Tadese Desta Fisto (ኣነ ሓጎስ) - Ntehababer - ንተሓባበር New Ethiopian Tigrigna Music 2020
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
- Tadese Desta Fisto (ኣነ ሓጎስ) - Ntehababer - ንተሓባበር New Ethiopian Tigrigna Music 2020 ( Official Music Video )
Tadese Desta (Fisto Mekelle)
#እምበይተይ_ከማዓላ
#EmbeyteyKemeala
#TaddeseDesta
#Meekelle
============================
For more videos Subscribe here Hello G Music
#HelloGMusic #HelloGTigrigna #NewMusic #TigrignaMusic
#HelloGEntertainment
#TigrayMusic
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2022 Hello G Entertainment
ተሓባቢርና ነጥፍእ ግዕዝይና
ታዴ ጅግና ካብ እምበይተይ ከማዓላ ላብ ንተሓባበር ያዒስ ፊስቶ መቐለና ፍትውትው ኢና ናብለካ
ኣሰይይይይ 💪👍💪👍
ትግራይ ዓደይ ተሓበኒ ብደቅኺ💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣጀኹም እወ ደስ ባሃልቲ ምትሕብባር ፅቡቅ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️💛💛💛💛💛
ኣበይ ኣለኹም ተጋሩና ላይክ ሼር ኣይተውሕድሉ ኣብ ሰማንያታት ዕድመ ኾይኑ እዩ ይደርፍ ሎ
ትክክል 💔💔💔💝💝💝💝💝💝💝💝
❤❤❤❤❤❤100%
ያ ኣይነውሕደሎም
i guess Im kinda randomly asking but do anybody know a good place to stream newly released series online ?
@Angelo Rocco I would suggest Flixzone. You can find it by googling =)
ዕልልልልልልልልልልልልል
ዕልሎልልልልልልልልልልሎ
ዐ
ዉልልልልልልልልልልልልልል
ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋኒ ላዪክ ኣይተውሕድሉ
ኣይ ናይ ቀደም ሰብስ ኣበይ ይርከብ ዋላ እቲ ደርፎም ብሓቂ ጥዑም ርግእ ዝበለ ❤❤❤
አሰይ ጅግና አባ ትግራይና ኩራዓትና 💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤😍😍😍😘😘😘
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ብደቃ ተሓበን❤️❤️❤️❤️❤️🌺🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ባባዬ ብዙሕ ዕድመ ጥዕና ይሃበልና ሕቡን ኣቦ💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ayekum ayekum ye deki Tigray dikum ye. Love it.
ደቅ ትግራይ ዓደይ ኣጆና ነተባባዓዮ ልዙ ክቡር ኣያና ኣብ ዕቤት ዕድመ ኮይኑ እዩ ዝደርፍሎ ሞራል ንሃቦ
እነበይተይ ከምኡ እውን ኣባሕጎይ/ኣቦጎይታናይ ይበል መንእሰይ ትግራይ
ማንነቱ መርማራይ
ሓደራኻ ትውልዲ ትግራይ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣበዋንይ ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ ዓደይ 💛❤️💛❤️
ጅግና ባዓል ስረ 🌻🌻🌻🌻💋💋💋💋💋💋💖💖💖💔💔💘💘💘💘🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💋💋💋💗💗❤❤💋💋🌻🌻💚💚💚🌷🌷🌷🌷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💘💘👄👄👄👄👄👄👄💔💔💔💖💖❤❤💗💗💋💋🌻🌻
Tigray adey ILovey 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪👈
እሰይ ደቂ ዓደይ ሽኮራት ሓቅኻ ተሓቢብርና ነልምዕያ ትግራይ ዓድና።
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ 💊💊💊💊❤❤❤❤💖💖💖💘💘💘
Ewe ntehababer deky tgray adey mearey 🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ሸር እንዳልና ነተባብዓዮም
እዋይ ኣንበሳ ወዲ ሓርማዝ ወድዞም ጀጋኑ ደርፍኻ ክጥዕም ክምቅር ማዓት ንትግራይና ኩልና ንረባረበላ ሓደራ ደቂ ዓበይቲ ማዓር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
እሰይይይይይ ትግራይ ዓደይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኣብ ስደት ዘለና ውን ስደትኒ የሕፅረልና ኣምላክ🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🕊🕊🕊🕊🕊🕊💖💝💕💝💝💖💖💝💕🌸🌼🌻🌷💐🌺🥀🌺🥀🌹🌸🌼🌻
ትግራይ ዓደይ ከመይ ድየ ዝሕበን ዝኮርዕ 💔💔💝💝💔💔💔💔💔💔
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ
Aykum aykum tigray bahafesha 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪
ዋዉ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ፅርይቲ ደርፊ
Wawewww btaemi des zbl muziqa
ኣጆኩም ደቂ ትግራይ ባሓፈሻ
ኣየኹምየ ኣየኹም ኣየኹምየ ደቅ💗 ትግራይ💗 ድኹምየ እልልል💚💚💚💚💚💚
ኣነስ ብታሕጋስ ክመዉት እለ እንኳዕ ጋል ትግራይ ከንኩ
ትግራይ ዓድና ንቅድሚት
ሽሽዋ ብጥስዕሚ ፁቡቕ ግጥሚ ዜማይ እዩ ደሰሰ ባሃሊ ኣዮኹ በርትዑ ፊስቶ መቐለ ልዋ ልዋ ሽሽዋ
አሰይይይይ
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
🌻🌻 መልካም 🌻🌻️
🌻🌻 አዲስ 🌻🌻
🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️
🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻
🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
Yessssss Tigrya Adoya Adi Jegna
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ንኣቦና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ባባ ታደሰ
ዋው ለይረእኹዋ ቃነየ ደሰ ትብል ደርፊ ❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️💞💞💞 አቦና ዕደመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏🙏🙏
ትግራይ,ዓደይ,ዓምብብለይ
ኣሰይይ ደቂ ትግራይ
ታዴ ጅግና
ዋውውውውውውው ደስ ዝብል ደቅይ ትግራይ ዓደይ ንበርለይ ክበርለይ ኣሰይ
Wawwwwwwwwwww jgna wedi tgrya💪💪💪💪💪💪💪💪💖💖💖💖💖💖💖
ዋውውውው እሰይይይይ ስስስስ እኮ በሉኩ መዳመይ እስካብ ትመፅእ እሰይ እንኳዕ ትግራወይቲ ኮንኩ (ግን ኩለን ከተማታት ፀዉዕካ ኣክሱም ረስዕካያ )
ፀዊዒዋ እዩ
አረ ፀዊዑ እዩ ደጊምኪ ስምዕያ
ታደሰ ፊስቶ ኣድባር ትግራይ ዕድመ ምሰ ጥዕና ኹቡር ኣቦና ❤❤❤❤❤❤
ኣታ ጅግና ትግራዋይ
Wewwww 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇻🇳😍👈💪
ታዴ ጅግና ክብሪ ይግበኣካ
Jigna wenam adu zifetu tigraway
ዋው ብጣዕሚ ፁቡቅ ደስ ይብል አጀኩም ናይና።
ዋዉ ብጣዕሚ ፉሉይ ድምፂ
ትግራይና ወርቂ
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለና ፈጣሪ ኩቡር ኣያና✊ 🇻🇳💗💗💗💗
ኣስይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ላይክ
እሰይ ደስ ክብሉ ዋው
Lalo ye Lalo tigray kuhlo wey yessss tigray adi jekanu elellelellellelellelellele
ተጋሩ 😍😍😍😍😍💝💝💝
እሳእያ ተመልከዐልና ምትሕብባሪና አዕዊትና እዩ አጀና
እሰይይይይ ኣታ እዚ ሰደት ዝብልዎ ማዓዝ እዩ ዝሰደና ብናፍቆት ዓድና ኮ ሞትና ብዝኾነ ኣብ ጎድንኹም ኣለና ደቂ ትግራይ ዓደይ💪💪💪💖💖💖💖💋💋💋💋💋😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘
እልል ላሎ ላሎየ ላሎ 💗ትግራይ💗 ኩሑሎ።
Esye esye esye 😘😍
aseyyyy baba tedeye edemien T einane y ehbkuem fetrei❤❤💕💕💕
የዕስ ይበል ድምፂ ኣጆካ ኣለና ኣብ ጎንካ ሲስ እምበይ ትግራይ ንቅድሚት
ጀጋናና ዓደመይ ጥዓናይ ይሃብካ😘😘😘😘😍😍❤😍
ትግራይ ትለምለም!!
እልልልልልልልልልልል
ይበል ይበል ካብ ጥንቱ ዝተሓባበሩ እዮም
ሐጂ እውን ኣለናለኪ ተሓባብርናለኪ
Edmen tienan ne Tadesse Fisto.
ትግራይ ትዕወት
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ❤💛❤🌼🌻🌻🌻
ኣታ ዕልል ኣታ ዕልል ኣታ ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
Esey
Wawww
ayukum nitahababer
ጅግና
ዕድመ ይሃብኩም ክቡር ኣያና💕💕💕💕
ተጋሩና ላይክ ሼር ኣይተውሕድሉ ኣብ ሰማንያታት ዕድመ ኾይኑ እዩ ይደርፍ ሎ
Wowwwwwww♥♥♥♥♥
🙏🙏🙏❤️💛❤️
Ewo deky 70 edret
Fasito mekelle I love u
Entay dea sheraro zeyblki
💚💚💚💚💚💚💚💚💚ዕልልልልልልል
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
nice
Waaaaww
Aseyyyyyyyyyyyyyy💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Awlaelo ke antawedi?
አስይይይይይይይ ጀግናን
Wowwww
🥰🥰🥰🥰🥰🥰አዮና🤲
ኣጅኩም♥♥
Tade💘💘
ፅበቁ ሰራሕ
💛💛❤❤
እዘን ኣብ መሬት እኽለን ጌረን ጨርቂ ኣንፂፈን ዝንግዳ ነጋዶ ዓድና በጃኻትኩም እባ ንሓግዘን ፅቡቕ መቕመጢ ሸቐጠን ዝኾን ብዕንጨይቲ ዝተሰርሐ ጣውላ መሳሊ ወይ ክዓ ብጎማ ላስቲኽ ኣስሪሕና ኣከፋፊልና ንሃበን ኣብ መሬት ካብ ዝገብራኦ ኣብ መቕጢ ዝኾነ መኸልከሊ ፅላል መሳሊ ካብ ማይን ካብ ፅሓይ ባርዕ መከላኸሊ ዝኾን ዝኾነ ዝተሓሓዘ መስርሒ ተንሰርሐለን ክንደይ ምፀበቐ ነይሩ
ክሻዕ ሕጂ ለውጢ ዘይረኸባ ኣብ መሬት ዘርጊሐን ይሽቅጣ ኣለዋ ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ መንግስቲ ብዛዕባ እዙይ ተዝሓስበሉ ፅቡቕ ነይሩ ዓድና እናፀበቐት እናማዕረገት እያ ክትከድ ዘለዋ በጃኹም ተጋሩ ነዚ ዛዕባ ተገዲስና ኩላትና ንረባረበሉ ንታሓጋገዝ ክብል እፈቱ ምቁራተይ ደቂ ፍቕሪ ዓዲ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼
♥♥♥♥♥♥♥♥ ኣቦይ ማዓረይ♥♥♥♥
ኣዬኹም ናይና 💛❤👌💪✊🙏💙
🌻🌻🌼🌼🌻🌻🌼🌼🌻🌻
🌻🌻🌼 ተጋሩዋኒ 🌼🌸🏵🏵
🌸🏵🌹 ር ሑ ስ 🌷💐🏵🌼
🏵🌼🌻 ሓድሽ 🌻🌼🌻🌸
🌼🌷🌹 ዓመት 🌷🌹🌸🌼
🌻🌼🏵🌻🌼🏵🌻🌼🏵🌼
ውውውውውው
Knelma ena Ajona ztselmat Euzuy
Bhade koyna nhlfo kwegh eyu😭😭
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
♥♥♥