MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክበልዕ ዝበለ , Seb Elomo Part 1. By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    © Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክበልዕ ዝበለ , Seb Elomo Part 1. By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2020
    Mara Entertainment is an Eritrean Entertainment Channel is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.
    SUBSCRIBE AND SHARE; bit.ly/ሳብስክራይብs...
    Follow us
    Facebook: www.facebook.c...
    Instagram: / mara_entertainment_off...
    #SebElomo #EtitreanComedy2020 #EritreanMusic #EritreanMusic2020 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
    © copyright : MARA ENTERTAINMENT 2020

ความคิดเห็น • 571

  • @mesfinteklemariam2207
    @mesfinteklemariam2207 4 ปีที่แล้ว +22

    ክቡር ደራስን ዳይረክተርን መም ጠዓመ ኣረፋይነ በዚ መወዳድርቲ ዘይብሉ ብሉጽ ስራሕ ተቕርበልና ዘለኻ ብልቢ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @Senedissak
    @Senedissak 4 ปีที่แล้ว +8

    Lmao the lady with American flag is funny af🤣🤣🤣🤣

  • @nickselam1297
    @nickselam1297 4 ปีที่แล้ว +12

    መሀሪት ኮሜዲ መምህር ጠዐመ ጽቡቅ ትምህርቲ ከምኡ ክትድግመና ንምሕጸን ተዋሳእቲ ነመስግነኩም አዚኩም ትንአዱኢኩም ክሉ ትዋስእዎ

  • @user-od1dk2dj4z
    @user-od1dk2dj4z 4 ปีที่แล้ว +13

    ሓንጣል ሽኮር ክክክክ ከማካስ የለን ናይ ብሓቂ ፡

  • @solomontekle5405
    @solomontekle5405 4 ปีที่แล้ว +9

    ዓቢ ትምህርቲ ንማሕበራዊ ለውጢ!!
    የቀንየልና መም/ር

  • @getk6062
    @getk6062 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውውውውውውውው ብልቢ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን ከምዚኣ ገይረ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ዘበነ ኣካሒዳ ኮይና መብራት እውን ምሳና ሰሚዓ ኣነ ጎይቱ ኖኖኖኖኖኖኖ ምስ ኣክሽኑ ናይ ብሓቂ እቲ ህሉው ኩነታት ኣንጸባሪክሞ ኣብዚ እዋን እዚ ከምዚ ዓይነት መሃርን ኣዘናጋዕን ኢዩ ዘድልየና ቀጽልዎ የቀንየለይይይይይይይይይይይይይይይይ

  • @afro-tv9015
    @afro-tv9015 4 ปีที่แล้ว +11

    *መምህር መምህር ብመምህሩ ናይ ቀደም መምህር ተዓመ ኣረፋይነ*

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 3 ปีที่แล้ว +1

    ዘይቕየር ክብርታት ባህልን ሕብረተሰብና ኣብ ሃገረ ሰብ እዩ ዘሎ ዝበዝሕ ጸጋታት ኣብ ሃገረ ሰብ እዩ ዘሎ

  • @habtomgebrehiwet8027
    @habtomgebrehiwet8027 4 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ብሓቂ ጂግና ደራሲ

  • @mussietesfazghj176
    @mussietesfazghj176 4 ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ግን ቀጻልነት ይሃልዋ

  • @yourbro4062
    @yourbro4062 4 ปีที่แล้ว +2

    Emenuni kemzia geru seb zfetwa & zmeharelan aykrekebn eyu!!!. Please
    Azikummmm anwihkum awrdulna.
    Key jemerkwa fetyeya kmewt delye love you deqi erieyyyy kab sdet.
    Eden tienan yhabkum yhabenan Amennnn

  • @highlightsest_afro
    @highlightsest_afro 4 ปีที่แล้ว +15

    መም-ጠዓመ ኣረፋይነ~ሓደ ካብቶም ኣለውና ኢልና እንሕበነሎም ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ሃገርና'ዩ። ናይ በሓቂ ብልጽትን ጽፍፍትን ፥እንዳ ኣዘናግዐት እትምህር ፥ ቁም-ነገር ሓዘል ተከታታሊት Comedy "ሰብ ኢለ'ሞ፤ ግን ኣብ ገጠር ዘለዋ ኣረኣእያ፥ ንዝመጻእ ክፋላት ዳግመ ግምት እንተትገብረሉ። So ዝንኣድ ስራሕ'ዩ ቀጽለሉ።

  • @mussieimbay9873
    @mussieimbay9873 4 ปีที่แล้ว +6

    ማራ ኪፍ አለኩም ብፍላይ ፋኑስ ፖሊስ ኮኒኪ ዝሰራሓኺ ብጣሚ ጽቡቅ ናይባሓቂ ትሕቲ እድመ ትካላኸሉ ተኾንኩም አደኒቀኩም ❤🙏

  • @yosephgebrekidan6808
    @yosephgebrekidan6808 4 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ኣብ ሃገረሰብ ዝነብር ህዝቢ ጭዋ፡ ቅርጹጽ፡ ምጫጭ (ጽፉፍ)፡ ከይብሉኒ ኢሉ ጾሙ ዝሓድር ቅርዑይ ህዝቢ ክንሱስ፡ ዓሻ፡ በላዒ፡ በሃም ,,,,,,,,, ኣይግድን ደረስቲ ኢና በሃልቲ!

    • @helendebesay3384
      @helendebesay3384 4 ปีที่แล้ว +2

      Gerimna eko hawey ab kulu gizie kemzi giega alo mebekol hbretesebom zkfeau deresti

    • @mesfinteklemariam2207
      @mesfinteklemariam2207 4 ปีที่แล้ว

      ሃለውለው ናትካ እዝኒ ዝህቦ ሰብ የለን

  • @betielzekarias3993
    @betielzekarias3993 4 ปีที่แล้ว +5

    Well done 👍🏽 deki Eri xaeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @kikinkidun7947
    @kikinkidun7947 4 ปีที่แล้ว +4

    Oyyy ኣታ እዛ መጻጽ ኣሜሪካ ገለ ትብል ዘላ ሓቢየያ ኣለኹ 🥰🥰😍. From ኣመሪካ ዲሲ 😂😂🤣😜😜

    • @kahsaymekonen5810
      @kahsaymekonen5810 4 ปีที่แล้ว

      ኣድራሻካ ልኣከለይ ኣብ ፓስታ ክልእከልካ

    • @yatanachannel1181
      @yatanachannel1181 3 ปีที่แล้ว

      😆😆😆😆😆😆😆

  • @user-vt4ru4rq7o
    @user-vt4ru4rq7o 4 ปีที่แล้ว +64

    ኣብ ዓድና ወይ ኣብ ኤርትራ አቶም ስነጥበበናታት ጥራይ እዮም ዝምስገኑ ።ኣነ ግን ንደራሲ መምህር አየ ከምስግኖ ።ምክንያቱ ድህሪ መጋረጃ ኮይኖም ንስነጥበብ ኤርትራ ክዕብዩ ዝጸሩ ዉፉይ ሰብ ምካኑ ክርመስግኖ ይደሊ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ፊልም ደቂ ኤረ መኣረይ።

    • @user-hn2xb8gn2w
      @user-hn2xb8gn2w 4 ปีที่แล้ว

      ዘመድካ ዶኾን ኮይኑ እዩ እምበር እዚኣስ ፊልሚ ነይኮነት

    • @eriasmara9789
      @eriasmara9789 4 ปีที่แล้ว +3

      @@user-hn2xb8gn2w ከማካ ዓይነት ደንቆሮ ኣብ ኢርትራና የብልናን።ምናልባት ንስካ ዑሱብ ዘይትረብህ ብከብዱ ዝተገዜ ወይ ህዋህት ኢካ።እሞ ይርዳእካ።ለማኒ ተመሽካኒ።ጭኑቅ።ቀቢጸ ተስፋ።ኩሉ ጸርፊ ንዓካ።ንምንታይ ወለሓንት ተስፋ ስለ ዘይብልካ።
      ዓጢነ

    • @user-hn2xb8gn2w
      @user-hn2xb8gn2w 4 ปีที่แล้ว

      @@eriasmara9789 kkkkk ንሳ እያ ዓቅምካ ይዋእካ ምስኪናይ

    • @user-up8gw8ey1y
      @user-up8gw8ey1y 4 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ትክክክክ

    • @eriasmara9789
      @eriasmara9789 4 ปีที่แล้ว +1

      @@qwerygcxrfsw2570 ብመጀመርታ የመስግነካ ስለ ምክርካ።ልክዕ ጸርፍ ኣይጽቡቅን እዩ።ብዙሃት ዘይኤርትራዊያን ስለ ዝምሉሱ እየ።ብዛዕባ ሃገረሰብ ብዙህ ክስማዓና የብሉን።ንዓይ ኣቦይ ኣብ ገጠር ዓብዩ።ኣብ ከተማን ኣብ ገጠርን ሳላ መግዛእቲ ብዝህ ፍልልይ ኔሩ እዩ።ንኣብነት ኣብ ገጠር ካብ ዘንብብ ዘይንብብ ይበዝህ ኔሩ።ህጂ ግን ዳርጋ ኩሉ ማዕረ እዩ።ካልእ ብዙህ ፍልም ክሰርሑ ከለው ነዞም ካብ ደገ ዝመጽ ፈር ሓት ሱሱ ዓት ወይ ትግርኛ ከምዘይፈልጡ ጌሮም ዝሰር ሕዎ።ግን ኩሉ ድዩ ከምኡ? እዚ ንመዘናግዒ ድኣዩ እምበር ዋላ ከምዚ ዝመስል ፍል ም ኣብ ከተማ ዝነብሩ ክንደይ ወለዲ ድዪም ንደቆም ን ምዓቢ ሰብኣይ ዘመርዕወን።

  • @user-up8gw8ey1y
    @user-up8gw8ey1y 4 ปีที่แล้ว +1

    መሰሓቃን ድራማ ብሓቂ ቃልሕይዉት ይሰመዑና ክክክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ኩቡራት ደቂ ሃገረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኮሜዲ መሃርን ኣዛናጋዕን ቀጽልዎ።እቲ ቡዙሕ ትደክምዎን ትሃልክዎን ይርድኣኒ ኢዩ።

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 4 ปีที่แล้ว +1

    ደራሲ መምህር ጠዓመ ኣረፋይነ ምስ ረኣኹ ኣዝያ ምቅርቲ ምዃና ኣይዘንጋዕኩን ። ዕጽፊ ኮይና ድማ ጸኒሓትኒ ። ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ህይወትኩም ምሉእ ጥዕና ይምነ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 2 ปีที่แล้ว

    ድቂ ኤረይ ሺኮረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደሰ ትብሉ መም ጠዓመ አረፋይነ ካአ ብልቢ ነመሰግነካ እቲ ኩሉ እቲሰርሕዎ አድኒቀካ

  • @hberhane1324
    @hberhane1324 2 ปีที่แล้ว +3

    Teaches us Life lessons. We love it our culture with what ever we do theres a meaning behind everything

  • @samuelberhe9392
    @samuelberhe9392 4 ปีที่แล้ว +8

    Kkkkkkkkkkk Awey masbe I love you guys

  • @asdxyz2867
    @asdxyz2867 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ዘመን ክምለስ እዩ።ደራስ ኣታ ቁቡኡ ብሓቅ ጥበቡን ውስትውዓሉን ይግለፀልኩሙ ኣምላኽ

  • @rodasteklit6050
    @rodasteklit6050 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ክምስገን ዝግብኦ እቲደራሲ እዩ፡ ብሕሪ ኡ ድማ ትዋስእቲ ፡ኣብ ገጸ ባሪ ናይ ዉሉድ ክሳብ ክንድዚ ድፊሩ ብዛዕባ ናይ መርዓ ህጡይነት ኣብ ቅድሚ ወላዲ ኡ ክዛረብ ቁርብ ትርር ኢላ ማለት ስነ ምግባር ኣሎ ድፊርካ ድልየታትካ ንወልዲ ክትገልጽን ኣይግድን መስለኒ፡ብዝያዳ ንስኹም ትርድእዎ፡እቲ ካብ ገጠር ንዝመጽእ ሓዉ ድማ ሰባዉነቱ ቀንጢጡ ኣብ ቀድሚ ስድሩኡ ክዝልፎ ጽቡቅ ኣይኮነን ፡እቶም ዉሉድ እቲ ናይ ሓወቦ ክብሪ ከም ኣቦ ዝኾነ ክናእስዎ ስለ ዝኽእሉ፡ብዝኾንው ጽብቅቲ እያ፡ሰንሰላዊት ድርማ ኮይና ክታቅጽለ ጽቡቅ እዩ፡እቶም ተዋስእቲ ጽቡቅ ተቀባልነት ዘልውኩም ኢኹም ፡ብርትዕ ድራሲ፡ኣጆኽም ተዋስእቲ ጽቡቅ ስራሕ።

  • @adhanetadhanet7598
    @adhanetadhanet7598 4 ปีที่แล้ว

    Betami agedasitn azanayten koyena rekibeya .kemzitat betegebar kab zekayed newih gezy koynu yemesleni ,eza waza mes qumneger mehariten aramiten kea qedm ila teseriha enteteneber si bezuh medemet yemesleni .bezekone betami hayalat edemen tenan feqeren qesaneten nekulekum yekun .deqi eri mearey.

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +18

    ከይተመርዓዉ ባሓንሳብ ካሓድሩ?
    እወ ኮሙኡ እዩ ተጀሚሩ ዞሎ ክክክክክክ
    ጥንቀትን መራዓን ባሓንሳብ እንዳ ገበርዎ ባህልናን ይሃማኖትናን ኣሕሲሮም

    • @user-wo3cp3ol5k
      @user-wo3cp3ol5k 4 ปีที่แล้ว

      በቃ ሽም ቀሺ መጻወቲ ኮዪኑ ኣቱም ሰባት

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-wo3cp3ol5k መን እዩ ብሽም ቀሺ ተጻዊቱ?

  • @nahomdaniel3293
    @nahomdaniel3293 4 ปีที่แล้ว +2

    Nice work bitaemi gobezat nkulukum abza filim delekum nmemhr ato teame drasie kea kemzi kexiluwo amlak ehagizkum nikemziom sebat mitibbae eyu zedltom go head adinikekum

  • @tesfausinqey1814
    @tesfausinqey1814 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww nay behaqi endea mehare zezanegee comdey.
    Xubuk sirha ajokum qexilwo🥰👍😍

  • @mjddiamond7618
    @mjddiamond7618 4 ปีที่แล้ว +7

    Wow amazing good job!!!
    Tekatatalit eya meslenni aytdonguyna………

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 2 หลายเดือนก่อน

    ክትጥዕም ዛጋዓትስ ብጨናኮ ፀጊበ አነስ
    አነስ ፈሪሐ ታሻሓነ ከይበልዓ

  • @robilife5762
    @robilife5762 4 ปีที่แล้ว +16

    መምህረይ ከመይ ዲኻ ኮኾብ ከዋኽብቲ።

  • @tsnatestifanos8439
    @tsnatestifanos8439 4 ปีที่แล้ว +6

    waww deki eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @mussiebereket4929
    @mussiebereket4929 4 ปีที่แล้ว +4

    ጽብቅቲ ኮመዲ

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 4 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkk riaa ms wedakus nabta aresti temelise,nay behaqi seb elemo.Qexluwo eske

  • @user-wp9pn6ht6o
    @user-wp9pn6ht6o 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ጣዓመ ናይ ባሓቂ ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ካብ ኣሜርካ እየ

  • @abdenurabdelaziz3135
    @abdenurabdelaziz3135 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ መሃርን መልእኽታውን ስራሕ። ይቐጽል!

  • @Elias-vr9vz
    @Elias-vr9vz 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ስራሕ እቲ ኣልባሳት ክኣ ምዕሩግ ንባህልና ዝውክል ።ኣጀኹም

  • @zionvideos8016
    @zionvideos8016 4 ปีที่แล้ว +3

    Tsibuk sirah Thank you so much 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ambesajrsemere3466
    @ambesajrsemere3466 4 ปีที่แล้ว +3

    Wawwww mezenagietn meharitn Jon mera zelewa dea ☆☆☆☆☆

  • @alayaraya7831
    @alayaraya7831 4 ปีที่แล้ว +24

    አቱም ሰባት ሃገርና እንዶ ነፍቅር

    • @adhanetadhanet7598
      @adhanetadhanet7598 4 ปีที่แล้ว +2

      Feqeri hager nekekeber eko iu zeserahalu zelo ab hagerena kemeu nzegeberu iu ember , hager mulue kemu geyru aykonen eti melekti .

  • @afewerkihabteab1966
    @afewerkihabteab1966 4 ปีที่แล้ว +2

    ያ ኣብ ስሚዕት የእቱኩምና ብዘይ ልበይ ግዕተ

  • @selam8217
    @selam8217 4 ปีที่แล้ว +1

    የቀነየለዩና ዘሚሕዋተይ ብጣዖሚ ንፍዖት አምላክ ይባረክ ደቅ ኤሪ መዐረይ ናታይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ionaskidane5541
    @ionaskidane5541 4 ปีที่แล้ว +2

    Great comedian great work great message

  • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
    @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 ปีที่แล้ว +16

    ኣይጸላእክዋን ግን ስነ ጥበባዉያን ሃገርና ነቀፈታ ኣለኒ መብዛሕቲኦም ንኣብ ሃገረሰብ ዝዓበየ ወዲ ሃገረሰብ ከምዚ ሓንቲ ዘይፈልጥ ጌሮም ኢዮም እቲ ገጸባህሪ ዝሃንጽዎ ኣነ ይግረም ኢየ በቶም ገጸባህሪ ናይ ደቂ ሃገረሰብ ኣነ ኣብ ሃገረሰብ ዓብየ ግን እዚ ኣብ ፊልም ንሪኦ ናይ ደቂ ሃገረሰብ ኣብ ከተማ ከይዶም ዝገብርዎ ኩሉ ኣመና ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኢዩ ምናልባት ምድንጋር ከይፍጠር ኣብዛ comedy ዝተዓዘብክዎ ዘይኮነስ ኣብ ካልእ ዝርኣኽዎ ኢዩ ነቀፈታይ ክጽሕፍ ዘገደደኒ እቲ ምኽንያት ድማ ክቡር ስነ ጥበባዊ ደራስን ኣላይን *መም ጣዓመ ኣረፋይነ* ሓደ ካብቶም ንፉዓት ደረስቲ ኣለዉና ንብሎም ከም ምኻኑ መጠን ነቲ ሓቂ ኣብ ባይታ ዘሎ ጽሒፉ ብመልክዕ ፊልም ጌሩ ከቅርበልና ክላበዎ ስለ ዝደለኹ ኢየ

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 4 ปีที่แล้ว

      ሓቅካ ኣለካ ማእረ እስሳ ኢኮ ቆጽሮምና

    • @filigeretatwes3108
      @filigeretatwes3108 4 ปีที่แล้ว

      @@adiamabay6731 komuau aykonen ati ab ketema zelo ab geter yelen slezkone ayu xerfi aykonen🙏🖐🙏

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 4 ปีที่แล้ว +2

      @@filigeretatwes3108 ኢሞ ኢዳጋኖንዎ ኢድዮም

    • @henokfseha8164
      @henokfseha8164 4 ปีที่แล้ว

      Ata netom Nakedem zuwukil hji da sala sawa kula mabulia ya ezi ka ntumhirt endi neti tumhirti tenestebuhulelu muhashe

    • @user-dd3un7of9r
      @user-dd3un7of9r 4 ปีที่แล้ว

      ጉሶሞ ጥራይ ስቅ ኢልካ ኣይትዛረብ ሓቂዩ

  • @ereyereyerey1376
    @ereyereyerey1376 2 ปีที่แล้ว

    Wow nay bhaki jeganu xbuk srah mharitn azenagaitn 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rahelagalasmara442
    @rahelagalasmara442 4 ปีที่แล้ว +3

    Sbukti komedi keslwo shkorinata 👏👏🥰

  • @zienawitsegazghi7778
    @zienawitsegazghi7778 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣነስ ነቅፈታ ኣለትኒ ኣብ ሕብረተሰብና ብፍላይ ሃገረሰብ ከምዚ ኣይነት ኣበላል ኣ የብልናን ቢካአ ጺቡቅ

  • @teameteame963
    @teameteame963 4 ปีที่แล้ว +1

    wawwwww beteami xebqe serhe eu deqi eriy shqurinatate 😍😍😍

  • @mossboss7995
    @mossboss7995 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡክ ትምህሩ መም ጠዓመ ኣረፋይነ ግዝያውን መሃርን ስራሕ

  • @amantsfu8169
    @amantsfu8169 4 ปีที่แล้ว +7

    Kkkkkkkk I hope 🤞 that’s girl America America tebale zala nae America temaxe tekowene abezy sabe yexelal aloe bae chnkate aemaroe zayreaya ayeamenane aue Merate aue America life kame adegi eka tesareh

    • @amantsfu8169
      @amantsfu8169 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk abe samiate ateya aya xhefaya zae arkey sorry

    • @ruftakib8939
      @ruftakib8939 4 ปีที่แล้ว

      Gn nay lewti adi eu

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane615 4 ปีที่แล้ว +1

    Eway kkkkkkkk kula zeretret ela deki eri edmen tenan yhabkum fetari keep it up

  • @abrahamjohannes4408
    @abrahamjohannes4408 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome deki Eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍

  • @habenhaben2045
    @habenhaben2045 4 ปีที่แล้ว +5

    Yasu enbear key habtemka kthabaley jemirka kkk

  • @tikesolomun3712
    @tikesolomun3712 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዋዋው ገለ ዓይነት ኣስሒኮምና ቀጽሉዋ

  • @user-bn5hp6sy8s
    @user-bn5hp6sy8s 4 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክ ሄለን ጋለይ ንዓይ ክትቅፍድኒ እየ ኣምሂረኪ ክክክክክ

  • @maryamadey2785
    @maryamadey2785 4 ปีที่แล้ว +1

    ዛ ሃገረሰብ ከመይ ኢኹም ተሓስብዎ ከምዚ ገሩ ዝበልዕ የለን

    • @asbideralove6812
      @asbideralove6812 4 ปีที่แล้ว

      ሓቅካ ወደይ ፀርፊ ገይሮምዎ ዋእ

  • @user-dd3un7of9r
    @user-dd3un7of9r 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኹም እስከ ቀጽልዎ ኢኹም

  • @ghenetweldemariam4334
    @ghenetweldemariam4334 ปีที่แล้ว

    Nabehaki Btaemi Des tbleka Coomid Deki Eettra Shikorinatat

  • @user-ss6qf6ng3x
    @user-ss6qf6ng3x 4 ปีที่แล้ว +21

    ሕቶ ነቲኦም ደርስቲ ሰለምንታይ ኢዩ?
    1ስለምንታይ ኢዩ ንሃገረሰብ ክሳብ ሎማ ዓሻ ሰብ ኣሎ ዲዩ ወይ ላሓሲ ሽሓኒ ኣሎ ዲዩ
    2 ነቲኦም ሃገረሰብ እንጸርፍኩም ተምጽእዎ
    3 ለመንቲ ጌርኩም ተምጽእዎም
    4 ኣብ ከተማ ገተር ኣይነበረን ዲዩ ወይ ሲ ትምህርቲ ኢዩ ግን ሂጂ ከኣ ኩሉ ተማሂሩ ኢዩ

    • @user-us9uo2jo2n
      @user-us9uo2jo2n 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣነ ውን ምሳካ ይሰማማዕ እየ ፡ ኣብ ሃገረ ሰብ ዘሎ እዩ ከማን ኣፍታም ካብ ግራቱ እክሊ እንዳ ሓፈሰ ፡ ግን ኣብ ፊልሚ ይግምጥልዎ እዚኣስ ክምልስዋ ኣለዎም ።

    • @letinaftwi6461
      @letinaftwi6461 4 ปีที่แล้ว +1

      Ja nay bhaki ab hgersb zlo seb anhna nflet habtamat seb xaba seb ekly mkanu ankra nab ktema kmexe klo tesmy nbtsbu hezu ey zmxe

    • @elikib6964
      @elikib6964 4 ปีที่แล้ว

      Ab hagere seb zelo seb hade aykonen
      Ab ketema zelo seb ade aykonen

    • @namrodethiael1651
      @namrodethiael1651 4 ปีที่แล้ว

      Kulu bxbuk wegenu kriao feten kemzi mebelika flut ayu gn bxbuk rayo nzkone anber aza film nay behaki melaki zhazelt aya gn asu ayterayekan

    • @user-ss6qf6ng3x
      @user-ss6qf6ng3x 4 ปีที่แล้ว

      @@namrodethiael1651 ሐራይ ተርዲኤካ ግን እቲ መልእክቲ ብካሊእ ኣጋባብ ክሓልፍ ኣይኽእልን ኢዩ ማለት ዲቱ ከም ሪዲኢተይ አዩ ነይ ነገር ፊልሚ ይርደኣኒ ኢዩ ግን በዚሑ

  • @almaztesfai6576
    @almaztesfai6576 4 ปีที่แล้ว +3

    ማራ ማራ ንፍዓት።

  • @almazamanuel5437
    @almazamanuel5437 3 ปีที่แล้ว

    ደደለናዮ ባዕልና ንፈልጦ ከምዚ ናይዚአ አሜሪካ ኢልና መጺኢና ተዋሪድና ረፋዓት ተቀይርና

  • @sebhesomllovetegray360
    @sebhesomllovetegray360 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk #enawen kedan #America kibahl #wenay nayero
    #egzbehr yemasgn #heziy gen #kihsebo kelko #yegrmniy,betamiy
    Dekiy #Era 💝 meksanet 👍👏👏👏👏#Well

  • @tesfaharadagnew6566
    @tesfaharadagnew6566 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww Gele aynet comedy polis gin tegagiki zelewo ayxlaen yu Wa kkkkk gin fetyekum love you deqi adey

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 4 ปีที่แล้ว +5

    Viva deki Erey. This is one of the best comedies I have seen from Eritrea. Keep it up 👍

  • @brhanghirmay5886
    @brhanghirmay5886 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi nfuat kabakum nxbeyo eyu qexalnet khlwo tesfa ygebir 😍👍😍

  • @fjjcdifth961
    @fjjcdifth961 4 ปีที่แล้ว +5

    ክኽክክክክክክክ ኤሮፓ እንተዝኮውን ሲ ሸለል ምበልኩዎ ኔረ ሓቅኺ ጋለ 😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @ftsumtesgay6107
      @ftsumtesgay6107 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክ

    • @mogosandom179
      @mogosandom179 4 ปีที่แล้ว

      @@ftsumtesgay6107 kotimatilna do haqey

    • @tesfaldetberhe3137
      @tesfaldetberhe3137 4 ปีที่แล้ว +2

      @@mogosandom179 kotimatlna tray wetifatlna ka ember wedi shukoy kkkkkkk

    • @user-uc3fv4qi5l
      @user-uc3fv4qi5l 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk

    • @fjjcdifth961
      @fjjcdifth961 4 ปีที่แล้ว

      @@mogosandom179 kotimatlkum ኣነስ እስራኤል እየ ዘለኹ

  • @user-ib1lv2ds7e
    @user-ib1lv2ds7e 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkk nay behaki ashikumuna deki Eri skorat btami xbuq srah 🇪🇷

  • @benwui4321
    @benwui4321 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Mara Entertainment very nice show

  • @efremgebrekidan6763
    @efremgebrekidan6763 3 ปีที่แล้ว

    Betamy xbuk serah mahart eya kalby nelaely abrtekum nektsru amlak edmen tenan yehabky ahwatey

  • @fnotekuluna9655
    @fnotekuluna9655 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣጆኩም ቀጽልዎ

  • @eriboy6028
    @eriboy6028 4 ปีที่แล้ว +3

    xebuq serah selamn tenan nakum dki eri xadu

  • @mariemebrahtu801
    @mariemebrahtu801 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ስራሕ

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @danielblackboy9453
    @danielblackboy9453 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome deqi halal meriet ajekum xbuq srah qexlwo amlak msakum ykun

  • @selaeri5466
    @selaeri5466 4 ปีที่แล้ว +3

    መክየፍ ፊልሚ

  • @kokobhaile2680
    @kokobhaile2680 4 ปีที่แล้ว +1

    Kef zalwa filem bhakiiii💪🇪🇷🇪🇷

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 2 ปีที่แล้ว

    waza ms qumneger azia tnead medeb...

  • @habtomgirmay687
    @habtomgirmay687 4 ปีที่แล้ว +1

    Tsibuq srah btami mehari nufat tewasati qetslwo

  • @debesaygebrhiwet6404
    @debesaygebrhiwet6404 4 ปีที่แล้ว +1

    I love you deki arey

  • @memumaeritrea5681
    @memumaeritrea5681 4 ปีที่แล้ว +3

    Kemay dikum deki erey

  • @wt7061
    @wt7061 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ መሃሪት

  • @Aewget
    @Aewget 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሐቂ ፈቴይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይ በሐቂ ንፍዐት ኩብራተይ

    • @user-jb7km2le8t
      @user-jb7km2le8t 3 ปีที่แล้ว

      💖💖💖💖💋💋💋💋💖💖💕💔💕💖💋💘❤💖💕💕💕💖💖

  • @debishgrimay683
    @debishgrimay683 4 ปีที่แล้ว +1

    enke dhan mexakumena mara zelewa kfeeee alea nic jobe .

  • @Footballworld1644
    @Footballworld1644 4 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi qumneger zelewo film qexlwo 🇪🇷

  • @mebrattewelde6277
    @mebrattewelde6277 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሃሪት ፍላም

  • @dinamehari4236
    @dinamehari4236 4 ปีที่แล้ว +3

    Wwwww it’s so nice comedy

  • @HabtomMengs
    @HabtomMengs 4 ปีที่แล้ว +1

    መደበር ጥዕና ዘይብላ ዓዲ የላን ትብሊ ሓሳዊት ኣደቢሮም ደኣ ይግበሩኪ ምስ ደራሲኪ

  • @user-xn4nq8sm6d
    @user-xn4nq8sm6d 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ገለ ኣይነት kkkkk

  • @habtombahta676
    @habtombahta676 4 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ፓሊስ ትሮቦ መጺጻ 😂😂

  • @titishow7730
    @titishow7730 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawww tsebuqe serah ❤️❤️❤️❤️

  • @philimontuemzgihagos4336
    @philimontuemzgihagos4336 4 ปีที่แล้ว

    ዋው ዝነኣድ ስራሕ እዩ ብጣዕሚ መሃሪ ስራሕ god bless u

  • @Rahiel47
    @Rahiel47 4 ปีที่แล้ว +6

    ፍትሓዊት ዝኮነት ፖሊስ !!!

  • @user-uw2zd6qm5p
    @user-uw2zd6qm5p 2 ปีที่แล้ว

    😂😂አነ አለኩ ኢመሪካ ዘይፈልጣ🤣🤣እሰከ ቀፅሉሉ

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 4 ปีที่แล้ว +1

    Haweboy Messi 😂😂😂😂😂😂😂😂👍🏽

  • @user-bx7hq1wh5l
    @user-bx7hq1wh5l 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣይ ጆን ናይሕማመይ

  • @amirkikeya882
    @amirkikeya882 4 ปีที่แล้ว

    5 marsha weskila hamiy .mara kif alwa abta nay mowdahta👌🏼👍🏼

  • @tonasirak336
    @tonasirak336 4 ปีที่แล้ว

    ክቡር ደራሲ ብርዕኻ ይሰስን ጽቡቅ ማሃሪ እዩ ብፍላይ ኣብትሕቲ ዕድመ ብዘይ ድልየተን ዓምጺጽካ መርዓ ይረአ እዩ ግን ነዚ ዓንዲ ሃገር ሓርስታይ ተማቒሉ ዝበልዕ ንኹሉ ዝኣክል ምህርቲ ዝሓፍስ ከም ሓደ ዘይፈልጥ ክብረት ዘይብሉ ገርካ ምርኣይ ኣይግድን ዳሓር ካኣ ሃገርሰብ ዘይኮነስ ሃገረ መኽሰብ እዩ ባህሉ ዘኽብር ዘበን ኣምጽኦ ዘይጥቀም

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530 4 ปีที่แล้ว

    Wey seb dekeyyyy! Tbl Radio ka weskla 😅😅😅😅😅

  • @shewitteame9895
    @shewitteame9895 4 ปีที่แล้ว +3

    Wwwwwww muqurat ftret des tblu qexlwo

    • @biniyamgere6645
      @biniyamgere6645 4 ปีที่แล้ว +1

      Wawww willkommen btami xebuk srah ajokum kexelo ekum bravtat kkkk