth. Surely this love you have will continue to the life after. 🙏🏽
Sono contenta di avervi visto oggi,mi avete ricordato la mia infanzia. Ero la vostra vicina nel '74 a Tiravollo, Froyni amica di Edom. Bacci, abbracci e tanti saluti.❤️
ሃነይ መነይ ፍቅሪ ኣዝማሪኖ። ከምዚ ፍቅሪ ዝምነ ብላይክ ይዓምጥቀኒ። ዕድመን ጥዕናን እንዳቦይ ቢንያም ሮማንቲክ።
Amitikeki aleku selamey azmarino.. Lol
ዘቕንእ ፍቕሪን ሓዳርን ምክብባር ዘማእከሎ'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
ቢኒ ወዲ እየ ዝብለኩም ኣነ, Still young ኢኹም ዘለኹም ኣቦይ ቢኒ መምህርና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷❤🇪🇷
ወላሂ ክንደይ ደስ ዝብሉኻ ስድራ ኢዬም ማሻኣላህ ደስ ትብሉ ከም ናትኩም ፍቕርን ስኒትን ረቢ ይሃበና ኢንሻኣላህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይሃበና የቐንየልና ከኣ ነዚ መሳጢ መደብ ዘቕረብካልና ።
ክክክክክክክ ኣታ ክንደይ ይጥዕሙ ስድራቤት'ዮም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Edimen tienan yahabkum
Abnetawit sdrabet
ኣሰይ ጥዑማት ስድራ ክትሰምዖም ዘየሰልችው ምሃርቲ ናይ ብሓቂ ኣብነታውያን ምዕቡላት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም፡
ቦባ ቢኒ ምስ ባዓልቲ በቶም ኣብነት ናይ ፍቅሪ ኣብነት ናይ ጽኑዕ ሓዳር ኣዝማሪኖታት ተበልክዎም ኣይበዝሖምን እዩ ዝተረፈ ዕድሜኩም ምስ መላእ ደቅኩም ኣምላክ ይባርኩም!!
ደስ ዝብል ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንዳቦይ ብንያም ብሓቂ መምህር ፍቕሪ ኢኹም።
ወይዘሮ ብሪዛፍ ብርክቲ ኢያ ንስብአያ ካብ ነብሳ ንላኢሊ ኢያ ትካናከኖ ነይራ ንአብነት አብ አስመራ ከለዉ ካብ ገዝኦም ንስራህ ባኢላ ተምጽኦ ነይራ አብቲ ግዝየቲ ቁሩብ ይጽልኦ ነይሩ የህዋቱ ድማ ክፈትዉዎ ምአት ኢዩ
Aaaa
ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም
አብ 100 ኣመትኩም ካልአይ ግዜ ንምር አይኩም የብቕኩም
ብጣዕሚ፡ጽቡቕ፡ኣብነት፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብኩም።
ግርማ ዘለዎም ስድራ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ዘቕንእን አዝዩ ደስ ዘብል ፍቅራዊ ዛንታ : ዕላልኩም ክጸግቦ አይክአልኩን አቦይ ብንያም ኤለጋንት አደይ ባህርዛፍ ዘናጥ : አምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም : ሂወትኩምን ሓደርኩምን ደቅኩምን ይበርኽ: የቀንየልና::🙏❤️❤️❤️❤️😘
በጃኻ ዩናስ ሓውና እታ አብ 1990 ን አቶ ቢንያምን ወይዘሮ ብህርዛፍን ዘጋጠመቶም ዕላል ንምቅራባ አይትደንጉይ ተባረኽ🙏
ከምዚ ዝበለ ፍቅሪ ብዙሕ ኣይርከብን እዩ : : ሓቀና ፍቅሪ ኣብ ገንዘብ ኮነ ኣብ ካልእ ጥቅሚ ዘየድሃበ ኣምላኽ ይባርኽኩም
Abeit des kbluka 😍😍😍 zelenayo si msntay ekuster
ዮናስ ምስ መሳርሕትኻ ጽብቕ ስራሕ።ኩሉ ተምጽኦ ፕሮግራም መሳጥን መሃርን ሰሓብን አዩ።እዞም ስድራ ድማ ናይ ብሓቂ ፍቑራትን
ድስ ዘብሉን ዘቕንኡን ኢዮም።ጽቡቕ ስራሕ።
ERITREA 🇪🇷 MEDIA NETWORK..... wawww eti tewesakiii hanatsi haberatana semiekum part two sle zedalekumlnaaa thank you 🙏 b ❤️
ብጣዕሚ ሮማንቲክ ዝኾኑ በተሰብ። ባባ ቢንያም ን ማማ ዛፉ ብጣዕሚ እና ንኾርዓልኩም። እድመን ጥዕናን ይሀብኩም ንበሩልና።
Men kem Eritreawyane and Eritreawi abon!!shikornatate Ewiy zom abotatna ko mara u kef zlwom kulu negrom!!😘💚💚😘👑👑🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሐቂ አብነታውያን ቤተስብ ከምዚ ናትኩም ንኩላትና ይዓድለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Beautiful family true image of eritrean love🇪🇷😍 edmen tenan yehabkum fetari. Nezi nay heji weldo abe hadar nzelo xegemat kabakum abi temherti temahirna.🇪🇷🇪🇷😍😍
Wow I love 💕 your wonderful love story . Honest and respected couple. I’m absolutely in love with Eritrean media, keep it up 👍🏽🇪🇷🌹.
Thank you EMN for sharing this constructive my family love story and pass it to the new generation. I would like to congratulate the Biniam family for their 50’th anniversary.❤️🙏🌹
The interview” your voice took over their story. Beautiful story.አምላክ ምሳኩም ይኩን።💖🥂
ንስድራቤት ኣቶ ቢንያም ቅድሚ ናጽነት ኣብ ቲራቮሎ ቆልዓ እንኮለኩ እየ ዝፈልጦም: መቸም ከምዚ ዝበለ ፍቅራው ሂወት ኩሉ ዝረክቦ ኣይኮነን ጸጋ እግዝኣብሄር ዝበዝሓሉ እንተዘይኮይኑ:: ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ :ኣዝዩ ደስ ዘቢል ስድራቤት::
ደስ ዝብሉ ስድራቤት ኣምላክ እድመን ጥናን ይሓብኩም ንበሩልና ጥዑማት ❤❤
Ezom meneeseyat awedat eritrawean eske temaharu i love you mebal kab aboy biniam.
Nay Baba Biniam'n Mama Birzaf fiqri Aziu Abnetawi fiqri you! Edmien Tiena'n N'mneyelkum!❣❤❣❤❣❤❣Thank You, Yonas Abraham!✌👍✌
ዕድመ ምስ ጥዕና ሙቁራት ስድራቤተይ ደቂ ሓላል መሬት ተባረኩለይ👍🇪🇷👍
thank you yonas👍👍🇪🇷👍👍
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ፡ ኣቶ ቢንያም ምስ ክብርቲ ብዓልቲ ቤትኩም እንቋዕ ናይ መበል 50 ዓምት መርዓኹም ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም
እግዚአቤሔር ይባርኩም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Yonas, thank you for sharing with us and God bless you. ነዞም መምህራን ናይ ሕይወትን ፍቕርን ከኣ ምስ ስድርኦም ኣምላኽ ነዊሕ መዋእል ይሃቦም:: ዮናስ ከምቲ ብስልኪ ዝሓበርኩኻ : ኣጆኻ በርትዕ ኩሉግዜ ምሳኻ ኣለና::
Thank you 🙏
Kuburat Merawti zelealem ikum🥂🥳💞
Newih teina zmeleo idme ymneyelkum👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
What a blessed family. I hope and pray to God to bless me with happy and beautiful family like them. May you have a long life on this earth. Surely this love you have will continue to the life after. 🙏🏽
ዮኒ የቐንየልና ከምዚ ምቕራብኩም። ድገሙና ካልእ ውን
ናይ ብሓቂ ደስ ትብሉ ስድራ ከምናትኩም ነባሪ ዝኮነ ሓድርን ፍቅርን ይሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣታ ናይ ሎም መንእሰያት ሲ ኩልና ደቁሳሳት እምባእ እንታይ እዪ እቲ ምክንያት ወለድና ክጽብቁ ዝነበሩ ' ንሕናስ ፍሉያት ኢና
Fkri thtna feriha Egzeabhar telo kulu mlueyu. Naylommo kdun biafe slase eyu zebl.
ቀንዴል ሓርነት oyyy suq dea bel nay lomis zreanayon zsemaenayon ayezaribena tbil gubutish
ኡዋይ ሽኮር ወደይ 😂😂😂😂😂😂ሞይተ
Waww good to see you special family. I know this beautiful family! May God bless you baba Biniam and mama Zaf, wish u every best! ❤
እዋይ ናይ በሓቂ ሕያወትን ፍቅሩታን ጌታ ሕብኩም ከማኩም የማስለና ብጣዕሚ መስሓቅን መሳጥትን 👉🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 😅😅😅😅😅😅
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ዝተረፈ ዘመንኩም ብሩኽ ይኹን።
ኣደይ ባህርዛፍን ኣቦይ ቢንያምን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ስድራ ዕላል ከምዚ ዓይነት ግልጺ ኮይኑ ድዛረብ የለን እዚኦምሲ ፍሉያትዮም እቲ ፍቅሪ ናብ ደቆም ምሕላፉ ድማ ዘሔጉስዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዮናስ ሓወይ ቡሩኽ ፡ ደሓን እቶ ነዞም ብርካት ስድራ ዘምጻኻልና ኣብነታውያን ወለዲ።
ፍቅሪ ቢንን ባህርን ብዝብል ኣርእስቲ መጽሓፍ እንተ ዝጸሓፍ :: ሃየ ብድምጺ ብልጫ ይወሰን :: ኣዝዩ መሳጢ ዛንታ ፍቅሪ ኾይኑ ረኺበዮ: እሎኹ::
ኣሰይይይ ደስ ዝብሉ ስድራቤት እግዚኣብሄር ይባርኩም ናብ ደቅኩም ይሕለፍ ተባረኹ
ደስ ዝብል ስድራቤት ፈጣሪ ይሐልሑም ካባሑሙ ቡዙህ ተማሒርና
ደስስስ…ዘብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
I'm happy to hear that story my family I miss you lot
God bless you, what a nice couple.
Desbhalty😍God bless you😍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌🙏🙏🙏👍👍👍💪💪✊🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐💐
ዋውውው ክቡራት ወለዲ አንካዕ ናብዚክቡር በዓልቅዱስዮሓንስ ኣብቃዓኩም ኣብቃዓና
ናይ በሓቂ ማማ ዛፍ ሮማቲክ ፍቅሪ ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ርሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ይግበረልኩም !!!
May GOD BLESS YOU MORE AND MORE and thank you for representing 🙏
Congratulation for the 50 year's your wedding anniversary God bless you all your life I love your story.
ኣሰይ ደስ ክብሉካ ብዙሕ ተማሂርና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Thank u yoni hawna. 2 kifal migbarka tehaguisna. Edmen tenan yhabka.
ደስ ዝብሉ ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
This is the best story i ever had.....God Bless this family!
The most beautiful and blessing family.
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ ፍቅሪ
ብፍቅሪ ዝታአስረ ቃል ኪዳን አፍራሲ የቡሉን
It is clear that they had great time. indeed great honour ! We wish them longevity
አሜን አሜን አሜን ጸሎትኩም አይፈለየና ወለዲ🙏🙏🙏
ጥዕማት ስድራቤት ሙልእ ጥዕና ይሃብኩም
ዮኒ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
Good example for everyone who is married or is going to have a marriage God bless all family Bini
Zegerm neger edmen tenann nezom kuburat sdra and thanks alot Eritrean media net work very nice
ቡሩኻት ቤተሰብ. ዕዴመን ጥዕናን ይሃብኩም!!!!
Really amazing family I wish to ve this life wish u long life for bini family
EMN yonas Abraham aytekealkan, brtue seb kkk, moytna Eko, well done guys. By the way bless the family of P. O biniam, 🇪🇷❤️🇪🇷
God bless them... I hope the new generation we will follow their step foot.
A great symbol of everlasting love , GBU ,
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹
Woow ,i heard so fantastic family story ,God bless to all your life.thanks for this lovely story.
ረቢ ዕድመን ጥዕናን ደራሪቡ ይሃብኹም🤲
መስሊምካ ዲኻ ድኣ?
እዋይ እዞም ኣቦ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቃል ሰም ፈጣርኦም ከይጠቀሱ ዘይዛረቡ!! ናይ ብሓቂ ሓላላት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም
እዋይ እዘን ሰበይቲ ጎረቤተይ እንተዝኾና ክንደይ ምጠዓመ ኔሩ ህንዲ ያ ዝበሎቶ ንባባ ነቪ ቢኒ ክክክክ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም ደቕኹም ዕድለኛታትዮም።
ያ ብጣዕሚ ኺፍ ዘለዉም ስድራ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ።
Amen Ato Biniam and Wethero Bahrezaf. Ruhus awedeamet yegberelkum. God bless Eritrea 🇪🇷.
ሽኮሪናታት ስደራ ተመሊስኩምና። ክልቲኦም ደቂ ሹቅ ዮም።
Sono contenta di avervi visto oggi,mi avete ricordato la mia infanzia. Ero la vostra vicina nel '74 a
Tiravollo, Froyni amica di Edom. Bacci, abbracci e tanti saluti.❤️
Spero che ricordano di te sono gentilli ❤❤
The most beautiful and blessing family 😍🙏
🇪🇷❤️ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም❤️💖🌹🇪🇷
ከመይ ማሙቅ ፍቅሪ አበይ ይርከብ ሎሚ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላኽ 🙏❤️
Waw nice to see you baba Biniam and mama Bharzaf. Miss you guys. All the way from Massawa ( twalet).
ilal azmarino zeymno egziabher edmen tinan yehbkum neakum yemaslena ❤️❤️❤️❤️
As usual Yoni you done a great job to bring these two beautifull people! I know you from asmara how talented journalist you were, keep it up!
Welcome welcome enda aboy bini
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ብሓቂ መዳሃኔኣለም መሩቁዎም ኢዩ ፊቅሪ ብሃሪዛፊን ብንያምን ይግበረልና መዳሃኔኣለም ደስ ኩቡሉኻ ኢዞም ስድራ
ብሩኻት ኢኹም ብሓቂ!
burukat sdra zterefe zemenkum ybarek kemzi aynet medeb mahari eyu emo ab qexali ms kale sdra keteqrbelna nxbe
God bless this family 🙏
ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ስድራ ፍቅሪ ዘለዎ ቤት ኩሉ ግዝየ ኢዩ ጸጋ እግዚኣቢሄር ዛዓስሎ
እንዳ ኣቦይ ቢኒ ፍቅርኹም ኣዝዩ ደስ ዝብል:: ኣቦይ ቢኒ ግብዝንኦም ኣዝዩ ዘቅንእ
Mama zafe aboye biniyame eli happy to see you edmen tena nemnylkume beautiful family
Edmen tanan yhabkum 🙏🙏🙏
Wawwww btemie des zblu nay behakie 🙏. Yonas degagimna thanks ms kulom mesarhtka 🤝👏👌.
Tueumat sdra memharan nay fkri eyom eziom amlak edmen tenan yhabkum. Yonas hawey kemzi aynet zantawi fkri zkone negerat mehari eyu emo ketslo thanks💗💯👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዞም dislike ገሮም ዘለዉስ እቲ ትግኛ ቁዋንቃ ዘይርድኡ ክኾኑ ኣለዎም እንታይ ይብሉ ከምዘለዉ ስለ ኣተረደኦምን እይም ኣይትሓዝሎም.
አምሓሩ'ዬም : አቦይ ቢኒ ካብ ትግይኛ ኣምሓርኛ ይቀሎም ዝብል ግምት አሎኒ:
Beautiful family. God bless you
ችቡዓት ስድራ ኣብ አግዛቢሄር ኣምላክ ዘለኩም አምነት ብጣዕሚ ፈቴዮ ናቱ ውጽኢት ከኣ ንጹህ ፍቅሪ ሂብኩምን ክሳብ ዛሕጂ ሰዓት ውን ባሪኽኩም አግዛቢሄር ኣምላክ አድመን ጥዕናን ይሃበለይ💕
ባሓቂ ደስ ዝብል እዩ እግዚአብሔር አምላክ ናዓና ውን ከምዚ ከማኹም ዝበለ ፍቅር ያዓድለና🙏
Wawwwwwww impressive couples 😍😍😍😍😍
Wawwwwww desa zabl 🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖🥀🥀🥀🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓቂ ኢዩ እዞም በተሰብ ይፈልጦም ኢየ I love u በለኒ ቢኒ ትብሎ ከም ዝነበረት። ይባርኮም ጎይታ
Wwwww ata amlakey ab hadarey kemziom fekar gberelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤🥰
Waw kemakum yelen goyta yibarkum ♥️🇪🇷