ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #3

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 174

  • @ልዋመይ
    @ልዋመይ 8 หลายเดือนก่อน +11

    ሓወኒ ኣነስ ንአሽተይ ርአይቶ ክህበካ አታ መንጢሎምና ክንምንጥሎም ኢና አንተ ትቅጽላ ከመይ❤❤❤❤

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 8 หลายเดือนก่อน +13

    welcame ሉል ሓውና ብጣዓሚ ኢየ ዘዲንቀካ ብትሰርሖ ስራሕ ኣዝዩ ኢዩ ደስ ዝብል በርትዕ ❤
    ሶ ሞራል ኢስከ ንሉል ሓውና
    👇

  • @snitsitu
    @snitsitu 8 หลายเดือนก่อน

    ውይ ኣነስ ሎግቢባ ኣብ ሪኣክትስ ዘይኮነስ ኣብታ መንጢልኩምና ክንምንጥለኩም ኢና ትብል ዝነበረት ቁምጥ ቁምጥ ሕክያ ገለ ዓይነት ትሰማማዓኒ በጃኻ ኩሎም ሪኣክት ስለ ዝኾኑስ ከምቶም ምርኣይ ዝገደፍናዮም ከይንገድፎ ፉሉይ ሰብ ከይንስእን so much love with respect

  • @AwetJambo-e6p
    @AwetJambo-e6p 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፎርሳ ዝዓርከይ ብመልሓስ ኢየ ትብላዕ ሕጂ ብላዕ ጥራይ ❤❤❤

  • @tesfanamicheal7109
    @tesfanamicheal7109 8 หลายเดือนก่อน

    😂😂...ናይ ብሓቂ ኣዘናጋዕን መሃሪን,,ሓጻር ምስ ሙኻና ፍጹም ዘይተሰልቹ good job lul💎👏👏👏 ❤

  • @RimBrhan
    @RimBrhan 8 หลายเดือนก่อน +2

    ልኡለይ ልኡለይ ግምባር ዶዑለይ ካብ ገጠር ኣዝማሪኖ አየ ኣድናቕካ አይ ሶ qexlo 🥰🥰

  • @ወዲወልየ
    @ወዲወልየ 8 หลายเดือนก่อน +4

    ልኡል ገምበር ድዑል 😂
    ጽቡቕ መደብ ❤❤❤

    • @Brtue
      @Brtue 8 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @Asie1996
      @Asie1996 8 หลายเดือนก่อน

      Poww ybel gitmi🤣

  • @afewerkiaregai2869
    @afewerkiaregai2869 8 หลายเดือนก่อน

    እዞም ናይ enjoy ናብ ናብ መድረኽ ክትመጹ ምስ ጀመርኩም ካብ ዝመነ ምጽዋግ ናብ ዘመነ ፍሽኽ ተሰጋጊርናሞ ጹቡቕ ምጅማር ካልእ ዝዓጠረ ገጽና ባዕሉ ክስታረር ጀሚሩ ብስሓቕ keep it up

  • @EritreanQueen
    @EritreanQueen 8 หลายเดือนก่อน +2

    😂😂😂😂😂😂😂ሉኡል ርእሲ ዱዑል መዓንጣይ ቖሲለ ተሓታቲ ኢካ።😂😂😂😂

  • @MussieHaile-ji4dn
    @MussieHaile-ji4dn 8 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ናትካ ዘረባ ክሰምዒ ባሕሪ ምፊታን ክሪሶ ኢየ ጹሉሉ የ ባካ ሉኡለይ ❤❤❤❤

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143 8 หลายเดือนก่อน

    መልሓሰኛ ኢኻ ወዶም ብዝኮነ ኣጆኻ ቀጸሎ ወዲ ኤረይ መደባትካ ደስ ስለ ዝብለኒ ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ ብሮየ

  • @AwetJambo-e6p
    @AwetJambo-e6p 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሉሉኡል ሓቢቢ ሓንቲ ድረፍ በጃካ ❤❤❤

  • @MardokayMeseret-ts6po
    @MardokayMeseret-ts6po 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዝመጽእ ቪድዮኻ ነዛ ኮመንተይ ኣይተንብባ እሞ ከሸይፈካ እየ 😂😂😂 ይፍክር እየ ዘለኩ ቡኡነት ናይ ብሓቂ ይላገጽ የለኹን ኣንብባ😂😂😂

  • @RedUnited-ob7xy
    @RedUnited-ob7xy 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሉኡል ናይ ሕማም ሸወያ ተሕጽረልና ኣለኻ እዛ መደብካ ወላ ንዓኻ ንእሽተይ ክሳብ ትዓቢ'ስ ንእሽተይ ውስኽ ድኣ ኣብለና ኣጆኻ ኣይትሰከፍ ኣይንመንወካን ኢና።ካብ ቀዳማይ ኣድንቂኻ።❤❤

  • @LuliyaTesfaldet-i3k
    @LuliyaTesfaldet-i3k 6 หลายเดือนก่อน

    Anes kfetweka neaka krie keleku eye sdet mhlawey zrso gn fqadena tekoynka nska kea ktqesn neay zeytmntleni ❤❤❤

  • @HeriWelderfeal
    @HeriWelderfeal 8 หลายเดือนก่อน

    Let’s go ahead homie ❤

  • @mikalhaile4442
    @mikalhaile4442 8 หลายเดือนก่อน

    Chinche, memahrti neber nice to see u bro. Keep it up 💯

  • @Wedibri1
    @Wedibri1 8 หลายเดือนก่อน

    ማይሳሓይ .ደራፊ ክኸዉን ኮ ሕልሚ ኣለኒ ተስፋ ባ ኣይተቁርጸኒ 😂😂

  • @habentesfay3865
    @habentesfay3865 8 หลายเดือนก่อน

    ሉኡል ሰብ የብሉ ሰማይ ዓንዲ የቡሉ ❤❤ ጽቡቅ ስራሕ መንጣሊ😂🎉❤

  • @amlesethaile672
    @amlesethaile672 8 หลายเดือนก่อน

    ብዘይካ ጸሓይ ኩሉ ሰብ ኣብ ዘይቦትኡ እዩ ዘሎ😂 ስጋ ባባ ሰናይ ተዛረብ ኢልካ፡ ግን ንስካ ቦታካ ዶ ረክብካ ሓቀይ። ማለተይ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝዓጠቀ ብሉጽ ኣቀራርባ ሲለትውንን እየ ። ብዝኮነ ኣይትሕመቅ😊

  • @noelbafana6559
    @noelbafana6559 8 หลายเดือนก่อน

    Logbiba ብጣእሚ ብኣቀራርባ መደብካ ካብ ዘድንቁካ ብዙሃት ሃደ ኢየ ❤❤❤
    እዛ" ገሪሙኒ ኣነ ገሪሙኒ ውሽማ ሰበይተይ ፀፊኡኒ"
    ናይ ጋእዳ ደርፊ ኢያ
    ገሪሙኒ ኣነ ገሪሙኒ ውሽማ ሰበይተ ፅፊኡኒ
    ኣውዲቀዮ ኔረ ገምጢሉኒ , ብኮፈይ ሃዲረ ገሪሙኒ
    ኣይ ንስኪ እንዲኪ ሻውል ዘማሰኪ
    ኣቲ እንታይ እዋንኪ ጅንስ ተከዲንኪ
    ሳላ ኪዳነ ምህረት ንጨርም ዘንት እለት
    ሳላ መድሃኔ ኣለም ነማሲ ዘልኣለም
    ......ወዘተረፈ......😅😅😅😅

  • @Wedifre-k7i
    @Wedifre-k7i 8 หลายเดือนก่อน

    ሉኡል ሓወይ ጊዘ ዊሒዱና ብውሑዱ ዒስራ ደቂቕግበሮ ❤❤❤❤

  • @BiniamTekeste-jq7gh
    @BiniamTekeste-jq7gh 8 หลายเดือนก่อน

    Log biba mulue nebsna eko ezni keyrekayo ❤❤❤❤

  • @merrytesfay596
    @merrytesfay596 8 หลายเดือนก่อน +1

    Shikor azmarino God bless

  • @wediwedomneboybahta539
    @wediwedomneboybahta539 8 หลายเดือนก่อน

    Da Gazila bezi tgebro zeleka medebat thagisom congo kslmuka deliyo alewu tele xhafeley khbrelka 😅

  • @azebtigray6298
    @azebtigray6298 8 หลายเดือนก่อน

    ዋዛ ምስ ቁምነገር ቀፅለሉ🥰

  • @hyabamlak8403
    @hyabamlak8403 8 หลายเดือนก่อน +1

    Zey regieka msmaei entay ndeli luuley 🥰

  • @EjuluAli
    @EjuluAli 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ luley natey 100000000% big & big respect I love u somuch I can't explain, u r the one king luley ❤❤❤❤

  • @LuelGerye
    @LuelGerye 8 หลายเดือนก่อน

    Mokusye luul deqiq yhaxrena alo 🙌🏽🙌🏽

  • @samihidary5207
    @samihidary5207 8 หลายเดือนก่อน

    Lulu ❤❤ airk geliyanit Nice 😍😍😍😍

  • @ክሓልፍ
    @ክሓልፍ 3 หลายเดือนก่อน

    ዛዓርከይ ቅበርዋ እንዳበልካ ቀባሪ ቀዪርካን 😂

  • @hanigebry
    @hanigebry 8 หลายเดือนก่อน

    ቁሙጥ ቁሙጥ ክትብል ጀብጀብ ተቀይርካ ብዝተረፈ በሊሕ ኢኻ ጀሚርካዮ ኣለኻ ተጠቀመሉ ❤😂😂 ቁሙጥ ቁሙጥ ሰላም ንዓኻ

  • @zermozermo
    @zermozermo 8 หลายเดือนก่อน

    wedi shuq eta tip nay eye comfort ab iphone mesrah abyatni

  • @ሰብሰባብ-ወ7ጐ
    @ሰብሰባብ-ወ7ጐ 8 หลายเดือนก่อน

    ሎጉቢባ ዓርከይ ኣነ ሲ ሓባ ሪኢቶ ኣላትኒ ነዛ ፋራ ትብል ሙዚቃ ሲ ፓርት 2 አባ ግበረላ ዋላ ኣነ ግጥሞ ክታሓባበረካ አየ ሓቢቦ ኣና

  • @fasilgirma4365
    @fasilgirma4365 8 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuk program ❤❤❤

  • @mhreteabgebrezgi5341
    @mhreteabgebrezgi5341 8 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk Kemey dki tehegusni lomi welidu do zeykone si derifu do neyru ❤❤❤❤

  • @ALHE687
    @ALHE687 8 หลายเดือนก่อน

    ነዓካ ውን ዘረባ ይጽለኣካ እዩ 😉ቤላ ጌርካ መጢንካያ ኣለካ....

  • @efreamgebreab1245
    @efreamgebreab1245 8 หลายเดือนก่อน

    መደባትካ ጽቡቅ ኣዘናጋዒ ኢዩ ግን ሃይማኖት ውይ ፖለቲካ ኣምጺካ ከይተበላሽዎ

  • @Selambsra
    @Selambsra 8 หลายเดือนก่อน

    wag one broye ❤🎉

  • @lidutesfazghi6423
    @lidutesfazghi6423 8 หลายเดือนก่อน +2

    Lulu shkoer 🥰🥰🥰 will love you blue 💙💙 city

  • @zlove8820
    @zlove8820 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ልዑል(highness) 😂 ጽቡቕ መደብ pls ክሓተካ እዘን ኣብ ክልተ ኣጻብእትኻ ዘለዋ ካትም ኣበይ ኢኻ ገዚኢኻየን ወይ መካኒክ ኢኻ😂😂🎉???

  • @zerigatewil4093
    @zerigatewil4093 8 หลายเดือนก่อน

    Lulu habibi btam xibuq srah qexlo🎉🎉🎉🎉

  • @Yoni370
    @Yoni370 8 หลายเดือนก่อน

    Luel yak mara wudue en eti natka anesho eti temxo vodiotat ka aebiyo ❤❤❤

  • @adamaraya5894
    @adamaraya5894 8 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ግዜ ንሓደ ሰብ ካብ ዝረገአ ጸባ እዩ ጠስሚ ዝርከብ ህድእ በል ኢለዮሲ እንታይ ኢልኒ መስለካ፡
    ኣበይ ፈሊጥካዮ ኣብ ከተማ ዝዓበካ ርግኦ ዊንኮ ግዜ ምስ ወሰደ ይባላሾ እዩ ኢልኒ ስለዚሲ ኩሉ ግዜ ንሰበይትካ ጽን ኢልካ ምስማዕ ጽቡቅ ኡካ እንተኮነ ግና ክትለምዶ ኣጸጋሚ አዩ፡ ብዝኮነ ግና ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ ከምዚ ዘዛንዩ ነገራት ኣቅርበልና የቀንየለይ ካብ ኣድናቂካ።❤❤❤❤

  • @berekettesfalem8005
    @berekettesfalem8005 8 หลายเดือนก่อน

    ሉኡል ሉኡል ግንባር ዱዑል 😂😂👌👌

  • @aretrkvcz
    @aretrkvcz 8 หลายเดือนก่อน

    Ok abi kalay kexela yerakbena 😂

  • @NatnaelYebrah
    @NatnaelYebrah 4 หลายเดือนก่อน

    Logbiba hawey Mara ika des teblni Gn nay xegrka style qeyra

  • @danieltsehaye7197
    @danieltsehaye7197 8 หลายเดือนก่อน

    Nay iPhone kmy gierna eti screen bright negdlo goney

  • @semeregebru4914
    @semeregebru4914 8 หลายเดือนก่อน +1

    ፎኺስካ እኮ በቲ ፌስቡክ ትመጾ ዝነበርካ እኮ ይሓይሽ

  • @filimilano
    @filimilano 8 หลายเดือนก่อน

    ብሮኒ ኣብ ዩቱብ ጥራሕ ዲካ ከምዚ ትዛረብ ወይስ ወላ ብኣካል ኮሙ ኢካ ማለት ዉዑይ ኢካ ከምዚ ምሽ ኣሎ ሸበድበድ ተገዲስካ መልሰለይ😂

  • @RozaM-bx9kg
    @RozaM-bx9kg 7 หลายเดือนก่อน

    አረ ይሞችኻ ንስኻ ትፍለ ኢኻ 🥰

  • @johnembaye4318
    @johnembaye4318 8 หลายเดือนก่อน

    Luul megadlti keep going the good job we are on your side ❤❤❤

  • @tigstitesfay6797
    @tigstitesfay6797 8 หลายเดือนก่อน

    Luley halal ftret❤️❤️❤️

  • @haniabraham9225
    @haniabraham9225 8 หลายเดือนก่อน

    ልኡልየ ልኡል ሉኡልየ ሉኡልየ ገንበር ዱዑልየ 😂😂😂

  • @Filimongebrezgi-xp5vh
    @Filimongebrezgi-xp5vh 8 หลายเดือนก่อน

    Lulu shikor ❤❤❤❤❤

  • @HaniLove-v4c
    @HaniLove-v4c 8 หลายเดือนก่อน

    Logbiba yaho ❤

  • @tsehayendeg
    @tsehayendeg 8 หลายเดือนก่อน

    Mara Eka Teshqeni & Kief Aloka qexlo 🤩😘

  • @LindaHabesha
    @LindaHabesha 8 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂 waza Ms kumneger

  • @almazaskale7593
    @almazaskale7593 8 หลายเดือนก่อน

    Leyti leyti yreka beyney yshiki ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @sarakidane6526
    @sarakidane6526 8 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkk bzeyka xehay kulu abzey botu u zelo eway nskas .......eleka aloku beka bado bota baelka melayo sgera mo eza comment

  • @titititi2598
    @titititi2598 8 หลายเดือนก่อน

    Lili shkor ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️💯💯

  • @samiboy267
    @samiboy267 8 หลายเดือนก่อน

    Log biba arkey ተዘናጋዓና ዲኻ ዘለካ ዋላ ትምዕደና ኮ ምርዳእ ኣቢኒ ንቀፉኒ ስለ ዝበልካና የ

  • @michaelhaile6257
    @michaelhaile6257 8 หลายเดือนก่อน

    Keep going buddy ❤❤❤

  • @user-welu
    @user-welu 8 หลายเดือนก่อน

    ሉል ሓቢቢ ካብቲ ንስካ ተምጽኦ ቪድዮ ወላዲተይ ፍሽኽታኻ እዩ ዝምስጠኒ 😊ኮንፍየ ፡ ዘረባ በቃ 44 ነጥቢ 🎉❤ ምሃሪ ቪድዮታት ቀጽለሉ ዓርኩ❤

  • @MikeleTesfay-o3l
    @MikeleTesfay-o3l 5 หลายเดือนก่อน

    ገነይ ዉዱእ ወዲ መቸም መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ሰሓቢን መሳጢን ብዝኾነ ቀጽሎ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ መሳጢ ግን ፍቃደኛ እንተትኸዉን ገለ ክብለካ ምደለኹ ማለት ካብ ግዜኻ 2 ደቂቅ ጥራይ ክሰርቀካ እዚ ክኸዉንግን ፍቃደኛ ምስ እትኸዉን ማለት እዩ ብጣዕሚ ኣድሊኻኒ ኔርካ እዚኣ ኮመንት ምስ ኣምበብካያ ፕሊስ ከይትነጥራ ኮይስ ፕሮ❤❤❤❤❤

  • @NardosEyasu
    @NardosEyasu 8 หลายเดือนก่อน

    Anes keftweka ❤

  • @WarsayGerezgihir
    @WarsayGerezgihir 8 หลายเดือนก่อน

    Lulu habib xibuq srha❤❤❤❤

  • @SemharTekali-dn6mj
    @SemharTekali-dn6mj 8 หลายเดือนก่อน

    Balka teqxla balka teqbra 😂❤

  • @HagosYemane-hn2ht
    @HagosYemane-hn2ht 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤Thank you

  • @JamboZere-yw3ij
    @JamboZere-yw3ij 8 หลายเดือนก่อน

    ንከይትግረም ንግሆ ምድሪየ ዝሰምዓ ዘለኩ😂😂

  • @RahwaTeame-of9fb
    @RahwaTeame-of9fb 8 หลายเดือนก่อน

    Shikor 💞🥰👈

  • @luliyasamuelluliyasamuel9242
    @luliyasamuelluliyasamuel9242 8 หลายเดือนก่อน

    luuley ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigistimesel2743
    @tigistimesel2743 4 หลายเดือนก่อน

    Kubur hawey kexilo

  • @Felegwel
    @Felegwel 8 หลายเดือนก่อน

    Asli eka 👌GBU

  • @helengirmatsion3124
    @helengirmatsion3124 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤mara eye zednkek tewhbo aleka ajoka ab gonka alena n

  • @raefutsum6071
    @raefutsum6071 8 หลายเดือนก่อน

    እንዳ ፈተኩካ follow ኣይገብረካን ኔረ ሕጂ ግን follow nd 👍….bc sorry sele zhatetka ne United 🤜🤛

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 8 หลายเดือนก่อน

    Komamita Arkey Zey komet Idime yehabika Kexilo

  • @andomshmondi4422
    @andomshmondi4422 8 หลายเดือนก่อน

    Big man well come ❤

  • @MerhawiDestalem-v8f
    @MerhawiDestalem-v8f 8 หลายเดือนก่อน

    ካብ ሎሚ ተኻታታል መደብካ ኮይነ ኣለኹ
    ኣታወዲ❤❤❤

  • @HayelomGerkiel-pf7rg
    @HayelomGerkiel-pf7rg 8 หลายเดือนก่อน

    ዘይ ተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን እሞ ብዙሕ ኣሎ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልካ ምጻና። ካብ ኣድናቂካ።

  • @ertrawi
    @ertrawi 8 หลายเดือนก่อน

    2 day giere felew kab zbleka love u bro qexlo fshk abilkana qdmi mdqasna 😂😂😂😂
    Ab shqaq koyne eiye zketateleka zeleku
    Chena adam do 🤣
    Sam kab lyon France 😅

  • @bf6kc
    @bf6kc 8 หลายเดือนก่อน

    Ata anes tiktok aytqemn eye,ab youtube kea gdi ayney hamimu kolel ele sineka,bakal krekbo ele liverpool mexye😅😅,abzi kmexn eta videoka ab qdmit kxenhann hade koynu,nabti seb ktqerb keleka dea eti video wn yqerbeka keykewn🤔🤔,nwy enqa rekebkuka fetawi seb alayi sdra❤❤❤.

  • @SmretAngesom
    @SmretAngesom 3 หลายเดือนก่อน

    Ede

  • @frtay-is4ho7sl5x
    @frtay-is4ho7sl5x 8 หลายเดือนก่อน

    ኣስሊ❤❤❤ኣነስ መደብካ ክፈትዎ ማዓት❤ብልፀይ ብጣዕሚ ኢካ ኣስሊ(ብልጢ)ኢካ እዝይ ክብለካ ከለኩ ብጣዕሚ እየ ዘ❤️‍🩹😁😁

  • @shamtesfamariam2694
    @shamtesfamariam2694 8 หลายเดือนก่อน

    Eza medeb tezarbo aytfenwa mebliet enjeraka keykonet aytterfin iya

  • @passenger8644
    @passenger8644 8 หลายเดือนก่อน

    Great job

  • @LuliGebru
    @LuliGebru 8 หลายเดือนก่อน

    Lulu shkor ❤❤❤❤

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 8 หลายเดือนก่อน

    ወደ ሓውቦይ ነዓ እባ ነዚኤን ክትሰምዕ ደኣ እሞ መንጽሩር ይሕዘካ ህኮት ደኣ ይብሃል

  • @BiniBini-d4i
    @BiniBini-d4i 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @ተመስገንንስለኩሉዝገበርካ
    @ተመስገንንስለኩሉዝገበርካ 8 หลายเดือนก่อน

    መንጢሎምና ክንምንጥሎም ኢና እንታይ እያ ንሳ 🙄

  • @MohamedEri22
    @MohamedEri22 8 หลายเดือนก่อน

    እታ ዓሌታዊ ኣይኮንኩን ዝበልካያ ኬፍ ሂባትኒ ሕጂ ትሰማምዓኒ ቻነል ረኪበ immediately I Subscribed ❤

  • @sesu775-
    @sesu775- 8 หลายเดือนก่อน

    Ata Nisika Fenti eika 😂😂😂😂
    I just knew about You!!!

  • @መጻወድ
    @መጻወድ 8 หลายเดือนก่อน

    አነስ አብ ዉሺጥ ካያአተኩ ከምዛ ናይ ኤረ-ትቪ እያ ዝሬአካ ነር ሎሚ ግን አደንግጽካን ኮመንቲ ከማን ይጽሕፋልካ አለኩ😅

  • @danielmedhanie7947
    @danielmedhanie7947 8 หลายเดือนก่อน

    Lomis Kab premier league keytexuna ferihna dekefti chelsea

  • @edenkiyaKokob-ge2hj
    @edenkiyaKokob-ge2hj 8 หลายเดือนก่อน

    ክነግረካ ሓደ ነገር ሓንቲ አዴና ራፕ አውፃአ አላ አቅርባ አባ ናይ ሕምክስ አብ መርከብ ክትረክባ አካ

  • @Merhawi.k
    @Merhawi.k 8 หลายเดือนก่อน

    ረጊአ ምስ ሰማዕክወን እንድዩ ሞ ፈሊጠያ ኔረ ዘብለኒ ኮይኑ ግኒነይ

  • @dehabhadgu
    @dehabhadgu 8 หลายเดือนก่อน

    Eske bel ndeqenstyo zerge Amxalna.

  • @azzurranovelli2890
    @azzurranovelli2890 8 หลายเดือนก่อน

    Bravo 🤦🤣🤣

  • @yemaneeyob1159
    @yemaneeyob1159 8 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኢዚ ወዲ ሰብ ዲኡ ወላ ራድዮ ማይ ጎድ

  • @marhd997
    @marhd997 8 หลายเดือนก่อน

    Lulawi my best TH-cam nay eti qala azya eya temti mleti smaya wedi 16 amet eu gn azu eu nfue 😂😂