ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ትጋሩ ኣሕዋተይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን🇪🇷❤
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ኣሜን🎉❤
ኣሜን፫❤
❤❤❤❤❤❤❤
እያ ጀኮር ናፊቅኩም ዝነበሪኩም ላይክ ጉጩኒ ደቀ ዓዳይ
ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ሪመይ ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ❤🙏
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@tsegatsega238
ደምርኒ ወለላይ❤❤❤❤
ኣሜን🙏
አሜን ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤
ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይምሓረና ኣሕዋተይቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልይኩም🙏🙏🙏
@@SanaKhan-lr8gg አሜን ❤ደምርኒ ማዓረይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹላትና🙏❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏❤
ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ናይ ሎሚ ፡ኣብ ስደት እቲ 50ካብ ሚእቲ ሰባት ንነብሶምን ስድሮኦምን ረሲዐምን ኣብ ፈቆዶ ሓሽሽን መስተን ምስ ኣተው ልዕሊ ክንደይ ዓመታት እዮም ካብ ወልፍታት ዘይወጹ ዘለው፡እቶም ንፋዓት ከኣ ንነብሶምን ስድርኦምን ኮይኖም ሲ ንሃገሮምን ንጹጉማትን ዝሕግዙ ውን ቡዙሓት እዮም።ስደት መምጸኪኻ ግን ዕላማኻ ሃሪምካ ኣይኮነን፡ እንዳ ገርየ እሙን ተኸታተሊት ፊልሚ ድራማ ብጣዕሚ ንፋዓት ንሰባት ትሙሁሩን ተዘናግዑን ምህላውኩም የመስግነኩምምም❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
ኣብ ስደት ዘለኩም ድግል ማርያም ትሓልኩም ኣሜን ዝበለ ይኩነሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@ገዛሳሓቅGezasahak ኣሜን ኣሜን ኣሜን🥰🙏
አሜን❤🙏ደምርኒ ማዓረይ❤❤
አሜን ፫ 👏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
ኣሜን 🙏🙏🙏
ዛሬ ልደቴ ነው ተመስገን 21ሓምለ ፍሊቲ እያ ንዓይ 🙏❤እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙌
መበል ክንደይ ዓመትኪ እዩ ንገርና ክጥዕመና ምእንቲ
@@gullala4624 30 ዓመተይ እዩ
Happy birthday 🎂🎉🎉🎉🎉🎉🎊🎊🎊🎊🎊🙏🙏🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበርለዬ🤲🥰
@@gullala4624ሳብስክራይብ ግበርለይ🤲🥰
ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለኩም ብሰላም ናብ ናብታ ምውቅቲ ገዛኩም ትምለስኩም ባዕላ ድንግል ማርያም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለኩም ሰናይ ክራማት ይኩነልኩም ኣብ ሕክምና ዘለኩም ብፆተይ ሩሑስ ሰንበት ይኩነልኩም ካብ ሓውኩም ብፃይኩ ተጋዳላይ ዓወት ንትግራይ እለ ኣካለይ እተጎደልኩ ምንም ኣይ መስለንን እዩ ሃገረ ትግራይ ንቅዲሚት ❤❤💛💛
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ኣሜን (3)❤🙏🙏
@@የድንግልማርያምልጅነ-ዸ2መደምርኒ ሓፍተይ/ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@AwetBerhe-xm1ju ኣሜን፫ ጀግና ወዲ ህዝቢ ናዓኻ እዉን ወላዲት ኣምላኽ ታሓሊኻ
እካዓ ለቕድስት ደንግል ማርዬም ወርሓዊ ባዓል ኣብፀሐና ደቅዓበይቲ
ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤
@@tsegatsega238 ለመናኺ ኣሕዚንክኒ ገይረልኪ
አሜን❤🙏
አሜን ❤❤❤❤❤
😂😂 Zereabruk ezi egri goma, ezi xahli😂😂n Aya Joker zifetu❤️👍🇪🇷 I love you all of them💚
ማርያም ምስ ኩላትና ትኩን ተጋሩዋይ 21💒❤❤❤
@@aasaas7284 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
ተጋሩ💛❤ሰስኑ እቓዓ ጣፍ ኹሉኑ ይፈትወኹም'የ ተጋሩዋይ😊ወላዲት ኣምላኽ ታሓልወና ብቢዘለናዮ😊መኸራ ህዝብና💛❤ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የርእየና ናይ ቅዱሳን ኣምላኽ ብሩኽ ሰንበት😊
ድንግል ማርያም ትሓልክም 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
Amen amen amen 🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰♥️
❤@@mdranaeden8036
amen❤
@@mdranaeden8036oops 😊m I’m mom no I’m😊0😊😊😊😊😊😊😊😊😊
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ ሽኮር😊 አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፍፁም ሰላም ትግበረልና እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና ደቂ ተዋህዶ❤
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ዓይኒ ጸላኢካ ይደፈን መዋእልካ መዋእል ሓጺን እንጀራካ ሰፊሕ ይኩን ።ብዝኮነ ጥዕምቲ ፊልም ምስ ምቁራት ተዋሳእቲ🎉🎉❤❤
@@DaveEntertainment. ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ኣሜንን ማዓረይይ❤❤
አሜን 🤲🙏
Am from Eritrea 🇪🇷, love you Tegaru ❤❤❤
ለኽላቒ
Resah Hangol @@gelilaablel
❤❤❤
😂😂😂😂😂@@gelilaablel
🤍🤍🤍
አረ ለኣያጆኮር ግጭይዎም ናፊቆምና ነይሮም❤❤❤
እንዳ ገሬ እሙን ኣድነቅቲ ኣብይ ኣለኩም 21 እመቤታችን ኣብ ዘለኩሙሉ ኩሉ እመቤታችን ትሓልኩም
Like gedralek😂😂😂😂😂
እንዳ ገሬ እሙን እኳዕ ዳሓን መፃኹም ወላዲተ አምላክ ባማላድነታ ምስ ፍቁር ወዳ ክታታዓርቐና ንምሕፀና ሰናይ ሰሙን ይግበረልና አሜን ❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
@@hanayemaryam12 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏
ተከስተ ወድካ አምፀእልና ትብሉ 😂😂
አብ ሰደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ምስ ስድራና የራክበና❤❤❤
ትርጉም ደይ ብላ ሳክት ድራማ ትመስል, ኣስትውዕል እንተ ኣቢልካ ግን ዓቢ መልእኽቲ ኣለዋ,, ዋዛ ምስ ቁምነገር, ዓቢ ስራሕ ዩ, ቀጽልዎ,, እርትራዊ ሓውኹም ❤❤ love u from my heart
ተጋሩ ዋይ ህዝብና ሰላምን ቅሳነትን ዝረክበሉ ጊዘ ይግበረልና ኣሜን ኣብዘለናዮ ድንግል ማርያም ትሓልወና 🌺🌺🌺🌺🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝ፁሩያት🎉 ተጋሩዋይ
😂😂😂😂 ከምሎሚ ሲሐቀ ኣይፈልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አንዳ ገሬ አሙን
@@BiniAlem-w3o ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏
Zfetwa movie eya from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 pls gna ne jokr abey atfekumo melesulna
ኣንሕናውን ፍትው ኢና ነብለኩም❤❤❤
ኤህ ከዓ አያ ጆኬር መጺኦም ዘይሓልፈላ ገዛ😂😂😂 ግን ጠፊእኹም ጀኮረይ
ኡፍፍፍፍ መን 'ዩ ንለምለም ዓይነይ ሪኡ ንስደት ክወፅእ ከሎ አደዋኡ ኸመይ ከም ዘፋነዎቶ ዘስታወሰ😢😢😢
ዋይ ልበይ😂😂ከም ለመዓልቲ ኣይ ሰሓቅኹይ😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒ ፅሩያት♥️🙏💙
@@abyabby9886 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ድንግል ማርያም እናቴ 21 ሓላዊትና ትኩን ንኩላትና ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
amen amen amen❤❤
ቤቱ ሽኮር😂😂😂❤❤ we love you tegaru from 🇪🇷
ኣያ ተክስተስ ከምዚ ኣነ ልፈትወም እንተሉዩ ላይክ ይግበር🙏♥️
ምቁራት ማራ ኬፍ አለኩም ግን በጃኹም ነያ ጄኪር ብዙሕ አይተዘግዑልና ቀመም ስለዝኾነ😊
ተጋሩዋኒ ፅርያት ፈጥረት እስኪ ብስም Tdf Like ግበሩ❤❤
@@letishkebede5965 ሳብስክራይ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ኣያ ዘርኣብሩክ ንገሬ እሙን ኣይትክሓዶ ክክክ ጨባጥ ዱካን😆😆🤩
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰላም ፍቅር ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አንዳ ዘብራኣብሩኽይ ደሰ ዘብል ናይ ለማዓንቲ ዕልልታ ዘብለ 🙏🙏💋💋
ወላዲ ኣምላኽ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብስደታ ስደትና ትባኣርከልናን ተሕፅርልናን ደቂ ሪመይ ኣድነቅት ገረየ 👍👍 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
@@ሂዊጋልአሕፎሮም ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ኣያ ተኸስተ ፋሕቶ I like his act 🥰
ኩሉ ግዘ ከም ኣብርሃም ትዝገብረካ ክንደይ መጠዓመ😀ፅቡቅ ሰንበት🙏💛💛
@@mulushefarawe3880 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
❤❤❤ለምለም ዓይነይ ከይተዛረበት ተርሲዓ❤❤❤
ተኽክል አልካ።
ኣረ ቤቲ ግን ከምዚ ኣነ ዝፈትዋ ሰብ አንተልዩ like ግበሩ ቤቲየ ኮኮብ ትግራይ ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ፍትዋተይ አያ ጀኩር ውን አይትጥፍኡ
ንተጋዶልቲ ትግራይ ዝፈቲ ለይክ ወቅጡ ።👍👊💪💪💪💪♥️♥️♥️💊💊💊💊
እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ይሰውርኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
አሜን ኣሜን ኣሜን🙏
FILM
ገይረልኪ ኣለኩ
ኣየ ጄኮር ማዓር ኣፎም ንፈትወኩም ኢና ኩሉ ጊዜ ምፁና❤❤
48ሰብ ቃደመምኒ❤❤❤❤ ተጋሩዋኒ ሃብዛሃለኩም ሃሊኩም ድንግል ማርያም ታሓሊኩም 21❤❤❤❤ሓሳብ ልብኩም ኣስሚሩ ናዓድኩም የብልኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤
@@ጋልሃገረትግራይ-ኘ7ዘ ሳብስክራይብ ግብርለይ ❤❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ንኩሉኩም ተከታተልቲ ዳ ገሬ እሙን 🙏
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
TDF ሓዱሽ ለንጀር መፅዩልና እኒሀ መርቁና እስቲ ተጋሩዋይ 😂❤❤
አረ ከጥዕሞሉኹም እት ለንጀር😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብይ ፈሪሑ ንትለንጀር ምስራኣየ እኮ😅😅😅😅
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን መቅሰናት ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ ጽርያት ይመችኹም እስኺ❤
ክክክክ ፍረስ ትርገፅኪ ከም ኣያ ተከስተ ዘስሕቀኒ ዘይብለይ ብኡነት 😁😁😁ኣድናቂ ኣያ ተከስተ ላይክ ይዊቃዕ ❤
ቡሩክ ሰንበት እዳ ገርየ ኡሙን ❤❤❤
ሰላም tigiray ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብ ዘለክምዎ ደቅ tigiray ሓላል 👍🥰❤️💛❤️❤️
@@helengebreslasie2841 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ብሩክ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና❤❤❤
እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሽኮራት❤❤❤❤❤❤
ብወላድቲኹሙ ሰብስክራይብ ጉዎሩለይ ❤❤❤❤❤❤
እዚ ቀሊል ኣጆኺ
ኣብምታይ እዩ
@@FhE-ed8pr ሁቱበይ ወለላይ
ጨለ ወድያዉ
እሽ ግን ብወላድት ኣይትበላ❤
Deki Adey halalat hizibi❤️💛🥰😍much respect ✊🏽
100 ሰብ ጥራሕ ቀዲሞምኒ እምበይ ቀዳመይቲ ባዕለይ ላይኩኒ ሱርዓ😅😅
Embi 😂😂
ደሙሩኒ ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤
ገዛይ ተናፋቅቲ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤😂
እንኳዕ ዳሓን መፃአኩም ተጋሩዋ❤❤❤
ካብ 3 ዓመት ዝተኻታተልክኹም ሓፍትኩም ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ from 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነለ ቻዉ ድኽነት ዋይ 😂😂😂
ደምረኒ ወለላይ❤❤❤❤
🤣🤣🤣👌
ኣያጄኬር ናፊቅናኩም ነይርና❤❤❤❤❤❤
ኣብ መብዛሕትኦም ተዋሳእቲ ዘሎ ገጸባህሪ ቅቡልን ንሕብረተሰብና ገላጽን ኢዩ።ቤቲ ሃይላይ ሒዛቶ ዘላ ገጸ ባህሪ ግን መልእኽቲ የብሉ ከስሕቐካ ውን ምንም ትርጉም የብሉን።በጃኹም ኣብተን ናይ መጀመርያ ብቁልቲ እናሸጠት እንበር ብድሕሪኡስ ትርጉም የብላን ኣጉድልዋ።
Tkkl
እንዳ ገሬየ እሙን ምንጪ ሓጎሰና ❤❤❤❤❤
ሎመዓንቲ ደስ ዝብል መዓልቲ እዩ ናይ ኣዴና ቕድስት ድንግል ማርያም እና ቕድስት ዕለተ ሰንበት 21 ❤ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም በረኸት ናብ ገዛና ይእተ ትብሉ #ሳብስክራይብን ላይክን ግበሩ የሕዋተይ 1000 ንመልእ ቐሪብና ሳላኹም
እንኳብ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት💊💓💚💛😊
ደቂ መዳም አለክን ዶ ሳብስክራይብ እማ ግበራለይ❤❤❤❤
ኣለና❤❤❤
ደምርኒ❤
ገርና ግን ናየ ለ ጠውቅያ
ደምርኒ አባ ዝያዳይ❤
Alenአለነ😂😂😂😂😂❤❤❤
ቤቲ እና ገሬ ደቢርኩምና። ቤቢ ተከስተ 👌👌👌
ማሪያም ትሓልኩም❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ሙቁሪተይ የከምለሙን ብሳሓቅ ቆሲለ🤣🤣❤❤❤
ገሬ አሙን ተከታታሊ ፊልም 👌
እንካዕ ብሰላመ መፃእኹም ተጋሩዋይ ምቁራት ፍጥረት 💊💊💊🙏🙏😍😍😍😍😍💊💊💊💊
ቤቲ ስፖርት ግበሪ ጅም ኪዲቀስ ብቀስ ትባላሸዊ ኣለኺ
ጆኮር ዘይብሉ መቀረት የብላን ጆኮር መሕጎል ❤❤❤
😢😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉❤❤ዋይ አነለ ቻዉ ድክነት.ህከተይ
ዕደመን ጥዕናን ይሃብክም እንዳ ገሬእሙን🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ድኽነት ቻዉ😂😂❤❤🙏❤❤
ብሓቂ ድዮም ግን ወለድና ስደት ዝምነይልና ግን ሓቅኩም ቅርሺ መስሑት ዩ😂😂😂
ድኽነት ዓይኑ ይጥፋእ! 😢😢ስለማርያም ኢለኩም 1000 ኣብፅሑኒ! ክሳብ መዓዝ እየ ግን ሳብክራይብ ግበሩለይ ኢለ ክልምን?
ሰሪሕኪ ብልዒ😂
@@IdrHtr ኣቤት ሕስድና 😆😄😄
ኢንካዕ ዳሕን መፃኣኩም ምንጭ ሳሓቅ😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
ቻው 🤣👈 ድኽነት🤣🤣🥰👍♥️
ዳ ገሬእሙንዋይ 70 ካሬ ባ ጥርዑሉ ረሲዖምናዋ
I really love them
ተጋሩዋይ ሰላም ፍቅሪ ይሃበና ፈጣሪ🥰🥰🙏🙏🙏😊
ፈተውቲ ለምለም ዓይነይ ላይክ በሉኒ👍👍👍🔔🔔🔔👍👍ሳስክራይብ ተሓባበሮኒ🔔🔔🔔🔔
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ተጋሩ ዋኒ❤❤❤❤❤❤❤
@@سنيريحي ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ጆኪር ዝናፈቀ ላይክ እስኪ😂❤ ደቂ መዳም ክኣ ሳብስክራይብ ግበራ🎉🎉🎉
ብሓቂይ ደስ ባሃሊት ድራማ እያ ብፍላይ አብ ስደት ዘለና ማሃሪት እያ
ብሩኽ ሰንበት❤❤❤❤
ድምርኒ ማዓረይ❤❤❤
@@tsegatsega238 ድምር
ፊትሕ ናያ ተከስተ ታእዩ ጎሮሮኦም ተዓፅዩ❤❤❤
Beti haylay eti gerkiyo zelki ny gay arma eyu bezy felt ente koynu gen 😊😊😊😊
ቡሩክ ሰምበት✝️👏ከመይ አርፊዱኩም ቡሩካተይ 🕊
I love this moving ♥️🥺
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ናይ እንዳ ዘርኣብሩክ ሃፍቲ ብጆኬር ክተፈርስ እያ። ዙ ሑሱም ጆኬር ካዓ መፅዩ😂😂
Er nimmt zu Erst als Geisel 😂😂😂😂
Beti I feel just like Adanech 🤣🤣
Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏
ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም
በርትዑ አሕዋትና
ትጋሩ ኣሕዋተይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን🇪🇷❤
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ኣሜን🎉❤
ኣሜን፫❤
❤❤❤❤❤❤❤
እያ ጀኮር ናፊቅኩም ዝነበሪኩም ላይክ ጉጩኒ ደቀ ዓዳይ
ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ሪመይ ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ❤🙏
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@tsegatsega238
ደምርኒ ወለላይ❤❤❤❤
ኣሜን🙏
አሜን ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤
ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይምሓረና ኣሕዋተይ
ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልይኩም🙏🙏🙏
@@SanaKhan-lr8gg አሜን ❤ደምርኒ ማዓረይ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹላትና🙏❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏❤
ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ናይ ሎሚ ፡
ኣብ ስደት እቲ 50ካብ ሚእቲ ሰባት ንነብሶምን ስድሮኦምን ረሲዐምን ኣብ ፈቆዶ ሓሽሽን መስተን ምስ ኣተው ልዕሊ ክንደይ ዓመታት እዮም ካብ ወልፍታት ዘይወጹ ዘለው፡እቶም ንፋዓት ከኣ ንነብሶምን ስድርኦምን ኮይኖም ሲ ንሃገሮምን ንጹጉማትን ዝሕግዙ ውን ቡዙሓት እዮም።ስደት መምጸኪኻ ግን ዕላማኻ ሃሪምካ ኣይኮነን፡ እንዳ ገርየ እሙን ተኸታተሊት ፊልሚ ድራማ ብጣዕሚ ንፋዓት ንሰባት ትሙሁሩን ተዘናግዑን ምህላውኩም የመስግነኩምምም❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
ኣብ ስደት ዘለኩም ድግል ማርያም ትሓልኩም
ኣሜን ዝበለ ይኩነሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@ገዛሳሓቅGezasahak ኣሜን ኣሜን ኣሜን🥰🙏
አሜን❤🙏ደምርኒ ማዓረይ❤❤
አሜን ፫ 👏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
ኣሜን 🙏🙏🙏
ዛሬ ልደቴ ነው ተመስገን 21ሓምለ ፍሊቲ እያ ንዓይ 🙏❤እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙌
መበል ክንደይ ዓመትኪ እዩ ንገርና ክጥዕመና ምእንቲ
@@gullala4624 30 ዓመተይ እዩ
Happy birthday 🎂🎉🎉🎉🎉🎉🎊🎊🎊🎊🎊🙏🙏🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበርለዬ🤲🥰
@@gullala4624ሳብስክራይብ ግበርለይ🤲🥰
ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለኩም ብሰላም ናብ ናብታ ምውቅቲ ገዛኩም ትምለስኩም ባዕላ ድንግል ማርያም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለኩም ሰናይ ክራማት ይኩነልኩም ኣብ ሕክምና ዘለኩም ብፆተይ ሩሑስ ሰንበት ይኩነልኩም ካብ ሓውኩም ብፃይኩ ተጋዳላይ ዓወት ንትግራይ እለ ኣካለይ እተጎደልኩ ምንም ኣይ መስለንን እዩ ሃገረ ትግራይ ንቅዲሚት ❤❤💛💛
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ኣሜን (3)❤🙏🙏
@@የድንግልማርያምልጅነ-ዸ2መደምርኒ ሓፍተይ/ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@AwetBerhe-xm1ju ኣሜን፫ ጀግና ወዲ ህዝቢ ናዓኻ እዉን ወላዲት ኣምላኽ ታሓሊኻ
እካዓ ለቕድስት ደንግል ማርዬም ወርሓዊ ባዓል ኣብፀሐና ደቅዓበይቲ
ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤
@@tsegatsega238 ለመናኺ ኣሕዚንክኒ ገይረልኪ
አሜን❤🙏
አሜን ❤❤❤❤❤
😂😂 Zereabruk ezi egri goma, ezi xahli😂😂n Aya Joker zifetu❤️👍🇪🇷 I love you all of them💚
ማርያም ምስ ኩላትና ትኩን ተጋሩዋይ 21💒❤❤❤
@@aasaas7284 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
ተጋሩ💛❤ሰስኑ እቓዓ ጣፍ ኹሉኑ ይፈትወኹም'የ ተጋሩዋይ😊ወላዲት ኣምላኽ ታሓልወና ብቢዘለናዮ😊መኸራ ህዝብና💛❤ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የርእየና ናይ ቅዱሳን ኣምላኽ ብሩኽ ሰንበት😊
ድንግል ማርያም ትሓልክም 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
Amen amen amen 🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰♥️
❤@@mdranaeden8036
አሜን ❤❤❤❤❤
amen❤
@@mdranaeden8036oops 😊m I’m mom no I’m😊0😊😊😊😊😊😊😊😊😊
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ ሽኮር😊 አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፍፁም ሰላም ትግበረልና እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና ደቂ ተዋህዶ❤
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ዓይኒ ጸላኢካ ይደፈን መዋእልካ መዋእል ሓጺን እንጀራካ ሰፊሕ ይኩን ።ብዝኮነ ጥዕምቲ ፊልም ምስ ምቁራት ተዋሳእቲ🎉🎉❤❤
@@DaveEntertainment. ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ኣሜንን ማዓረይይ❤❤
አሜን 🤲🙏
Am from Eritrea 🇪🇷, love you Tegaru ❤❤❤
ለኽላቒ
Resah Hangol @@gelilaablel
❤❤❤
😂😂😂😂😂@@gelilaablel
🤍🤍🤍
አረ ለኣያጆኮር ግጭይዎም ናፊቆምና ነይሮም❤❤❤
እንዳ ገሬ እሙን ኣድነቅቲ ኣብይ ኣለኩም 21 እመቤታችን ኣብ ዘለኩሙሉ ኩሉ እመቤታችን ትሓልኩም
Like gedralek😂😂😂😂😂
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንዳ ገሬ እሙን እኳዕ ዳሓን መፃኹም ወላዲተ አምላክ ባማላድነታ ምስ ፍቁር ወዳ ክታታዓርቐና ንምሕፀና ሰናይ ሰሙን ይግበረልና አሜን ❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
@@hanayemaryam12 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏
ተከስተ ወድካ አምፀእልና ትብሉ 😂😂
አብ ሰደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ምስ ስድራና የራክበና❤❤❤
ትርጉም ደይ ብላ ሳክት ድራማ ትመስል, ኣስትውዕል እንተ ኣቢልካ ግን ዓቢ መልእኽቲ ኣለዋ,, ዋዛ ምስ ቁምነገር, ዓቢ ስራሕ ዩ, ቀጽልዎ,, እርትራዊ ሓውኹም ❤❤ love u from my heart
ተጋሩ ዋይ ህዝብና ሰላምን ቅሳነትን ዝረክበሉ ጊዘ ይግበረልና ኣሜን ኣብዘለናዮ ድንግል ማርያም ትሓልወና 🌺🌺🌺🌺🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝ፁሩያት🎉 ተጋሩዋይ
😂😂😂😂 ከምሎሚ ሲሐቀ ኣይፈልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አንዳ ገሬ አሙን
@@BiniAlem-w3o ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏
Zfetwa movie eya from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 pls gna ne jokr abey atfekumo melesulna
ኣንሕናውን ፍትው ኢና ነብለኩም❤❤❤
ኤህ ከዓ አያ ጆኬር መጺኦም ዘይሓልፈላ ገዛ😂😂😂 ግን ጠፊእኹም ጀኮረይ
ኡፍፍፍፍ መን 'ዩ ንለምለም ዓይነይ ሪኡ ንስደት ክወፅእ ከሎ አደዋኡ ኸመይ ከም ዘፋነዎቶ ዘስታወሰ😢😢😢
ዋይ ልበይ😂😂ከም ለመዓልቲ ኣይ ሰሓቅኹይ😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒ ፅሩያት♥️🙏💙
@@abyabby9886 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ድንግል ማርያም እናቴ 21 ሓላዊትና ትኩን ንኩላትና ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
amen amen amen❤❤
ቤቱ ሽኮር😂😂😂❤❤ we love you tegaru from 🇪🇷
🤍🤍🤍
ኣያ ተክስተስ ከምዚ ኣነ ልፈትወም እንተሉዩ ላይክ ይግበር🙏♥️
@@abyabby9886 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ምቁራት ማራ ኬፍ አለኩም ግን በጃኹም ነያ ጄኪር ብዙሕ አይተዘግዑልና ቀመም ስለዝኾነ😊
ተጋሩዋኒ ፅርያት ፈጥረት እስኪ ብስም Tdf Like ግበሩ❤❤
@@letishkebede5965 ሳብስክራይ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ኣያ ዘርኣብሩክ ንገሬ እሙን ኣይትክሓዶ ክክክ ጨባጥ ዱካን😆😆🤩
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰላም ፍቅር ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አንዳ ዘብራኣብሩኽይ ደሰ ዘብል ናይ ለማዓንቲ ዕልልታ ዘብለ 🙏🙏💋💋
ወላዲ ኣምላኽ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብስደታ ስደትና ትባኣርከልናን ተሕፅርልናን ደቂ ሪመይ ኣድነቅት ገረየ 👍👍 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
@@ሂዊጋልአሕፎሮም ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ኣያ ተኸስተ ፋሕቶ I like his act 🥰
ኩሉ ግዘ ከም ኣብርሃም ትዝገብረካ ክንደይ መጠዓመ😀ፅቡቅ ሰንበት🙏💛💛
@@mulushefarawe3880 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
❤❤❤ለምለም ዓይነይ ከይተዛረበት ተርሲዓ❤❤❤
ተኽክል አልካ።
ኣረ ቤቲ ግን ከምዚ ኣነ ዝፈትዋ ሰብ አንተልዩ like ግበሩ ቤቲየ ኮኮብ ትግራይ ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ፍትዋተይ አያ ጀኩር ውን አይትጥፍኡ
ንተጋዶልቲ ትግራይ ዝፈቲ ለይክ ወቅጡ ።👍👊💪💪💪💪♥️♥️♥️💊💊💊💊
እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ይሰውርኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
አሜን ኣሜን ኣሜን🙏
FILM
ገይረልኪ ኣለኩ
ገይረልኪ ኣለኩ
ኣየ ጄኮር ማዓር ኣፎም ንፈትወኩም ኢና ኩሉ ጊዜ ምፁና❤❤
48ሰብ ቃደመምኒ❤❤❤❤ ተጋሩዋኒ ሃብዛሃለኩም ሃሊኩም ድንግል ማርያም ታሓሊኩም 21❤❤❤❤ሓሳብ ልብኩም ኣስሚሩ ናዓድኩም የብልኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤
@@ጋልሃገረትግራይ-ኘ7ዘ ሳብስክራይብ ግብርለይ ❤❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ንኩሉኩም ተከታተልቲ ዳ ገሬ እሙን 🙏
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
TDF ሓዱሽ ለንጀር መፅዩልና እኒሀ መርቁና እስቲ ተጋሩዋይ 😂❤❤
አረ ከጥዕሞሉኹም እት ለንጀር😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብይ ፈሪሑ ንትለንጀር ምስራኣየ እኮ😅😅😅😅
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን መቅሰናት ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ ጽርያት ይመችኹም እስኺ❤
ክክክክ ፍረስ ትርገፅኪ ከም ኣያ ተከስተ ዘስሕቀኒ ዘይብለይ ብኡነት 😁😁😁ኣድናቂ ኣያ ተከስተ ላይክ ይዊቃዕ ❤
ቡሩክ ሰንበት እዳ ገርየ ኡሙን ❤❤❤
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ሰላም tigiray ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብ ዘለክምዎ ደቅ tigiray ሓላል 👍🥰❤️💛❤️❤️
@@helengebreslasie2841 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
ብሩክ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና❤❤❤
እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሽኮራት❤❤❤❤❤❤
ብወላድቲኹሙ ሰብስክራይብ ጉዎሩለይ ❤❤❤❤❤❤
እዚ ቀሊል ኣጆኺ
ኣብምታይ እዩ
@@FhE-ed8pr ሁቱበይ ወለላይ
ጨለ ወድያዉ
እሽ ግን ብወላድት ኣይትበላ❤
Deki Adey halalat hizibi❤️💛🥰😍much respect ✊🏽
100 ሰብ ጥራሕ ቀዲሞምኒ እምበይ ቀዳመይቲ ባዕለይ ላይኩኒ ሱርዓ😅😅
Embi 😂😂
ደሙሩኒ ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤
ገዛይ ተናፋቅቲ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤😂
እንኳዕ ዳሓን መፃአኩም ተጋሩዋ❤❤❤
ካብ 3 ዓመት ዝተኻታተልክኹም ሓፍትኩም ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ from 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነለ ቻዉ ድኽነት ዋይ 😂😂😂
ደምረኒ ወለላይ❤❤❤❤
🤣🤣🤣👌
ኣያጄኬር ናፊቅናኩም ነይርና❤❤❤❤❤❤
ኣብ መብዛሕትኦም ተዋሳእቲ ዘሎ ገጸባህሪ ቅቡልን ንሕብረተሰብና ገላጽን ኢዩ።ቤቲ ሃይላይ ሒዛቶ ዘላ ገጸ ባህሪ ግን መልእኽቲ የብሉ ከስሕቐካ ውን ምንም ትርጉም የብሉን።በጃኹም ኣብተን ናይ መጀመርያ ብቁልቲ እናሸጠት እንበር ብድሕሪኡስ ትርጉም የብላን ኣጉድልዋ።
Tkkl
እንዳ ገሬየ እሙን ምንጪ ሓጎሰና ❤❤❤❤❤
ሎመዓንቲ ደስ ዝብል መዓልቲ እዩ
ናይ ኣዴና ቕድስት ድንግል ማርያም እና ቕድስት ዕለተ ሰንበት 21 ❤
ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም በረኸት ናብ ገዛና ይእተ ትብሉ #ሳብስክራይብን ላይክን ግበሩ የሕዋተይ 1000 ንመልእ ቐሪብና ሳላኹም
እንኳብ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት💊💓💚💛😊
ደቂ መዳም አለክን ዶ ሳብስክራይብ እማ ግበራለይ❤❤❤❤
ኣለና❤❤❤
ደምርኒ❤
ገርና ግን ናየ ለ ጠውቅያ
ደምርኒ አባ ዝያዳይ❤
Alenአለነ😂😂😂😂😂❤❤❤
ቤቲ እና ገሬ ደቢርኩምና። ቤቢ ተከስተ 👌👌👌
ማሪያም ትሓልኩም❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ሙቁሪተይ የከምለሙን ብሳሓቅ ቆሲለ🤣🤣❤❤❤
ገሬ አሙን ተከታታሊ ፊልም 👌
እንካዕ ብሰላመ መፃእኹም ተጋሩዋይ ምቁራት ፍጥረት 💊💊💊🙏🙏😍😍😍😍😍💊💊💊💊
ቤቲ ስፖርት ግበሪ ጅም ኪዲ
ቀስ ብቀስ ትባላሸዊ ኣለኺ
ጆኮር ዘይብሉ መቀረት የብላን ጆኮር መሕጎል ❤❤❤
😢😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉❤❤ዋይ አነለ ቻዉ ድክነት.ህከተይ
ዕደመን ጥዕናን ይሃብክም እንዳ ገሬእሙን🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ድኽነት ቻዉ😂😂❤❤🙏❤❤
ብሓቂ ድዮም ግን ወለድና ስደት ዝምነይልና ግን ሓቅኩም ቅርሺ መስሑት ዩ😂😂😂
ድኽነት ዓይኑ ይጥፋእ! 😢😢
ስለማርያም ኢለኩም 1000 ኣብፅሑኒ! ክሳብ መዓዝ እየ ግን ሳብክራይብ ግበሩለይ ኢለ ክልምን?
ሰሪሕኪ ብልዒ😂
@@IdrHtr ኣቤት ሕስድና 😆😄😄
ኢንካዕ ዳሕን መፃኣኩም ምንጭ ሳሓቅ😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
ቻው 🤣👈 ድኽነት🤣🤣🥰👍♥️
ዳ ገሬእሙንዋይ 70 ካሬ ባ ጥርዑሉ ረሲዖምናዋ
I really love them
ተጋሩዋይ ሰላም ፍቅሪ ይሃበና ፈጣሪ🥰🥰🙏🙏🙏😊
ፈተውቲ ለምለም ዓይነይ ላይክ በሉኒ👍👍👍🔔🔔🔔👍👍
ሳስክራይብ ተሓባበሮኒ🔔🔔🔔🔔