ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናጽነት ኤርትራ ኣዝዩ ከቢድን ኩቡርን ዋጋ ኢዩ ተኸፊሌዎ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽራርን ንሰማእታትና🌺❤️🇪🇷🌺❤️🇪🇷🌺
Edmen tenann yhabki mama jrom 🇪🇷💙
ጅግና ዝኸፈልኪ ከፊልኪ ኤንቋዕ ነዚ ኩቡር ታሪኽኪ ኣዘንትኹሎ ጽንዓት የሃብኪ ጀጋኑ ስድራኺ ኣሕሊፍኪ፡ዘልኣልማዊ ዝኽሪ ንስማእታትና። ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አንበሲት ኤርትራዊት አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሕጂውን አናብስ .
ገድሊ ግደል ኢዩ ዘይ ምግዳል ከኣ ንሃገር በደል ኢዩ
ዎው ኮርዒዳ መሳጢ ታሪኽ ኣንበሲት። ተባረኺ ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ።
Special gest .♥️♥️♥️
🇪🇷❤️🐪ጅሮም መምህረይ አባይ ሐፍተይ አብነታዊት ተጋዳሊት ጽንእቲ እድመን ጥእናን ይሃብኪ ህጉስ ናብራ ምስ ኩሉ ስድራኪ ይምነየልኪ ። 🇪🇷❤️🐪
Merhaba deqi erey jeganu Ruhus qenyat Nasenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤✊
ጅሮም እንካዕ ተፋረኽልና ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ
Tegadelti tsadkanat ekum ab meret ab semay haben eritra ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐⭐
ጅግና ጓል ጀጋኑ ሓፍቲ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ጅሮም ሓፍተይ ሻዕብያ ዝወለደትለይ ዕድመን ጥዕናን መቸም ታሪኽ ገድሊ ክዝከር ከሎ ከተማታት ሳሕል ኢዩ ዘዝክረካ ኩሉ እቲ መሪር ጊን ከኣ ሞቁር ፍቅሪ ዝሞሎኦ ጅሮመይ ጹቡቅ ገርኪ ገሊጽክዮ ሂወት ሞጋዓዝያ ዕድመ ይሃብኪ ዝመጽእ ጹቡቅ ኡፈይ ኢልኪ ከተዕርፊ ሓቢብቲ❤❤❤❤
Thank you ♥️🇪🇷
ጅሮም ሓብተይ ንዝሃብክዮ መግልጺብጣዕሚ ሃናጺ ዝኾነ ናይ ኣደ ምኽሪብጣዕሚ ከመስግነኪ ይፈቱ ::ከማኺ ይብዝሑ ::ዓባይ ኣብነታዊት ሓፍቲ :: ዕድመንጥዕናን የሓብኪ :: ሓሳብ ልብኺየስምራልኪ ::
SHABIYAWIAN🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tegadalit Jerome ny behaqey jegena kemakiy yweleda kbleakey yfetu👌🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏽
Jigna Tegadalit jirom edmen tinan yhabki fetari.
That’s right.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ መደብ ኢዩ ነይሩ። ይኹን ምበር ናይ ሓታታይ ድምጺ ቁሩብ ይትሕት ነይሩ። this was my second time I heard him on EMN.good job የሕዋት።
Des zbl zantan elaln kemauwn tarikn jgna adena eikimo amlak edmen tenan yhabki bdekkn hadarkn ksanet yhabni💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bhaki kulu zerebaki tmhrti eyu
ጅግና ወትሩ ጅግና ኣብ ኣሰር ጅግና እዩ
I love your story Gual Eriy thanks for service to all Eritrawiyan people in word....🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ተዘሪቡ ዘይዉዳዕ ተአምርዩ ።ጀጋኑ ደቅንስትዮ ተጋደልትና ፍሉያት አብ ኤርትራ ጥራኽ ስለዘለዋ ኩርአትና መኸበኒና ኢኽን ታሪኽ ጀጋኑና ተሰሚዑ ዘይጽገብ ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ክንብል ከለና ካብዚ ተበጊስና አና ፈጣሪ ፍቅርና ሪዑዩ ዝኽልወና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏🙏🙏🙏
ውፉያት ጌና ሕጅውን ንስለ ኤርትራን ህዝባን ንሶምን ብጾቶምን ደቆምን ንኡሶምን ይውፈዩ ኣለዉገድሊ ገደል: ብኸቢድ መስዋእትን ምረትን ዝመጸት ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ምጥላም መዐቀኒ ኣልቦ ገበንን በደልን ኢዩስለዚ: ብልጽግቲ ኤርትራ ክውንቲ ንምግባር ንግሆን ምሸትን ዝጽዕት ዘሎ ህዝብን መንግስትን ግንባርን ኤርትራ: ዘይሕለል ማእገር ሃገር: ረጒድ ገበር ኤርትራ ኣገናዕ እምበር ካልእ ሽም ኣይውክሎን ኢዩቶዃሉ እንተነብሑ: እቲ ገመል ክሳግም ኢዩ🇪🇷ሕጉስ ቅንያት 30 ዓመት ጽንብል ናጽነት ደቂ ኤረ🇪🇷ሰማእታትና ብግብሪ ይዘከሩ!ዓወት ንሓፋሽ!
God bless you
ብጣዕሚ ትድነቅ አደ
Gerom haftey jigna
ኣዝዩ ስሓቢ ቃለ መሕትት።ከምዚ ጌርኩም ታሪኽ ገድልን: ታሪኽ ህዝብና: ታሪኽ ዋርሳይ ይክኣሎ ከተቕርቡልና ንምሕጸን።
👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🌹
Nice to see you Gerom hero
ተጋዳሊት ጅሮም አንበሳ ንበርልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ን ጅሮም ሓንቲ ዝፈትዋ ዘረባ ናይ ሓደ ክቡር ተጋዳላይ ትውክላ እያ እሞ ክጥቀመላ እየ::" ንሕና ነዚ ሞያ ክንመሃሮ ደም እዪ ተኸፊሉልና "እዛ ቃል እዚኣ ቃል ሙዚቀኛ ተጋዳላይ ነጸራብ ሻውል (ወዲ ሻውል) እያ:: ኣብ ህዝባዊ ግንባር ትመሃሮ ሞያ ደም እዪ ዝኽፈለሉ: ንስኻ ክትመሃር ካልኦት መስዋእቲ ይኸፍሉልካ ማለት እዪ::
ጀጋኑ ኣዴታት
Wow
ህዝባዊ ግንባር እዚ ብልሒ ስለዝነበሮም እንድዬም ዓለም ስዒሮማ
TSBUK TARIC / BEALTI TSBUK TARIC
Nay bhaqi xbuq medeb edmen tenan yhabki
Jeganu
Welcam xubukat
jigna ambsit hayal memher
Kulu azanatuwa tarik wudue smart zkonet sebeyti
Why does this interview sounds like interrogation?
Eway geganus entay deygeberkum nusukus. ..
Right! Agame.
jugna waero jurom heftey
Abey alo eti merihnet kulom teasirom teketilom intay turgum alewo ezi tarik abey alewu anes tsululat dia keykonu ezom terifom zelewu tegadelti kirub ayhasbun abey alewu 1000 gzie kinhatekum teterediekum ezi kulu tegadalay abey teasiru alo win abey moytom alewu nezia zeythatu tegadelti ina geganu ina tiblu zeythafru donakur.
Nisika emo keydka zeythatt
Tim Bel tsulul baelika....junta.
Asmera mdregenet gerkum ikum sahbya kkkkkkk
Kkkkkkk temahirkum mihiromki 5t amet gerna shaebya mortarn arbjin mekteli seb mihiromna kkkkkk ygerm
Denkoro Agame!
@@hizbawiginbarginbarghinda3872 ddd⁰99000
ናጽነት ኤርትራ ኣዝዩ ከቢድን ኩቡርን ዋጋ ኢዩ ተኸፊሌዎ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽራርን ንሰማእታትና🌺❤️🇪🇷🌺❤️🇪🇷🌺
Edmen tenann yhabki mama jrom 🇪🇷💙
ጅግና ዝኸፈልኪ ከፊልኪ ኤንቋዕ ነዚ ኩቡር ታሪኽኪ ኣዘንትኹሎ ጽንዓት የሃብኪ ጀጋኑ ስድራኺ ኣሕሊፍኪ፡ዘልኣልማዊ ዝኽሪ ንስማእታትና። ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አንበሲት ኤርትራዊት አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሕጂውን አናብስ .
ገድሊ ግደል ኢዩ ዘይ ምግዳል ከኣ ንሃገር በደል ኢዩ
ዎው ኮርዒዳ መሳጢ ታሪኽ ኣንበሲት። ተባረኺ ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ።
Special gest .♥️♥️♥️
🇪🇷❤️🐪ጅሮም መምህረይ አባይ ሐፍተይ አብነታዊት ተጋዳሊት ጽንእቲ እድመን ጥእናን ይሃብኪ ህጉስ ናብራ ምስ ኩሉ ስድራኪ ይምነየልኪ ። 🇪🇷❤️🐪
Merhaba deqi erey jeganu Ruhus qenyat Nasenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤✊
ጅሮም እንካዕ ተፋረኽልና ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ
Tegadelti tsadkanat ekum ab meret ab semay haben eritra ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐⭐
ጅግና ጓል ጀጋኑ ሓፍቲ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ጅሮም ሓፍተይ ሻዕብያ ዝወለደትለይ ዕድመን ጥዕናን መቸም ታሪኽ ገድሊ ክዝከር ከሎ ከተማታት ሳሕል ኢዩ ዘዝክረካ ኩሉ እቲ መሪር ጊን ከኣ ሞቁር ፍቅሪ ዝሞሎኦ ጅሮመይ ጹቡቅ ገርኪ ገሊጽክዮ ሂወት ሞጋዓዝያ ዕድመ ይሃብኪ ዝመጽእ ጹቡቅ ኡፈይ ኢልኪ ከተዕርፊ ሓቢብቲ❤❤❤❤
Thank you ♥️🇪🇷
ጅሮም ሓብተይ ንዝሃብክዮ መግልጺ
ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኾነ ናይ ኣደ ምኽሪ
ብጣዕሚ ከመስግነኪ ይፈቱ ::
ከማኺ ይብዝሑ ::
ዓባይ ኣብነታዊት ሓፍቲ :: ዕድመን
ጥዕናን የሓብኪ :: ሓሳብ ልብኺ
የስምራልኪ ::
SHABIYAWIAN
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tegadalit Jerome ny behaqey jegena kemakiy yweleda kbleakey yfetu👌🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏽
Jigna Tegadalit jirom edmen tinan yhabki fetari.
That’s right.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ መደብ ኢዩ ነይሩ። ይኹን ምበር ናይ ሓታታይ ድምጺ ቁሩብ ይትሕት ነይሩ። this was my second time I heard him on EMN.good job የሕዋት።
Des zbl zantan elaln kemauwn tarikn jgna adena eikimo amlak edmen tenan yhabki bdekkn hadarkn ksanet yhabni💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bhaki kulu zerebaki tmhrti eyu
ጅግና
ወትሩ ጅግና
ኣብ ኣሰር ጅግና እዩ
I love your story Gual Eriy thanks for service to all Eritrawiyan people in word....🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ተዘሪቡ ዘይዉዳዕ ተአምርዩ ።ጀጋኑ ደቅንስትዮ ተጋደልትና ፍሉያት አብ ኤርትራ ጥራኽ ስለዘለዋ ኩርአትና መኸበኒና ኢኽን ታሪኽ ጀጋኑና ተሰሚዑ ዘይጽገብ ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ክንብል ከለና ካብዚ ተበጊስና አና ፈጣሪ ፍቅርና ሪዑዩ ዝኽልወና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏🙏🙏🙏
ውፉያት ጌና ሕጅውን ንስለ ኤርትራን ህዝባን ንሶምን ብጾቶምን ደቆምን ንኡሶምን ይውፈዩ ኣለዉ
ገድሊ ገደል:
ብኸቢድ መስዋእትን ምረትን ዝመጸት ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ምጥላም መዐቀኒ ኣልቦ ገበንን በደልን ኢዩ
ስለዚ: ብልጽግቲ ኤርትራ ክውንቲ ንምግባር ንግሆን ምሸትን ዝጽዕት ዘሎ ህዝብን መንግስትን ግንባርን ኤርትራ:
ዘይሕለል ማእገር ሃገር: ረጒድ ገበር ኤርትራ ኣገናዕ እምበር ካልእ ሽም ኣይውክሎን ኢዩ
ቶዃሉ እንተነብሑ: እቲ ገመል ክሳግም ኢዩ
🇪🇷ሕጉስ ቅንያት 30 ዓመት ጽንብል ናጽነት ደቂ ኤረ🇪🇷
ሰማእታትና ብግብሪ ይዘከሩ!
ዓወት ንሓፋሽ!
God bless you
ብጣዕሚ ትድነቅ አደ
Gerom haftey jigna
ኣዝዩ ስሓቢ ቃለ መሕትት።ከምዚ ጌርኩም ታሪኽ ገድልን: ታሪኽ ህዝብና: ታሪኽ ዋርሳይ ይክኣሎ ከተቕርቡልና ንምሕጸን።
👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🌹
Nice to see you Gerom hero
ተጋዳሊት ጅሮም አንበሳ ንበርልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ን ጅሮም ሓንቲ ዝፈትዋ ዘረባ ናይ ሓደ ክቡር ተጋዳላይ ትውክላ እያ እሞ ክጥቀመላ እየ::
" ንሕና ነዚ ሞያ ክንመሃሮ ደም እዪ ተኸፊሉልና "
እዛ ቃል እዚኣ ቃል ሙዚቀኛ ተጋዳላይ ነጸራብ ሻውል (ወዲ ሻውል) እያ:: ኣብ ህዝባዊ ግንባር ትመሃሮ ሞያ ደም እዪ ዝኽፈለሉ: ንስኻ ክትመሃር ካልኦት መስዋእቲ ይኸፍሉልካ ማለት እዪ::