I believe Abiy lacks both the capacity and justification to attack Eritrea. He is currently engaged in conflicts on multiple fronts, and it would be unwise for him to initiate another war with Eritrea. Such an action seems illogical given the current circumstances.
Eziom kone eilom zxememu wey kea hluw kunetat krdiom zeykiel e u. Fedral moytu e u .mish do n Eritrea N Fano kmkto aykealen . N Hwht thti meret zesfera axwar Eritrea Serawit Eritrea e u. Ethiopia Ferisa eya
THANK YOU, Eripm, for Sharing 📻 Raena support update.
Thank you BERE as always ❤.
❤❤❤❤❤❤❤ Bereket
Great analysis bereket 🎉🎉🎉
Good job ERI PM
Thanks
Excellent
Biko you scope is deep and wied thank you for your time
Berie abo Haqi❤️
Henok and berie ❤❤❤
በርየ ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ሓሳብ።
Stbuk tentena hawu bereket & henoka 👍👍👍
Great explanation Bereket ❤
👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹
👌👌👌👌👌👌
Welcome Eripm
ሰላም ሄኖክ ምስ በረከት ነቲ ተቅርብዎ መደብ አገዳስን እዩ አብ አዲ ዘለው ዜግነትና ከም ዝከታትለዎ ብመጌሻ ዝመጹ አሕዋት ይነግሩና እዮም ጽልዋኹም አገዳሲ እዩ በርትኡ ።
Welcome Henok & Bereket
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏
💙💚💙
Always super best analysis
🌿💙🍀💙
🎉🎉🎉❤❤❤
I think Ethiopians clap their hands at any voices. They use to clap their hands dring MONGUSTU and WEYANE also
Biko my future president 💙💙
🎉🎉🎉🎉🎉
መሬት ዘይኮነ ዘድልዮ ዝነበረ ስልጣን 14 ክ/ሃገራት ክገዝእ ትምኒት ስለዝነበሮ
ሰላም እወ ሰላም ፡
ኤሪትራውያን ሰላም ሰራሕቲ ታሪኽ ኒ ዓለም ዘእርምም።
ኣይ ቅበልን ፍጹም ድሃስቲ መሰል ኣዳም ፡።
ቢ ደም ናይ መን ቲ ግሕጣ መዝ መዝቲ ፡
መጻወዲያ ኣሎ ኣብ ኩሉ ብዓቲ።
ሎሚ ኣብ ዓለም ጽባሕ ኣብ ማርስ ኩሎም ክዋኽብቲ ፡
ስነ ሓሳብ ኣይስውኣን ፡
ኤሪትራና መዔንደሪ ጎሓላሉ ኣይቲ ኾንን። !!!!!!!
ኢሂ 😂😂😂 ባራያ
ኣየ አርትራውያን ! ኢሳያስ ኣብ ቅድሚ ምሉእ ዓለም ተገቲሩ ፡ብንዕቀት ፡ ኣሽሓት ጀጋኑ ተወፊዮም ዘምጽእዋ ሃገር ፡ኣብ ልዕሊ መቓብሮም ኰይኑ ፡ ንሓደ ናይ ኢትዮጵያ መራሒ ኣብይ ኣሕመድ ፡ ነርትራ ንስኻ ትመርሓ ክብሎ እንከሎ ፡ ዘጣቓዕኩም ፡ሎሚ ኸ ኣ ክጻወት "ሉ "ዩ ከም ኡ ዝበለ 'ናበልኩም ምስምስ ' ናፈጠርኩም , ተማኻንዩሉ ኣለኹም ፡ ሚስኪን ርእዩ ዘይጸገቦም ደቁ ዝጠፍእዎ ህዝቢ ! ብዓንተቦ ዘይንታይካ ኣይናትካንዩ !
Yes Berikat
ሄኖክ ትዕግስተኛ መንእሰይ ! ተስፋ ሃገር ! ናይ ወትሩ ተኸታታሊኻ ሩባ ሰበነ
I believe Abiy lacks both the capacity and justification to attack Eritrea. He is currently engaged in conflicts on multiple fronts, and it would be unwise for him to initiate another war with Eritrea. Such an action seems illogical given the current circumstances.
The dictator of ERITREA openly in A.A he said we are One Abeye you can do anything you are our leader😂😂😂
ጽንዓት ፡ ኣብ ሓድንነት ፡
ደው በል ኒ ኹሉ ኣቃምት ነዊሕ ጠምት።
ብዓል ሓጺር ስረ ሰጋሪ ሽሕ ሞት ፡
ሓሳብ ፍጹምኣይ ስውእን ኢቲ መሪር ሓሞት ፡
ብተግባር ሕዲሪ ስውኣት። !!!!!!!
Tigray ķamo gereksiz አጢፊኢካተዮም
እሞ ንውግእ ክንዳሎዶ?
ንመነ ከትድሕን ን ስርዓት ዑቡድ ከልቢ
Temekhati
ኩሉ ዝተዛረቦ ብዛዕባ ኤረትራ እዩ ምኽንያቱ ኩናት ምስ ትግራይ ክጅምር ከሎ ከምዛ ሕጂ ዝብላ ዝነበረ ኢዩ ዝብል ነይሩ ,ስለዚ ready for war, all.of about Eritrea ,ትግረዎት እንተዘይተሓዊሶሞ ,ናይ ምዕዋቱ ተኽእሎ ክብድ ይብል እዩ ,ስለዚ እቲ ኩናት ዘይተርፍ እዩ ,ጽቡቕ ትንተና በረኸት.
Bereket mhur donqoro
Drone xre Drone ab Eritrea yelen eilka mzrabka xlei wey dnqurna e u
Drone Huti yhzwo alowu
Kemzi krkeb zeykiel gierka aytzareb.
Bial nska xolotkum Eritrea ktferis e u tmnitkum.
Eritrea n Ethiopia baela tfers zela hager aykonen n haylat Hagerat kmkt zkiel serawitn axwarn alowa.
Ethiopia n Fano keman kmkt aykeslen
1980 አቲሒ ጀበሀ ኸጢፋአ ከሎ አቲሒዞ መጣሊዒ ነይራ
ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ ከማልኦኦ ዘለውን ረቁሒታት፥
1• ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ፡ ሚድያታቶም ዘይሻራውያን ወይ ጸግዒ ናይ ዝኾነ ምንቅስቃሳት፡ ውድባት፡ውልቀ ሰባት፡ ኣውራጃ፡ ሃይማኖት ከባቢ፡ ጉጅለ ዘይሓዛ ኪኮና ይግባእ።ንዝኾነ ሰብ ብዓይኒ ሰብ ምኳኑጥራሕ፡ ብመሰልን ተፈጥሮን ማዕረኻ ምኳኑ ኣሚንካ፡ ክቡር ምኳኑ፡ ብካልኦት ድሑራት ባህርያታት ንኣብነት ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ፡ ብከባቢን ብዝምድናን ምርኣዩ ነውሪን ዘይስልጡንን ምዃኑ ክፈልጠኦን ክሰርሓሉን ይግባእ
2- ዝዓበየ ዕላማ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዓማጺ ኣሊኻ ፍትሒ ንምምጻእ ኢዩ፡ ካልእ ብጎኒ ዝምጽእ ጭለዳታት ክህሉ የብሉን፡ንኣብነት ገንዘብ ሰሪቁ፡ ደላላይ ኔሩ፡ ጓል ዓሚጹ... ወዘተ እናበልካ ንሰባት ምጽላም/ምጽራፍ ግጉይ ኮይኑ ፡ተዓሚጸ ወይ ተበዲለ ዝብል እንተሎ ከኣ ኣብ ክንዲ ናብ ተጠቀምቲ ላይቭ ማሕበራዊ ሚድያታት ዝመጽእ ናብ ቤት ፍርድን ፖሊስን ከይዱ ግቡእ ፍርዲ ክረክብ ይግባእ ። ከምዚ ንዝበለ ክሲታት ወይ ውን ማዕዳታት ብድብድቡ ማለት ሰብ ከይጠቀስካ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታ ወጺእካ ሕማቅ ባህርያቱ ምኳኑ ክዛረበሉን ማዕዳ ክወሃቦን ግን ዘሽግር ዝጽላእ ኣይኮነን፡ ምክንያቱ እዚ ሕማቅ ልምዲታት እዚ ሓደ ካብቶም ካብ ሕብረተሰብና ክውገድ ዘለዎ ባህርያታት ስለዝኾነ።
3- ኣብ ጎኒ ህግደፍ ኣለና ዝብሉ ሰባት ሳጓ ወይ ኣጸያፊ ኣስማት እናውጹኡ ኣይኮነን ዶ ንደለይቲ ፍትሒ ነቲኦም ደስ ዘይበሉዎም ብጸቶም ይጸረፉ እንተኮይኖም፡ ንሕና ደንበ ፍትሒ ከኣ ከምኣቶም ክንከውን የብልናን። ህግደፍ ዝገብሮ ንገብር እንተለና ንሕና ውን ህግደፍ ኢና ማለት ኢዩ። ቀንዲ ዓላማ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ በየናይ መንገዲ እንተከድኩ/እንተተቃለስኩ/እንተጎስጎስኩ ኢየ ምስ ህግደፍ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣሕዋትና( ዝተናገሩ፡ ዘጋገዩዎም፡ ኣብ ህልክ ዚኣተዉ..) ዝምንጥሎም ኢለን ክጉስጉሳን ክሰርሓን ኢዩ ዝግበአን።
4- ዝተፈልየ ሓሳብ/ርእይቶ ዘለዎ ደላዪ ፍትሒ ሓሳቡ ከክብራሉ ወይ ከኣ ክእረም ዘለዎ ሓሳብ እንተለዎ ኮይኑ፡ ካብ ጸርፊን ጸለመን ወጺኤን ብስነመጎታዊ/ርትዓዊ መንገዲ ነቀፌተአን ከቐምጣ ይግባእ። ጭብጢ ዘይብሉ ጸለመ፡ ምንጻል፡ ምጽራፍን ምውራድን ግን ኣይኮነን ንደለይቲ ፍትሒ ንካልእ ዝኾነ ኣካል ኣብ ኣሕበራዊ ሚድያታትና ክተርፍን ክፍንፈንን ኣለዎ። ኣብ ከምዚታት ኣድህብካ ምቅላስ ናብ ዲቕ ዝበለ ህልኽን ጽልእን ጥራሕ ኢዩ ክመርሓና ዝኽእል። ብዓቢኡ ከኣ ኣብ *ሓፈሻዊ ኣዋጃት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት* ተደንጊጉ ከም ዘሎ፡ ዝኮነ ሰብ ንደስ ዘይበሎ ሓሳብ ክቃወምን ርእይቱኡ ውን ክገልጽ መሰል ከም ዘለዎ ዘይምርሳዕ። ንኣብነት ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ውሽጡ ኮይንካ ጥራሕ ኢካ ክትነቅፎ ዘለካ፡ ምስኡ እንተዘየለካ ክትቅፍ መሰል የብልካን እትብል ሓሳብ ቡዙሓት ደልይቲ ፍትሒ ክደጋግሙዋ እትሰምዓ ኢያ። እንተኮነ ግን ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ(ኣብ ውሽጢ ብርጌድ ንሓመዱ ዘሎ፡ ሳይለንት ማጆሪቲ፡ ናይ ባዕሉ ካልእ ናይ ተቃውሞ ውድብ ዘለዎ ... ወዘተ) ሰብ ብርትዓዊን ምኽንያታዊን መንገዲ ክነቅፍን ርእይቱኡ ከቐምጥን መሰል ኣለዎ። ምሳካ ዘይሃለወሉ ምክንያት ንሓሳብካ ስለዘይቅበሎ ክኸውን ስለ ዝኽእል፡ ነከምዚኣቶም ዝበሉ ሰባት ብከመይ ቃልስካ ኣተዓራሪኻ ኢኻ ናባኻ ክስሕቦም ትኽእል ዝብል ኢዩ ኪከውን ዘለዎ ዓላማ ናይ ቃልስኻ። ብዝተረፈ ህግደፍ ንኤርትራ እንታይ ኣበርኪትካ(2% ኣይከፈልካ፡ ንደቂ ስወኣት ኣይሓገዝካን፡ ንስንኩላን ገንዘብ ኣየዋጻእካን.. ወዘተ) እናበለ ኣበይ ከም ዚኣቱ ዘይፍለጥ ገንዘብ ብዘይምሕጋዝካ ሃገርካ ይምንጥለካ እንተኮይኑ፡ ንሕና ድለይቲ ፍትሒ ውን ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ውሽጡ ኮይንካ እንተዘይኮይኑ፡ ካብኡ ወጻኢ ኮይንካ ክትነቅፍ ኣይነፍቅደልካን ኢና ዝብል ስነሓሳብ ዓመጽ ምዃኑ ተረዲእና ክንእርሞ ይግባኣና።
5- ሚድያታት ደንበ ፍትሒ ብዛዕባ ሓሳባት እምበር ብዛዕባ ካልኦት ጎድናዊ ነገራት ንኣብነት ኣብ ሂወት ውልቀ ሰባት ኣቲኻ ምዝራብ፡ ምሕማይን ምጽላምን ከወግዳ ኣለውን። ኣብ ሚድያ ክንዮ ፖለቲካዊ ሓሳባትካን ርእይቶኻን ካልእ ፐርሰናል ኣሳሲኔሽ ወይ ኣብ ናይ ውልቀሰባትን ስድራቤቶምን ሂወት ኣቲኻ ዘድሊን ዘየድሊን ምዝራብ ተቀባልነትካ ባይታ ዘዝብጥ ምኳኑን፡ ብሓፈሹኡ ከኣ ንደንበ ፍትሒ ሰብ ከም ዘይዓስሎ ዝገብር ምኹኑን ተቃለስቲ ፍትሒ ክንፈልጥ ይግባእ።
6- ከም ዝፍለጥ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሓደ ሰብ ተኸሲሱ ኣብ ትሕቲ ሕጊ እንተቀሪቡ፡ ዋላ ውን ጠበቓ ክቖጽር ዓቅሚ ኣብ ዘይብሉ እዋን ይኩን፡ ሕጊ መታን ከይብደል ተባሂሉ በዘን ሃገራት ተኸሳሲ ጠበቓ ከም ዝቖጽሩሉ ዝፍለጥ ኢዩ። ኣብ ደንበ ፍትሒ ዘለዋና ሚድያታት ውን ብተማሳሳሊ ፡ንኣብነት ንሓደ ንቃለመሕትት ዝዓደምኦ ጋሻ ፡ ኣብ ቃለመሓትቱ ውልቀሰባት ፡ ውድባት ፡ ምንቅስቃሳት ወዘተ እናልዓለ/እናጠቐሰ እንተጸሪፉ/እንተኣጸሊሙ ብቀድምነት ካብ ዘይእሩም ቋንቋ ምዝራብ ክእለ ክነግሮኦ፡ ከም ተወሳኺ ከኣ ፍትሒ መታን ከይብደል ወከልቲ ናይቲ ዝጸለመ ውልቀሰብ ወይ ውድብ... ወዘተ ኮይነን ብ ፎሎው ኣብ ክንዲቲ ዝተላዕለ ወይ ዝጸለመ ኮይነን ክሓተኦ ይግባእ።
Staus quo ante - ቅድም ዝነበረ ኩነታት
Russia
👍👍👍👍🩵🩵🩵🩵🩵
ተ ሓ ኤ (ጀብሃ ) ኣብ 1981 ካብ ሜዳ ምስ ወጸት ፡ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንባድመ ን4 ዓመት ኣ ኣ ሃዱኡ ሒዙ ድሕሪ ምጽናሕ ፡ኢሳያስ ፡ንጀነራል ተኸስተ ካብቲ ቦታ ልቐቕ ንወያነ ኣረክቦምዝብል ትእዛዝ ምስ ሃቦ ፡ ብግዲ ከምዝለቐቐ ባዕሉ ጀነራል ኣብ ሓደ እዋን ነጊሩና ፡ ኢሳያስ ናይ ርሑቕ መደቡ ፡ ከም ካሽሚር ክጥቀመላ ፡ ከም ዝሓሰበ ኣብ 1998 ተረጋግጹ,።
ደረት ኤሬትራን ኢትዮጰያን ብናይ algeria's ስምምዕ ክሳብ ዝጥረር ከምዚ ዓይነት ምፍርራሕ ከነደቅሶን ከምኡ ድማ ናይ ውሽጣዊ ፖሎቲካና ከነቶክር እንታይ ክገብር አለዎ። በወገነይ ደለይቲ ፍትሒ ብዛዕባ ጥረራ ከነዋግሖ ክጉስጉስ አዎ።
Eway niskatkums Eritrawyan dikum kitbehalu bejeka nEsias mixraf wala hanti kumneger yebilkumn hasewti
abi ne tigray kewera kelo wun bekemzi endabele eu jemrwo ab tplf zelo hekutkut wun nazi teki eu eti hade group mes abi eti hade kea mes esayas wegnu
🐌✅✅✅✅✅👍🏽
Tsbuk tntena kuvur haw Berket ! Ab eritra zelo shigr kftah tekoynu eti tmkhtjahran eritrawi ksbern ksaarn alowo nmntay ekum tshakelu hgdef khrem alewo hadiue eti hzbi khasb kegeddo eyu ezi hayli kemue elu knebr entekielu gn kemue elkum bzaeba kneshrif knebr ena
ትኽክል ኣለኻ ሄኖክ፥ ዶር. ገርግስ ሚኒስተር ንግዲ ዓቢ ጋቢ ኣለዎ ኣብቲ ኦፊስ ንዕኡ ተጎልቢቡ በጥ ኢሉ ኢዩ ዝድቕስ::
ኢሳያስን ጣሊባንን ዝፈላሊዮም ግለጽ ?
ምቁልል ኣዘራርባን ርድኢትን ታንክስ ሄኖጋ ን ፍላስፋ ዮስፍ ገብርሂወት ክኣ ዓድመልና፣ ደሳለ በረኸት እዉን ኣሎ ንፉዓት ተንተንቲ ፖሎቲካ።
ፍናን ኣብ ድኣ ተጣባቂ ናይ ትግራይ እንድዩ ኣነ መንነተይ ትግራይ እየ እንድዩ ዝብል ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል የለን ኤዩ ዝብል
ኤርትራ ከም ናይ ብዙሓት መንነት ዘሎዎም ሃገር ከም ሙኳና ንኩልና ሓደ ዓይነት መንነትን ባህልን ኣሎና ክትብል ኣይከኣን ኢዩ ሰሊ መንነት ይኩን ባህክን ልምን እቶም ትግሪኛ ዝያዳ ምስ ተጋሩ ቅርበት ዘሎና። ብዜግነት ወይ ኣብ ኤርትራ ዘሎና ብጽሒት ግን እቶም ኣብ ኤርትራ ዘሎዉ ካልኦት ቢሔራት ይቀርቡና።ብዙሕ ምክብባድ ኣየድልዮን ኢዩ።
እወ ተጣባቒ ትግራይ እዩ ከምቲ ንስካ ተጣባቒ PP ዝነበርካ። እንታይ ሓበጠካ ነዓካ፧
ከም ዲላይካ ኢቶ ካባይ ፍቃድ አይዲሊየካ ኢት ። ኡሳያስ
ኣንቶም ሰባት ካልእ ድላይኹም ተዛረቡ ፡ ግን ሰራዊታ ዕጥቂ የብሉን ፡ ንሥሕል ይሃድም ኣሎ፡ እናበልኹም
ሕልና ህዝቢ ኤርትራ ኣይትስብሩ
ዓቢይ ኣሕመድ ዝተዛረቡ ክትትርጉሙ ኣይትርሃጹ ። እዚ ሃጠውቀጠው እዩ ።
Kindey kintalel bhgdef izi aremen shifta
Eziom kone eilom zxememu wey kea hluw kunetat krdiom zeykiel e u.
Fedral moytu e u .mish do n Eritrea N Fano kmkto aykealen . N Hwht thti meret zesfera axwar Eritrea Serawit Eritrea e u.
Ethiopia Ferisa eya
@G : ኤርትራ ፈሪሳ ማለትካ ዲዩ 70ሽህ ወታደር ቁማር ተበሊኡ ነዛ ዝእረቁ😢😢😂
😂😂😂😂😂
Bull sheet you look like defense minister of eritrea shame when you said don't have drones you will see what is going to happen in Ethiopia AGAME
Tequanazikum ember aby denguykum kunat mgbar.
መቸስ ትምኒትኩም ኣይትኸውንንያ ብጫ!
emo eziy kulu nay tigray kunat da be nay men weapons yewagu nerom
ሐሳዊቲ ሰረቅቲ
❤❤❤❤❤