🛑ኣየ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @ሰሉጋልትግራይይ
    @ሰሉጋልትግራይይ 7 หลายเดือนก่อน +283

    ባህታየይይ አሕዚኑኒ እፍፍ 🥺 ናይ ባዕሉ ኢቱብ ይክፈት ልትብሉ 👍👌 ኣሩጉኝ ♥️

  • @MiryEthyubea
    @MiryEthyubea 7 หลายเดือนก่อน +168

    እፍ ዉንኡ ኣጥፍኦምዎ ማዓረይ
    ሲጦታ ሃብዎ እልትብሉ👍ግበሩ

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

    • @ራኬቭ-ፐ6ነ
      @ራኬቭ-ፐ6ነ 7 หลายเดือนก่อน +5

      ኣነ ዝገርመንስ ኣብ ዝኾነ ስራሕ ድዮም ስጦታ ክህቡ ኸመይ ዲኹም ትሓስቡ ነርማል ነገር ኢዩ አኮ prank ዘሎ ኢዩ ስጦታ ገለ ዘድሊ ኣይኾነን

    • @fayaz3598
      @fayaz3598 7 หลายเดือนก่อน

      ኣየ ደቂ መዳም😭😂

    • @ራኬቭ-ፐ6ነ
      @ራኬቭ-ፐ6ነ 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@fayaz3598 🤣🤣🤣

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 7 หลายเดือนก่อน +1

      ዘዝስርሕወ ዲዩ ባ ንስጦታ 😂😂😂😂😂😂​@@ራኬቭ-ፐ6ነ

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 7 หลายเดือนก่อน +107

    ባህትሽ❤ ብናይ ባዕልኻ ዩ ቱብ ምፀና❤ምንጪ ሰሓቕና ጥራሕ ለይኾንኻስ ቁምነገር ሓዘል ልኾኑ ወቕታዊ ጉዳያት ለ ብቱ ሞያኻ ገይርኻ ትሰርሐልና ኢኻ'ሞ ሳብስክራይብ ንገብረካ ኢና ትብላ ለይካ🙄

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏

    • @TsgeredaSeyfu
      @TsgeredaSeyfu 7 หลายเดือนก่อน +1

      👌👌❤️

    • @ngsti8856
      @ngsti8856 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 7 หลายเดือนก่อน +150

    አሕዙኒኒ ማዓረይ😢
    ስጦታ ሃብዎ ዋ ምሳይ ትስማዕምዑ ለይክ

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      እሺ 🙏 የቀኔለይ 🙏🙏

    • @ራኬቭ-ፐ6ነ
      @ራኬቭ-ፐ6ነ 7 หลายเดือนก่อน +1

      አሞ ቅርሺ አንዶ ስደድሉ ን ስጦታ ዝኸዉን መዓረይ ኣብ ኲሉ አኮ ስጦታ አንዳበልኩም ረቢሽኩሞዎም ፍፋሽን ዲኹም ሓሲብኩሞ ዋላስ አንታይ 🤔

    • @ነኝየተዋህዶፍሬ
      @ነኝየተዋህዶፍሬ 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@ራኬቭ-ፐ6ነ እሽኒ
      ዝምስሎ ክፅሕፍ ስብ መስሉ እዩ
      ዝመስለኒ እየ ፅሕፈ ንሱ ካምኡ ይበለኒ

    • @lemlemwoldegerima3598
      @lemlemwoldegerima3598 7 หลายเดือนก่อน

      🥲🥲❤️

    • @ራኬቭ-ፐ6ነ
      @ራኬቭ-ፐ6ነ 7 หลายเดือนก่อน

      @@ነኝየተዋህዶፍሬ ይአርመኺ ኢየ ዘለኲ ማለተይ prank ነርማል ነገር መዛንግዒ ስለ ዝኾነ ኣብ ዝሰርሕዎ ቭድዮ ስጦታ ሃቦ ንብል አንተ ኾይንና ናብ ምስካፍ ኢና ነአትዎም ዘለና መሰልኪ ሙኻኑ ጠፊኡኒ ኣይኾነን ኸም ሓፍተይ ኢየ ኣሪመኪ ምክንያቱ ን ብዙሓት ኢዮም prank ክገብሩ ንብሕጂ ስጦታ አንዳበልና ንሕና ንርብሾም አንተ ኾይንና ግን አቲ ስራሕ አዉን ከምቲ ዝደለ ኣይከይድን ኢዩ ሐራይ ዶ ጽብቅቲ

  • @مظزز
    @مظزز 7 หลายเดือนก่อน +53

    ባሃታ ማዓሪይ ስጥታ ሃብዎ እትብሎ ለይክ❤❤❤❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

  • @destagood1479
    @destagood1479 7 หลายเดือนก่อน +32

    ባህታየይ ምስኪን አሕዚንኒ እፍፍ ስጦታ ይባሃው ዝብል ላይክ ገጨዉ ጋይስ👍😍

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube 7 หลายเดือนก่อน +30

    ዋውውው ባሕታ ትዕግስቱ እይግዛእን ባሃሊ ትግራዋይ ማለት ከምዚ እዩ አሕዚኑኒ ግና ባሕሲ ዘይፈቱ ለባም ሰብ❤❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน +1

      🙏 የቀኔለይ 🙏🙏

  • @SaadaMahmmed
    @SaadaMahmmed 7 หลายเดือนก่อน +67

    ባህታ. አትንክኑ. ልፍተዉ. ናይ. ሳሐቅና. ምንጭ. እዩ. አብ. ስደት. ዘለና. ከትባአስ. ባህታ. ጀግና. ጎበዝ. ዋዛ. ብቁም. ነገር. ለምህር.

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 หลายเดือนก่อน +19

    ባህታ ማለት እኮ ይፍለ እዩ በጃኩም ንባህታ አይተደንግፅዎ😢እና ሻኩር እውን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @netsi2127
    @netsi2127 7 หลายเดือนก่อน +15

    ጎይታዋይ 😢😢 ጅግና እዩ ግን ተባኢሱ ካብ ዝበዝሕ ዝከስር ሱቅ ጥዕምቲ ብዝበለፀ ኣድኒቀዮ🤝👏

  • @maryamawitchannel6962
    @maryamawitchannel6962 7 หลายเดือนก่อน +13

    ውይ ባህታ ምንጭ ሰሓቅና ኣጉህኩምዎ 😢 ግን ካብኡ ብዝሕ ይንበብ ህዝብና ባእስን ኩናትን ከምዝሰልቸዮ ዓመጽን ሃንግን ከምዝበዝሐ ትርዳእ

  • @Haregte
    @Haregte 7 หลายเดือนก่อน +23

    ሙሴላ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ባህታ ኣይተናድደልና ባህታ ቅኑዕ ሰብ

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 7 หลายเดือนก่อน +21

    ጎይታዋይ አሑዚኑኒይ😢 ባይዞወይ ሱጦታ ይዋሃቦ ቱቡሉ👍❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 7 หลายเดือนก่อน +14

    ክብር ዝነክእ ፕራንክ እዩ ሙስየ ሓወይ ፅቡቅ ኣይገበርኹምን😢

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 7 หลายเดือนก่อน +4

    እዊይ ባህታዋይ ማዓረይ ከሕዝነካ ለባም😢😢
    ትዕግስቱ ግን ይገርም ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @Brhan-k2b
    @Brhan-k2b 7 หลายเดือนก่อน +8

    ኣይ ክትፅሉኡ 😢ታገይሩኩም እዩ ሉቡ መሊቃቶ ጎታዋይ ብካምኡካ ነፃነት ሲኢና ዛዓደይ ዓመፅ በዚሕዋስ ህዉከት😢😢

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 7 หลายเดือนก่อน +9

    ወይለከ ጉድ መፂእኒ ባህታ ኣንታ ሃዳሚ ማርያምን ጎያዪ ምኾንካ ዋንጫ ናይ መንደርና ክትሽለም ነይርኻ😂😂😂😂❤❤❤ ሙሴዋይ ኣነ ከማን ንዓኻ ፕራንክ ክገብረካ እየ ንባህታ ሒነ ክፈድየሉ መዓልትኻ ተፀበ😅😮

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      😂🙏🙏

    • @RozaM-bx9kg
      @RozaM-bx9kg 6 หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣

  • @HdtDy35
    @HdtDy35 7 หลายเดือนก่อน +5

    ባህታዋይ ማዓረይ ኤህ የሕዝነካ ስጦታ ሃብዎ❤❤❤😢

  • @HabshiGirl
    @HabshiGirl 7 หลายเดือนก่อน +7

    እካዕ ብሓይል ደይገጠመ ❤👍ተጋሩ ብምርድዳእ ድኣም ብሓይል ኣይንግናሕን

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ 7 หลายเดือนก่อน +3

    እፍፍ የሕዚኒኑ😢
    ብዕራይ ሸይጡ እዩ ገዚኡለይ ኣያይ ያ ኣጆካ ሰሪሕካ ሐዚ ትትክኦ ኢካ ዝሓወይ

  • @brhangebremedhn1719
    @brhangebremedhn1719 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ኣረ ሰብ ኣይተደንግፁ ኡፍፍፍፍፍ ከሕዝነካ😢🎉 ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ ባህታየ ምንጪ ሓጎስና

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ መዳም ቅመማት ንዕነ ምሰ ደቂ ዓድና ዘለና ግዜ ንጠቀመሉ ፅሩያት ተጋሩ ኣብ ዓዶም ከምዚ ብምሰራሖም ክነተባብዖም ይግባእ ሓቀይ እየ ❤❤🎉🎉
    ዓደይ መፅኤ ምሳኩም ክሰርሕ እየ ደቂነይ I miss you so much all ❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤🙏🙏

  • @mesfingm11
    @mesfingm11 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ባህታ ጉያያ ፅርግ😂😂😂😂😂

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ጎታዋይ ዘለዎ ትዕግስቲ😢ሓደ ማዓልቲ ሳፕራይዝ ግበሮ❤🙏

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቤት ትዕግስቲ ማርያምን ኣዝንኒ ሻኩር ዓይነይ ካሕስዎ ❤❤

  • @ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ
    @ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ቀለል ኣብልዎ ኣይትክብድዎ ሓቁ እዩ ዓድና ሕጊ ዘይብሉ ተበላሽው እዩ ኣይትጭንቅዎ ዩቱብ ክፈትሉ😂❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ 🙏🙏

  • @ትግራይደመይ-ጘ6ዠ
    @ትግራይደመይ-ጘ6ዠ 7 หลายเดือนก่อน +2

    በስመአም ባህታ ትሕትና 😢😢😢ብስሩ ንዑኡ ዘይግባእ ፖራንኪ ሂብኩምዎ😢

  • @AelisaYouTube
    @AelisaYouTube 7 หลายเดือนก่อน +8

    ቀደመይቲ👍❤ማዓረይ ዝፎትዋ😮😅

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕዚኑን ካብኡ ድማ ከብደይ ቆሲለ ሰሃቅ 😀♥️

  • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
    @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ደቂ ትግራይ ሓላል መሬት ብዘይናዓኩም ዓለም ከንቱ እያ 👈ንበሩለይ ክበሩለይ ኣነ ደስ ዝብለኒ 1ይ ትግራወይቲ ምኻነይ 2ይ ህዝቢ ትግራይ ፈቃር ምኻኑ❤💛❤💛❤💛❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐❤💐❤💐❤💐❤💐❤💛💐💛💐💛💐💛💐💛💐💛💐💛💐💛💐

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሙሴ ሕማቅ ብራክ ናይ ሎምዓንቲ 😡😰 አነ ባህታ ብጣዕሚ እዩ ዘህዝነኒ ስጦታ ሃቦ ዋይ 😢😢

  • @MelatTkue
    @MelatTkue 7 หลายเดือนก่อน +3

    ውይ ማርያምን ኣሕዚኑኒ ውይ በስመኣም😢 ማዓረይ

  • @Hayet-wembertawi
    @Hayet-wembertawi 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ባህታ ህዳም የተኸኣለይ ኣትሌት ሓጎስ ገ/ሂወት ተቀይሩ ሻኩር ውን ፕራንክ ጀሚርካ በል ኒሕኻ መልስ ል ኣማን ፕራንክ ግበሮ😂

  • @aihd1079
    @aihd1079 7 หลายเดือนก่อน +2

    የኔ ማር እንታይ ተሰሚዕካ ሓዘን😂 ከሕዝነካ ወለላይ

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 7 หลายเดือนก่อน +3

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣እዋይ አነ ባህታ አሕዙኑኒ ማዓረይ

  • @SalmmH-xx5it
    @SalmmH-xx5it 7 หลายเดือนก่อน +3

    አይ እዙይስ መሕዘኒ እምበር መምሀሪ አይኮነን አስተካክሉ

  • @عحك
    @عحك 7 หลายเดือนก่อน +11

    ባህታ ማራ እዩ ኣሕዚንንይ ከም ዓይናት ብራክ ኣያድልይን ሽኮረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 7 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂ወይ ባህታየ የኔ ጥዕምዕሞ ናይሰደተና ግርማ❤❤

  • @BeGUDETUBE
    @BeGUDETUBE 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም እዉይ ባህታ ሓወይ 😅😅😅😅 ታእዩክ ናይ ሓዳሮም ችግር የዋግዕለዉ ምድጃ ተቃፂላያ 😂😂😂😂

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏😍

  • @NebyiHagos-gi6mk
    @NebyiHagos-gi6mk 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ፕራንክ እዩ ግን ባህታ እዩ ኣሸኒፉ ከዓ ቃላቱ ሙሩፃት እዮም ዋላ ንስኻ ስምካ ቀይር ትብል ኣስሚረላ😂❤❤❤

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 2 หลายเดือนก่อน

    ስጦታ ሃብዎ ትብሉ ሰብ ኮሜታተር ግን ባንኪ ዘቅመጥኩምሉ ትመስሉ ባህታ ፅቡቀይ😅😅

  • @Moha-x2w
    @Moha-x2w 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ እንታይ ገርኩም እዩ ደቀይ😢😢😢😢

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ባህታ ልባም ሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኹሉ ኸማኻ እንተዝኸውን ባህታየ ለባም መስተውዓሊ❤🎉

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ ኣቤት ዓቅሊ ባሃታዋይ ሸኮሮ❤ ኡፍ ኣሐዚንኒ 😢

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 7 หลายเดือนก่อน +1

    ባህታ ለባም መስተወዕሊ ብእውነት ብጣዕሚ አሕዚኑኒ 😢😢😢

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha7716 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣህ ጎይታዋይ ክሕዝነካ ህያብ ሂብኩም ኣሐጉስዎ ❤

  • @Soli.7779
    @Soli.7779 7 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ሙሴ ፅቡቅ ነገር ሒዝኹም ንዑ ልብና ቀደም እትሰባበረ እዩዋ😓😓

  • @SaraHoh-k3s
    @SaraHoh-k3s 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጢጥ እወ ጭራኻ ጠሊፍኻ ጎበዝ😂😂😂😂

  • @ስሌናTube
    @ስሌናTube 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዛ ድዩ ሞባይሉ ሒዙ ህድማ 😊

  • @PpP-o4e
    @PpP-o4e 10 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ባህታ ትጎይይ ይመችካ😂😂

  • @zewdugebretekle394
    @zewdugebretekle394 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ ማዓረይ መጀመርያ ኣሕዚንኒ😢ምስ ጎየየ ግን😂

  • @aerbadikadg7517
    @aerbadikadg7517 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍ ሙሴ ሕማቅ ገይርኻ ባህታ ከይ ትትንኩፍልና ብጣዕሚ ኢና ንፈትዮ😢ዋላ ፕራክ ይኹን ሚስኪን እዩ ዝመስል

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 2 หลายเดือนก่อน

    ዙገጂፍ ንዓይ እውን ኣፍሪሑኒ ረጎድቲ ሰባት ዝባልዑ ዝመስሉኒ ነገርስ😅

  • @HyabHyab-z3u
    @HyabHyab-z3u 7 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረይ ዋይ ሕደግዎ ዋይ❤❤❤😢😢😢

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 6 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መጨረሻ መይተ ሰሓቅ😁😁❤

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 7 หลายเดือนก่อน

    ባህታየ ምስኪን ወዲ ሩባይ ኣነስ ክፈትዎ❤❤ ብጣዕሚ ኣሕዚንኒ ብፍላይ ኣጓዪይኡ ካብ ዔይኘይ ምኽዋል ኣቢኒ😆😆😆😆😆

  • @ARSEMAArsama
    @ARSEMAArsama 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢ብዕራይ ሸይጠ እዩ ኣያዋይ ገዚኡለይ ማዓረይ ኣቦ ዓምዲ ገዛ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 7 หลายเดือนก่อน

    እረ ከምዚ ደስ ኣይብልን ወይ ከዓ ኣብ ሓፅር ደቃቃ እናሃለወ ብራክ እዩ ትብሎ ነይርካ ኣሕዝንኒ ባህታ ❤❤❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏 የቀኔለይ 🙏🙏

  • @ddee4690
    @ddee4690 7 หลายเดือนก่อน

    ባህታዋይ ኣሕዙኑኒ ጎታዋይ😢
    በጀካ ግን ከሙኡ ኣትግበሮም
    ብካሊእ ዓነት ብራክ ግበረም ዝሓወይ

  • @KisanetFshale
    @KisanetFshale 6 หลายเดือนก่อน

    Ajoka kestlo zhawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ belom akalom

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 7 หลายเดือนก่อน

    ባህታዋይ ማዓረይ አሕሪሩካ ዶ 😂😂
    ባህታዋይ ሐዊ ዘየፍረሐካሲ እዚኦም አሰቢድሙካ 😁 ንስኹም ከኣ ሕደጉ ብባህታዋይ አይትምፁና ዋ

  • @ሙዚትተዋህዶ
    @ሙዚትተዋህዶ 7 หลายเดือนก่อน

    ፍኦፍፍ ኣሕዚኑኒ ኣቦይ ገዚእለይ ተበለስስስ😢😢 ኣታባብዕው ተጋሩዋይ

  • @Sama-ln2bk
    @Sama-ln2bk 5 หลายเดือนก่อน

    ባህታ ምስኪን አሕዚኒኒ እፍፍፍ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ናረኦኹም ኣይትሕለፉ ምንም ኣይኽፈሎን ንታሓላለ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FreHagos-v2p
    @FreHagos-v2p 7 หลายเดือนก่อน

    ባህታዋይ ለባም ስብ ገይሩ ባእሲ ሃሪፍካ እኒኦ እኒኦ ዶ በለ ባህታዋይ ዓቅላም ታይ ገበረኩም ከምዚ ገቢርኩም ተድንግፅዋ ካሓስዎ

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน

    ባህቱሸይ ወለላይ ኣሕዚኑኒ 😢 ብሱሩ ካሕሱዎ ውህብቶ የድሊ እዩ ❤❤❤❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

    • @ኣርያምጓልትግራይ
      @ኣርያምጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@musse_shakur ሙሴዋይ ደሞ ብጣዕሚ' ኢና ንፍትወኩም 😘❤

  • @saraserosero8133
    @saraserosero8133 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ባህታ ሑጉሊ 😂😂😂😂😂😂

  • @mahojohnson8763
    @mahojohnson8763 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጎይታዋይ ከብደይ በልዒኒ ዋይ 😥

  • @YoDaha
    @YoDaha 7 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ቆንጆ ሓዘን ተሰሚዑንያ😂😂

  • @dfdfdfdf6612
    @dfdfdfdf6612 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ባህት ጀግና

  • @ganoush3003
    @ganoush3003 6 หลายเดือนก่อน +1

    ባህታ ሓወይ ትዕግሰተኛ እዩ መዓረይ የሐዚንንኒ ግን

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 7 หลายเดือนก่อน

    ባሃታኣ ኣይትንኹኡለይ ዋይ ትዕግስቲ ሞሊኡካ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ🙏🙏

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓወይ ፀላኢኻ ይጨነቅ አረ በጃኹም ፕራንክ ዝባሃል ግደፉ ፅብቅ ትምህርቲ ዝምህር ኣሕልፉልና ቻናልኹም ዘዐቢ ነገራት ተትፅዕሩ ዝሓሸ እዩ ማለተሲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ ነገራት ነኸምዝይ ዝዕድም ኣይኾነን ህዝብና ንቤዕሉ ልቡ ከመይ ጠፊእዎ ከምዘሎ ንዓኹም ሓዱሽ ኣይኾነን ኣበይ ነይሩ ኣበይ ኣሎ ትፈልጡ ኢኹም ሐዝስ ብሰላም ወፂአ ደሓርኸ ብሰላም ዶክምለስ ይኸውን ኢሉ ኣብዝጭነቀሉ እዋን ከምዚታት ቀልብኻ ዝገፉ ነገራት ተዝተርፈክም ዝሓሸ እዩ ሙሴ ሓወይ ኣብዚ እዋን ማሃርትን ሃነፅትን ዝኾኑ ተዝትሰሩሑልና እዩ ዝምረፅ ሰብ ብዝወፆ እናተረፈ ንባዕሉ ኣብ ከቢድ ጭንቀትን ሓዘንን እዩ ዝርከብ ኣሕዋተይ ባዕልና ልቦናና ንፅቡቅ ንማእዝዞ ሕናና ከምዝ ኣዘዝናይ እዩ ዝእዘዝ እሞ ልቢ ንበል እናም ኣጥፊአ እንተኾይነ ምስ ይቅርታ እናም ከም ባህታ ዝበሉ ኣሓትና ድማ ካብዙይ ብዝበለፀ ንክሰርሑ ዳኣ ኢና ክንታባብዖም ዘለና እምበር ክንዳናግፆም የብልናን ባህታ ማለት ሓደ ዓርሱ ዝኻኣለ ኮሞድያ እዩ ንቡዝሓት እናናቃቀሓ ዝርክብ ወጣት ሓውና እዩ ኣነ ብወገነይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ቀፅለሉ ኣይኹንስ እዙናይ ሎሚ ቱርማንቱር ፀላኡኹ እምበይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  7 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ ይቅርታ 🙏🙏

  • @HayelomEshetey
    @HayelomEshetey 6 หลายเดือนก่อน

    bahata ይደገም🤣🤣🤣🤣

  • @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
    @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሙስየ ልበላዒ ደብርይካ ክይዶ ብዝኾነ ይመችኹም ደቂ ዓደይ ክፈትወኩም ማዓት እየ❤❤❤❤

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 7 หลายเดือนก่อน

    ባህታዋይ የኔ ሚሴክን😢ስጦታ ይዋሀቦ

  • @GoGo-hn3bj
    @GoGo-hn3bj 7 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ባህታ መጀመሪያ ኣሕዚኒኒ😢 ዳሓር ምስ ሃደመ ግን ሳሓቅ ኣይካኣልኩን😂😂

  • @embeytu
    @embeytu 6 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂 ymechka shakur bahta gn ahzinuni

  • @Ashubro-w4h
    @Ashubro-w4h 3 หลายเดือนก่อน

    ትዕግስቱ ግን ♥️♥️ባህታ ለቤም ሰብ ❤❤❤❤❤❤🤟😊

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp 7 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚካ ዋይይ ይሕዝንኒ ኡፍፍ💔😢😢😢😢😢

  • @ለዘዉስዩም
    @ለዘዉስዩም 6 หลายเดือนก่อน

    ባህታ ዋ የኔ ማር ኣሕዝንንይ😢❤❤

  • @rona7755
    @rona7755 6 หลายเดือนก่อน

    ዋውው ባህታ ናይ ባሓቂ ሰብ እዩ ኣቱም ሰብ፡። ዋውው

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረየ ጎይታዋይ ሓቁ ጎያያያ😃

  • @medhin8187
    @medhin8187 7 หลายเดือนก่อน

    ባህታ ዓይነይ ጀግና ብጣዕሚ❤😂👍

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ባህታዋይ አሕዚንኒ ማዓረይ😢❤❤😂😂

  • @abikiros4383
    @abikiros4383 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂 ማርያምን ባህታዋይ ኣሕዝንኒ ኣስሒቅኒ 😂😂😂😂😂

  • @KitjaHiai-xe9bq
    @KitjaHiai-xe9bq 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ማርያምን ባህታ ከሐዝን እፍፍፍ❤🎉❤❤

  • @MereGeber
    @MereGeber 6 หลายเดือนก่อน

    ሃም ለማዓንቲ ሲሒቀ ኣይፈልጥን እፉ😂😂😂😂😂

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 7 หลายเดือนก่อน +1

    ባህትጀግና❤❤❤

  • @سارهساره-ص1د
    @سارهساره-ص1د 6 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ርጉማን ታይ ገበረኩም ደቀይ ዋይ ኣሕዚኑኒ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ራሄል-ጐ5ለ
    @ራሄል-ጐ5ለ 6 หลายเดือนก่อน

    እወይ ታይገበረኩም ደቀይ ባህታ 😢😢😢😢😢

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  6 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ🙏🙏

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣሕዝንኒ😢😢😢እና ኣጆኩም❤❤❤

  • @TifhFjfh-vp4pi
    @TifhFjfh-vp4pi 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሕዙኒኒ ሓወይ😢😢😢

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 7 หลายเดือนก่อน

    ❤maery kemey kemzehzenen 😢😢 zikom wuhbto habwo bahtawy bitamiy nfetwrka😍😍 musiewa einqa dahn metska 😍🥰❤️

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 7 หลายเดือนก่อน

    ንባህታ ኣይትኩኡለይ
    ምስ ሃደመ ግን ስሓቅ እየ ሞይተ😂😂😂😂

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ 6 หลายเดือนก่อน

    ባህታ ጅግና እዩ 😢😢❤

  • @mmn4535
    @mmn4535 6 หลายเดือนก่อน

    ባህታዋይ አነ ስቅ እሉ ከብደይ ይበልዐኒ🥰🥺

  • @الالل-ج7ع
    @الالل-ج7ع หลายเดือนก่อน

    ይርድእኩምያ😆😆😆

  • @ግሬስ-ሠ5ለ
    @ግሬስ-ሠ5ለ 7 หลายเดือนก่อน

    ባሕታ ሃቢቢ ክፍትዎ ማኣት ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂