ዋዛ ምስ ቁም ነገር !! Logbiba Tv #14

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 313

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 7 หลายเดือนก่อน +15

    ንቑሕ መንኢሰይ ነቅሑ ንመንኢስያት ዘንቅሕ ❤
    ሸውሃት ልቢ ዝኮንካ ወድ ቀጽሎ ❤

  • @Hanihani-lm9lq
    @Hanihani-lm9lq 7 หลายเดือนก่อน +8

    ሰበባ ዘይብሉ ኣይቀላይን ደበና ዘይብሉ ኣይሰማይን ሉእለይ ኩሉ ይፈትወካሞ ግን ኣይከማይን ከመይ ኣለካ ኣታ ጅግና እቲ ኩሉ ተቕርቦ ብጣዓሚ እዩ ደስዝብለኒ ደስ እና በለኒ እየ ዝርእዮ ደስይልካ ዘዓርከይ ቀጽሎ ካባካ ብዙሕ መስሓቃት ካብ መርሃዊ መለስ ብዙሕ ፊልምታት ክንጽበ ኢና ፈጣሪ ከኣ ትዕና የሃበና❤ እታ ጾም ምስ ተወደአ ክሰርሓልኩም እየ ዝበልካያ ደርፊ ናይ ኣደ እያ ኢልካያስ ናይ በሓቂ ነደ ደርፊ ጥራይ ኣይኮነን ዝግበኣ😢 ካልእ ካልእ እዩ ዝግበኣ ዋላ ከኣ ኣቦ ኣቦ ውን ክምስገን ዘለዎ እዩ ልክዕ እካ ኣተዓባብያና ከምቲ ሕብርና ዝተፈላለየ እዩ ገለ ኣቦታቶም ዘይፈትዉ ኣለዉ ገለ ከኣ ድፈትውዎም ኣለዉ ዳርጋ መብዛሕትኦም ግና ሓላፍነታውያ እዮም ሕሰቦ ሞ ንሕና ኣብ ዝብጻሕ ንክንበጽ ኢሎም ከርተት ይብሉ ወረግ ሓንሳብ ሓንሳብሲ ገንዘብ ከኣርዩ ኢሎም ነዛ ዓይኖም ከይረኣዩኻ ክልተ ሰለስተ ዓመት ይገብሩ ምኽንያቱ ሓለፍነታውያን ሰባት እዮም ኩቡራትን ሕፉራትን ከኣ ኮታስ ኩሉ እዮም ኣነ ደርፍታት ናይ ኣቦ ብዙሕ ኣይረኣኩን ብፍላይ ኣብዚ ግዜ ዚ ናይቀደም ኣለዋ ኣነ ዝፈትወን ናይ ተመስገን ያረድን ናይ ሳሚ ብርሃነን ክልቴአን ደርፍታት ብጣዓሚ እየ ዝፈትወን ነቦ ብልክዕ እየን ዝገልጽኦ ዕድመ
    ጥዕናን የሃቦም ፈጣሪ🎉 ካቡ ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ብልክዕ እውን ተስፋ ይገብር ናብ ኩሉ ሰብ ክተብጽሓለይ ብፍላይ ነዛ ኣብ ማስቲሜዳ ዘለዉ የሕዋትና ከም ትፈልጥዎ ኣብዚ ግዜዚ ብዙሓት ሰባት እዮ ተሽጊርና ዝብሉ ዘለዉ 😢 ብፍላይ እዞም ኣብ ሊብያ ዘለዉን ኣብ ማዓስከር ዳባት ዘለዉን ብጣዓሚ ሕማቅ ኣለዉ እዞም ኣብ ሊብያ ዘለዉ ከም ዓሳ ብክልተ ጎኖም እዮም ዝጥበሱ ዘልው በቲ ካብቲ ዘለውዎ ንማዓስ ኢና ንወጽእ ይብሉ በቲ ከኣ እቶም ሊባውያን ኢንታ መሲሕ እና በሉ የሃርምዎምን የጋፍዕዎምን ወረግ ሃንሳብ ሃንሳብ ሲ ማዓተብካ ይበትኩልካ ሕሰብዎሞ ክሳብ ማዕተብካ ዝበትኩልካስ ከቢድ እዩ ገለ ከኣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሞይቶም ዝቀብሮም ሲኢኖም በጃኩም ነዚ ክትፈልጡ ተደሊኩም ኣብ ፈይስቡክ ድምጺ ሊብያ ትብል ፕሮፋይል ኣላ ብትግርኛ ተጻሒፋ ረአይዎ ኩሉ ኩነታት ናይ ሊብያ መብዛሕቱኡ ኣቡ ኣለኩም እዘን ብዕለት 19 09 2023 ዋላ ብድሕሪኡ 2ደን3 ዝጠፋኣ መራክብ ኣለዋ ኩሉ ሰብ ሸር ኢልዎ ክሳብ ሕጂ ግን ሪኢና ኮነ ሰሚዕና ዝብል ሰብ የለን በጃኩም የሕዋተይ ኩላኩም ሰባት ብዝተካእለኩም መጠን ሓጉዝና ቤተሰቦም ኮነ ስድርኦም ኣብ ሻቅሎት እዮም ዘለዉ ሓዲኡ ክሰምዑ እዞም የሕዋትኩም ኮነ ቤተሰብኩም ኣብ ሊብያ መጺኦም ዘለዉ በጃኩም ብዝተካእለኩም መጠን ካብቲ ዘለውዎ ንክወጹ ጸዓሩሎም ነይ በሓቂ ገሌኩም ሰባት ነዓኩም ከይተደረርኩም ናሓደርኩም ነሕዋትኩም ትረድኡ ሰባት ኣምላክ ፍረ ጻማኩም ይራየልኩም ገሌኩም ሰባት ከኣ መንዶ ምጻእ ኢልዎ እዩ ኢልኩም ንስቃይ ትፈርድዎም😢 በጃኩም ካብ ኮነ እሞ እንታይ ይግበር ነዓካ መንዶ ምጻእ ኢልካ እዩ ክትከይድ ከለካ ግን ንሱ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ኣብ ዓዱ ከሎ ሰዲድካሉ ኣይትፈልጥን ኢካ ክላእ እሱ ደኣ ኣብ ዓዱ እንድዩ ዘሎ እንታይ ከይከውን ትብሉ ኣይትጋገዩ ደሓር ከኣ ኣብ ኣዲስ፡ሱዳን ምስ መጸ ዘይተኣደነ ገንጸብ ትሰድሉ ንእሸይ ኣዉ ከኣ ነዚ ምስ ረኣየን ምስ ሰምዐን የሓርቅ ንሱ ቀዳድ ድቢዛ ጌሩ ናብ ቤት ትምህርቲ እና ከደ ሓዉ ከኣ ኣካላቱ የብለጭልጭ ምዚ ኩሉ ጸገማት ኣብ ኤሪትራ ዘሎ ከመይ ጌሩ ኮፍ ክብል ኢልካ ተሓስብ ንሱ ከኣ ምስ መጸ መን ምጻእ ኢልካ ትብልዎ ዋላ ኣብ ዓዱ ከሎ ደዊልካ ተስፋ ተሂብካዮ እኹል እዩ ኣነ ዝፈልጦም ሰባት ኣለዉ ክሳብ ሕጂ 3ዓመት ጌሮም ኣብ ትራብሎስ ገጽ ባሕሪ ዘይረኣዩ እሞ ከኣ ቤተሰቦም ከለውዎም ረአይዎሞ እዚ ወለዶ ኣብቲ ክመሃረሉን ክምዕብለሉን ዝግበኦ ዕድመ እካኣሉ ብናፍቆትን ብስቃይን ከርተት ዝብል ዘሎ ሕሰብዎሞ ካብ ሸሞንተ ትሻዓተ ስድራ ሓደ ሰብ ጥራይ ሒዞም ተሪፎም ወረግ ገሊኦምሲ ሰባይን ሰበይትን ጥራይ እዮም ዘለዉ በጃኩም እቶም ፌመስ ዲኩም ዋላ ካልኦት ሰባት ነዞም ዳሃዮም ጠፊኡ ዘለዉ የሕዋትና ደሃዮም ንግበር ኣብ ኩሉ ሸር ንበሎ ንኩላኩም ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም❤❤❤

  • @Wedikeren9664
    @Wedikeren9664 7 หลายเดือนก่อน +12

    Well come wedi abeyti ✌️ya anes notification natka mis mexanis zgedefku gedifa eya zirio zgermeka kia key riakiwo eya like Gera eya zjmiro slezi kemzia zelekaya ata wedi aheguseni✌️👑

  • @DanielCom-iv8hz
    @DanielCom-iv8hz 7 หลายเดือนก่อน +5

    ፍቕሪ ማለት ንልብኻ ኣብ ልቢ ናይቲ ትፈትዎ ሰብ የእቲኻ ነብስኻ ምቕታል ማለት ዩ ሽር በሎ ሰብ ክምሃረሉ 😂😂
    ልኡል ሓወይ
    ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ መድሃኒት እዩ ኩሉ ቃላትካ
    ኣጆኻ ኣጆኻ !!

  • @AmanuelAsmerom-o8p
    @AmanuelAsmerom-o8p 2 หลายเดือนก่อน

    ሉኡል ሓቢቢ ኣነ ሲ ማራ አየ ዘድንቀካ ኩሉ መደባትካ ከኣ ማራ አዩ ኬፍ ዝህበኒ ቀጽሎ ኩቡር ሓወይ ቢዶታትካ ክርኢ ከለኹ ጭንቀተይ አዩ ዝፎክሰኒ ኣብ ዘለኻ ዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @NazretMedhanie
    @NazretMedhanie 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሉኡል ሓወይ ማራ ኪፍ ኣለካ ግን አዛ መንጢሎምና ክንምንጠሎምና ትብል ማራይ ኪፍ ትህበኒ አን ንስካ ክትምንጠል ዘይኮንካ ክትምነጠል ኢካ መንጣልትካ ክኣ ኣነይ ርግጻና አየ ጸጽቡቂ ንካላ ሉኡለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Slasie
    @Slasie 7 หลายเดือนก่อน +10

    ትርጉም ኣምሓርኛ ዶ ወስ ክብለካ. የሕዋተይ ተመስገን ኣምላኸይ ንዓይ ናብ መሬት ኣውሪድካ ካብ ሕሙም ናብ ኣላይ ሕሙም(ንኣብነት ሓደ ሰብ ንዝሓመመ ሰብ ናብ ሕክምና ሕዚዎ ተኸይዱ ኣስተማሚ ይብሃል።)
    ብዓል ፈረስ ቅዱስ ግዮርጊስ የመስግነካ ኣለኹ።

  • @Robielghilay-fp1dg
    @Robielghilay-fp1dg 7 หลายเดือนก่อน +2

    (ናይ ኣርሰናል ጉዳይና ኣይኮነን) ኣብዚ ሜድያ ብትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ቁምነገር ሓዘል ዋዛ የመስግነካ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ጉዑዞኻ ዕብየት ይምነየልካ logbiba yahooo

  • @HabenMichael-y9r
    @HabenMichael-y9r 7 หลายเดือนก่อน

    መጀመርታ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ ብታዕሚ ጽቡቅ መደብ logbiba ቀጺለ እታ ናይ ቆልፊ ሕቶ ከምታ ዝበልካያ እንተ ሓቲታቶም ደኣ ክፈልትዋ እዮም እቲ ሕብሪ ንምድንጋር እዩ ዝኣቱ ከምዚ ይመስለኒ ነዓይ❤❤❤

  • @MerhawiMenges
    @MerhawiMenges 7 หลายเดือนก่อน +3

    Mara ika tekranit zeleka Like imo kerakewo eye zehibeka ajoka qexilo

  • @andebrhan0kubay621
    @andebrhan0kubay621 4 หลายเดือนก่อน

    ኣነ እዛ አምሓርኛ እየ ክፍትነልካ ዩናይተድ ካብ ሓማሚ ናብ የሐካሚ ኣሳጋጊርካና ይብሉ ንኣርሰናል❤❤❤

  • @semirnasri
    @semirnasri 7 หลายเดือนก่อน +3

    Keffff aleka wedi abeyti you are smart bro keep it up

  • @GSf-h8i
    @GSf-h8i 7 หลายเดือนก่อน

    ትፍለ ኢካ ሓወይ መደብካ ኣይስልችውን ብጣዕሚ እዩ ካዓ ዝምስጥ ዕላልካ ቀፅሎ ወለላይ👌💙

  • @SamiHaiyle
    @SamiHaiyle 6 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ከምዝርደኣኒ ጸሊም ይኩን ጻዕዳ ቁልፊ መዕጠቂ ስለዝኮነ ጥራይ ኢዩ

  • @hadishhaileslase172
    @hadishhaileslase172 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ዝገርመኒ ሓደ ነገር ኣሎ ኣበይ ኔርካ ክሳብ ሎሚ ኣይፈልጥን ኢየ። Because you are smart and funny bro

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኣነስ ተወሊፈካ ብጣዕሚ ምቁር ኣባሃሀህላ ኣለካ ቀጽሎ ሓቢብቢ

  • @gunnereyarsenal2052
    @gunnereyarsenal2052 7 หลายเดือนก่อน +2

    The one and only positive vibes Logbiba COYG Arsenal tray bel ❤️✌️

  • @kubajalegese3833
    @kubajalegese3833 7 หลายเดือนก่อน

    ሕብሪ ናይታ ቁልፊ ዝብል ቅጽል ንምድንጋር ኢላ ዘምጽኣቶ'ዩ። ስለ'ዚ ኣብታ ሕቶ ጌጋ የለን Logiba ዓርከይ❤😂❤

  • @yonasbrhane7889
    @yonasbrhane7889 7 หลายเดือนก่อน

    ጭሉፈይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዩ ዘሎ ኣጆካ ቆጽሎ ናይ ሊብያ ሂወት ዝሕለፍናዮ ብመልክዕ ሕክያ ቁምጥ ቁምጥ ኣቢልካ ኣቀብለና እስከ ❤

  • @ጽቡቅናፊቐ
    @ጽቡቅናፊቐ 7 หลายเดือนก่อน

    ያ ቁምጥ ኣነ ብዛዕባ ንዓመታ ክንልወጥ ኢና እናበሉ ንህዝብን ደገፍትን ካብ ተስፋ ከምዝሃድሙ ዝገበሩ ህግደፍን ኣርሰናልንስ ግደፎ:ግን መጽሓፍ ንጽበ ኣለና መሰል ኣንበብቲ ሓሉ ንፈትወካ ኢና ግን❤❤❤

  • @HaniGile-lf8uw
    @HaniGile-lf8uw 7 หลายเดือนก่อน

    ሎቢባ ኣዝማሪኖ ሑብ ድራሩ ማራ የ ዝላቬካ ኣቦየ ጻዕዳ ቀጽሎ ሓወይን ወደደይን 💫💫🤞🤴

  • @benghide6212
    @benghide6212 7 หลายเดือนก่อน +1

    Logbiba yeak... Smart and Genius broski

  • @marhd997
    @marhd997 7 หลายเดือนก่อน +1

    Fkri malet da ente selitka nay hagos kaxlot ente zey selitka ka nay shegerger kaxlot eu nay gn zgermeni eti kfkri❤ kolel eu zfetu beka zey rdaka bzkone fkri malet esletka aysletka hagosn tesfan eu zhbeka ❤❤ ልኡል ስንቁለይ

  • @yohannesTEKLAY-ov1nt
    @yohannesTEKLAY-ov1nt 7 หลายเดือนก่อน +3

    Logbiba u know what how much i hv great respect u showed us what is wedi asmera kla ezq terbaesh zela inferiority complex zelwa eya youtuber koyna terbaslna zela beka nay gezawta hakya amesilkay eza medbka i love it.

  • @AlexanderRezene
    @AlexanderRezene 7 หลายเดือนก่อน

    ኣካፍረሽ ክትብል ከለካ ማሳዋ ይዝክር ዝሑልን መርወይን ዩ ኣካፍረሽ ንስካ ውን ኣካፍረሽ ኢካ ብታዕሚ የ ዝፈትወካ ቀጽሎ ብሮየ❤❤❤🎉

  • @TatiKahsay
    @TatiKahsay 7 หลายเดือนก่อน +7

    😂😂ደገፍቲ ኣርሰናል ከኣ ኣብ ጫፍ መልሓስኩም ኢዩ ሓይልኹም ሓቅኹም እባ ኢኹም ክትበዝሑ ሞይተ በል😂ሉኡል ገምበር ዱዑል ምንጪ ሰሓቀይ ሓደራኻ ቁመጣ እዛ ኮሜ

  • @temesgenokubasten7182
    @temesgenokubasten7182 7 หลายเดือนก่อน +3

    እዘን 2 ምዓልቲ ንዓይ ይዱንግያኒ ኣለዋ ጥዑም ቃላትካ ክሰምዕ ውዒለ ቪድዮ ምስወዳእክዋ ጭንቕ ኢየ ዝብል ወይ ግዜ ወስኸልና ወይ ክኣ ምዓልታዊ ኣውርደልና 😊

  • @banakokobsemay
    @banakokobsemay 7 หลายเดือนก่อน +2

    እዛ መንጢሎምና ክንምጥለኩም ኢና ትብል ዘረባ ግን ሓቀኛ ሂወትካ ድያ ሕቶ እያ ከይትሓልፋ መልሰለይ ኣስፍሕ ኣብልኩ ብሉፅ ሰብ።

  • @AwetJambo-e6p
    @AwetJambo-e6p 7 หลายเดือนก่อน

    ኤላዊ ሓቢቢ በጃካ የሕጉሰኒ ኢንበርከ.s ኣነ ዉኑ ከማካ ሙኑጡል.ye ንስካ ተመንቲልካ ኣነ ከምዝመንጠልኩ ኢየ ኢመነኒ ናይ ብሕቂ ኢያ ኢዛ ዝነግረካ ዘለካ ማራ ኢካ ካ ሽኮር ማራ ኢየ ዝሕብየካ ቀጽሎ ዝዓርከይ❤❤❤

  • @HenokHenok123
    @HenokHenok123 7 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ሎጊበባ ብሮ እንታይ ድኣ እዛ yes ኣበሃህላካ ድኣ ናይ ቶም ዘራሱኑ ዘለው መን ኢካ ትብሎም እዞም ፕሮፌሳይ ኮይንካ ተሰሚዕካኒ 😂😂😂😂

  • @MesayMesay-my2kk
    @MesayMesay-my2kk 7 หลายเดือนก่อน

    Luley Kemey aleka ata mehrer bejakaski neza hani hani tbl zela btami xbqti xhfet eya anbbelna eka kemti zbeleka kea nab kulu seb Abxahaya ❤❤❤❤

  • @mamilove2423
    @mamilove2423 7 หลายเดือนก่อน +1

    Resi duley anes btaemi endye zfetweka gin kemey gere abzi kgelxo tefieni nska ktzareb keleka suk ele fshk fshk ybl azerarbka btaemi yu zmsteni entay koyne ykewn ngereni eba keytsegreni 🥰🥰

    • @Shebakongo
      @Shebakongo 4 วันที่ผ่านมา

      Gdefi ezia bdhrit konka mkuskas ngdef 😂😂😂😂😂😂😂

  • @MesayMesay-my2kk
    @MesayMesay-my2kk 7 หลายเดือนก่อน

    Luley Kemey aleka ata mehrer bejakaski neza hani hani tbl zela btami xbqti xhfet eya anbbelna eka kemti zbeleka kea nab kulu seb Abxahaya ❤❤❤❤eld

  • @Migitewelde
    @Migitewelde 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kkk kem adey gebriala kem lomi ayshakun good luck logbiba ayney ✌️

  • @Omalmedia
    @Omalmedia 7 หลายเดือนก่อน

    ሉኡል ሓቢቢ ተፈታዊ ራፐር ሓውና እዛ ጉዳይ ናይ ምምንጣል ኣፋራሪሕካና ። ብ ጋህዲ ክምንጥለኩም እየ ካብ በልካስ ። ንስኻ ከኣ ንኸይ ንምንጠል እንታይ ሲስተም ክንጥቀም ከምዘለና ቁሙጥ ቁሙጥ ኣቢልካ ኣትሕዘና ። ከይትሰግራ ።❤❤❤❤

    • @efremtekeste4174
      @efremtekeste4174 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kkkk ንዑኡ'ዶ ሲስተም ነጊሮም መንጢሎሞ እዩም 😅:: ከይ ትምንጠል ተመናጠል ጎቦዛይ😊.

  • @ErmiasTekle-ez5oy
    @ErmiasTekle-ez5oy 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaqi kef eko aleka gn gudayna zey kone asasino qexlo ❤❤

  • @reemmilion9272
    @reemmilion9272 7 หลายเดือนก่อน +1

    Eza mentlomna kinmtlokumn:: kibl kelka wela edey kemnatka endagbreku zdegma 🫡

  • @ftsumftsum6995
    @ftsumftsum6995 7 หลายเดือนก่อน

    Nfeu eka mzanwi zkone akererba aleka mekinyatu zeydli kalti keytewdki enda halka kbri sebati thlu edmen tenan yhaka🙏❤

  • @alexkidane5932
    @alexkidane5932 7 หลายเดือนก่อน +1

    Log bieba እዛ ኢሎሞ ኢልካ ምዝራብ ተሪፋ ያ ኢሎማ ሞ። ኢሎሞ ኢልካ ምዝራብ ኣቃርጾ😂

  • @HintsaWelday
    @HintsaWelday 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ንስካ ናይ ባሓቂ ማይ ሳሓ ኢካ

  • @MussieHaile-ji4dn
    @MussieHaile-ji4dn 7 หลายเดือนก่อน

    Logibiba shikor seb shigra shibu sanbu yhamm ane ka binatka medeb shaqi moyte manatey yiqosl ❤❤❤❤❤

  • @desiemelake7498
    @desiemelake7498 7 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ቪዶኻ ሪኤዮ ኣይፍልጥን የ ሕጂ ግን ሳባስክራይብ ጌረካ ኣለኹ ቀጽሎ ማራ ኢኻ እንዳ መሃርካ ተዛናግዕ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @simoneseim2481
    @simoneseim2481 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሎግቢባ ይፈትወካ እንድየ ግን ኣሎ ዶ ይኸውን ኣብ ዓመት ሓደ ወይ ክልተ ግዜ ሓዝን ከፊቱ ዝዓጹ ብዘይካ ደጋፊ ኣርሰናልን ደጋፊ ዩናይትድን ኣብ ዓመት ግድነት ክሳብ ክልተ ግዜ ዝከው ሓዘን ትኸፍቱ ትዓጽው ክክክክ መልሰለይ ከይረሳዕካ

  • @abraham1678
    @abraham1678 7 หลายเดือนก่อน

    ሉኡል ግምባር ፡ ዱዑል። ጽቡኡቅ መደብ።

  • @JemalSaedai-c8w
    @JemalSaedai-c8w 7 หลายเดือนก่อน +1

    Connection enda abeyeni ember xbuq neyru medebka asasino hawey qexlo❤❤❤

  • @Challeng5468
    @Challeng5468 7 หลายเดือนก่อน +1

    Logbiba habibi fikri may deyetfo hawi tekebileya leku moya saha nebsi

  • @filmongebrehiwet4060
    @filmongebrehiwet4060 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኦይ በል ቅድም ንስካ መንጢልካ ተመርዖ እሞ ኣረጋጊጽና ክንኣትዋ እዛ ጉዳይ እባይ ምንጡል 😂😂😂

  • @denaytselemun3118
    @denaytselemun3118 7 หลายเดือนก่อน

    Nayhimamey zikone wedi eske melseley afkarit alatka do😮😮😮 anes bifkrka hamime❤❤❤❤❤

  • @lebaleba3086
    @lebaleba3086 7 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ አስሊ እታኣምሓርኛ ካብ ሕሙም ናብ ኣላይ ሕሙሙ ኣንቋዕ ኣሰጋገርካኒ።

  • @SmilingAnacondaSnake-fk5ds
    @SmilingAnacondaSnake-fk5ds 7 หลายเดือนก่อน +6

    ካብ እተድንቆ yutpr ኣለዶ

  • @የእናቱልጅwt7vx
    @የእናቱልጅwt7vx 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wellcome hwey natey ata meqsen nska si kemzi gierka enjoy sle zgeberkana btaemi ina nemeagn qexlo ajoka berte kabtom blbi zednquka hade eye 🎉🎉🎉

  • @michealghetachew
    @michealghetachew 7 หลายเดือนก่อน

    ሎግ ቢባ ( ሉኡል ወዲ) ማራ ናይስ ብጣእሚ ሙቁር ፕሮግራም ኢኻ ሒዝካልና ትመጽእ ዘላኻሞ ። ሓደራ ቀጽሎ ❤

  • @user-friendly-helu
    @user-friendly-helu 7 หลายเดือนก่อน +2

    Mai saha deu kulu baka wegen ke ? Eza mentelomena kenmentelom ena hiji berihateley ewa lebeka yeabi tegagom elka do ketegage konka belebamka love first❤❤❤❤

  • @MeronGebru-xt3sq
    @MeronGebru-xt3sq 7 หลายเดือนก่อน

    ትክ ዝበለ ኣረጊት ገንዘብ እንተ ኣውጺኣ ኸ ክክክክክክ ብጣሚ ኢካ በሊሕን ተዋዛይን ቀጽሎ ዛርከይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ganrawi
    @ganrawi 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደገፍቲ ሻሹን ጨርቅን ዘይጋታታቶም ክድግፉ ሕግዮም 😂😂

  • @embababerhane3036
    @embababerhane3036 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kef aleka getse befor entishow dika eilkana nezom nay uk 🇬🇧 keytselaka kemkemey dina mehmemat nay uk any way ketslo bravo kaleay wedi jebeli

  • @teklitweldat7003
    @teklitweldat7003 7 หลายเดือนก่อน

    Kumnegern wazan 100% hawey kexilo naza chanel kia neabya ja jemat ❤😂

  • @Raaa390
    @Raaa390 7 หลายเดือนก่อน +1

    "Love is a chemical reaction" ከምዚ ናይ ሽጋራ ወልፊ ትውለፎ'ዩ! we been scammed ደቂ ዓበይቲ 😂😂

  • @loveghe
    @loveghe 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኬፍ ኣለካ ሓቢቢ:: ኪድ መንጥሎም:: ኣነዉን ቀደም ቀደም ብተጋደልቲ ተመንጢለስ: ኣስመራ ከይደ ንክልተ መንጢለ እየ:: እውይይይይ እቲ ሓደ ጥራይ እስኻ ከይትኸውን!!!!

  • @berhanezeru
    @berhanezeru 7 หลายเดือนก่อน +1

    Sebey mara eba aytisekef kumit kumit programka kitigimir keleka subscribe like share endabelka neana equa askifkana by ze way nice medeb kexilo ❤❤❤

  • @RedwanER
    @RedwanER 7 หลายเดือนก่อน

    ያ ናይ ሕማመይ ማራ እንድየ ዝፈትወካ ነይረ እዛ ሎሚ ዝበልካያ ግን ተፍርሓኒ ኣላ ፡ ኣነ ብናይ ደገ ምስ ዝምንጠል ወይ ትምንጥለኒ ናብታ ዘለኻያ ካልኣይ ስግሮዶብ ገይረ ክመጸካ እየ ፡፡ ብዝኾነ ምኽንያት ተተመንጢለ ተሓታቲ ንስኻ ኢኻ ፡ናይ ምምንጣል ጎስጓስ ይቛረጽ ይብል ኣለኹ 13:08 😢😢😢😢😢

  • @Momislove395
    @Momislove395 7 หลายเดือนก่อน +1

    ይኽደነና በል ከይትምጥለና 😂😂

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዚ ጸዋግ ግዜ ንዓኻ ምርካብና ነዚ ኣርሰናል ዝኾነ ግዜ ብዓቕሊ ክንሓልፎ ቀጽል ድኣ ጭንቀትና ቁሙጥ ቁሙጥ ኣብለልና

  • @ጋሻኢየንጽባሕ
    @ጋሻኢየንጽባሕ 7 หลายเดือนก่อน

    Log Biba habibi ኬፍ ኣለካ ቀጽሎ ክንጽበየካ ኢና ካልእ ባዓል ቻነል ከይ ምንጥለካ ንተኻተትልካ😂❤❤❤❤❤

  • @saliemleake8803
    @saliemleake8803 7 หลายเดือนก่อน

    Bryan gexu kemaka yom whidomna zelewu shewhat lbi keep going ayney

  • @alexanderermias1361
    @alexanderermias1361 7 หลายเดือนก่อน +1

    pls ገለ እባ በሎም ነዞም ክዛረቡ እምበር ክሰምዑ ዘይተፈጥሩ ናይ ሎሚ ወሎዶ ....ምክንያቱ ዝዛረብ እምበር ዝሰምዕ ተሳኢኑ pls ገለ እባ በል በዛ ኣርእስቲ

  • @natsnetnuguse-sm7zg
    @natsnetnuguse-sm7zg 6 หลายเดือนก่อน

    Logbiba shikor btaemi eiye zfetweka medebatka kulu eiye zketatelo meharn azenagaein❤❤❤

  • @Meratekel
    @Meratekel 7 หลายเดือนก่อน +1

    Merhana log hawey nayfqri medeb gberelna kef aleka

  • @medhaniekfleyesus9799
    @medhaniekfleyesus9799 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ክፈትወክ ኣይተሕጽራ ግን ሎግቢባ ዓርከይ

  • @besratberhane3495
    @besratberhane3495 7 หลายเดือนก่อน +6

    ቀጽሎ ዋዛን ቁምነገርን ዘማልአ መሳጢ በደብ ብምቅራብካ ከድንቀካ ይፈቱ
    ብፍላይ እተን ቁምጥ ቁምጥ ኣቢልካ ተምጽአን ዕላላት ❤❤❤

  • @GirmayAbraha-k5w
    @GirmayAbraha-k5w 6 วันที่ผ่านมา

    Faqri malet targum ayu targum malet ka meswat ayu❤❤❤❤

  • @NateyChanel
    @NateyChanel 7 หลายเดือนก่อน +3

    ንዓይ ባ መንጥለኒ ክክክ😂 ክስሕቅ መታን

  • @yedhhdhhdhd
    @yedhhdhhdhd 7 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome emo mejemeriya simiea endo rap kigedfo diye semieye zelku ata wedi niska rap ente gedifkayo trgum derfi yelen malet eyu respect bro

  • @AwetAlazar-b5q
    @AwetAlazar-b5q 7 หลายเดือนก่อน

    ኣታ በጃኩም ነዛ ሃኒ ሃኒ ትብል ፕሮፋይል ጽሒፍዋ ዘሎም ረአይዎ ኣንብብዋ በጃኩም ሉኡል ዓርከይ ነዓኣ ከተምጻኣ ኣለካ ግድን❤❤❤

  • @aslimedia1212
    @aslimedia1212 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክ ኣታ ቁሙት ቁማት ካብ ኣርሰናል ምድጋፍ ኣራንሺ ተኪልካ ኔርካ እንተ ትከውን at least ኣብ 8ይ ዓመትካ ፍረጻማ ምረከብካ ። ክክክክ

  • @wedighebreabwedighebreab3438
    @wedighebreabwedighebreab3438 7 หลายเดือนก่อน +1

    ያ ሕጂሲ ኣፍሪካና እካ ማዓስ ኢካ ትጅምሮ ክንዳሎ መምንጣል 😂😂😂😂😂😂😂

  • @ariammehari7034
    @ariammehari7034 7 หลายเดือนก่อน +1

    You really make my day.😊. I love the thoughts you always come with. 👏👏👏

  • @iseyastesfay5
    @iseyastesfay5 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተመጢልካ ዲኻ ምስ መጠልካ ክምጥለካ እየ ወገነይ ከሙኡ እዩ ዘሎ እቲ ጉዳይ 😂😂😂💁👰

  • @AdonayGlazgiFadega
    @AdonayGlazgiFadega 7 หลายเดือนก่อน

    ኢዚ ኩሉ ተመኪህካ አሪትርያ ወጺካ ኢንተዘይ ተመሪካ ተኣዘብቲካ ኩሊና ክንገድፈካ ዪና 🎉🎉🎉

  • @ሪምምድር
    @ሪምምድር 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ኩሉ ኣሜን ዝበልክዎ ላይክ ከይገበርካ ትሰግረኒ ኔርካ 😂😂😂😂

  • @natitibereket1281
    @natitibereket1281 7 หลายเดือนก่อน +1

    Logbiba 🙆 Mentilomna da Film serihomlka ko ab asmera 🎥🎬ab slimat entertainment ala ayrakayan dika

  • @biniamkidane7119
    @biniamkidane7119 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi Abeyti Edmen tienan Yihabka. qexilo Eka 💯👍👏

  • @Coyote75-vx3ve
    @Coyote75-vx3ve 7 หลายเดือนก่อน

    LMFAO 😂😂😂😂
    መንጢላ ዓርከይ! ዓሊካላ በጃኻ ኢለካ ነቲ እተቅርቦ መደብ ኣይተሕጽሮ። እንተወሓደ 30 minutes እንተትገብሮ ኩሉ ሰብ ምተቀዛዘየ። I enjoy your show like a mf. ❤❤❤

  • @SamrawitKebrom
    @SamrawitKebrom 7 หลายเดือนก่อน

    shewhat lbi. wesadi qelbey luuley natey afqarit alatka do tkewn anes bifqrka ember hamime❤❤❤

  • @DanayitTekle-xl5yw
    @DanayitTekle-xl5yw 7 หลายเดือนก่อน +1

    😅😅natey jana kkkkk mara kife alka bzkone abza nay amharic khgzeka "kab humum si nab alayi humamat "zqeyrkani amlk temsgen yu zbl zelo

  • @JosiRoselah
    @JosiRoselah 7 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ግዜ ቁምጥ ቁሙጥ ኣብዚሕካ ብሰንክካ ቆማጠ ኢሎም እኮ ሳጋ ኣውጼሙልና። ኣታ ቆማጠ ዓርከይ

  • @Asasino-se9
    @Asasino-se9 7 หลายเดือนก่อน +1

    Love is universal🤔🤔🤔🤔

  • @tsehaytd9059
    @tsehaytd9059 7 หลายเดือนก่อน

    Shikorina wedi des zbl medeb eka tedalu, kexlo bertiee… keep going ❤.
    Gin ba entay ya sa mentilomuna : kinmintilom ena😅😂😂

  • @ed2821
    @ed2821 7 หลายเดือนก่อน

    Make sure to keep in touch with your mother while she is around. No matter how old you are as long as she lives you are her baby. Bless you all our young 🙏😁

  • @selamberhan4522
    @selamberhan4522 7 หลายเดือนก่อน

    Wawwwwww wedi abeyti❤❤❤❤admen tanen yhibleyy ftari ab serhak asleto ab Naberka tanana yemenylka so qexlo🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @DanielHabtemariam-wh8ch
    @DanielHabtemariam-wh8ch 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሎግ ቢባ ብሉጽ ሰብ ኔርካ እንታይ'ሞ ደጋፊ ኣርሰናል እንዶ ኮንካ፡ ኩሉ ግዜ ደገፍቲ ኣርሰናል ክትፍክሩ ጥራይ ኣኺልኩም፡ ናይ ኣስመራ ኣዋልድ ናይደገ ምምርዓው ገዲፈንኦ እየን ኣይትድከም፡ ካብ ማእከል ኣስመራ😂

  • @Ermyasnegasi
    @Ermyasnegasi หลายเดือนก่อน

    Hi log_biba figur bsencka eye sdet wetsie g/f keytmntleni.😢

  • @Mhretabgebretnsae-tr8fv
    @Mhretabgebretnsae-tr8fv 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwww geleaynet tesfa zelowo meniesey kexileliu bteami eu zmsiteni medebka

  • @RedaeKesete
    @RedaeKesete 7 หลายเดือนก่อน +1

    🎉 well come Log biba...!!
    ልእል ኣብነታዊ ሰብ ጭራ ብሩህ ተስፋ'ወናኒ ብሉጽ ሓሳብ...!! ኩሉ ግዜ ካብቶም ብዝሓት ተካታተልትካ ጥራሕ ዘይኮንኹ ገለ ካብቶም ውሕዳት...ብግቡእ ዘስተማቅር ሚጪ ኣካል ውልቀ ሰብ እየ....ስለዚ እዚ ናብ ህዝብካ ተበርኽቶ ወርቃዊ ክፋል ዮእምሮካ/ተስፋ ስንቅታትካ ብልቢ ኽገልጽ ድሩት'ዩ ዓቅመይ...ኽንዲ'1000, ኽ/2000 ዘይውዳእ ቁጽርታት ኢካ ንዓይ....ምኽንያቱ ብልሳን ዘይኮነ ብግብሪ ካብ ተርእዮታት ራኢ ዘለዎ መንእሰይ ስለ ዝኮንካ.....!!
    ኣነ ካብ ደጋፊ ጋነራዊ ኢየ' ብጣዕሚ ሑሩር....ሑሩር ብሑሩሩ ከማን ናይቶም ተስፋ ቆራጻት ደገፍቲ Arsenal መምህሮም ናይ ኮሎጅ..✍️✍️✍️🤣🤣
    ብዝኮነ ኣስፊዛ ( salt ) ዘይብሉ ምስትምቃር ከይኮነካ እቲ ዝተረፈ ምድረኽ ቁምጥ ቁምጥ ከምቲ ልሙድ....!! Lull is Hero of the life ...!!
    ተገዲስካ ኣንብባ ኩቡር ሰብ....!! ሓውካ ምንባር ኣብ ሎሚ....!!
    good work...!!👇

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏❤️🙏

    • @GezayGebrehiwet
      @GezayGebrehiwet 7 หลายเดือนก่อน

      First of all the best only my Heart, it's great idea dear....!! So Always given to funny bro
      I'm everytime my pleasure for your the movie this life, Thank a lot of bro ❤❤❤

  • @simongirmay644
    @simongirmay644 7 หลายเดือนก่อน

    Logbiba shewhat lbi btami ye zfetweka kalia kea eza chegurka kab zfelteka newihrn ayfeltan ye entay u ti xegem 😂😂😂😂❤❤❤

  • @samisamusami1234
    @samisamusami1234 7 หลายเดือนก่อน

    ዛወዲ ኬፍ ዘለዋ ❤❤❤❤❤❤

  • @firubiniam1099
    @firubiniam1099 7 หลายเดือนก่อน +1

    Logbiba habibi ana ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 7 หลายเดือนก่อน

    እንታይ እስከ ይምነ ኣለኹ ከምዚ American TV Show ኣሎ ምሽ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዘለዋ ብትግርኛ ከምኡ ናትካ ክርኢ ኣብ መጻኢ keep it up ነብሲኮ✌ መንጢሎሙኹም እዮም መንጥልዋም።

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  7 หลายเดือนก่อน +1

      ግዜ ይነውሕ'ምበር Oneday ክኸውን'ዩ ። ምኽንያቱ ድሕሪ Dayone እቲ Oneday ስለዝመጽእ ።
      ኣነ ክጽዕር'የ ፡ ንስኻትኩም ድማ ሞራልኩምን ነቀፌታን ኣይፈለየኒ 🙏

  • @wintakidane8527
    @wintakidane8527 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ata kedey kefteweka eyu ezi ❤

  • @entertainment.chanel3719
    @entertainment.chanel3719 7 หลายเดือนก่อน

    ካብ ተሰባሪ ናብ ሰባሪ ኮይነ ካብ ተሓካሚ ናብ ሓካሚ ተቀይረ ኢዩ ኢሉ